Waka TM: New Eritrean film፡ ሶፍያ ብ መ/ም ኤፍሬም ካሕሳይ "ወዲ ኳዳ"
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 19 ม.ค. 2025
- Selam this is Waka TM: New Eritrean film፡ ሶፍያ ብ መ/ም ኤፍሬም ካሕሳይ "ወዲ ኳዳ" Aman Hamid Badsha, Rahel Haile, Kisanet kifleyesus, Henok Shishay, Rodas and others enjoy it. Aiming and always refining our work to take the fastly growing Eritrea's entertainment to a new level, Waka TM will continue to feed you all the comedy, music, drama, and all kinds of fun and art. Enjoy - like our videos, engage - let us know your comments and share them with your beloved ones on Facebook, Instagram, Twitter, Tiktok and anywhere you like. Peace, and stay safe, and stay healthy. Follow us on 👉👉 Facebook for more 👇. Facebook: / waka.art.tm #WakaTM#Eritrea#EriteanComedy
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
#eritrea#asmara#artist#eritreanfilm#Xelim Mebxea# #eritreanfilmproduction#ertreanmovie#eritreanphotography#eritreanbeauty#habesha#haneshabeauty#africa#entertainment#drama
ወዲ ነግደ interview ክመጽእ ኣለዎ ትብሉ like 👍 ግበሩ ብሓፈሻ ብሉጽ ፊልም❤
Feximu kemxee yeblun habibi dahray kemzi ba kemzi elu Elkum kethrkuley no kemexee yblun
Msaka aleku bro trgum interview lomi welhanti krdeana aykealen so ayedlyon u nay behaki @@kidanekidane5345
ፊልም ብድንግላ ኣሕዋትን ኣያታት ነዚኣ ተንብቡ ዘለኹም ጽቡቕ ትምኒት ጽቡቕ ዩ ሞ ጽቡቕ ይምነየልኩም ኮሙኡ ድማ ፍቕርኹም ለግሱለይ ብላይክ❤
Wedasi😂
@@KidaneFshaye-j1hkkkkkkkk😂😂😂😂
@@sesusweety426 ክክክክክ ብጣዕሚ የ ዝፈትወኩም
@@Jrjrjarወላ ንሕና😂❤❤❤❤
ሕራይ ለገሰ ሓውና haha
Aman Hamid king 🤴🏾 artist eyu tblu like gberuley❤
King king king ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@@gewragide7961king❤❤❤
Eti like entay eyu trgumu aytexmuna eske
@@RigatHagos wae ehi entay konki
ፊሊም ከምዚ ክከውን ኣለዋ ጻዕሪ ዝሓሎፎ ምካኑ ካብቶም ተዋሳእቲ ኣቲሕዝካ ኣብ ስእሊ ዘሎ ፍልይ ዝበለ ጥበብ ናይ ብሓቂ ንፍዓት
ወዲ ኻዳ ክኣ ዕድመን ጥዕናን ሃብካ
Hawey bejaka eba qurub nab haqi qreb haqegna zanta eyu kemey ilu eyu ab eri kemzi aynet life style zelo eta ztemereaweto abti zstyelu znebrre ktzarebo kela abey zelo mezenagie eyu kemuu etom abuu zelewu tedenizom zelewu zmeslu kabey zmexe eyu ezi fantasy zeaynet ab medrek drama tray ktqemelu zmchie aserarha eyu gaqegna zanta eyu 95% natural act and characterization kkewn nieruwo ezi tqlala kqado zeykiel kab kuwunnet zrhaqe neti haqegna zanta ankielu ztemzeze srah eyu kemzi kkewn ayneberon the story must had to be all natural broski hayalat tewasaetn hayal directorn sle zserhwo eyu sehabi mesilu ember that's not what it meant to be
ናይ ብሓቂ ተደንቕ ዓባይ true story film ከም ሎሚ ኣይተመሰጥኩን።ባደሻ፡መመሊሱ ኪሒስና።ልዕሊ ኩሉ ምሳጋናይ ዳይረክተር ዘድንቕ ስራሕ Reality ኣርኢኻኒ።💯👍👍😍well done all of the artists 🇪🇷🇪🇷keep it up deki erey....❤❤❤
እቲ ናይ ብሓቂ ንፈልጦ ሓቀኞ ዛንታ ንናይ ኢሳኮር ወዲ ሹቅ ኢዩ መትዓቢተይ
Kemey eyu ti zanta ngereni plz
@@maebelsemere405ናይ ወዲ ሹቅ ቡዙሕ ኢዩ ዕላሉ ብፍላይ አብ አስመራ ግኑን ኢዩ ዝመተ አፍቅሩ ምስ ተባሃለ ወላ አነ ይግረም ነይረ ኢየ ቤት ክርስትያን እዳ ባኪሮአ ይሪኦ ነይረ ኢየ ናብአ ክከይድ ማራ ኢየ ዝግረም ነይረ ለይቲ ከይዱ ይበኪ ሓንሳብ ቤራ ሒዙ እንኮላይ ንሶፊ እዳበለ ክምሕል ኮሎ ብሶፊ ኢዩ ዝምሕል ብፍላይ አብቲ መቃብር ሓደ ሰብአይ ሓንቲ ሰበይቲ አብ ጎኒ ሶፊ አለው አቲ ሰበይቲ ሓለለይ እዚ ሰብአይ ከይ ወስዳ ዛየዝብለን ነይረ ሰብ ምእማን ሲኢኒ ንሓፍቱ ብሓንሳብ ከለና ሓቲቶሞ ቅድሚ ቅሩብ ግዜ ወዲ ሹቅ ለዋሕ ዝፈትዋ ሓወይ መትዓቢተይ
Nefsiher afqireu 😢😢😢
Sofya nay mekaberr edabla karta kehrme kelo tezkirni isakorr wedi shuke haz haze
👍💔
ናይ ብሓቂ ካዲኖ ❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ,,, ናይ ኢሳኮር ኣብርሃ ሓጎስ , ( ወዲ ሹቅ) ሓዲ ግዜ ኣብ ላዕላይ ባራት ባር ኣስመረት ምስ ኣምሰና ጽቡቅ ሰሓቅን ጽወታን ኣብ ዝንብረናሉ ግዜ , ንስሓቅ ንጻወት ከብጽሕካ ኢዩ ገዛ ምስ በልክዎ , በል ንዓናይ ምስ በልክዎ ኣብ ኣፍደገ ናይ ሓዝሓዝ ዘሎ መቃብር ድው ኣብላ ምስ በለኒ ,, መብራህቲ ወሊዔ ምስ ኣተወ ናብ መቃብር , ድቃስ ዘይብለይ ዝሓደርኩላ ኣብ ህይወተይ ።
I know this story bro is this true
@@yonatanbokristion7598
😯😨😨😨😰😰😰
Emo nay gaqegna tarik hiwet eu malet du
Ezi tareki ezi kulu wedi asimera zefelto eyu ni wedi shuq zeganefo .badsha kea Eden teinan yehadka
Anes mrdae abatni 😢sile zeyfelta ita zanta mesleni
ኣድነቅቲ ወዲ ኳዳ 🎉 👍 ኣለኹም ዶ
Men eyu wedi kada abrahley nikfelto zearkey
@@Nayhagezmedianeza film zdresa eyu, mimhr nay tewaseo eyu kea an Eritrea
አማን ትግባአካ ስራሕ ወዲ ካዳ ከአ ብጣዕሚ ደስ ተብል ፍሊም ደቂ ኤረይ ጀጋኑ❤❤❤❤❤❤
ኣብ'ዛ ፊልም ዘለዉ ተዋሳእቲ ኣድናቖተይ 100% እዩ።
ንደራሲ እውን ውሕሉን ጥበብ ዝተዓደለ ካብቶም ኣለዉና ንብሎም ብሉጽ ኢኻ እብሎ። ***ርኢቶ ኣለኒ***
# ኣብ መወዳእታ ናይ'ዛ ክፋል ዘላ ሓንቲ መስመር "ቃልኪዳን ክተእስሩኒ ደልየ ኣቦይ ቀሺ" ምስ በሎም "ቃልኪዳን ከይወረደ ቃልኪዳን ዘይእሰር" ዘብልዎ ኣቦይ ቀሺ ጌጋ እያ #።
*❤ ቃል ኪዳን ሓደ ግዜ እዩ ዝእሰር! ኣይወርድ ኣይድገም!!!።
ብሓቂ ❤❤❤
Reality ዋውውው አቲ ብሓቂ ንፈልጦ ዛንታ መታዕቢቲ(ወዲ ሹቅ ኢሳኮር*ሶፍያ*) ኣብ ሰነድ ብምስፋራ ብሓቂ ደይ ርሳዕ ታሪክ አዩ ❤❤
Wow! ፊልሚ ማለት ከምዚ ክኸውን ኣለዎ። ባድሻ👑ናይ ሕማመይ ኩላትኩም ተዋሰእቲ ኢዲተራት ሰኣልቲ 👌 ደራሲ እፍሬም ወዲ ዃዳ መግለጺ የብለይን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ!❤❤❤❤🎉
ሕጂ እያ ጥበብ ካሕሳ ረኺባ ንብል!!✌️✅🇪🇷
Aman Hamid 🔝🔝🔝we need more
ናይ 2024 ዝበለጸት ፊልም😊😊 ክትሽለም ኣለዋ ትብሉ እስከ Like👍
5 gize ab ny African Alemn award teshelima eya
ከፍረሕካ ግን ታይ እያ መልእክታ ኣረደእኒ በጃካ😢
ናይ ብሓቂ ታሪኽ ኢዩ @@RaSs-j2v
@@RaSs-j2v haqenya tarik eya hade wedi asmera Ni nefsiher afqiru texelilula awaled akibu bhaili alqesala yiblen neru bikexali kea ab meqabra enakede embaba yishlma neru Kal kidan eseruley tibel neru yibahal
@@erenaartzonehahaha ybhal eyu ka at the end
Thank you ኳዲኖ 🙏
ናይ ኢሳኮር ሓወይ ዛንታ በቲ ዝፈትዎ ኣርቲስት ባድሻ ዘምጻኻልና ❤❤❤
መን እዩ ኢሳኮር ? ገለስከ በልና ፣ ምስ ኣኽብሮት
@@GHKD2491 ኢሳኮር ኣብርሃ ሓጎስ ኢዩ ዝበሃል ወይ ከኣ ወዲ ሹቕ ሓዝሓዝ ኢዩ ዓብዩ ንዓይ ናይ ቀረባ ቤተሰበይ ኢዩ እዚ ዛንታ ምሉእ ብምሉእ ናቱ ኢዩ ዝሞተት ኢዩ ኣፍቂሩ ኣብዛ ፊልም ጽቡቅ ጌሩ ተገሊጹ እንድዩ ድሕሪ እዛ ፊልም ግን ኢንተርቪው ጌሮምሉ ኣለዉ ሽዑ ከኣ ጽቡቅ ጌርካ ትሪኦ ✌
ክብረት ይሃበለይ ከኣ 🙏
@@GHKD2491ወዲ ሹቅ ይብሃል ወዲ ገዛውተይ ወዲ ሓዝሓዝዩ
ጽቡቅ ስራሕ ወዲ ኳዳ ዚ ዛንታ ኣብሓቀኛ ታሪኽ ዝተሞርኮሰ ኢዩ ሽምናይቲ ሰብ ንጎኒ ገድፍና ወዲሹቅ ዝብል ሳጓ ኣለዎ ኣዋልድ ኣኪቡ ነታ ኣብ መቃብር ሪኡ ዝፍቀራ ክበኽያላ የገድድ ክምዝነበረ ውን ዛንታ ኣለኒ ብሓፈሻ ብሉጽ ብሉጽ ስራሕ ክምዚ ምህዞ ምስዝሕወሶ ኢዩ ጥበብ ስጋ ዝለብስ ንበር ክበር ኤፍረም ኳዳ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኢሳኮር ኣብርሃ ሓጎስ (ወዲ ሹቕ)
ሓዝሓዝ 🙏🙌
Haqka hawey nay wedi shuq Eisakor haqena zanta ya ❤
Lomi amine haki mukanu nay wedi hazhaz
@@danielarsenal4952 enty tbl eta zanta haqena
Nay bhaki ab meqaber reu afkirwa??
Aman hamid king artisti you are my fever artisti ❤
🎉🎉🎉🎉🎉
Nwedi negede btami sle zfetwon zednkon beka nsu zelewa film gdn eye zrieya 😍😍😍🥰🥰🥰♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️
እዚ ርእይቶ ብምጽሓፈይ ብዙሓት ክቃወሙኒ እንዲዮም ግን ድሓን ሓሳበይ ከፍስስ ኢየ፡ ብኤፍሬም ወዲ ኳዳ ስልዝተደርሰትን ዝተኣለየትን ባድሻ ስለዝተዋሰአ ብሉጽ ወይ ጌጋ ዘይብሉ ስራሕ ማለት ኣይኮነን ስለዚ ብመጀመሪያ ብክፉት ኣእምሮን ብዘመናዊ ስራሕን ጌርና ንመምዮ። ናተይ ርእይቶ ፦
1. sound-track ወይ እቲ ብድሕሪት ዝግበር ሙዚቃ ንስምዒት መልእኽትን ቀስቃስን ሓጋዝን ኢዩ መምስኩነታቱ ድማ ይቀያየር ኣብዛ ስራሕ ግን ጀሚራ ክሳብ ትውድእ ኩሉ ናይ መፍርሕ(terrifying) ወላ ኣብቲ ናይ መስሓቅ ዝተሓስበ ሲናት እዚ ዓይነት ሙዚቃ ጥራይ ኣሎ
2. Gesture ኣካላዊ ምንቕስቃስ ምስቲ ኩነታት ምስቲ ዕላል ብፍላይ ምንቅስቓ ናይ ኣእዳው። እታ ሊሊ ተባሂላ ዘላ ጓል ትጥቀመሉ እሞ ብፍጹም ልዕሊ ዓቐን ምንቕስቓስ over act ኮይኑ
3. ባድሻ ኩሉ ግዜ ሓደ ዓይነት ካራክተር፡ ወላ ኣለባብሱኡ፡ ኩሉ ድራማቲክ ወይ ዘይትጽቢታዊ (ሃንደበት ዝስሕቕ፡ ኣብ ተራ ዘረባ ሕዙን ክነብዕ ዝደሊ) ባህሪ ዘልዎ ገጸ ባህሪ ኮይኑ
4. ዘይንቡር ዘይልሙድ ኩነታት ብፍላይ ኣብቲ ባር ዘሎ እንታይ ኢዩ ኩሎም ስኺሮም ዲዩ ተሓሲቡ ምሉእ ጥርሙዝ ከሎ ዝሞቱ ዝመስሉ ብፍሉይ ክልቲኦም ከምይ ኢሎም ብውኖኦም የዕልሉ፡ ከሙ እውን ሊሊ ካብ ደገ ክትጽውዖ ከላ ኣቢኡ ከምዘሎ ቅድም ክትሪኦ ዶ ኣይግባእን
5. ዝርርብ፥ ከምዚ ኣብ ዓድና ዘሎ ናይ ፊልምታት ዝርርብ ኣብ ተራ ሂወቱ ዝጥቀም ብፍጹም የለን ገሊኡ ናብ ግጥሚ ገሊኡ ናብ ቱታ ኢዩ ዝቐርብ
6. ካሜራ፥ ዘይንቡር ዓይነት ኣንግላት ናይ ካሜራ ካበይ ኢዩ ተቐዲሑ ክርዳኒ ኣይክእልን፡ ብሞንጎ ሲድያ፡ ብሞንጎ ኣቑጽልቲ ኮይንካ ዘይንጹር ስእሊ ምቕላዕ። ብፍላይ ኣብቲ እንዳ ቬሎ ዘሎ ካብ ርሑቕ ንምንታይ ኢዩ ተደሊዪ? ካብ ርሑቕ እሞ ከኣ ብጸቢብ ዝለዓል ስእሊ ካልእ ሰብ ካብ ርሑቕ ይከታተሎም ከም ዘሎ ንምግላጽ ኢኻ ትጥቀመሉ።
7. ኩሊ ዝርርቦም ኣብ ስቱዲዮ ዝተመለአ ኢዩ ስለዝኾነ ድማ ሂወት ከሊእዎ ነቲ ኣክቶም፡ ናይ ስጉሚ ድምጺ ልዕሊ ዓቕን ብኢዲት ትጌሩ ዘሎ ማራ ረባሺ። ቡም ተጠቒምካ ንምንታይ ንቡር ጌርካ ዘይስራሕ?
8. ካልእ እቲ ስራሕ ዝያዳ ነቲ ሂወትና ዝመስል ተዝኸውን መተመረጸ ንኣብነት ንዛዕባ ማኤል ብዙሕ ከውረ፡ ቤተ ሰቡ ክሻቐልሉ፡ ዘሪኢ ሲናት ኣብዝሕ ኣቢልካ ሂወት ምሃለዎ
9. ኣብ ሳብታይትል እልፊ ዘይብሉ ጌጋታት ኣሎ ወላ እቲ ተጠቂምክምሉ ዘለኹም ቃላት ገላጺ ኣይኮነን ከሙ እውን ከበድቲ ኮይኖም፡ ካልእ ካስቲንግ ክጸሓፍ ከሎ ንምንታይ ብቋንቋ ትግርኛ እንኮላይ ዘይጸሓፍ ብእግሊዘኛ ጥራይ ኮይኑ ኣሎ?
10. እቲ ናይ መቓብር ኣለዓዕላ ስእሊ ማራ መሳጢት፡ ኣውራ ከኣ እቲ ሰማይ እንዳ ነጎደን እንዳበረቀን እንከሎ ዘላ ኬፍ ዝሃባኒ ኢየን።
ንወዲ ዃዳ ኣዚየ ኢየ ዘድንቖ ልዕሊኡ እውን ክፈልጥ ከምዘይክእል ይፈልጥ ኢየ የግዳስ እዚ ርእይቶይ ንኹሎም ዝምልከት ኢዩ።
Thank you so much ane khasben zxenahku neza film endarakwa keleku zmexeni zxenhe hasabat kulu rekibkani Burnet ❤
እዚ ኩሉ መን ከምብቦ ኢዪ ድምጺ መሊእካ ሼር በሎ 😂😂
ልክዕ እንዲኻ ግን ክዋ እዚኳ ንሶም ኮይኖም ብውስን ዓቅሚ ገንዘብ ካልእ ኩሉ ሽግራትን ኣብ ግምት ኣእቲኻስ እዚኳ ነፊዖም ከይተሓለሉ ዝሰርሑ ብዙሕ ኣታዊ ንዘይረክብሉ ከምዚ ተጊሆም ምስርሖም ከማን ይድነቁ!
Eza film abey eya teshelima Google giere shilimata kirekibo aykealikun🤔🤔🤔
@@AndoriaManዋላ ኣነ ሰለስተ መስመር ኣንቢበ ኣቃሪጸዮ እቶም ሙሉእ ዝነበብክምዋ ግና ሕክምና እንተትከዱ ተመራጺ ኮይኑ ይስመዓኒ😂😂😂
ልብ የሚነካ ፅድት ያለ ፊልም ኦ! አማን ባዲሻ ትችላለህ❤❤❤❤
Aman Hamid 👑king Artist ❤❤❤ tiblu like regiskum hilefu
ብጣዕሚ ጽቡቅ ፌልም ብፍልይ ኣርትዖት ሲሒቡኒ badisha nay acting haylu wowwe100%
ጥዕና ዘይብሉ ማሕበረሰብ ;ከብ ክንዲ ሕክምና ምውሳድ ጥበብ ተረኺብስ ናብ ፍልም እቶም ቤተሰብ እንታይ ክስምዓም ኢሉ ዘይገመተ 😥
ካብ ናይ ወዲ ኳዳ ጥበብ ምድናቅ ስቅ ይምረጽ።ንናይ ወዲ ኳዳ ጥበብ ዝገልጽ ቃላት የለን።ግን ሓንቲ ቃል wow
ዘይተነግረ እምበር ዘይተገበረ የለን ክብሃል ሓቂ እዩ እባ ዝሞተ ዶ ይፍቀር እዩ
ፊልም ግን ክትስለም ኣለዋ ብልጽቲ ናይዚ ዓመት እዚ❤❤❤❤❤
ዋው ተሸላሚት ፍሊም ጀጋኑ🎉🎉🎉🎉🎉❤️❤️❤️❤️❤️
ካብ ነሽነሽ ዝተላእኽኩም ?❤
😂
Alena
ሓቀኛ ታሪክ ወዲ ሹቅ ከም ምካኑ መጠን ንክብሩ ኣማን ሓሚድ ኢሳኮር ዝብል ሽም ክለብስ ኔርዎ ብዝኮነ ብጣዕሚ ጽብቅቲ ስራሕ ካዲኖ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤
በስመኣብ
ድሕሪ ነዊሕ ትጽቢት ፊልሚ ተካሒስና ግን ተፍርሓካ 😮 derasi Efrem wedi kada yeqenyelna kulkum abzi film ztesatefkum bluxat eikum❤
Hade haqegna zanta eyu ztederse aykonen haftey kalay jea sq ilna adneqti aynkun abza srah xbuq kbehal zkiel neger ente alo hayli tewasaeti tbeb nay directors tray eyu ember aserarha nayti haqegna zanta tqlala tebalashiyu eyu ab Eritrea zeyele life style atyu alo abzi srah beabiu natural agebab teteqimom ayserhuwon its fantasy.......fantasy aserarha kea nkemzi haqegna zanta kkewn aykielnyu eta zanta tebalshiya eya bnay bhaqi hiwet nayti wedi gierom kserhuwa nieruwom zeyele aserarha nieru
ኣማን ባድሻ ንፉዕ ኣክተር ኩሉ ጌዚ ናይ ኩቡር ኳዲኖ ዑዉትን ድምቕትን ኢያ ከማኹም ይብዙሑልና 🇪🇷❤️🇪🇷👍🇪🇷
ወዲ ኳዳ ናይ ባሓቂ ጽቡቅ ስራሓ
ኣማን ካኣ ናይ ባሓቂ ናካ ትግባኣ ስራሕ🎉🎉🎉🎉
ኩለን ፊልምታትና ጽቡቓትን መሃርን እየን፡ ሓደ ሓደ ግዜ ግን ሓንቲ ፍልይቲ ፊልም ሽልማት ትረክብ፡ እዚ ድማ ብፍላይ ብሉጽ ኮይኑ ስለ ዝረአ እዩ። ብሓደ ወገን ሓደስቲን ፈጠራውያንን መግለጺታት ኣፍልጦ ምርካቦም ኣወንታዊ ኮይኑ፡ እዚ ግን ስክሪፕት ካብቲ ንቡር ምስ ዝወጽእ ጥራይ ድዩ ክንሽልም ዝግበኣና ዝብል ሕቶ እውን የልዕል። ካልኣይ፤ ከምዚ ዓይነት ምርጫ ከም ነቐፌታ ናይቲ ዝሓለፉ ፍርያትና ክትርጎም ይኽእል ድዩ ወይስ ኣብ ክንድኡ ኣብ ምፍራይ ፊልም ፍሉይ ኣንፈት ንምስፋሕ ዝግበር ፈተነ እዩ? ብናተይ ኣረኣእያ እታ ፊልም ንሕብረተሰብና ዝዓሞቐ ርድኢት እትምህር ዘይኮነስ ብድሆታት ጥዕና ኣእምሮ ዝነብሩ ሰባት ምህላዎም እያ እተዘኻኽረና።
ወድ ነገደ ዘለዎ ፊልም❤😮
ወደ ኳዳ ኣቦ ጥበብ ጥራሕ ዘይኮነ ንባዕሉ ጥበብ እዩ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Btaem mesatit film yqreta ember qal kdan hanti eya kbl neyriwo aba qeshi 2 qal kidan slzeyle❤❤❤
Ybel srah ybel tbeb Aman badsha🤴 kem wetru belux srah wedi Quada wen dersetka mara eyom zmestuni qexlelu kulu gize srahatkum kenrei aytetfeu thank you that's amazing movie ❤👏
Ezom entay eyu ezibtblu zelekum..Ab metewi eti beal Tarik interview kgebr mukanu ki habirkum alo aytenbbun dikum....Azya blxti srah wedi Quada always proud of you ❤️🇪🇷
🔻~ፍጹም ስራሕ ወዲ ኳዳ ሓወይ ሰስነልና ዳሓደርካ ድመቐልና ዕማምካ ይብዛሕ!
🔺️~ባድሻ ግን ተኻኢ ዘይብልካ ኾኮብና ኢካ።
👌🏽❤️✍️🏽❤️👌🏽
✌🏽
እንቆዕ ብሰላም መጻኹም ደቂ ኤረይ❤❤❤❤
Ewy abti enda kdawnti (velo )zela gual hamimela uff😢❤❤❤
Best film and the best actor badisha❤❤❤
ሰላም ንዓኹም እዛ ፊልሚ ዳኣ ሓቀኛ እንዲያ ናይ ኢሳኮር ወድ ሹቕ ወድሓዝሓዝ እንድያ ።
If you read it in the beginning of the movie, it's written as a true story told by asokor ( wedi shuk)
Ya Komu kebl enda hasbku ms fiyori abshawel gezawta nab nay sistera mekaber hezato ms kedat abu riwa fetiwa kea kmzia flim yegner neru
ዝገርም እዩ 😮😮
አይዉረድ እዩ ዝበሃል 😔😔 ሐቀኛ ምዃና ኸአ በአኻ አረጋጊጸ።
Best Eritrean movie ❤😢
ወዲ ኳዳ ኣጠቃቅማ ብርሃን ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ🎉🎉
ሓቀኛ ዛንታ እዩ ሰሚዐ እስኪ ክሪኣ ጎሮቤታችን ብዙሕ ጌረ ኔረ እየ ፊልሚ ካብ ዘቋርፆ ወዲ ነገደ ስለ ዘለዋ ካዓ ክሪኣ እየ😊
me Too 😅😅😅
ክክክ ዘይመስል ኣርእስቱ እናበልኩም ትልምኑ ንኹሉ ፊልም ኤርትራ ክትርእዩ ከመምዘይትውዕሉስ ጎረቤታችን ሃጠቀጠው ትብሊ. ንመን ከተታልልዮ? ።
Wow yibel entay kiwexa aziya zibelexet etnehad film wedi quada kibirin mosa yigibehaka eyu sle eti xibuk sirahka bireka yisesin👏👏👍👍👌👌❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏
ወዲ ዃዳ ሓደ ካብቶም ብ ስግንጢርነትን ፍሉይ ኩርናዕ ብ ምልዓልን ካብ ዝፍለጡ ዝበለጹ ደረስቲ ሃገርና ኢዩ። ህዝብና ን ናቱ ድርሰት ክርድኦ ከቢድ ኢዩ
ካብ ነሽነሽ ሰሚዑ ዝመፀ እግሩ ሓፍ የብል🤪😂
ናይ ኢሳኮር (ወዲ ሹቅ) ሓቀኛ ዛንታ እንድያ ደኣ እዚኣ, ናይ ወዲ ሓዝሓዝ ብ ወዲ ሓዝሓዝ ❤❤❤
Yea ane nbaeley natu eya timesleni eta zanta qidmi hamshte amet eya zfelta nere hji kea bmelka film rieya
@Maranathayoutube21 wedi hazhaz dika
Welcome deki erey marey Aman my favorit artist 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
Wawww deki erey jeganu xibukat mikuratey tenafekti gelxie eko eye zeywdio❤niakum zeleni fikri ❤❤❤
ክትሽለም ዝግባኣ ፊልሚ እያ ግን ተዘርጠካ ያ ሰብኡት ደቂ ህዝቢ ኢኹም ኤፍሬም ኳዳ & ኣማን ሓምድ ባድሻ ጥዕና ይምነየልኩም
a producer who always goes beyond the norms and limits. Great Directing, cinematography, soundtracks, acting, storytelling all in all 10/10 movie as an amateur filmmaker myself this is like a master class so thank you to everyone who took part in making this come together!
የቐንየልና ዃዲና🙏🙏🙏👍👌🤴🇪🇷❤❤❤❤ዋናታት ጥበብ ምስ ጠፋእኩም ጥበብ ተረሚሳ😢
ቀዳማይ ኮመንቲ ባዕለይ ኩላትካ 👍ርግጽ ✌️😊
I have no words that I watched so long during so really beautiful. And really involved film. I have no word for it at all. I just want to thank everyone on this mail played. Kab nay selfish life ab nay behaki hiwet tmelseka so thank so much kadawi nugus tbeb aman badsha behafesha kulatkum 🙏🏿🙏🏿
dro qeriba endya 2024 ktwdaee ezia film nay zi amet gele aynet film eya wedi kada yahoo ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
ፊልም ሶፍያ ኣብ ሓቀኛ ዛንታ ዝተመርኮሰት'ያ፡ ይሳኮር ወዲ ሓዝሓዝ ን ነፍስሄር ሶፍያ ኣብርሃ ኣብ መቃብራ ምስ ከደ ኣፍቂርዋ፡ ክሳብ ሎሚ ሶፍያ ምስ በለ'ዩ፡ ኣዚና ነመስግን ዝዘርጋሕኩማ!
Bhaki bel komeu alo ab asmara?😊
@@maebelsemere405
ነፍስሄሪት እዉን ትፍቐር እያ
ይሳኮር ኣብርሃ(ወዲ ሹቕ) ሓዝሓዝ
ይሳኮር ወዲ ሹቕ ወዲ ሓዝሓዝ እዩ፡፡ሓደ ግዜ ሓንቲ ዓርኩ ዝነበረት መቓብር ሓፍታ ክትርኢ ናብ መቓብር ሓዝሓዝ ናዓናይ በለቶ፡፡ወዲ ሹቕ ድማ ሕራይ ብምባል ኣሰንይዋ ከደ፡፡መቓብር ሓፍታ እናናደዩ እንከለዉ፡ሓንቲ ሶፍያ እትባሃል ኣዝያ ጽብቕቲ ነፍሲሄሪት ብማርሞ ስእላ ኣብ መቓብራ እተለጠፈ ረአየ እሞ፡ቀው ኢሉ ጠመታ፡፡ነታ ኣሰንይዋ ዝኸደ ዓርኩ ባዓል እስኺ ኣንጭዋ ዘይሞትክንሲ እዛ ኣዝያ ጽብቕቲ ጓል ክትመዉት በላ፡፡ሽዑ ንሽዑ መብጽዓ ኣተወ፡ኣብ ሳልስቲ መጺኡ ነቲ ዕንበባአ ማይ ከስትዪ፡ኣብ ሰሙን ሓንሳእ እዉን ሙሉእ መቓብራ ንኽሓጽቦ፡፡ከም መብጽዑ ድማ ነቲ ዕንባባታት ኣብ ሳልስቲ ማይ እናስተየ፡ኣብ ሰሙን ሓንሳእ ድማ መቓብራ ምሕጻብ ቀጸለ፡ቀስ ብቀስ ሙሉእ ብሙሉእ ንሶፍያ ኣብ መቓብራ እንከላ ኣፍቐራ፡፡ለይቲ ቁሩብ እንተሰትዩ ናብ መቓብራ ከይዱ ሽምዓ ብምዉላዕ ኣብ ሞንጎ ሶፍያን፡ጥቓአ ዝነበረ ነፍስሄር የማነ ደቂሱ ክሓድር ጀመረ፡፡ሓደ ሸዉዓተ ዝኾና በብግዚኡ ዝሓዘን የዕርኽቱ ናብቲ መቓብር ሒዝወን ብምኻድ ኣልቅሳላ እናበለ ይወቕዐን ንሰን ድማ የልቕሳላ ብድሕሪ እዚ ካብቲ መቓብር ኣግሊሉ ንከተማ ሒዝወን ይኸይድ ነበረ፡፡እታ ባዓልቲ ቤቱ ዝነበረት ኣብ ዕርክነት እንከለዉ ናብቲ መቓብር ሒዝዋ ከደ እሞ ኣልቅስላ ኢሉ ምስ ሃረማ ሄለን ብተግባራቱ ተገሪማ ኣበርቲዐ ሰሓቐት እሞ፡ናዓናይ ወዲ ሹቕ ኢላ ሒዛቶ ከደት፡፡ሓደ ግዜ ወዲ ሹቕ ብብዝሒ መናእሰያት ክሃርምዎ ምስ መጹ፡ወዲ ሹቕ ማዓንጣ ትበተኽ እዩ ጠኒኑ ኣተዎም፡ሓደ ነቲ ኩነታት ከተሃዳድእ ዝመጸ ሽጉጥ ዝዓጠቐ እንተመጸ ምስቶም መባእስቱ መሲልዎ ክባአሶ ምስደለየ ኣቡኡ ኣቦይ ኣብርሃ ኣብቲ ቅድሚኡ ኮይኖም ደው በሉ እሞ ነብኡ ኣየላለየሙን ተሰኪሙ ክድርብዮም ምስ ደለየ ጫመኦም ኣላለዮም እሞ በጃኻ ኣቦይ ብሶፍያ ሓንሳእ ግደፈኒ በሎም፡ግና ኣቡኡ ምስ ረአየ ሰላሕ ኢሉ ንገዝኡ ኣተወ፡፡ኣቡኡ እግሪ እግሩ ስዒቦም መን እያ ሶፍያ በልዎ እሞ ኣብ መቓብር ሓዝሓዝ ኣላ በሎም፡ኣቡኡ ገሪምዎም ይሳኮር ወደይ ከም እተጸለልካ ዳአ ሎሚ እንዴ ፈሊጠ በልዎ፡፡ሓደ ረፍዲ ከም ቀደሙ ንሶፍያ ናብ መቓብራ ክበጽሕ ምስ ከደ ነቲ ስእላ ደቂ ገዛዉቱ ክፈልጦም ዘይካአለ ሰይሮሞ ጸንሑ እሞ፡ልቡ ተጎደአ ካብ ልቢ ድማ ሓዘነ፡፡ክሳብ ሕጂ ብዛዕባ ሶፍያ ከዕልል እንከሎ ወዲ ሹቕ ንብዓት እናቖጸረ እዩ ዘዕልለካ፡፡ንወዲ ሹቕ ክትረኽብዎ ትደልዩ ብፍላይ ደቂ ሓዝሓዝ ናፍቆትኩም ክተዉጽኡ በዛ ትስዕብ ናይ ኢዱ ሞባይል ክትረኽብዎ ትኽእሉ፡፡ወዲ ሹቕ 07347890 ብምድዋል ክትረኽብዎ ትኽእሉ፡፡
ነዚ ሓበሬታ ንኽረክብ ዝተሓጋገዙኒ፡ንቓለ መሕትት ፍቓደኛ ብምዃኑ ንወዲ ሹቕ፡ንወዲ ሹቕ ክረኽቦ ዝሓገዘኒ ኣንበስ ወልዳይ ብልቢ የመስግን፡፡
ኤፍሬም ካሕሳይ ኳዳ
ዕለት፡01-06-2023
ኣስመራ
@@ቀንዴልሓርነት❤😢😢
@@Ýâfùĺáý ነፍስሄሪት ስፖርተኛ ሶፍያ ኣብርሃ መን እያ
ሶፍያ ኣብርሃ፡ካብ ኣቡአ ኣብርሃ ይግዛው ካብ ኣዲአ ወይዘሮ እዝግሃርያ ሃይለ ኣብ 1972 ዓመተ-ምህረት ኣብ ኣስመራ፡ጥቓ ዩኒቨርሲቲ ኣስመራ፡ሳንታ ፋሚልያ ተወሊዳ፡፡ዕድሚአ ንትምህርቲ ምስ ኣኸለ መባእታ ኣብ ቤት ትምህርቲ እድገት፡ማእከላይ ኣብ ቤት ትምህርቲ ጀግኖች ናይ ሎሚ ሓመድ ኢድሪስ ዓዋተ፡ካልአይ ደረጃ ክሳብ 12 ክፍሊ ኣብ ቤት ትምህርቲ ባርካ ተማሂራ፡፡ካብ ብንእሽትአ ኣብ ስፖርት ብርቱዕ ዝንባለ ስለዝነበራ፡ብፍላይ ኣብ ባስኬት ቦል ናይ ቤት ትምህርቲ ባርካ ማልያ ለቢሳ፡ምስ ካልአይ ደረጃ ኣብያተ-ትምህርቲ ናይ ኣስመራ ትገጥም ነበረት፡፡ልዑል ምልከት ባስኬት ቦል ስለዝነበራ፡ምስ ጋንታ ዩኒቨርስቲ ኣስመራ ተጸምቢራ ኣብ ዉድድር ዞባ ማእከል ናይ ትወዳደር ነበረት፡፡ብዝነበራ ብሉጽ ብቕዓት ናይ ክፍሊ ሃገር ኤርትራ ተመሪጻ፡ናብ ባህር ዳር ብምኻድ ሕርይቲ ጋንታ ባስኬት ቦል ክፍሊ ሃገር ኤርትራ ናይ ሙሉእ ኢትዮጵያ ቻምፕዮን ኮነት፡፡ኣብዚ ግደ ሶፍያ ዝላዓለ እዩ ኔሩ፡፡ኣብ 1990 ዓመተ-ምህረት ፈረንጂ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከይዳ እኳ እንተነበረት፡ናጽነት ኤርትራ ምስ ተበሰረ ናብ ሃገራ ተመልሰት፡፡ኣብ 1993 ዓመተ-ምህረት ብስራሕ ናብ ሃገረ ሱዑድያ እኳ እንተኸደት፡ንሞኒያ ኣጥቂዓተ፡ናብ ዓባይ ሳዓል ስለዝሰገረት ኣብ 1994 ናብ ሃገራ ብምምላስ፡ኣብ 1994 ካብ እዛ ዓለም ብሞት ተፈልየት፡፡ኣብ ንኡስ ዕድሚአ ከይወለደት ከይዘመደት፡እሞ ምስ እዚ ኩሉ ቁንጅናአ ምሟታ ንስድራ ቤት ኣቦይ ኣብርሃ ከቢድ ሓዘን ኮኖም፡፡
ብቁንጅና ሶፍያ ኣብርሃ ዝረአያ ዘበለ ሃንን ዝብል፡ወለዲ ክርእይዋ እንከለዉ ዝሽለም ሸሊምካ ሰይቲ ወድኻ እንተትኸዉን ዘይብል ወላዲ ኣይነበረን፡፡ብቁንጅና ሶፍያ ዝራአያ በጽሒ ልቡ ትፍተግ ነበረት፡፡ሶፍያ ማእከላይ ቁመት እትዉንን፡ቀያሕ፡ኣዝያ ጽብቕቲ ብምንባራ ክንደይ ኣጉባዝ ንዓአ ክርእዩ ክሳዶም ዘይሰበሩ፡ዓይኖም ዘየስፈሉ፡፡ኣብ 1994 ኣብ ሓዝሓዝ መካነ-መቓብር ስነ-ስርዓት ቀብራ ምስ ተፈጸመ፡ኣብ መቓብራ መርም ናይ ገጻ ተለጢፉ ብምንባሩ፡ሓደ ይሳኮር ኣብርሃ(ወዲ ሹቕ)ዝባሃል ወዲ ሓዝሓዝ ብሂወት ዘይፈልጣ፡ብስእላ ጥራይ ኣብ መቓብራ ርእዩ፡ኣዝዩ ከምዘፍቀራ ኣብ ቅድሚ ሕጂ ዘዉጻእክዎ ጽሑፍ ገሊጸ ኔረ፡፡
ሶፍያ ኣብርሃ ኣብ ዉድድር ባስኬት ቦል ናይ ኤርትራ ተዘካሪ ስም ዘለዋ ሓያል ስፖርተኛ ነበረት፡፡
ኤፍሬም ካሕሳይ ኳዳ
ዕለት፡20-07-2023
ኣስመራ
@@ቀንዴልሓርነት btaemi zgerem zanta eyu 😢
The badsha great actor of all time❤
Yake wedi negede zelekayo filim ya sahabi yu ❤❤❤❤❤❤deqi erey🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Welcome badsha mes raku temti mekana aytratren ❤❤🎉🎉❤🎉
Kburat Artist hagerna kurat slmat hagerna ekum selamkum ybzah❤
ጥዕና ናይዚ ወዲ ከየረገገጽካ ናብ ፍሊም ምእታው ወዲ ኻዳ ከደደደደ የብልካ ፍጠሪ
What an outstanding performance from a great Actor Aman Hamid "Badshah" How come you fit in every role that's given to you? Your screen presence is amazing in every movie.
❤❤❤god job wedi kada true story (esakor wedishuk)❤❤
Krieya zhnteya film hiji tezergiha bmrkabey happy full
Aman mslna msle 🇪🇷 zekr o artist 🎉🎉🎉🎉🎉❤
Wawww eza film mera mesatit eya yble tbeb ❤❤❤❤❤
ናይ ወዲ ሹቅ ዓርክና ኣዘኪርኩምና ❤❤❤
kijmir kela yihbru natu history eya,nay bahaki kemzi nieru
Nay bhaqi arkka eyu bhiwet alo bejakaba ngerena
@@melaherhabtom5736Ewe isakore wedi shuk gorobetey eu alo b hiwet Menesey endeu
Badsha beste acter❤❤❤❤
Gele aynet ❤ bela badesha abo tebeb❤
ጎዛረሽ 🇮🇳😢 nic movie in 🇪🇷 ❤❤❤❤❤ ባድሻ
ካብ ትኽቶክ ዝመጻኹም like 👍
Welcome serhat Cadino betami eye keria tehantiye geziu akilu ka mexia ala tnx 🙏🎉❤🎉❤
Eritrean 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 for eritrean 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 deki rimey wel done!
Eta zibelexet film neay nay 2024 thank you memihr efar
ክምዚ ክማይ ናይዛ ፍሊሚ ታሪክ ኣብ ቲክቶክ ስሚዑ ክሪኣ ዝምፅ ኣሎ ዶ
ኣርእስቲ ፍሊም እውይ ይቀየር ትብሉ ላይክ ርገጹ❤
❤❤❤❤❤❤❤ aman hawna natka emo bmntay kgelxo❤❤!!!
ኣብዛ ፍሊም ካብ ደራሲ ክሳብ ተዋሰእቲ ብሉጽ ስራሕ ሰሪሕኩም ።ነዛ ፍሊም ፍሊም ከብላ ዝከኣለ ከኣ ብ ውሕሉል ኢዱ ኣጠማምተኡን ኩርናዕ ኣወሳስዳ፡ብርሃን ኣወሃሂዱ ን ኣብ መደምደምታ ብሉጽ ስራሕ ን ዝ ሰርሐ ከማል(ዲኖ) ብጣዕሚ የመስግን።
That is true story,Esakor wedi hazaz mes Sofia ab meqaber.
Wedi negede gin tay eyu artefshal sihaq zsihq ab mblshaw abi tera alewo ember geleaynet sirah🎉❤😊
Anes wedi negede entereye eye tiem ele zikatatel ❤❤❤
Jeberti uko u
@@alemxewar1825ተኾነ ኸሞ? ንሱኮ እንታይነቱ ኣይሓተተን ከም ዘድንቆ ዩ ዝገልጽ ዘሎ ታይ ንምባል ኢኻ ሓሲብካያ
@@alemxewar1825entay mo
Umo entay@@alemxewar1825
እንታይ እሞ ተኮነ
♨️♨️ ሸረክረክ ዘበል WOW ካብ ደራሲ ክሳብ ተዋሳቲ ገለ ዓይነት ፊልም፡
ካሜራማን ወላ አዲተር WOW፡
ዓቢ መልእክቲ ዉን ኢዩ ዘማሓላሉፉልና ዘለዉ ጽቡቅ ስራሕ ንሰራሕቲ።;-)
♨️♨️♨️ኣብታ nxt ሸረኽረኽ 😶🌫️👊👍
*ገዛ ገዛ ኮይኑ ይስምዓካ።"ኣይክእለክን የ 'ነ " ትብል ሪንግ ቶን ክትድውል ከላ ግዳ ስሒቕና😂😂😂*
God bless you, quadino.Just amazing ❤❤❤❤ azyu mesati zanta.
Waww ዝበለጸት ፊልም 🇪🇷🇪🇷❤️❤️👌
Good job deki eriiii 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤ we love you deki ኤረይ
Qada Ayneyyyyyyt Zey digem Nateyyy🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥💪🏻💪🏻💪🏻💪🏻
Edimen tienani Yahbikum Yihwatey ❤❤❤
ስርሓት ወዲ ዃዳ ወትሩ ኣገረምቲ ❤❤❤
Wowwwww Badisha king ❤❤❤❤❤❤
Ne wedi negede teray tefetewu❤❤❤
ብተመስጦ ሞይተ ክፍል 2 ጃይ ጃይ🎉🎉🎉🎉🎉
ዓሻ ሙዉት የፍቕሪ ድዪ ዓሻ ሙዉት ይናፍቕ😢😢😅😅😅😅😮😮 ምስ ኣጋንንቲ ኢካ ትነብር ኔርካ ፣ጋል ህድርትና እያ እዚኣ ሰብ ኣይኮነትን😅😂😂😂
Waww wedi shuq tarik gedifu xbikti srah wedi shuq elkum shim tethbwo ni aman hamid gele aynet nera the bhere kachkach
Well com amaney badisha❤🤴🇪🇷🦁all eritrean artist ❤❤
መጀመርታ ጽቡቕ ስራሕ ብምቕጻል
ሃይማኖታዊ ስራሕ ክትሰርሑ ከለኹም
ክትጥንቀቑ ይግበኣኩም!እሞ ከኣ ካብ
መምህር ወዲ ኳዳ ዘይጽበዮ ጌጋ
1ይ መጻምዲ ሓንቲ ፈትያ ሓደ ከይፈተወ
ቃል-ኪዳን ይእሰር ድዩ?እሞ ከኣ ንሳ ትዋሳእ'ያ ዘላ
ኣነ ኣብ'ዚ ቁሩብ ግዜ ቃል-ኪዳን ክኣስር'የ ናበለ?
2ይ ምስ'ታ ነብሲሄር ቃል-ኪዳን የእስሩኒ ምስ በሎ ነቲ ቀሺ
እቲ ቀሺ ቃል-ኪዳን ኣውሪድካ ዲኻ ቃል-ኪዳን ከየውረድካ
ምስ ካልእ ቃል-ኪዳን ኣይእሰርን'ዩ ኢሉዎ
ቃል-ኪዳን ሓንሳብ'ዶ ኣይኮነን?
በጃኹም ንህዝቢ ጌጋ መልእኽቲ ኣይተመሓላልፉ!!።
3ይ ጌጋ ጯማ ጌርካ ኣይእቶን ኢዩ ናብ ቤት ክርስትያን
ሰክት ተማሃር ወይ ኣስተውዕል ዓይንና ከተንቁረና ንኾምኡ ዝገበረ ቐሺ ተዛረቦ
እ'ዚ ግን ሓቀንኛ ዛንታን ዝተገብረን ዶ ኣይኮነን
@@ERI168 እዚ ፊልም እምበር ትረኻ ኣይኮነን
ስለ'ዚ ኩሉ ኣብ'ዚ ፊልም ዘሎ ዛንታ ኢሳቆር
ማለት ኣይኮነን፡ ማለት መወሰኽታ ኣለዎ
ካልኣይ ሓደ ቀሺ ገይርዎ ድዩ ኣይገበሮን
ብዘይገድስ እንታይ መልእኽቲ የመሓላልፍ'ዩ ዘገድሰኒ
ሕራይ እቲ ቀሺ ከምኡ ተጌሩ እንታይ'ና ንመሃር?
ሃይማኖተይ ከምኡ ስለ ዘይኮነ ጌጋ ክብል ግቡአይ'ዩ!
Tebareki brkti senay hasab EU. qudus qal goyta hade Ms hanti EU.kbri niamlak
"Thank you for your exceptional teamwork! I hope this movie becomes the best of the year. Special thanks to WEDI QUADA AND Dino." 🎉🎉🎉