My dear Tewede, you're our hero. My heart was broken when I saw you being emotional. My heart is bleeding with sadness. 😢😢😢 Those who betrayed Tigray who are working with our enemies are giving you undeserved names. Those who have betrayed Tigray only care about themselves. They sold Tigray to our genociders, and they wanted us to bow down to be slave. They are working to dismantle Tigray as they vowed to wipe out Tigrayans 😢😢😢 Please our Tigray generals and TDF stay strong to protect our people. May God bless you and protect you Tewede.
Thisdiscussionchange TosolveproblemThe problem of Was Already pureor Accusation of power,so All people who live In Tigray and outside fight to protect security of it's peoplewisely.
You are so right it is not the weakness of the robbery of Tegaru daddy, you are talking about you are talking about solutions unlike us Eritreans we don’t talk about it. We have four or five people that run the country. I wish we will be like you to talk about our problems 10 years from now.. that would be a successful we Eritreans. We are the most corrupted led by only a few, but we’ll get there by taking lessons from you.. that’s why they don’t want you around that way you’re gonna be an example for us. They don’t want your success.
Good presentation in principle, but the limitation of the presenter is focusing on defending the "blackmailed" or "suspected" of "corrupted" military officials.Because they are capable of defending themselves and the military squads they lead
ጅግና ወዲ ጅግና ትግራይ ጽኑዓትን እሙናትን ትግራውነቶም ዘይክሕዱን ዘይጠልሙን ጀጋኑ አብ ዓላመኦም ደው ዝበሉ ደቂ አለውዋ ክንድሕንውን ኢና
ኣይተ ጌታቸዉ ረደን ጀ/ፃድቃን እዩም ናብ PP ተጸጊዖም ዓዲ ትግራይ የጥፍእዋ ኣሎዉ.❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እኒ ደብረፅዮን ከ ቤተክርስትያን ድዪም ተሳሊሞም መፂኦም ኮይኖም ለይስልጣን ልመና
ችዲ ወዲ ሰበይቲ ቆማል ጌታቸው ስብኣይ እዩ ወዲ ሰታይ ደም
ብልፅግና አይኮኑን
አታ ረሳሕ ናኣብይ ናለመነ ዝዉዕል ዘሎ መን ድዩ ቆማል ብስንኪ ደብረፅዯን ከማኺ አጣቓዕን ትግራይ ሰላም ስእና ብምልየናት ወጣት አርግፉ አዴታት አብኽዩ 😢😢
@@nigushindeya ንስኻኸ ሰብኣይ ድዩ ጠኒሱካ?አዶ የብልካን ድማ ጌታቸው ከዳዕ ጆኖሳይደር ዝሰደደ ጨፍጨፍቲ ትግራይስ ሰብኣይ እንታይ ስለዝገበረ ዓዲ ስለዝሸጠ ብልፅግና ስለዝኾነ ትግራይ ዝኻደ አብቀረባ ክዋረድ እዩ።ምፅራፍ ድማ ናይ ሕማቕ ምልክት እዩ።
ጅግና ኣያ❤❤❤
ሕማም ትግራይ መራሕትና እዮም ።
ተባረክ ዓቅሚ ማለት ከምዚ እዩ ብትንትን አብሉ ዘረድእ እኒ ገታቸዉ ግን አብ ሃለውለው ይውዕሉ
@@Berihe ሂበይ ምስ ሓለፈት መደረጋሕ ይብሉ ወለዲ ። ምስ አወዳአኩምናስ ሕጂ ሃተፍተፍ
ትግራይ ሰብ ኣለዋ የቐንየለን ደስ ዝብል መፅናዕታዊ ፅሑፍ።
ፀላዒኻ ይንባዕ ጀግና💕
ሰይጣንስያ ከምስል የእዊ፣ ቀዳማይ human trafficking ዝሰርሕ፣ ተጋሩ ዝሸይጥ፣ ኢንግላንድ፣ ኖርወይ፣ ኔዘርላንድስ ዝደልይኦ ሌባ እዩ ኮሎኔል ተወልደ፣ ዓይኒ ከዳዕ ነባዕ👏
ንባዓል ተወልደ ንባዓል ምግበይ ንባዓል ዮሃንስ መዲድ ናብ ቅድሚት ይምጹኡ
Tewlde is a bright minded person rich in critical thinking.
ኣንታ ጅግናፀላኢካ ይንባዕ ህዝቢ ትግራይ ኣብጓንካ እዩ ግን ፀላኢካ ይንባዕ።
ፍትሒ ሰላምን ንህዝቢ ትግራይ
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Excellent discussion. Thank you so much for your service. Tigray will prevail. It is a matter of time.
እወ ወደይ ነዚ ጅግና ተጋደላይስ ብሃደምቲ እንትፅረፍ
ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን ተጋሩ መጀመርታ ሓደ ርግራውነት ሃገራዊ መንነት ዝፈጥሩ ሰባት ከም በዓል መሓሪ የውሃንስን መምህር ኣብረሃን ናትናኤል ኣስመላሽን ሰባት ፍጠሩ እቲ ህዝቢ ግን ብጣዕሚ የሕዝነካ።እዛ ናይ ሓባ ዓጽሙ መደብ ናይ 2025 ግን ተስፋ ኣለዋ ትግራዋይ ሰብ እንተረኺባ ኣዳልዩ ደኣ ይህሉ እዩ ሓባ ዓጽሙ እምበር።
ጅግና ብዓል ፍሉይ ዓቕሚ ኣጆኹም ቀጥ ኣቢልኩም ሓዝዋ ትግራይ ክትትስእ እያ።
በዓል ፍሉይ ዓቅሚ ፍሉይ ሰብ።
ሓቅኻ ናይ ትግራይ ነገር የብኪ፣ የሕፍር የሕዝን።
ከም ፍርደይ ተወልደ እግዚኣብሄር ዝላኣኾ ንህዝቢ ትግራይ ከድሕን ዝተላእከ እዩ:: እግዚኣብሄር ይባርኮ ::
ዕድመ ይሃብካ
ትግራይ አብ ትሕቲ ቲዲኤፋ ትእቶ
ብሐድሽ ስርዓት ይመስረት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤እምበር ጅግና ፀገም ትግራይና ተፈቲሑ ንምርኣይ የብቀዐና❤
Thanks 🙏
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ተወልደ ጅግና ወዲ ህዝቢ አይዞኻ ክሐልፍ ዩ
ጌታቸው ግን አይፈልጦን ንምኮኑ ስብ ድዩ በበይስ ከምዝይ ትኮኑ አላ አይብልን ምንራሕ አይመርህን እንዳአሪቃ ይውእል ልቀቅ አለቅን ፀላእትና ጌታቸውን ጻድቃን ህዞም ትግራይ ከጥፍእዋ እዬም ግን እትንምኮሆሉ ሠራዎት ግን ተስፈና ንሰካ እካ ካብዝጉድ አውጽአና መዋረድይ ትግራይ ጌታቸው አውርድና ፡፡
My dear Tewede, you're our hero. My heart was broken when I saw you being emotional. My heart is bleeding with sadness. 😢😢😢
Those who betrayed Tigray who are working with our enemies are giving you undeserved names.
Those who have betrayed Tigray only care about themselves.
They sold Tigray to our genociders, and they wanted us to bow down to be slave. They are working to dismantle Tigray as they vowed to wipe out Tigrayans 😢😢😢
Please our Tigray generals and TDF stay strong to protect our people. May God bless you and protect you Tewede.
Great job
ናይቲ ስርዓታው ግዕዝይና ምክንያት ዝኾኑ ኣካላት ብግለሰብ ደረጃ ናፀራሕኹም ቶግ ዘይተብልዎ
ጀግና ወዲ ህዝቢ አየኻ ክንድሕን ኢና
ፅቡ ቕ ጌርካ ገሊፅካዮ 🙏🙏🙏
Focus on solution than over killing the problems.
ጀጋኑና ኣጆኹም ኩሉ ህዝቢ ኣብ ጎንኹምዩ እዞም በላዕቲንኸብዶሞ ጥራይ ዝሓስቡ ደናቁርንትግራዉነቶም ሞንም ዘይኮነ ስልጣን ሒዝካ ከመይ ጌርካ ትብለጽ ዝሓስቡከብዴማትን ጽግዕተኛታትን ጫውጫው እንትብሉብዙሓት ስለዝመስሉን ገለ ገርህታትን ስለዘዳናግሩ ጥራዩ ግን ሓደ ነገር ኣብትግራይ ሰብ ናብ ስልጣን ክመጽእ እንከሎ ብቅዓቱን ስነምግባሩን ዝተመረጸ ክኸውን ከምዘለዎን ኣብ ግምት ክነእትዎ ኣለና ምኽንያቱ ደንቆሮን ስነምግባር ዘይብሉን ነታ ዓዲውን ንዑኡ የምስላሞ ሕሰብ ክሽገር ይገብር
ጅግና ሓደ ዞባ ሙሉእ ጅሆ ሒዙ ወርቂ ኣይዘርፍን:: ባዕሉ ለይባ ኣብ ቅድሚኡ ካሊእ ሌባ ኮፍ ኣቢሉ ከምስል ብዛዕባ ለይብነት ክዛረብ ኣይኽእልን:: እቲ ህዝብን ሰራዊትን ኩሉ ይፈልጥ እዩ ንሰራዊትን ህዝብን ንምልዓል ናይ ሓርገፅ ንብዓት ምንባዕ ረብሓ የብሉን:: ብቤላ ቤሎ ዝፈልጠን ቅንጥብጣብ ቃላት ከም ፈላጥ ክዛረብን ዝፍትን ደፋር ዶንቆሮ:: ብናይ ወታደር ደሞዝ ህንፃ ዝሰርሐ ርሂፁ ሓዳሪ ዶ ክንብሎ?
ፈሲ .ል ግደፍ እንዶ ኩነታት ተረዳእ
ንስኻ ብዛዕባ ትግራይ አይግዳድካን
እምኒ ዘይብሉ ቆሎ ኮይኑለይ ኢልካ ተሐጊስካ አለኻ ፋሲል ግን ተጋሩ ኢና ምስእግዚአብሔር ኬና ክንፈትሖ ኢና ፋሲላት ዘይፀለመ ጀግንነት የብልኩምን።
Im proud of you all Our Heroes🙏
ሕደጉንዶ ኣሕዋት!
ዘይብሱል ዘረባን ፀርፍን፣ ዘይተረጋገፀ ሓበሬታን መፀለምታን ኣፋላላይና ከግፍሕ፣እዋን ንፀገማታ ፍታሕ ምምፃእ ዘናውሕ ኢሉውን ንሕልውናና ናብ ዝበኣሰ ሓደጋ ዘምርሕ እንተዘይኮይኑ ካሊእ ቁም ነገር የብሉን።
ትሕዝቶ እዛ ብኮለኔል ተወልደ ዝቐረበት መፅናዕቲ ኣዝያ ፅብቕቲ እያ። ንረብሓ ትግራይ ዝሓስብ ኩሉ ዝጎደላ እንተልዩዎ ኣብ ምምላእዶ ኣድህቡ። ከም ሰብ ብጭቡጥ ዝፍለጥ ጎደሎታት እንተልዩዎ
ኣብዝግበኦ ቦታን እዎንን ኣቕርቡዎ፣ ንምንታይ ንፅቡቕ ደኺሙን ፅዒሩን ዘቕረቦ፣ እሞኸዓ ዘገማት ትግራይ ንምፍታሕ ኣብዝግበር ፃዕሪ ሓደ ክስራሕ ዝግበኦን ሓጋዚ ዝኾነን ፍፃመ ንምንእኣስ ንፍትን?
“You cannot solve a problem with the same mind that created it.”
Albert Einstein
ነቲ ሽግር ዝፈጠረ ኣእምሮ መፍትሒ ክኸውን ኣይክኣልን።
ተወልደ ጀግናን በሊሕ መራሒና 🫡🫡
ሕማም ትግራይ እማ መራሕታ ኢዮም ደቃ ሃፍታ ጥርት ኹሉ ተፈጥራዊ ፀጋታታ ናብ ስልጣን ምስ እብ ፀሓቶም ብረሃፅን ደምን መጉዳእቲእካል ድቃን ብቲኹቡር መስዋእቲደቃን ካብ ብዙሕ ሓደጋታት ወፅዮም ስልጣን ምስ ሕዝብ እቲናይትግራይን ህዝባን መድሕን ዝኾነ ኣጀዳታት ዓፂፎምም ናይ ውልቅ ረብሐኦም ዘቀፅል ኣጀንዳታት ኸፊቶም ብኸባቢ ጥጎጥ መቃቂሎ ምስ ፀላእቲመኺሮምን ሸሪሖምን እታ ዝተረፈት ትግራይ ውን ንቀተልትናን ሓረድትናን መሊኦም ኸርክብዋ ምእንታን ነንባዕልና ከባልዑና ወግሐ ፀብ ሐ መንእስይ ክዕምፅ ዕግርግር ክፈጥር ኣብመድረኻት እብ ዪቱባ እብ ሚድያታት እዕንትፅውዑ ንስምዕን ንሪኢ ኣለና እዞም ሰባት ትግራይ ላኣላዊ ግዝኣኣታታ ኽምልሱን እቶም ተመዛበልቲ ደቃ🎉 ናብዓዶም ብቁልጡፍ ክምልሱ ዉሽጣዊ ስለምን ፀጥታኣን ሓልዮም ድሕንነት ደቃክሕልውላ ናይ ኹሎም ቀዳምነታት ቀዳነት ሂቦም ብቁልጡፍ ክፍፅሙ ኸፈፁሙላ ኢላ ዝላኣኸቶም መድረኻት እንታይዶ እንዳበ ሉ ፍታሕ 47:47 48:02 😢 ዘይምፅኡእንኪሊላት እንዳብዘሑ እትም ምሩፃት ተመዛበልቲ ደቃ እብ ስደት ብጥምየት ብሕማም ንኽውድኡ እቶም ግዝኣታታዉንፀላእታ ንሓዋሩክንውንንወንዕድል ሂቦሞም ይርከቡ ስቃይ ህዝባ እንዳናውሑ ይርከቡ ስለዚ ሕማማ መራሕታ ኢዮም
ኣብ ዝኩሉ ሽግር ኣብጺሑኩም ዘሎ ንጹር ዘይኮነ ስትራተጂ ብፍላይ ኣብ ርእሲ ህዝቢ ኤርትራ ዝተኸተልክሞ ጉግይ ፖሊሲ ተመሊሱ ንርእስኩም ኣዕኒኩም። እዚ ኹሉ ዝበልካዮ ሽግር ናብ ኤርትራ ክትእትውዎ ክንደይ ገንዘብ መዊልክምሉ ግን ኣይሰርሐን ማስጣ ህዝቢ ኤርትራ ሚሽኪናይ ህዝቢ ይፍደዮ እንበር ንስኩም ድኣ እንታይ ከይየትኾኑ። ህጻዉንቲ ኣህሊቁም ካብዞም ወወጺኹም ሰበኻ ናይ ኣቅሽቲ ዝመስል መደርቲ መሪሒነት እየ ትብል ደኣ መን ጎዲሉ ኩሉኹም ምሉቅሉቅ ትብሉ ኣለኹም።
እዚ ትብሎ ዘለኻ ሃለውለው ኢዩ፡፡ ቅድሚ 20 ዓመት ውዕል ኣልጀርስ ኣተግቢርኩም ከተድሕንዎ ዝግበኣኩም ህዝቢ ኣብ ዕንደራ ጸኒሕኩም፡ ሕጂ ውን ንዓኣ ኣተግቢርኩም ብሰሜንኩም ቀሲንኩም ብደቡብኩም ከይትራግሑ ኣብታ ውሽጢ ዕጽዋይ ክባይ ትብልዋ ዕንይንይ ተንብሩዎ ኣለኹም ንህዝብኹም። ንስኻ ንባዕልኻ ካብቶም ቀንዲ corrupted እንዲኻ እዞም ኩሎም ኤርትራውያን ህጻውንቲ ናይ ትግራይ ታሴራ ተሰሪሑሎም ካብ መቐለ ኤየርፖርት ኣየር ተሰቒሎም ኣብ ቦሌ ኣየርፖርት ዝወርዱ ዘለዉ፡ ሓላፊ ጸጥታን ድሕነትን ኮይንካ ነዚ ኣይትፈልጥን ማለት ዲዩ፡ ተወልደ ዕንበብ ሰራቒ! 39:05 39:05
ፀላኢኻ ይንባዕ አያና
❤❤❤
ናይ ትግራይ ሕማም ህፅር ዝበለ መልሲ TPLF እዩ ላዕልን ታህትን አይትበሉ
እሞ እናተፃረፍና ዲና ሕወሕት ነውርዳ?አብ ሐሳብ ነተኩር ካብኡ መፍትሒ ነቀምጥ።
አቱም ወታደራት በይዛኹም ዶይ እዚ ብዕራይ ዓድና አውርድኩም እቲ፡ስልጣን ተቆፃፅርኹም ናብ መረፃ ውሰዱናን ቅድሚ ምጥፋእና ፡እንድዕ ዘይአስተውዕልና ከምዘረኣ ያቆብ ዝባኣሰ ክበፅሐና እዩ
ትግራይ ናብ ዝነበረቶ ንክትምለስ ነዞም ዘለዉ መራሕቲ ኣሊካ ብወተሃደራዊ ሓይሊ ደይቡ ከሰጋግራ ምካኣለ።
@@berihufitwi-n7f መን?
Brilliant presentation 👌🏾👏🏾👏🏾👏🏾
ሓሰውቲ። “ስውኣትና ንዘክር” “ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን . . .” ብተግባር የለን። ኣብቲ 27 ዓመታት ኣብ ስርቂን ኣብ ሃረፍረፍ ዝነበሩ ሕዝውን መፍትሕ ኣባና እዩ ይብሉና ኣለዉ። leave alone the people.
Thisdiscussionchange
TosolveproblemThe problem of Was
Already pureor
Accusation of power,so
All people who live In
Tigray and outside fight to protect security of it's peoplewisely.
ኡዋይ ትግራይ ዓደይ ተወሪርኪ 😭
Thank you Coloniel🙏
ዝቐጣፊ ሰታዪ ደም ጉጅለ ስብሓት ነጋ! በላዒ ሕድሪ ሰማእታት! ሰራቒ!
Extraordinary explanation
ኣነ ምስቲ ሓደገኛ ኬሚካል ተጠቂሙ ትግራይ ዘጥፍእ ዘሎ ዕምበብ ድራማ እዩ ትግራይ ጠቅላላ ሕፅቦ እዩ ዘድልያ።
ዞም ስልጣን ዝደልዩ ዛዕባ ትግራይ ኣይግደሱሉን። "ትግራይ መንግስቲ የድልያ" ይብሉ።
ዞም ሃገርነት ዝደልዩ ግን "ትግራይ ዓዲ የዲልያ፣ ትግራይ ሃገርነት የድልያ" ይብሉ። ሃገር እንተይሓዝካ ዝምስረት መንግስቲ የለን።
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እቲ መፃሕፍቲ ንህዝቢ ትግራይ ይጠቅም እንድዩ ግንከ ቅንዕና ኣለዎ ደኸ ምኽንያቱ ህዝቢ ንምስሓብ ከይኸውን ፖለቲካ ሓዘል ከይህልዎ ናኣብነት ብዛዕባ ናቴስዓ ኣብቲ ዝነበረ ኩናት ፁቡቕ ኣስተዋፅኦ ዝነበሮም መረሕቲ ኣይተኻተቱን እቶም ሓቢሮም ምስኦም ዝነበሩ መረሕቲ ግን ኣለው :እዚ እዩ ፖለቲካ ከይህልዎ ዘበለኒ : ሓደሓደ ዶንቆሮታት ዝፅሕፍዎ ኮሜንት ጌታቸው ፃርቃን ምስፒፒ ይራኸብለው እናበሉ የፅላእሉኡ ደደባት እዮም እምበ ግዝያዊ ምምሕዳር ምስመን ኮይኑ ዳኣእዩ እናተራዳደአ ክሰርሕ ዝብልዎ ምስ ኤርትራ ድዮም ክሰርሕ ዝደልይዎ ሓደሓደግዜ ንሓስቦን ንፅሕፎን መስተውዐልና ይሓይሽ ::
ሕማም ትግራይ ጀነራላትን ፖለቲኸኛታትን እዬም ።ምክንያቱ አብ ስርቅን ፣ ዓልየትን ፣ ኸባብን ፣ ዝተጫማለቁ ጀነራላት እና ፖለቲኸኛታት እዬም እንበር ህዝቢ ትግራይ አብ ፅኑዕ መትከሉ አሎ ።
ካብቶም ዝቀረቡ ሓደ ሓቂ ኣብዝቀረባ ማዓልታት ኣቶ ኣሰፋ ኣብራሃ ዝተብሃለ ናይቀደም ለይባ ዝተዛረቦ ኣብትግራይ ዘለዉ መራሕቲ ኪፍለጦራት ኩሎም ሰረቅት እሉዎም ንባዕሉግን መላይን ሰሪቁ ታኣሲሩ ነይሩ ስለዝ ሌይባ ኪንሱ ንጀጋኑና ለይቡ እሉ ፀሪፉዎም
😭😭😭😭😭😭ዋይ ትግራይ ኣብ ዓውደ ውግእ ዝተፈተኑ ደቅኪ ኣብ ሰላም እናነብዑ ክትርእዮም ንምንታይ ኢኪ ተፅቅጢ💔💔💔💔💔💔
Aye muhurnet aye tintena...Thank you Tewe
I wholeheartedly understand your pain. The upper hand is still with you guys. Take actions asap. Do something so far untried.
ኣዝዩ መሳጢ፣ ኣብ ተሞክሮ ዓለምን ክልሰ ሓሳባትን መሰረት ዝገበረ፣ ኣብ ትግራይ ዘሎ ህሉዊ ኩነታት ብዕሊ ዘርኣየ፣ ኣንፈት ፍትሓት ትግራይ ዘመላኸተ፣ ኣብ ፍታሕ ምምፃእ ግደ ተዋሳእቲ ትካላት ዝሕብር መፅናዕቲ እዩ ብኮለኔል ተወልደ ዝቐረበ። ብትኽክል ኣመፃፅኣን ከይዲ ዕብየትን እዚ ስርዓታዊ ፀገምን ዘርኣየ እዩ። ዓብላሊ ኣተሓሳስባን፣ ተቖፃፃርን መዛንን ዘየብሉ ኣካይድ ከይዱ ከይዱ ናብዚ ኣጋጢሙና ዘሎ ኩነታት ከምርሕ ከምዝኽእል ቅድሚ እዚ መዕነዋይ ኲናትውን ዝዝረብን ዝእመትን ዝነበረ እዩ። ብርግፅ እቲ ኲናት ነቲ ዘጋጠመ ዕንወት፣ ድቀትን ኣፋላላይን ኣብኢስዎን ኣኽፊኡዎን ኣሎ።
ስለዚ ብቐፃሊ ከመይ ይገበር ናብ ዝብል ምሕንፃፅን ምትግባርን መፍትሒ እንከይደንጎና ክንሰግር ይግበኣና ከም ሕብረተሰብ።
እታ ዘበን ዘበነ ግርንቢጥ ኾይና ፀኒሓ ተበዳሊ ተኸሳሲ በዳሊ ኸሳሲዝኾነሉ ዘበነ ግሪንቢጥ ኣለና ነዚ ዝምጥን ሓቂን ዝእመንን ብሱል ሓሳብ ንዘቅረበልና ጀግናና ንበረልና መቅረብቲውን የቀኒየልና ውግንናና ንህዝብናን ንትግራናን ጀጋኑና ንግበር ምእንቲ ኽንልወጥ
ዘላእለማዊ ኽብሪ ንጀጋኑ ስውኣትና!!
ጅግና ተዝኸውን ማ ሽረ መቓብር ተጋደልቲ ኣይተመኹዓተን ማይ ድሙ ኣይምተመረዘን ተፈናቀቐል ምተመለሰ እቲ ኩሕለት ሃፍቲ ትግራይ ጠጠው ምበለ እኒበዓል ዘውዱ አብፅርግያ መቐለ ዝተቐተላ ፍትሒ ምረኸባ
ዓንጓር ስለዝኾንካምበር እዚ ዝገብሩ ዘለዉኮ እቶም ንስኻ እተንጨብጭበሎም በዓል ፃድቃንን ኩስቶንዮም
እና ዝገርመኒ መን ድዩ አብ ስልጣን ዘሎ?እቱ አብ ስልጣን ዘሎ እርምጃ ዘይወስድ
@@HailayTeklu-r5k ንብዓት ሓርገፅ! ኣብቲ ስርቂ ኢዶም ተዘይህልዎ ኣርሚታት ሒዞምዶዳኣ ኣብድሕሪቤቶም ሃፍቲ ህዝቢ ምተጛሕጠጠ? ክኽእሉሉ ግን!! ቀደሙ እንዳህውሓት ከምኡ እዮም!! ዘጥፋእኻ ኣጥፊእኻ ምስ ህዝቢ ሓቢርካ ምብካይ
እንታይ ዩ ዝብል ዘሎ? ብስሩ ክርድኣኒ ኣይከኣለን
መጻሕፍቲ እዩ ዘላሊ ዘሎ
Brilliant guy!
You are so right it is not the weakness of the robbery of Tegaru daddy, you are talking about you are talking about solutions unlike us Eritreans we don’t talk about it. We have four or five people that run the country. I wish we will be like you to talk about our problems 10 years from now.. that would be a successful we Eritreans. We are the most corrupted led by only a few, but we’ll get there by taking lessons from you.. that’s why they don’t want you around that way you’re gonna be an example for us. They don’t want your success.
ኣታ መኒካ ንስካ
ብትግራይ ትቀንእ እዋይ ዘመተ
29:51 hashawi banda adame
"ሕማም ትግራይ እንታይ እዩ?"ንተጋሩ ግን እዙ ኣባህላዙይ ቅድሚ ምራኽ መስከብ እዩ።መንቀልቲ ሕማማን መሕመምታ ብህይወት እንዳሃለኹም ስር ኢልካ እንታይ እዩ ሕማማ እንዳበልካ ምምፃእ ኮነ ተባሂሉ ንተጋሩ መደንቆሪ እዩ።መምስ ሓመመት ምሕካም ኣይኮነን እቱ መፍትሒ።መንቀሊ ሕማማ ነቒልካ ምድርባይ እዩ እቱ መፍትሒ።ንስኻን ኣያታትካን ሕማማ ንስኹም ድማ ሓኻይማ ኮይንኩም ምምፃእኹም እንታይ ሕክምንኡ?ኣሜባ ዝሓመመ ሰብ ሜዲካል ዶ/ር ዝሓዘ ኣሜባ ክሕክመካ እንትብሎ ክፈቅድ ኣይብሉን።ምኽንያቱ እታ ሕማሙ ብዝበለፀ ከወሳስበሉ'ምበር/ናብ ዘይሕከመሉ ብርኪ ከብፀሓሉ ስለዝኽእል/ ክሕክሞ ኣይኽእልን።
ውድቀት ትግራይ ብኽተት መሪሕነት ህውሓትን ከምኡ'ውን ጀነራላት ተጋሩ ገና ኣብ ፈደራል እንዳሃለው ፀገማት ከይፈትሑ ስልጣኖም እንዳረከቡ ናብ ንግድን ጥሮታን ስለዝኣተው'ዩ። ሰሜን እዚ ብኦኦም ይምራሕ ነይሩ ሻዕብያ ህዝቢ ኢሮብ ዛላምበሳ ኣፈናቒሉ እንተሎ መፍትሒ ኣየምፁኡን። ሎሚ'ውን ብርግፅ ብጅግንነት ተቃሊሶም መኪቶም ተመሊሶም ናብታ ናይቀደም ስርሖም ተመሊሶም ኣለው። ከምቲ ጅግንነቶም ብዘይ ሕጋዊ ወርቂ ትዝረፍ ዘላ ትግራይ ደው ዘየበሉ ኢድ ስለዘለዎም'ዩ።
ኩቡር ጀግና ጀነራል ተወልደ ናትና ብምኻንካ ብጣዕሚ ንኾርዕ እድመን ጥዕናንየሓብካ
ጀግና ጀግና እዩ። ጀግና ክፅላላእ እንተሎ ክናሾ እንተሎ ክስሞዖ ዝኽእል፤እቲ ምፅልእላእ ኣብ ሓቂ ዝተመስረተ እንተኾይኑ ጥራሕ እዩ።ካቡኡ ወፃእ ጅግና ጅግና-እንተኾይኑ ዝስሞዖ ዝኽእል ክንዲ ጣፍ ትኸዉን ኣይሕሉን።ን'ሙሁር ለባም ሰብ ደደብ ፣ ደንቆሮ እንተበልካዮ፤ ካብ ምስሓቕ ሓሊፉ ምንም ስሚዒት ክፈጥረሉ ኣይኽእልን። ሓደ ካብ ጀግንነት ከይሰረቕካ ክትነብር ምኻል እዩ። እቲ ጅግና እየ ባሃሊ ግን ድማ ሰራቒ ፤ሰራቒ ክትብሎ እንተለካ እማን ሰራቒ ስለዝኾነ ምስ ክብሩ ኣታሓሒዙ ገጉርዕን ከፈራርሕን ይኽእል እዩ።ንሕና መን ኢና?
12:08 people followed
በሐቂ ተጋሩ ንባዕልና ሪኢና ንፈልጥ' ዶ?
ተወልደ ዕንብብ ማለት መንግስቲ ዘይፈልጦም ናይ ውልቕኡ እስርቤት ዝነበሮ ጨኻን ሰብ እዩ።ሐዚ ከምስል ዝነብዕ ዘሎ ሓርገፅ ፍጡር እዩ። ብወረራ መሬት ኣብ መጀመርታ ዝስራዕ ጋንጊስተር ፍጡር ተወልደ እዩ። ሕማም ትግራይ እናፈለጥኻ ተመሊስካ ትግራይ እንታይ ሕማማ ምባልኻ ዝገርም እዩ😢
ክንፋረድ ኢና❗️
ኣሃ... ኣሲሩካ ዶ ነይሩስ ዝተኣሰረ ሰብ ትፈልጥ ኢኻ!!? ብኻሊእ ኣበሃህላ'ኮ ንስኻ ካብቶም ምስ #8ፋኖ ተኣሳሲሩ ጠያይትና ዘግዓዝካን ከሓድቲ ሓደ ኢኻ ማለት እዩ?!
►►►ኣሲሩካ ዶ ነይሩስ ዝተኣሰረ ሰብ ትፈልጥ ኢኻ!!?
ተወልደ ንፁር ዓሚቕ ፅንዓት ምስ መፍትሒ ኣርዒዩና ኣሎ። ኹሉ በዚ ይፈተሽ እዩ ዝብል ዘሎ። ታይ ዳኣ ሓፂፅኻ ናብ ፀለመን ዓወፅወፅ ኣቲኻ። ኤሕ ይርዓየልካ መንግስቲ? ዶ በልካ? ትርደኦ ዘለካ ብሱል ራዕይ ብፀለመ ኣይሙገትን።
ሃይ ፍሉይ ተውህቦ ዘለካ ተጋዳላይ ኮለኔል ተወለ ገረተንሳይ ( ወዲ ሃለቃ ገረንተሳይ) በቲ ተቅርቦ ሓቂ ዝሓዘ ሙሁራዊ መግለፂ ብጣዕሚ ፅቡቅ ኢዩ።ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ።
Good presentation in principle, but the limitation of the presenter is focusing on defending the "blackmailed" or "suspected" of "corrupted" military officials.Because they are capable of defending themselves and the military squads they lead
ሕማም ትግራይ ህወሓት እዩ። ስቕ ኢልኩም ላዕልን ታሕትን ኣይትበሉ።
ትግራይ ካብ ህወሓት ንላዕሊ ዋላ ሓደ ፀላኢ የብላን። ናይዙ ምስክር እቲ ሕጂ ኮይናቶ ዘላ ትግራይ እዩ። ትግራይ ብሰንኪ ህወሓትን ንሱ ዝፈጠሮ ኣዝዩ ድሑርን ነውራምን ስርዓት እያ ትጠፍእ ዘላ። ብስንኪ ህወሓት ትግራይ ዘይሰኣነቶ ነገር የለን።
እቲ ብመሪር ወስዋቱ ካብ ምንጋጋ ኣፅነቱ ዝተረፈ ህዝቢ ክንዲ ምኽሓስ ንሓንቲ ግዝያዊ ወንበር ክልተ ዓመት ይማጎት ኣሎ።
ህዝቢ ትግራይ ብሰንኪ ህወሓት ካብ ዝሰኣኖም ዓበይቲ ነገራት
1) ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ ን30 ዓመት እንትዳለው ሰበስልጣን ህወሓት ግን ራዕ ኢሎም ደቂሶም ነይሮም
2) ህልውንኡ ኣብ ቀፃሊ ሓደጋ ኣትዩ
3) ከም ህዝቢ ፀኒቱ
4) ሓድነቱ ከምዘይምለስ ተበጣጢሱ
5) ናይዘመናት ታሪኹ ጠፊኡ
5) እቲ ዘይትካእ ናይሰብ ሓይሊ ሙሁር ሓዊሱ ባኺኑ
7) ህዝቢ ዝባኑ ኣፅንዕዎ እንዳበለ ዘይሓስብን ፈራሕን ገርዎ
8) ልዕሊ 150 ሽሕ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ፅንተታዊ መጥቅዕቲ ፆታዊ በፂሑወን
9) ዓፈና እምበር ሓቂ ዘይዝረበላ ትግራይ ፈጢሩ
ወስኽሉ!
አብ ዝቅመጠሉ ሐገር ከመይ እዩ ሕዝቢ አሜሪካ ሐፋቲሙ ኢለ ምዝሐትት ? ዝረኸብክዎ መልሲ እቲ ሕዝቢ መብዛሕቱኡ የዋሕ ተንኮላሞንኮል የብሎሞን ንሕና ተንኮለኛታት ኢትዮጵያውያንን እቲ ዝዘርግሕዎ፣ ስርአት ንባእልና ጥቅሚ ንብዝብዞ ተንኮል ነምሕሮሞ አለና። ኣነ፣ዝብል፣ብቀዳሟነት ፣ተነኮል፣መንኮል፣ሼጥና፣የዋሕነት፣ንሸሞት፣የዋሕነት፣ንሸሞት፣የዋሕነት፣የዋሕነት፣የዋሕነት፣ነሸሞት፣ተንኮላ፣መንኮል፣ትእቢት፣አነነት፣ንቅተል፣የዋሕነት፣ሞትሑልላይ፣ነሸሞት፣ሸኡ፣ትግራይ፣አብ፣ጥቃ፣ገሞገሞ፤ባሕሪ፣ዘሎ፣ዘርኢ፣ቃላሚጦስ፣ክትጥጥእ፣እያ። ትግራይ፣ዘሕርራ፣ዘሎ፣ተንኮል፤ትእቢት፣አነነት፣ሞትሕንኻል፣ሸጥና፣የዋሕነት፣ሞትሕልላይ፣ሞትሕስሳብ፣ባሕሊ፣ንሸሞት፣ንሸሞት፣ንሸሞት!!!❤❤❤❤
ከሞ ፣አብ ፣ገሞገሞ ፣ባሕሪ፣ ዘላ ቃላሚጦስ ፣ወትሩ ፣እንዳጠጠአት ትነብር፣ ትግራይ ፣ክንጥጥእ ፣እንድሕር ፣ደሊና ፣ተንኮል ፣ሞንኮል ፣አነነት፣ ትእቢት ፣ሞቀኝነት ፣ክፋእ፣ገዲፋና፣ሸጢና፣ንሕናነት፣የዋሕነት፣ሞትሕልላይ፣ነሸሞት፣። ስብሰባ፣አኸባ፣ፓለቲካዊ፣ጅሞናስቲክ፣ፋልስፋና፣አይኮነን፣ዘድልያ። Simple ትግራይ ፣ዘድልያ፣ናይ፣አነነት፣መንፈስ፣ነዳኽማ፣ንሕናነት፣መንፈስ፣ነጎልብት፣ትግራይ፣አብ፣ገሞገሞ፣ባሕሪ፣ዘላ፣ቀላሚጦስ፣ወትሩ፣ክትጥጥእ፣እያ።
ቀንዲ ሕማም ርእሲ መረዝን ኮይኑዎ ዞሎ ፃድቃን ጊታቸው እዩም
እዚ ስብኣይ ሱቅ ኢሉ መምስልን ቦልልን እዩ ዝብሎ! ሐዚ ንሰባት ድዩ ክከኻላኸል ድዩ መፅኡ ወይስን ፅናዓት ክቅረብ?
መምሰሊ ይአክል! ሰብ ክሕተት አለዎ ማለት ወጀለኛ እዩ ማለት ኣይኮንን
@@Hile208 ፅንዓት ማለት ንዓኻ ታይ ድዩ?
ግርም ኣቀራርባ። ካልእ ኮነሌል ተወልደ ንሃለቃ ፀጋይ መንፈሳዊ ለሂቅ ገይሮም ምቕራቦም ካብ ቅንዕና እዩሞ ኣይንሕዘሎምን።
ሓቂዩ። ግን እቲ መፅናዕቲ መፍትሒ ዘምፅእ ተዝኸውን።ግዜ የለን ትግራዋይ ይበታተን አሎ።
Ar.tist & Tegadalay Huluf Alemu great respect.
ኣብትግራይ ዘላ ኩላ ገሊፁዋ ብጣእሚ ፅቡቅ መፅናእቲ እዩ ግን ፃድቃን ክሁሉ ነይሩዎ ኣብዚይ
Focus on rise solution ratherweast
Time.
ጅግና ተጋዳላይ ተወልደ ❤️🤍💙👏👏
አብ ልዕሊ ጸጥታ ሓይሊ ዝግበር ዘሎ ጸለመ ብቐሊሉ ኽረአ ዘይብሉ ኹነታት እዩ
ካብ ጌታቸው ክሳብ ኣሰፋ ኣብርሃ ብግልጺ ዓመጽ ክላዓልን ነንሕድሕድና ክንዋዳእን እኮ ይጉስጎስ ኣሎው፣ከምት ምትኳስ ዝኽእልዎ ንሕና ውን ምትካስ ንኽእል ኢና፣ሓደ በጦሎኒ ብሓደ ለይቲ ምስላፍ ንኽእል ኢና እናበለ ኣሰፋ ኣብርሃ ብሕጊ ዘይምጥያቅን ስቅ እልካ ምሕላፍ ሓደግኡ ከቢድ ክኸውን እዩ
ዘዕግብ መጽናዕቲ ጀግና አቦና
ትግራይ ካብ ትሓምም ፀኒሓ እያ። እቲ ሕማም ብዙሕ ጊዘ ኣብ ዝካየዱ ዝነበሩ ዋዕላታትን መድረኻትን ይዝረቡ ነይሮም እዮም ኮይኑ ግና ናይቲ ሕማም መድሓኒት ዘርክብ ኣይነበረን። ሀዚ ዉን እቲ ሕማም ንምሕካምን ንምፍዋስን ህዝቢ ተኣኪቡ ይምከር፣ ትኽክለኛ ህዝቢ ወከልቱ መሪፁ ብትግራይ ደረጃ ናይ ህዝቢ መድረኽን ኮንፈረንስን ይፀዋዕ ውሳነታት ከሕልፍ ይገበር። ካብ ህዝቢ ትግራይ ንላዕሊ ዳኛ ዝኸውን መድሓኒት ክእልሽ ዝኽእል ኣይህሉን እሞ ኢደይ ኢደይ ኢልና ንቓልሲ ንላዓል።
ሓጋዚ እንተረኺቡ ብትክክል ገሊጽዎ አሎ ኢለ የአምን ኮ, ተ ዝገለጾ🎉🎉🎉
መሬት ትግራይ ዝሖልዋ ዘሎ ሰራዊት ትግራይ እዩ ዝጠፍእ ጥፍኣታት ሓላፍነት ይወስድ ወርቂ ብቓትሪ እዩ ብኬሚካል ዝፋሓር ዘሎ ስለ'ዚ ሓላፍነት ትወስዱ
እዚኩሉ አላትፈለጠ ቲዲ ኤፍ እርምጃ ክወስድ አለዎ ኩሎም ገለል አቢልኩም ሀዲሽ ወለዶ ይመረጽ ተግራይ እዩ ልውስን አብይ አይመርጸልናይ ትግራዋይ ትክክል አታ ጅግና ትግራይ ትግራይ በኺያ የህዝን
"ትግራይ ኣብ ባዕዳዊ መንግስቲ እያ ዘላ" Thank you col Saba.
እሞ ከክንዲ ጽቡቕ ትማሃሩሲ ካፍቶም ትዝርዝሮም ዝዋዓልካ ሓማምቕ ተማሂርኩም እንድዩ ዳኣ እቱ ምጽልችላእስ እቱ መቕተልቲ ፈተነስ እቱ ሽም ምጥፋእስ ኣብ ተግባር ተውዕልዎ ዘለኹም:: እንተዘይኸውን ነይሩማ ጀግና ነኽብር እናበልካ ንጻድቃን ካብ ውርደትን ምጽልእላእን ሓሊፍኩም ድዲት ጌርና ንቕተሎ ኣብ ዝባሃል ጉድ ኣይምበጻሕኩምን ኣንቱም ጉዳማት:: ሕዚ በጺሕካ ጀጋኑ ተዋሪዶም እናበልካ ንጉጅለኻ ወኪልካ ንብዓት ሓርገጽ ትነብዕ ደም ንባዕ :: ንስኹም ግዕዝይና መጋለጽቲ ተቓለስቲ ጻድቃን ግዕዝይ መን ይኣምን ለፍልፍ ጥራሕ ::
የአዞ እምባ ድዮም ዝበሉ ጎራብትና
😭🙏🙏🙏
ሕማም ትግራይ ድአ ሕዋሐት።
Long live TPLF + TDF for generation we are TIGRYANS❤❤❤❤
mehayim
ሐደ አርከይ ምሰ ፉልጠቱ ምስ አቅሙ ከብ ሐደ ትካል ናብ ሀደ ትካል ስራህ ናለቀቀ ይነብር እቱ ምኽንያት ስለ ዘየስርቆም በሐቂ ስለዝሰርህ ነበረ እዮ ።ድህር ግዜ እቶም ሰረቅቲ መፀ መፀ ዝብሉዎ ነበሩ ማኖ የንኪይዎ ወዬ በጊእ ዝነበረ ሰብ ማአልታዊ ወግኡ ገንዘብ ሀባ ገንዘብ ሀባ ኾነ ወዲያው ገዛ ሰርሀ መኪና ገዝኣ አብ ሀንቲ ትካል ኮይኑ ወየ በጊእ ዝነበረ ሰብ ላብ ዝብኢ ተቀየረ ።
መጨረሻ እንታይ ገምጊመ ሰብ ስርቂ ተጀሚሩ በጊእ ዝነበረ ናብ ዝብኢ ከምዝቅየር አረጋጊፀ።
እሞ አብአድና ካብ አባጊ አዛብ እዬም በዚሆም እኒሆው በዚምኽንያት ኢና ድማ አብ አድና መፋትሄ ተስእይንዎ ዘሎ።
እም አባጊእ ተቃሊሶም ናዛብእ ያሸንፍዎምዶ?
ኣብ ቀረባ ግዜ ኤርትራ ብሐይሊን ብፍቶትን ኣብ ግዝኣት ኢትዮጵያ ክትኣቱ እያ ብ ኣንጻሩ ትግራይ ነጻ ሉዓላዊት ሃገር ክትከዉን እያ : ትግራይ ከም ለሴቶ( Lethoto) ኣብ ዉሽጢ ኢትዮጵያ ተደጊላ ክንርኢ ኢና: ኢትዮጽያ ፍጹም ሰላም ቅሳነት ክትረክብ እያ :; ፀላእን ተፀላእን አርሕቀልና: ኢትዮጵያ ትቅደም::
ጀጋኑኡ ዝፀርፍ ህዝቢ ህዝቢ ትግራይ ጥራይ እዩ።
ብድፍረት ተንትን እዛ ቤተሰባዊት ድርጅት ትግራይ ዝብል ስም ተጎሊቢባ ኣብ ትግራይ ብዙሕ ውድቀት ክመፅእ ዝገበረት ናይ ሓሳብ ድርቀት ዝገጠማ ውድቀታን ድርቀታን ዘይትቕበል ዓቕምታት ትግራይ ክትጥቀም ዘይትደሊ ካብ ቤተ ሰባ ወፃኢ ማንም ዘይታኣምን ድርጅት ካብ ትግራይ ፓለቲካ ክትሕከኸ ተላ እዩ ሕማም ትግራይ ክሕከኽ ዝኽእል
ናይ ምንጋር ፀገም እማ አይብልናን እቲ ፀገም ዝፈትሕ እዩ አተስኣነ