Dear Dr Yeman, my sister shared your video 3 days ago, and I already learned a lot from you and I started to share to everyone in my contacts and I really appreciate you Dr may God bless you with your family 🌹❤️🙏🏽🇪🇷
I really appreciate your education. The question I want to know is how do u measure calories in your body? Pls if there is any equation how to know your food need.
Selam dokter amlake msaka ykune hjie hade seb tillexample type 1 tlywo emo ka unsilin mrfe ywsed hjie ezi tblo zlka amgagba sport bgbue ente azwteru teklala ktfe ykele dues wala traye eti hmame u znkie.yknyley kbure hawey.
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብምቅጻል እቲ ኣመጋግባ እቲ ሕማም ምስ ሓዘካ ብፍሉይ ንኣብነት ኣነ ጸልም ወይ መሸላ ጥራይ ዘለዎ ተነግርኒ. ስለዚ ግዜ አንተልካ ኣነጽረልና
Thank you dr ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷✅️
ስላም ዶር ብዛዕባ ታይሮድ ህርሞን ኣብ ድቂ ታባዕትዮ እባ ገለ በለና ማለት ዝምጾ ሳዕቤናት መድሃኒት ጀሚርካ ዝስመዓካ ስሚዒታትን ፡ የቅንያለይ ።
Thank you God bless you.
የቐንየልና ዶክተር ! ፅቡቕ ትምህርቲ ብዛዕባ ዓይነት ፍልጠት ሽኮርያ ።
ብጣዕሚ ደሰ ምክሪ የቀንየልና ኩቡር ዶክተር
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ምኽሪ የቐንየልና ዶክቶር
የቐንየልና ድግቶር የማንነ ብእትህበና ኣስተምህሮ ኣዚና ነምስግን ብርራቮ
Dr. Yemane Tsegai thank you very much whatever you present. My classmate childhood brother. I am proud of you you see you as great doctor.❤🙏👌
It's my pleasure
Thanks Dr.Yemane for you are teaching us. God bless you.
Thank you Dr 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏👍👍👍
Thanks u Dc
abzi zwesdo zeleku moyawi siltena abi hagez teberkteley aleka yekenyelna Dr. keep it up
Amazing information thank you so much. God bless you
Dear Dr Yeman, my sister shared your video 3 days ago, and I already learned a lot from you and I started to share to everyone in my contacts and I really appreciate you Dr may God bless you with your family 🌹❤️🙏🏽🇪🇷
Thanks doktor yemane
ዶር የማነ ትምህርትካ ኣዝዩ ሓጋዝን መሳጥን ኢዩ ፡ ከም ርእይቶ ግን ሓፈሻዊ እናኮነ፡ ንእብነት ካርቦሃይድራይትስ ኢልካ፡ ኣየኖት ዓይነት መግቢ ኢዮም? ቁሩብ ብኣብነት እንተተሰንዮ ዝበለጸ ምኾነ! ኣነ ከም ሓበሻ እንጀራን ቅጫን ኢየ ዝምገብ፡ ኣብዛ ቪድዮ ከኣ እንታይ ክንበልዕ ከምዘይብልና እምበር ከም ኣማራጺ ዝቀረበ ኣይሰማዕኩን እሞ ኣብዚኣ እንተተሕግዘና ጽቡቅ ነይሩ። ካሊእ ከኣ እንጀራ ጣፍ ንሕማም ሽኮር ጹቡቅ ኢዩ እናሰማዕና ኢና ዓቢና እሞ ገለ በለና።
thanks Dr. yemane hawey.
Thanks dr. Yemane .God bless you.
ነመስግነካ ዶክተር ብዙሕ ተማሂረ።
Thank you doctor
ኣነ ከሓተካ ዘለኩ type 2 አየ ፡ወዲ 40 ኣመት አየ ፡ሚዛነይ ከኣ ብታአሚ ትሑት'ዩ፡ አንታይ ክገብር ይከል .thank you
ሰላምታካ ይብዛሕ፡
Tesemiau zeyxigeb agedasi timihirti eyu thank you doctor
Thank you for Good information
ሰላምካ የብዝሓዮ ክቡር dr የማነ፡ብዛዕባ ን'ኣርተፍሻል ሽኮር ዝምልከት ማለት ዘለዎ ጥቕሚ ኮነ ጉድኣቱ(ጠንቁን፡ሳዕቤኑን)ብሩህ መልሲ ክትህበና ተስፋ ይገብር
Tack Dr Yemane xega Amlak ybzhalka🙏🏻
የቀንየልና ዶክተር
ቢራ ምስታይ ጸገም አለዎዶ
Thank you Dr
Well come dr thanks
Thank you so much Doctor God bless you more and more
Amen Amen Amen
May the Lord Jesus bless you Doctor thank you for sharing!
Thanks Doctor yemane ብዛዕባ ጸባ ምስ ለሚን ስሚ እዩ ይበሃል ጌጋ ርድኢት ድዩ ዋላስ እንታይ
Thank you...🙏
Goyta ybarka Dr
Thank you Dr!!
You are so welcome!
Selam Dokter kemey aleka selamn tienen ymineyelka kindawawel mdeleku Ane shikor zelatni kitmekreni delye
Thanks Dr
Very useful and informative tips thank you so much Docter .
Thank you Dr heto alatni zhul neger entesetye tahnagey ( gororoy) yhmeni bmntay kkelakelo ykel wey khwuyo. Please. MS senay ykreta nzthbena zeleka tmrti btaemi. kemesgneka yfetu god bless you
Thanks 👌✌✊✊💖💖💖💋👈🙏🙏🙏🙏🙏👈
Thank you
Wow yekenelna docter
Dankeschön Dr
Good job and gud bless you
Thank you doctor!!!
ዶር የማነ ኣስተምህሮካ ኣዝዩ ጠቃሚ ኢዩ ብዙሕ ከኣ ተማሂረሉ፡ ኣብዛ ትምህርትካ ግን ዳርጋ ኩሉ ኣኣቲ ንምገቦ ክተርፍ ከምዘለዎ ኢካ ሓቢርካ እሞ እንታይ ደኣ ኢና ክንበልዕ፡ ባኒ፡ ፓስታ፡ እንጀራ እንተተሪፉስ እንታይ ኢና ክንምገብ?
ሕቶ ተቐቢለያ ኣለኹ
Dankeschön
ሰላም ዶር የማነ። እዚ ትገብሮ ዘለኻ ወይ ትህቦ ዘለካ ኣስተምህሮ ብጣዕሚ ዝምስገን ኢዩ። ኣነ መተዓብተይ ናይ ንእስነት መማህርተይ ስፐሻል ዶክቶር ኮይኑ ከምዚ ኣብ ህወት ወዲ ሰብ ጠቓሚ ዝኾነ ኣስትምህሮ ብፍላይ ንጥዕና ዝምልከት ብዘይዓስቢ ክምህር ከሎ ዝስምዓኒ ሓጎስ ክገልጾ ቃላት ይሓጽረኒ። ኣብ ግዜ ንእስነትና ዶር የማነ ኣብ ትሕቲ ገረብ ኣብ እምኒ ኮፍ ኢልና እናተመሃርና ከለና ብጣዕሚ ጻዕራም ካብቶም ንፉዓት ተመሃሮ ክምዝነበረ ይዝክር ኢየ። ሽዑ ንእስነት ስለዝነበረና ኣነ ከምዚ ክኸውን ኢየ ወይ ክስቶ ከምዚ ክኸውን ኢዩ ዝብል ረኣዪ ኣነ ብወገነይ ኣይነበረንን። ግን ሕጂ ከም በዓል ዶር የማን ዝኣመሰሉ ኣብነታውያን ክርኢ ከለኹ ንእስነታዊ ጻዕሪ መሰረታዊ ምኻኑ ክእምን ክእለ። ንሕና ማለት ተመሃሮ ቤት ትምህርቲ ሰውራ ኣብ ትሕቲ ጽንኩር ኩነታት ተማህርና ናይ ዝቐሰምናዮ ፍልጠት ፍረ ወይ ውጽኢት ከም በዓል ዶር የማነን ካልኦት መረጋገጺ ኢዩ። የቕረታ ዘረባ ኣብዝሐ መስለኒ ኣብ ስምዒት ኣትየ። ግን እዚ ኩሉ ተበግሶን ተወፋይነት ዶር የማነ ስለዘደፋኒ ኢዩ። ዶር የማነ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቀጽሎ!🙏 Keep up the great work and thank you so much for helping our community on giving useful and up-to-date lectures on health.❤
ሰላም ነዓኻ ዑስማን። ናይ ብሓቂ ቤት ትምህርቲ ሰውራ ካብተን ዓበይቲ ዮኒቨሪሲቲ ዝበሃላ ንላዕሊ ኢያ: በቲ ኣብ ሂወትና ዚገበረቶ ምህናጽ። ጀጋኑ መምሃራን ስለዚነበሩና!
Veravo DoceTor Yemane Tena yehabka fetari
Thanks doctor
Thank
GOD bless you!!!!!!
❤❤❤❤❤❤ edmen tienan yhabka fetary
ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምህርቲ ለሚን ምጥቃም ጽቡቅ ዶ?
Amlak ybarka burk 🥰🥰🥰🥰❤❤❤❤
🎉Nic Doctor
I really appreciate your education. The question I want to know is how do u measure calories in your body? Pls if there is any equation how to know your food need.
God bless you brother
❤❤❤❤❤❤❤❤ nay bhaqi xubuq tmrti
ካብ ናይ መድሃኒት
Side affects ክኣ ይመጽእ እዩ። ንኣብነት ኣነ
ብናይ Lexapro ዝበሃል መድሃኒት ብምውሳደይ ሕጂ ናይ ሽኮር መድሃኒት (ከኒና) ይወስድ ኣለኹ።
Selam dokter amlake msaka ykune hjie hade seb tillexample type 1 tlywo emo ka unsilin mrfe ywsed hjie ezi tblo zlka amgagba sport bgbue ente azwteru teklala ktfe ykele dues wala traye eti hmame u znkie.yknyley kbure hawey.
Thank you 🙏
Welcome!
Xbuk timhiriti
Selam Dr wedi 8 amet Wedey ab melegagbo akalatu yesahyon yhrffin kab hxanu athizu kem fkad Amlak gele belena
Hi dr እቶም ፉሩታታት ቤሪ ዝኮኑ ን la extra Berry blueberry Blackberry ዝኮኑ cholesterolዘለዎ ሰብ ጽቡቅ ኣይኮነን ይባሀል
Shikuren
Taff injera kicha sigem inteblana ke intay gudeat alwo ni Shikore?
Thank
✅✅✅✅✅
Dr. I really appreciate your sacrifices. resilence, dedication, determination.
Wowww great
❤❤❤🎉
የክነላ doctor ብጃካ ናይ colestrol ገለ ብልና ብጃካ 🙏🙏🙏❤️❤️❤️💯💯💯
❤❤❤🎉🎉🎉
🙏🏼❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🏼
🎉🎉🎉🎉🎉💫💫💫💫💫💫
Slehabarataka kemesgneka meudeka eymeleyna
Doktor selam tel natka ketxhfelna do tkel
Bhaki métier yekenilna
❤❤
👂👂👌🤝
ዝከበርካ ውልደይ አነ ዕድመይ 70 ዓመት እዩ ክሳዕ ሕጅ ዝረኤ ወይ ዘሳቃ ሕማም የብለይን ግን አብዛ ዓመት ብዙሕ ጊዜ ይጸምአኒ ማይ ካብ ልክዕ ንላዕሊ ይሰታ ስለዚ እንታ ምግባር ይሕሸኒ በጃካ ሐብርኒ
Zarkey hkmna keid aytdengi sle zgatmni eye.
Ata Wedi 70 toknka yaaklekaitseso
@@asmitosman209ኤህ ድኣ
ማይ ማይ ዘብለካ ዘሎ ምናልባት እቲ ትበልዖ ዘለካ ከወን ይክእል ወይ predikanter ከይከወን ተመርመር
🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Hakim kehmimena ykiel do?
ሰላም ዶክተር ክብርን ሞጎስን ንዓኻ ይኹም ። ብምቅጻል እንታይ ድየ ክብለካ ደልየ ንኹሉ ሸፈፍ ኢልካ ትሓልፎ ኣለኻ ብንጹር ባዓል ክስቶ ክስቶ ኣይትብልዑ ፡ ባዓል ኩስቶ ክስቶ ብልዑ ኢልካስ ኣነጽር ኣብለልና ምሰናይ ይቅሬታ
Good comment
Thank you
ነመስግነካ ከይ ተሓለልካ ንሕብረተ ሰብና ዝጠቕም ትሰደልና ኣለካ።ጽቡቃት ኣብዚ ናተይ ሳብስክራይፕ ተሓባበሩኒ
Thanks d.r berket heto alni gastrayit bkmey nkalklo?
ኣብዚ channel ነብሱ ዚከኣለ ቪድዮ ብዛዕባ ነድሪ ከስዐ ኣሎ
የቐንየለይ
th-cam.com/video/vRs79pUK9JI/w-d-xo.html
th-cam.com/video/_4jY3Cg2G24/w-d-xo.html
Thanks so much Dr yemane
ሕቶ ሽኮር ንዘለዎ coffe ምስ ዝሰቲ ከመይ?
ኩርኩር ዓረቭ ኩርኩር ጀቭሃ ባርያ ገረድ፣ ክሳድኪ እሰርዮ ብገመድ፣ መስዋእትኪ ኮይኑ እዩ ንሓመድ፡፡
የቅንይልኒ ዶክትር
ዶክቶር የማነ መጀመርያ ሰላምታይ ብምቅዳም ኣዚየ ከየመስገንኩኻ ክሓልፍ አይደልን እየ። ካብኡቀጺለ ሕቶ ኣላትኒ? ብብዝሒ ቱሽቱሽካ ምርሀጽ ከምኡውን ራሃጽካ ምጭናው ካብ ምንታይ እዩ ዝመጽእ እንታይ መድሃኒት አለዎ?የቀንየለይ ።
Agedasi habereta
Kem skor Demker entay alo kthbrena nsbe
ሓደሰብ ናይ ሽኮርያ ዝሓዞ ጣይታ ስንዳይ ክምገብ ይኽእል ዶ
ኣንተጎደለ ይምረጽ
ዝከበርኹም ተዓዘብቲ ኢዚ ሕማም እዚ ብዝህበና ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበረታ ኣዝየ የመስግኖ ኒሓዉና።
ባዕሉ ኪምልሰልኩ ኢዩ ንትሓትዎ ርግጸና ኢየ።ግን ሓደ ሓዉና ግን ብብዝሒ ማይ ይጸቲ ኢልካ ኣለካ።ቀልጢፍካ ሕክምና ኪድ ንዓይ ብልኽዕ ዘጋጠመኒ ስለዝኮነ ኢየ።
ብመጀመርያ ንህዝብኻ ትህቦ ዘለኻ ሓበሬታ ኣዝየ የመስግን ፡ ክሓቶ ደልየ ዘለኹ ኣነ ወዲ 45 ኮይነ ሚዛነይ ከኣ 93 kg ሽኮር ኣብዚ እዋን 261 ምኻኑን መድሃኒት ክጅምር ከምዘለንን ተነጊረ እሞ ክገብሮ ዘለንን እዚ መድሃኒ ከ ንቕውጻሊ ድዩ ክውሰድ ክፈልጥ ደልየ
አነ ሕማም ስኮር ኣለን ግን ጣይታ ስንዳይ እየ ዝበልዕ ጉድኣት አለዎዶ
እንጀራ ስርናይ እንተወሓደ ይምረጽ
Bitami teqami timhrti doctor yeqenilna .
ዶክቶር ብቀዳምነት አብ ህዝብኻ ካብ ሕማም ሽኮር አብ እትህቦ ትምህርትኻ ከብ ልቢ የመስግነካ ግን ሕቶ አለትኒ ስንክልና ናይ እግሪ ዘለዎም ከ እንታይ ክገብሩ አለዎም አብ ናይ ምንቅስቃስ ጉዳይ
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
ቀይሕ ጣፍ ዝሐሽ ይበሀል ከመይ ኢዩ