ሰበር ዜና: ፕ/ ጌታቸው ንዶር ደብረፅዮን ኣጠንቂቑ | ዝኸረረ ወጥሪ መሪሕነት ህወሓት | ዘሐዝን ኩነታት ምዕራብ ትግራይ | Kulu News ኩሉ ዜና

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ต.ค. 2024
  • ሰበር ዜና: ፕ/ ጌታቸው ንዶር ደብረፅዮን ኣጠንቂቑ | ዝኸረረ ወጥሪ መሪሕነት ህወሓት | ዘሐዝን ኩነታት ምዕራብ ትግራይ | Kulu News ኩሉ ዜና
    እዚ ብኩሉ ሚድያ እናተዳለወ ዝቐርበልኩም Kulu News ኩሉ ዜና እዩ።
    tigray news today, ethiopian news, kulu media news, kulu media today news, kullu news today, tigray news, eritrean news, tigrigna news, Daily Ethiopia and Eritrea news
    #kulunews
    #kulumedia
    #ethiopianews
    #zaramedianetwork
    #eritrea
    #tigray
    #ኩሉ_ሚዲያ #ኩሉ_ሚድያ #news #newsupdate, kulu media, dimtsi weyane news, kulu media news, kulu entertainment tv, eritrean movie

ความคิดเห็น • 35

  • @kudurkudur-m3y
    @kudurkudur-m3y 2 หลายเดือนก่อน

    ገብረ ዕንክልል

  • @senaitgerei
    @senaitgerei 2 หลายเดือนก่อน

    Enqaney nabzi abkeakum atum qondafa Mesta hzbi ERITRA eu🙏

  • @MebrahtuTesfay-bs2st
    @MebrahtuTesfay-bs2st 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤

  • @Tekleaxmite
    @Tekleaxmite 2 หลายเดือนก่อน

    Tigary.........❤

  • @RediatAmar
    @RediatAmar 2 หลายเดือนก่อน

    ዓሕ 😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @TayeTessema-cs5lr
    @TayeTessema-cs5lr 2 หลายเดือนก่อน

    እንደበረጭዮን አለም ገብረወህድን ዝኣምሰሉ ኽፉኣት ይኣኽኩም በልዎም።

  • @gorfubitew6142
    @gorfubitew6142 2 หลายเดือนก่อน

    ዘበንያ ግርምቢጥስ ማይ ንዓቀብ ዝኮነ ግዘ ???? ካብያ ዘገልገለስ ዘዉደልደለን ካብያ ጠፍ ዝሃበስ አፍ ዝሃበ !! ዝኮነ ዘይ ዘመና !!

  • @hiwotegebrekirose3316
    @hiwotegebrekirose3316 2 หลายเดือนก่อน

    እሞ እንታይ ዩ ሓንቲ ድምፅ እዩ ሒዙዝከይድ

  • @girmayzemicheal
    @girmayzemicheal 2 หลายเดือนก่อน

    ኣይ ደብረ ዕንክሊል
    ታይ ዝበለ ዝቅጠት እዩ።
    ኣጋ እርጋን ዝርጋን
    ዝኹሉ መላሜል ኣህሊቅኻስ ኸዚ ጎምባሕባሕ

  • @HaileGirmay-w1r
    @HaileGirmay-w1r 2 หลายเดือนก่อน +1

    እሞ እንታይ እዩ?

  • @TemesgenGebreslassie
    @TemesgenGebreslassie 2 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ዓብይ ዕንዝር ኢካ ፍረ ዘለዎ ነገር ኣይተቅርብርን

  • @TayeTessema-cs5lr
    @TayeTessema-cs5lr 2 หลายเดือนก่อน

    መንእሰይ ተጋሩ ንህዝብኸም ክትብሉ ግንባርኩም ንጥይት ታዕሊም ጌርኩምዋ ነይርኩም። ንኣርባዕተ ዓመት ዝኣክል መሪር ቓልሲ ኣክይድኩም ህዝብኹም ካብ ፅንፈት ኣድሒንኩም ሐዚ ፍልጠት ዝነፀጎም መረሕቲ ኢና በሃልቲ ህዝብኹም ይሕመስ ኣለው። እሞ በትሪ ኣብኢድካ ተመን ኣብእግርኻ ከምትዝባሃል ሐዚ እውን ከምትማሊ ህዝብኹም ናብ ካሊእ ፅንወት ከይተፃወደ መልሲ ኣልሹሉ ። ጊዘ ኣይተጥፍኡ። ናይቶም ዝተሰዉኡ ተጋሩ ሓደራ ኣለኩም ።

  • @hagosGebrehaweria
    @hagosGebrehaweria 2 หลายเดือนก่อน

    ጌታቸው ንደብሪፅ አጠንቂቁ
    እሞ ሞቱ ቀሪባላ ማለትዩ ጌቾ ሰካራም

  • @hagosGebrehaweria
    @hagosGebrehaweria 2 หลายเดือนก่อน

    ጌቾ ብልጥግናቸው ንደብረፅዮን አጠንቂቁ ሃሃሃሃሃሃሃሃሃ
    አይጥ ለሞሞታ የድመት አፍጫ ታሸታለች አለ ያገሬ ሰው

  • @JonnyAregawi
    @JonnyAregawi 2 หลายเดือนก่อน +1

    እና ጌታቸው ረዳ ህዝቢ ትግራይ ምዃኑ ድዩ
    በነገራትና ጌታቸው ብብልፅግና ተወኪሉ
    ፃድቃን ብኣማሪካ ተወኪሉ
    ክልቲኦም ድማ ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ እዮም ።

  • @aatsedemekebeb2494
    @aatsedemekebeb2494 2 หลายเดือนก่อน

    So what if he prospects or not it is mening less .He is PP .VIVA TDF & WEYEN ❤❤❤❤

  • @hagosGebrehaweria
    @hagosGebrehaweria 2 หลายเดือนก่อน

    ቀደሙውን ጌታቸው ካብንዳ መስተዩ ናብ አኬባ ይከይድ ነይሩ ምትራፉ ሕጉስአዩ

  • @yibrahfisha9859
    @yibrahfisha9859 2 หลายเดือนก่อน

    ህዝቢ አብ ከቢድ ሃደጋ ወዲቁ እንዳሃለወ መራህt ትግራይ ነንርእሶም ክጣፍኡ ላዕልን ታህትን ይብሉ... የህዝን

  • @WelduReda
    @WelduReda 2 หลายเดือนก่อน

    Sanitayzer Direm wedi reda bolom selmituwo kelo bolom bolomye bolom Tekeste yimeleaya

  • @LetinaGHiwot
    @LetinaGHiwot 2 หลายเดือนก่อน

    ገታቾው ሐሳብካእንታይእ?😅

  • @abebakidane8231
    @abebakidane8231 2 หลายเดือนก่อน

    ጫታም ጌታቸው ብከብዱ ተገዚኡ ትግራይ ከጥፍእ ይጓየይ አሎ

  • @TayeTessema-cs5lr
    @TayeTessema-cs5lr 2 หลายเดือนก่อน

    ሓሶት ሓሶት ፕሮፓጋንዳ ዘይና ራሻ

  • @SibhatLemlem
    @SibhatLemlem 2 หลายเดือนก่อน +2

    አረቂ ስለዘይቀርበሉ አይሳተፍን ጠጃም

  • @Beehope-y7i
    @Beehope-y7i 2 หลายเดือนก่อน

    ኣብ ልዕሊ ጌቹ ወይ መድሕን ትግራይ ስልጣን ክትብሉ ዘረኝነት ትሰብኩ ኣለኹም ንትግራይ ከቢድ ዋጋ ከኽፍለና እዩ። ካብዚ ሕቱኽቱኽ ውፁ። ስሙዑና ባ 😂

  • @Haylemaryam-br4yp
    @Haylemaryam-br4yp 2 หลายเดือนก่อน

    ፦ አብዚይ እኒኦ ረሳሕ ዩቱቤር ዘይምልከቶን ዘየለ ፕሎቲካን ክሕሙዙቅ እንትሪኦ የሕዝን ጌታቸው ረዳ ንደብረፅዮን አጠቂቁ ይብል። ከመይዝበለ ድድብና እዩ። በየናይ መለከዒ እዩ ንደብረፅዮን ጌታቸው ረዳ ዘጠቅቅ? ካብ ታሕቲ ንላዕሊዶ የጠቅቅ እዩ? ከምይዝበልኹም ልቅምቃም ዜና መሕለፍቲ ኢኹም። ዜናኹም አይሰምዖን ሰሚዐዮውን አይፈልጥን ሕማቃት ስለዝኾንኹም። ዝለጠፍኽሞ ስለዝረአኹ እየ።
    ፦ ደብረፅዮን እንታይ ዝገበረሰብ እዩ? መከራዝበልዕ ዘሎ?

  • @TayeTessema-cs5lr
    @TayeTessema-cs5lr 2 หลายเดือนก่อน

    እንደበረጭዮን አለም ገብረወህድን ዝኣምሰሉ ኽፉኣት ይኣኽኩም በልዎም።

  • @girmayzemicheal
    @girmayzemicheal 2 หลายเดือนก่อน

    ኣይ ደብረ ዕንክሊል
    ታይ ዝበለ ዝቅጠት እዩ።
    ኣጋ እርጋን ዝርጋን
    ዝኹሉ መላሜል ኣህሊቅኻስ ኸዚ ጎምባሕባሕ

  • @hagosGebrehaweria
    @hagosGebrehaweria 2 หลายเดือนก่อน

    ጌቾ ብልጥግናቸው ንደብረፅዮን አጠንቂቁ ሃሃሃሃሃሃሃሃሃ
    አይጥ ለሞሞታ የድመት አፍጫ ታሸታለች አለ ያገሬ ሰው

  • @girmayzemicheal
    @girmayzemicheal 2 หลายเดือนก่อน

    ኣይ ደብረ ዕንክሊል
    ታይ ዝበለ ዝቅጠት እዩ።
    ኣጋ እርጋን ዝርጋን
    ዝኹሉ መላሜል ኣህሊቅኻስ ኸዚ ጎምባሕባሕ

  • @girmayzemicheal
    @girmayzemicheal 2 หลายเดือนก่อน

    ኣይ ደብረ ዕንክሊል
    ታይ ዝበለ ዝቅጠት እዩ።
    ኣጋ እርጋን ዝርጋን
    ዝኹሉ መላሜል ኣህሊቅኻስ ኸዚ ጎምባሕባሕ

  • @hagosGebrehaweria
    @hagosGebrehaweria 2 หลายเดือนก่อน

    ጌቾ ብልጥግናቸው ንደብረፅዮን አጠንቂቁ ሃሃሃሃሃሃሃሃሃ
    አይጥ ለሞሞታ የድመት አፍጫ ታሸታለች አለ ያገሬ ሰው

    • @hadushTekle-g8m
      @hadushTekle-g8m 2 หลายเดือนก่อน

      እናያለን ድመት ማን መሆኑ