Denial denial..I hope a time will come for those young man’s and too many more like them to feel free to say what they see and feel about there people and country. Thank you Henok us always keep up the good work.
We look basically a state where there is accountable leadership and interactive society with legally defined sets of rules to the rights and duties of both entities
Totalitarian Isaias has been very truthful in many of his assessment about the horrendous situation of the failed nation in which he takes the main responsibility for the total collapse of this country.
Kulu gizie kemzi medeb keteqeribu kelekum henok, please please put the links or link of the videos aqemitiwo metan kedna kinebibo wey kinrieyo...thank you
ኣብ'ዚ ሊንክ ብምእታው ኣባላት ኤሪፒኤም ብሙዃን እጃምኩም ኣበርክቱ
donorbox.org/eripm-eritrean-public-media
ፁቡቅ ስራሕ ሄኖኽ ወዲ ህዝቢ ❤❤❤❤
ከም ወትሩ ብሉጽ መልእክቲ ሄኖክ ኣጆካ ቀጽሎ❤❤❤❤
ሄኖክ: ከም ወትሩ ጽቡቅ ስራሕ.
ሰላምካ ይብዛሕ ሄኖጋ ጅግና 💙🌿💙
ሄኖካ ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ።
ኽብረት ❤የሃበልና❤ ብሉጽ ❤ሓውና ❤ቀጽለሉ።
Good job Henok bro
Kkk እንተዝገድፍዎ ምሓሸ፣ Excellent work Henoka.
Stbuk gelistkayo hawu henok good job ✌️✌️✌️🌿✌️🌿✌️🌿
Denial denial..I hope a time will come for those young man’s and too many more like them to feel free to say what they see and feel about there people and country. Thank you Henok us always keep up the good work.
Good analysis Henocka
Thank u Heni the great❤
Well said Henoka
Well done Henok.
Thank you ሄኖክ 👍
Welsaid Henoka
Well done henok. Amazing job
Welcome Henok
Welcome Eripm
Henoka, as usual, well done!!!
Thanks 💙💙👏👌
Nxahay men ykwla .
Henoka blux seb💙
Well done. God bless you❤
100% agree.
Good job henoga 💙💚💙💚💙💚
ብራቦ ሀኖክ🎉🎉🎉🎉 ቀጽሎ
ጽቡቕ ትንተና ሄኖካ።🎉🎉
ብቅዓት ዘለዎ ኣይሑሱን ኢዩ ።
Selam ajokum Berlin ab godnkum alena
......💙Eri✍️PM💙.......
ሄኖካ (ብጫ) ትክክል 100% ልክዕ ኣለካ።
💙💙💙💙❤
Good Job Henoka zwedeket hager eya nay behaki!!!
thank you 🙏 good job 🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
Thanks Henok, አዉሽጢ ሃገር ኮይኖም ክብልዋ ዘይክእሉ አብ ባይታ ዘሎ ሐቕታት ምስ ሙሉእ ክብረት ሁሉዉ ኩነታት ሃገርና ብግልጺ ነጊርካና አብ ልቢና ይሕድሮ !
Thanks again Henok the great 🩵🩵🩵👍
ኤረትራ 90% ሕቆአ ተሰይራያ❤❤
Henok belih mestewali motor dembe fthi❤❤❤
We look basically a state where there is accountable leadership and interactive society with legally defined sets of rules to the rights and duties of both entities
💙💙💙💙💙💙💙💙
The land once with immense dream ... but what is our responsibilty as a generation either we will live together or ......
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ህግደፍ ዝሃነጾም ሮቦት
መንግስቲ ይኹን ትካላት የለን ኣብ ኤርትራ
💙💙💙🌿🌿💙💙💙
❤
💙💚💙
ካብ ኤሪ ሳት ዝወጻእካላ ምዓልቲ ትመስገን።
እቲ ዝገርም እዞም መንእሰያት ኣብቲ ገጾም ከምዚ ሕስዉ ከምዘሎዉስ ምልክት ዘይብሎም. ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን መንእሰያት ነቲ ሓሶት ናይ ህግደፍ ተላቢሶሞ. ነዛ ጸልማት ክትነብራ ዕረ ዝኾነት ሀገር መዓር ጌሮም ከቅርብዋ ፈቲኖም.
ሓው ሄኖካ ቀጥታዊ ዕድመ ተትገብረሎም ገለ ክትዕ ክገብሩ ተኼኤሎም ምረኣና
You can't be serious 😂 ezom ab Asmera yom zelewu hawey
Kkkkk😂😂 😂 meanta yhatt😮
Belu tebahilom eyom zblu.....
@@LoyaltyAhsam I know ፡ ትንተናዊ ናጽነት ሂብና ዝዓይነቱ ኣላጋጭ ንምቅላዕ ዝኣክልየ
🙏💙👍
🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
💙🦁
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
You are only the authentic politician
ተኻኢሉለይ እኳ እዩ ""ቤት!"" ቤት ስኢና ዶ ኣይኮናን ተበታቲንና ?
ምሕደራ ኣብ ኤርትራ የለን፡ ኣብ መንግስቲ ተመዲብና ንሰርሃሉ ኣብዝነበርና ኮርፖረሽን ዓመታዊ ገምጋም ስራሕ ጌርና ኣይንፈልጥን ነይርና ።
Defending the un defendable is a very hard job as you can see in the demeanor of these poor kids.
Game over inda bele Game texawtula iza hagerna.
ሀኖግ እቶም ምሃይማት ካብቲ መድያ ጠፊኦም ንስኻን ካልድ ዓብዱን ቁሩባት ካልኦትን እንተዝሕዝዎ ክንደይ ለውጢ ምርኣና ምትዓወትናውን።
2.5ቢሊዮን ዶላር ተሰሪቃ ሃገረኤርትራ ቢደዋ ተቀቢራ ዒራዒሮ ።።።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤።ጂ15።።።
✌️✌️
11:35 😂😂😂😂 ምንቅጥቃጢ መሬት ዘየፍርሳ ቤት ኣላትና ኣቤት ዓፍና
ጠንቂ ከይረግእን ከይጸግብ ንህዝቢ ኤርትራ ህግደፍ እዩ።
Xruy gbremelsi henok
Henoka ambesa
Totalitarian Isaias has been very truthful in many of his assessment about the horrendous situation of the failed nation in which he takes the main responsibility for the total collapse of this country.
ዘይከም ኤርትራ፥ ሶማል ይሕመቕ ይጸብቕ ባይቶ ዘለዋ ሃገር ኢያ።
💙💙💙🌿🌿🌿🌿💙💙💙💙
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
Regime change in Eritrea
ይዛረቡ ጥራይ።
ወላ ኣንጻር ደላይቲ ፍትሒ ምዝራቦም ረብሓና ኢዩ። እንተ ዘይ ተዛሪቦም ኣይጋገዩን ኢዮም።
ናብተን ድካታት ሃገራት ይጠቅሱ ምህላዎም
🩵🌿🩵🌿🩵🌿🩵
ሄኖክ ተጋጊኻ ጸገምና ምሕደራ ኢዩ ጸገምና
ክክክ እሞ ኣብ ጸገም ምሕደራ ኢዩ ኮ ኩሉ ዓይነት ሽግር።ሞት ብልሽውና ዓመጽ ድንቁርና ኩሉ ክፍኣት ኣብ ሕማቅ ምሕደራ ኢዮም ዝርከቡ።
@ እወ ሐቅኻ ግን filled states አይመስለንንማለት ኢየ
ገድዶሞም ይኾኑ እምበር ዝተዛረቡ እንተትዛረቡ ንአርትራ እዩ ዝወቅዕ ንሱዳን መዋእላ ንዓዓ ኮይና ንአርትርን እቶብያውያን ኣዕቅባህና እንሻኣላህ ኣብ ዝቐረበ ኣብ ንቡር ክኣትዉ
ጽቡቕ ኣለኻ ዝዛረብዎ ደልዉ ሓደ ደይተማሃረ ቆልዓ ኣይዛረቦን ግን ዝባሃል እንተይሎም ዕራዕሮ ብለይቲ ክወስድዎም ዘረበኦም ይርዳኣና ሎ ዝይከውን ዝዛረብ ሙሁር ገምጥልካ ምርዳእ
11:35
ባኒ ሰሪሓ ንህዝባ ዘይተብልዕ፡ ቅዋም የብላ፡ ሕጊ የብላ፡ ዩኒቨርስቲ የብላ፡ ኤለትሪክ ፡ ኢንተርነር፡ ዘይብላ ባጀት ዘይብላ፡ ባይቶን ቤትፍርድን ዘይብላ ፡ ነዛ ማይ ቀሪባ ማይ ዘይትቕርብ ሃገር፡ ኤርትራ ሃገር ኣይኮነትን ውን ኮ
እዞም ናይ ህግደፍ ተማራመርቲ
ኣብ ጸላም ኮንካ ንጋሓን
ክርእዮም ዘይክእሉ ክለጅ ሓምሊ ዐዲ ሀሎ ሰይጣን ዘምልኩ ደቂ ኮኔላል ወይ ደቂ የማነ ሓሳዊ ሒልሚ ኢሳያጽ ከመልኡ ተላኣኩ።
The political discuss is purely nominal and running under duress
Do not take them seriously puppets
ኣብዚኣ ዲሞክራሲ ዝበልካያ ናይ ሊብያ መንግስቲ ዉልቀ መላኪ እዩ ነሩ ግን ካብ ጫፍ ድክነት ናብ ጥርዚ ምዕባለ ኣብፂሕዋ ነሩ
Tyranny is more than dictstorship
ሻዓብያ,ኣታሓሳአስባ,የአብሉን,ከአመይ,ጅእቦኦም,ይአመልዑ,ብዛባአባ,ሓገር,ድእንታ,የአብሎምን
ነገራት ኤርትራ ኩሉ ሃጠውቀጠው ጥራሕ'ዩ
Really failed state.. how can these youngsters are saying even earthquake doesn’t shake it . I’m totally confused by thier education system.
መርፍእ ዘይትስርሕ ኤርትራ ምስ ሰሜን ኮርያ ክትዋዳደር ዘይሕሰብ ኢዩ።
ኣብ ገጾም ግን ሑጉሳት ኣይመስሉን ከምቲ ኣብ ኪናት ዝነበርናዮ ወኒ የብሎምን
ሰላም ሄኖክ እዞም መንእሰያት ኩሉ ይፈልጡ ኢዮም ግንኣብ ውሽጢ ኤርትራ ኮይኖም ሓቂ ክዛረቡ ኣይትጸበዮም
Bzuhat alewu nay bhaki komu z'amnu..... bflay Bpolitical science zwedhu.
ኤርትራ ዳኣ ውድቕቲ እወ። ምበር ከ ሃገር ዘብል እንታይ ኣለዋ? ሃገር ክትብላ ዝክኣል ኣይኮነን ብምንታይ?
Yani.hawy..jgna.eka
Kulu gizie kemzi medeb keteqeribu kelekum henok, please please put the links or link of the videos aqemitiwo metan kedna kinebibo wey kinrieyo...thank you
ኣብቲ ቖሪጹ ዘምጸኦ ዘሎ Video ኣሎካ ካ ኣበይናይ Chanel ከም ዘሎ ኣብ ህድሞና tv ኣሎካ።
ሄኖክ ነዞም መንእሰያት ብወሳብ ወይ መሰንጀር ክትረክቦም ፈትን፥
እዞም ባራዩ ቁርብ ዘይሓፍሩ፡ ንሊብያን ሱዳንን ሶማልን ሲ ውዱቓት ኢልወን ከይሓፈረ። ኩሉ ኮ ኣለወን ካኣ እቲ ሃገር ዘብል፡ ኤርትራ ዋላ ሓደ የለን።
2.5ቢሊዮን ዶላሪ ወሊዒኻና ዓዲኻ ተንቤን ቲጊራይ ኢትዮጲያ ኢኻ ።ሀገረ ኤርትራ መራሒ ኺቲኸዊን መን መሪቂኻ ጂ15ሒጂ ዒሪዒሮ አለዉ ዚመረጹኻ ካቢ 1966ሂዚቢ ሓረዲካ ።።።
መርሐባ ሄኖካ እንቋዕ ድሐን መጻኻ እዞም ንአሽቱ አሕዋትና አብዓዲ ዘለው ዝሃብዎ ትንታነ ብጣዕሚ ጽቡቅ እዩ ነቶም ንአሽቱ አሕዋትና ምልምማድ እዩ ገለ ነገር ውን ኽምሃሩ እዬም እዞም ንአሽቱ አሕዋትና ሄኖካ ድማ ጽቡቅ ስነፍልጠታውን ስነሞጎታውን ምሃሪ ግብረመልሲ ሂብካሉ ጽብቅ ስራሕ እንተ ናይቲ ስርዓት ግን በቃ ፖልሲ ናቱ እዩ ኤርትራ በዚ ዘላቶ ሜላ ሕትምራሕ ስለ ዝደሊ እዩ ኮነ ኢሉ እዩ ኸምኡ ዝገብር ዘሎ እሞ ንሕና ጥራይ ቃልስና ብኹሉ መዳያት ነሕይል ኽብል ይፈቱ
Angerer yiblu alewu ezom hinchalat
ኩቡር ሑው??
ነዞም እናፈለጡ ዘዳናግሩ ከተረድኦም ምፍታን የዋህነት ኢዩ
እዚኦም ናይ አወል ስዒድ መቀጸልታ ኢዬም
Ajoka heguaa ab goneka alena
ኢሳያስ ባዕሉ'ኮ ተቓዋማይ ኮይኑ እዩ! እቶም ደግፍቲ ኢና ዝብሉ'ዮም ምርዳእ ኣብዮሞ!