ኣውያት ካብ ለንደን 5/17/2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 พ.ค. 2024
  • ለንደን ሎሚ ተእውይ ፣ ጽባሕ ድማ ሆላንድ ።

ความคิดเห็น • 99

  • @teklenara9386
    @teklenara9386 14 วันที่ผ่านมา +1

    ርሑስ መበል 33መዓልቲ ነጻነት ኤርትራ ምጭዊቲ ሀገርና በዚ ዘይሕጎስ እንተሎ ብዓርበረቡዕ ይጽደፍ።❤❤❤

  • @dweldeab
    @dweldeab 14 วันที่ผ่านมา +3

    አኪለ ኣንበሳ የቐኒየልና ስለቲ ኩሉ ትገብሮ ኣስተምህሮ ከምቲ ዋርሳይ ዝብሎ ድማ ኢሂን ሚሂን ተባሂልና ሓሳባትና ሪኢቲናን ክንፈትሕ አለና ወትሩ ዕወት ንሓፋሽ ዘላለማዊ ዝኽሪ ንሰምእታትና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏

  • @azebghidey6457
    @azebghidey6457 14 วันที่ผ่านมา +2

    ሩሑስ ቅንያት ናጽነት ብርሃን እዩ ቅድሜና ንኺድ ንቅድሚት ዓወት ንሓፋሽ ኣኪለ ንብሲ ኣብ ናቶም ኣይትውረድ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪⛪⛪🕌🕌🕌🤗🤗🤗🥰🥰🥰💐💐💐👏👏👏

  • @tsegaafeworki2346
    @tsegaafeworki2346 14 วันที่ผ่านมา +1

    መንግስተ-ሰማይ የዋርሳ! ♥️🇪🇷

  • @eftereladebas5818
    @eftereladebas5818 14 วันที่ผ่านมา +1

    ብጣዕሚ ኢየ ዘመስግነካ አኪሉ ብሩህ ዝኾነ መልሲ ንሕና ንፈርድ አይኮናን አይትመለሱ አይኮነን ይቕሬታ ሓቲቶም መንግስቲ አሎ ፈራዲ ንሕና ፈረዲ አይኮነን🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊🏾✊🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @GualEri13
    @GualEri13 14 วันที่ผ่านมา +1

    Ruhus naxinet deki Eri ab zilena Alena. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️👏🙏

  • @awettareke9353
    @awettareke9353 14 วันที่ผ่านมา +1

    🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @asfawaraya8498
    @asfawaraya8498 15 วันที่ผ่านมา +6

    Hi brother Akile I just want to say thank you for your service to our country and our people we will overcome all the challenges Eritreans never Nile down Awet n hafash thelalem Bret n suweatna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-ng2gs6zv3b
    @user-ng2gs6zv3b 14 วันที่ผ่านมา +1

    Ruhus knyat naxnet ygbrelna
    ❤️❤️❤️🌾🌾🌾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹

  • @alseged6709
    @alseged6709 12 วันที่ผ่านมา

    ርሑስ ቅንያት በዓል ጸምበል መበል 33 ዓመት ናጽነት ኤርትርያ
    🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @user-gk2cd4ib7o
    @user-gk2cd4ib7o 15 วันที่ผ่านมา +5

    ✊️✊️✊️❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🦁🦁🦁

  • @dana.j9062
    @dana.j9062 15 วันที่ผ่านมา +2

    ብጣዕሚ ነመስግን ኣኪለን ካልኦት ኩሎም ማሕበራዊ መራኸቢታት ስለቲ ኩልኹም እትገብሮ ዘለኹም ንኹሉ ኤርትራውያን ኣብ እዋናዊ ፍጻሜታትን ኩነታትን ዓለምና ንምሕባር ቀጻሊ!!🙏💫🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪💫🙏

  • @venusvenus1654
    @venusvenus1654 14 วันที่ผ่านมา +2

    ሰላም አኪለ መደብ ላይፍ ዋላ ይሕለፈኒ ie ናይ ኤሮጳ ሰዓታት ፍልልይ ጸኒሔ ይከታተሎ እየ እሞ thanks a lot för all you do🙏🏾❤🌷🇪🇷

  • @abebamckay7126
    @abebamckay7126 14 วันที่ผ่านมา +1

    Hi Kubur Akile jignna merhaba long live ❤ 🇪🇷 🐫

  • @briktigarza2012
    @briktigarza2012 14 วันที่ผ่านมา +1

    Elllllllllllll ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @rigat-cm3fb
    @rigat-cm3fb 14 วันที่ผ่านมา +5

    ኣክሊል ከምዛ ትዛረባ ዘለካ ንክትዛረብ እዮም ዝዛረቡ ዘለው ኣብቲ ናቶም ኣይትውደቅ ከም ቀደምካ ኣብ ምንቅቃሕ ኣድህብ
    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    ርሑስ በዓል ናጽነት
    ዓወት ንሓፋሽ

  • @rahelbey1004
    @rahelbey1004 14 วันที่ผ่านมา +1

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉ርሑስ ቅንያት ናጽነት ደቂ አረይ❤

  • @berhanezegeyetv9977
    @berhanezegeyetv9977 14 วันที่ผ่านมา +1

    🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️💯💯👍

  • @zayedtemolso5592
    @zayedtemolso5592 15 วันที่ผ่านมา +3

    መርሓባ ደቂ ኤሬይ ሰላምኩም ይብዛሕ 4 ግባር ምስኩሉ ዉዳባታትኩም

  • @girmaykiflay8609
    @girmaykiflay8609 14 วันที่ผ่านมา

    ሰላም አኪለ ለባም መኽበር ህዝቡን ሃገሩን ኢኻ እሞ ዕድመን ጥዕናን ድማ ንምየልካ ቡሩኽ ቅንያት ብዓል ናጽነትና ደቂ ኤረይ 🇪🇷🕌💚⛪️🇪🇷🙏

  • @user-sd7ly6mo1y
    @user-sd7ly6mo1y 14 วันที่ผ่านมา +1

    ብሓቂ ኣኪለ ኣምበሳ

  • @tsegaafeworki2346
    @tsegaafeworki2346 14 วันที่ผ่านมา +2

    😮😮😮😮 እዋእ እተን ኣብ ገዝአን በሊዕና ሰቲና ዝብላ ስ መንደፍ ይብላዓ

  • @biriktihaile5499
    @biriktihaile5499 14 วันที่ผ่านมา +1

    ሕስድና እዩ ኣኪለ ብፍላይእዞም ሚድያ ብጣዕሚ እዩ ዘጉህየኒ

  • @tesfalemredaetesafai2054
    @tesfalemredaetesafai2054 14 วันที่ผ่านมา +1

    Akile malet memhrir trgum hasabbbb ❤❤❤❤

  • @grmaytekle1007
    @grmaytekle1007 14 วันที่ผ่านมา +1

    በሃኣቅ

  • @danieltela-kd4ob
    @danieltela-kd4ob 15 วันที่ผ่านมา +6

    ኣኪለ ኣብ ደረጆኦም ኣይትዉረድ ጂግና ኢካ በርትዕ ጥራይ

  • @tirhaszemiceal7475
    @tirhaszemiceal7475 14 วันที่ผ่านมา +1

    🇪🇷🌹🇪🇷

  • @bereketfeday9103
    @bereketfeday9103 14 วันที่ผ่านมา +1

    Great job Akile as always. Keep it up.

  • @user-ct9zs5jo6l
    @user-ct9zs5jo6l 15 วันที่ผ่านมา +6

    GOD bless you always GOD be with your family GOD bless ERITREA and the nation ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ERITREA ❤❤❤❤❤ERITREA 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ERITREA 🎉ERITREA 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤ERITREA 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @alemasmorom814
    @alemasmorom814 14 วันที่ผ่านมา

    ❤️🇪🇷🐫ERITRAWI KUBUR MENINET 🐫🇪🇷❤️

  • @yeshidejen4770
    @yeshidejen4770 14 วันที่ผ่านมา +1

    ❤️🇪🇷💎🌺👌

  • @yonastekeste7109
    @yonastekeste7109 14 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍

  • @bettysolo3226
    @bettysolo3226 14 วันที่ผ่านมา

    Akile wedi Erey mature seb agree 💯 mesti kedamay kefal...👍

  • @bicherzere6312
    @bicherzere6312 14 วันที่ผ่านมา

    ❤❤ 🇪🇷 🇪🇷 ❤❤🇪🇷🇪🇷 ❤️ ❤🇪🇷🇪🇷 🙏 🙏 🙏

  • @anna-mariaasfha9264
    @anna-mariaasfha9264 14 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Eritrea24.91
    @Eritrea24.91 15 วันที่ผ่านมา +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @kesetedebessai6590
    @kesetedebessai6590 14 วันที่ผ่านมา

    Daeish eyom zbehalu mesleni

  • @SaZ-84
    @SaZ-84 14 วันที่ผ่านมา

    Merhaba Akile, Ruhus qniat beal natsnet deqi Erey 🇪🇷❤️🌹👏🏽🐪

  • @lemlemmehari3795
    @lemlemmehari3795 14 วันที่ผ่านมา

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @astertesfazgi2750
    @astertesfazgi2750 14 วันที่ผ่านมา

    👍👍👍👍👍👍

  • @mohamedmussa7894
    @mohamedmussa7894 14 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ሰላም ደቂ እረይ ጀጋኑ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @haileberhe801
    @haileberhe801 14 วันที่ผ่านมา

    👍

  • @DgjHje-tk3ic
    @DgjHje-tk3ic 14 วันที่ผ่านมา

    Ambesa akile hawey kosilna eina belom da hagerewin behaltn hasewtn

  • @lemlemmehari3795
    @lemlemmehari3795 14 วันที่ผ่านมา

    Aslen Ertreawi bzeb mhread kzarebu nay sheytan srah eyou

  • @tsegaafeworki2346
    @tsegaafeworki2346 14 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷♥️መም.ኣኪለ ርሑስ ቅንያት ናጽነት♥️🇪🇷
    ኣኪለ ካባኻ ደኣ ጸርፊ ከመይ ጌራ ክትወጽእ መምህረይ መዓረይ፡ 😂😂ባዕለይ ኣለኹልካ ንዓኻ ዘልዓለ ባዕለይ ክሰሃሎ እየ። ከምዛ ናይ ኣወል ጌረ፡ ንዓይ ግደፈለይ😂😂😂
    ሎሚ ዝተዛረብካያ ደስ ዝበለትኒ ዘረባ ግን ***ዘረባ ዘይክእል መጽሓፍ ቅዱስ ኣንቢቡ ይደቅስ*** ዋውውውው 😂😂😂😂😂እዚኣ ብሓላፍነተይ ንወዲ ዘርአ፡ ንወዲ ተወልደ ንኤሩ ሽኮር መጽሓፍ ቅዱስ ኣንቢቦም ክድቅሱ ክመኽሮም ምፈተኹ።እዚኣ ግን ናተይ ርኢቶ ኢያ። ምኽንያቱ ሰብ ክዝልፉን ክጻረፉን ንሃገራውያን ከዋርዱን ኢዮም ዝውዕሉ። ካልእ ቁም ነገር የብሎምን

  • @lomintmalin4716
    @lomintmalin4716 15 วันที่ผ่านมา +1

    ጸርፊ ነውሪ ኣይግድን

  • @yordanosmengstabe7909
    @yordanosmengstabe7909 14 วันที่ผ่านมา

    💐🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💞💞💞

  • @Elisiam4
    @Elisiam4 14 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️👍👍👍🙏🙏

  • @tedrossalemi2596
    @tedrossalemi2596 15 วันที่ผ่านมา

  • @habtitwele1337
    @habtitwele1337 14 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤

  • @zighenese3919
    @zighenese3919 14 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @zufanendrais4396
    @zufanendrais4396 14 วันที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉🎉

  • @abebamckay7126
    @abebamckay7126 14 วันที่ผ่านมา

    🌹

  • @SaZ-84
    @SaZ-84 14 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @alganeshtekeste9368
    @alganeshtekeste9368 14 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-bf3rq9cl2d
    @user-bf3rq9cl2d 14 วันที่ผ่านมา +1

    ብዓል ደጀን ዑመር ሞይቶም መን ከምዚ ገይሩ ተዛሪብሎም 😢😢😢

  • @biniambeyene9556
    @biniambeyene9556 14 วันที่ผ่านมา

    Akile forsa att wedi

  • @girmaykiflay8609
    @girmaykiflay8609 14 วันที่ผ่านมา

    Akile 🇪🇷🇪🇷🥛👈

  • @lemlemmehari3795
    @lemlemmehari3795 14 วันที่ผ่านมา

    Hagerawi sne sreat mkbbar mreddea yedlyena alo

  • @lemlemmehari3795
    @lemlemmehari3795 14 วันที่ผ่านมา

    Ewe akile hakekea agebmbal adlaye eyou

  • @y0hannesbereket607
    @y0hannesbereket607 14 วันที่ผ่านมา

    Emo akile hawna sibuk aleka

  • @HeileGebreamlak-cb4ci
    @HeileGebreamlak-cb4ci 14 วันที่ผ่านมา

    💌💞💞💞💞💞🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Wedimana-qu6pt
    @Wedimana-qu6pt 14 วันที่ผ่านมา

    Lehawun

  • @yeshidejen4770
    @yeshidejen4770 14 วันที่ผ่านมา +1

    Akile I guess they call them Senserti

  • @nigistiberhane9150
    @nigistiberhane9150 14 วันที่ผ่านมา

    አኪሌ በደዊን ማለት ሐገረሰባት ማለት እዩ❤🎉

  • @elenamik9214
    @elenamik9214 14 วันที่ผ่านมา

    Buongiorno Akille❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @munamathewos7462
    @munamathewos7462 12 วันที่ผ่านมา

    Nene post gere aleku share keman Gregayo Aleka 😊nay Dallas 🇪🇷

  • @GualEri13
    @GualEri13 14 วันที่ผ่านมา

    Kemey gere nai Eritrea bandera delowo Malia wey mendil order kigebir yikiel

  • @user-ne6ed5bi7n
    @user-ne6ed5bi7n 14 วันที่ผ่านมา

    ዳዓሸ

  • @sikeilied8163
    @sikeilied8163 14 วันที่ผ่านมา

    LIDIA STOR ab SEATTLE 14 Edatewaredet tesatifa eya zekra

  • @asefawmehari4228
    @asefawmehari4228 15 วันที่ผ่านมา

    ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @lemlemmehari3795
    @lemlemmehari3795 14 วันที่ผ่านมา

    Xnue hzbna mexei gezekea efoy tblelu geze ygberelkea

  • @user-ne6ed5bi7n
    @user-ne6ed5bi7n 14 วันที่ผ่านมา

    ዳጸዓሽ

  • @efremyeibiyo9673
    @efremyeibiyo9673 14 วันที่ผ่านมา

    Nye werga zerba kebrt yehbka

  • @abrahamawet7245
    @abrahamawet7245 14 วันที่ผ่านมา

    በደዊን እዮም ዝባሃሉ ሓቂኻ ኣለኻ ኣኪለ

  • @user-ne6ed5bi7n
    @user-ne6ed5bi7n 14 วันที่ผ่านมา

    ዳዓሽ

  • @Elisiam4
    @Elisiam4 14 วันที่ผ่านมา

    Alena Walta Hager sometimes he’s talking about social media not News

  • @user-nw1yf3ko8f
    @user-nw1yf3ko8f 14 วันที่ผ่านมา

    Temail esarfu yawarudin nayrom lomiy hagrawiya koynom tedgefwom bia nseka derbay

  • @adhanetmehari-eq8hb
    @adhanetmehari-eq8hb 14 วันที่ผ่านมา

    selam kemay kenikum deki erry xada, enka nab mebel 33 amet bal nexanet Eritrea 🇪🇷 abkana. 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 .

  • @lemlemmehari3795
    @lemlemmehari3795 14 วันที่ผ่านมา

    111

  • @michaelkeleta5016
    @michaelkeleta5016 14 วันที่ผ่านมา

    ኣኪለ እዞም ከምዚ ዝብሉ ክገርመካ ንኣታዊ ሰብ ክሪኢሎም ንዝገብርዎ ፍጹም መንፈስ ቁዱስ ናይ ሃገር ዝበሃል ሓልዮት የብሎም፡በንጻሩ እኮ ደኣ ደገፍ ሓልዮት ከተሪኦም ኣላ፡እቲ ከመይ ሲ ኣብ ናይ ኩናት ግዜ ሓንቲ ሓይሊ ብሓደ ሸነኽ እንተ ተደፊኣ እንተ ኣላ እታ ብጎና ዘላ ሓይሊ ሓይሊ ድጋፍ ክትህባ እያ ትጋየ እዚ ከኣ ሓልዮት ናይ ሃገርካን ብጾትካን እዩ፡ኣብዚ ማስ ሜዳ ግን ሓደ ጽቡቅ እንተ ጌሩ ከጸልምዎ ከም ደቀሱ ዘሓድሩ ጎሕስላሉ ሓለይቲ ሃገር ከይመስለኩም ሃገር ኣብ መልሓስ ኤርትራዊ ዘይኮነ ኣብ ደም ስሩ ከም ዘሎ ክፈልጥ ይግባእ እሞ እቶ የህዛብ ከተቃሽሹ ከይደቀስኩም ትሓድሩ ከም ፈረስ ዋጋ የብልኩምን፡

  • @lemlemmehari3795
    @lemlemmehari3795 14 วันที่ผ่านมา

    9 bher kdawntna tekolue hzbna kbri naxnetna yenbrku alewu kbur hzbna

  • @hanabrhane7956
    @hanabrhane7956 14 วันที่ผ่านมา

    Ewe bahaki kebd rznet alewo malet kab hageer nlaeli yelen slezi fre meswaeti eya hagerna slezi mlatlbieyu zfetrelka

  • @yeshidejen4770
    @yeshidejen4770 14 วันที่ผ่านมา

    11

  • @y0hannesbereket607
    @y0hannesbereket607 14 วันที่ผ่านมา

    Deki ereyi aya delewo arafidu yimewt yiblu abutatna nidi tesegeme hawina nikulu nihagiz mengstesemayat yewarisa nikulu hade ayini nirayo

  • @luciatoppo6518
    @luciatoppo6518 14 วันที่ผ่านมา

    ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊🏼✊🏼✊🏼✊🏼✊🏼

  • @elenamik9214
    @elenamik9214 14 วันที่ผ่านมา

    1111111

  • @user-bf3rq9cl2d
    @user-bf3rq9cl2d 14 วันที่ผ่านมา

    😂😂😂እቲ ጸላኢ እካ ዘይሓተተኒ ዝብሎ ዘሎ Botswana 😂 ከም ሰብ ከማን ኣይቆጽሮን እዩ.ከም ሰብ ዝቆጽሮ ደንቆሮ ፍናን ጥራይ እዩ

  • @timjacob7470
    @timjacob7470 15 วันที่ผ่านมา

    What about Israel?

  • @Aman80770
    @Aman80770 14 วันที่ผ่านมา

    እቶም ሃገራዉያን መሰል ንግርጭት ዘግፉሑ እቲ ዝከርም አኪለ ሪኢይቶ አብ ትጽሕፈሎም ወይ የዉጽእኻ ወይ ነቲ ጽሑፍ ሪኢይቶኻ የአሊይዎ መንፈስ ሃገራዉነት ዘይብሎም ንዝተሰኤ ዘዉዱቑ ኢዮመ ። ።

  • @tsegaafeworki2346
    @tsegaafeworki2346 14 วันที่ผ่านมา

    😂😂😂😂😂 እቲ ገጾም ሲ ዓጋመን ገበነኛታትን ይመስል። እዋይ ኣኪለ እቲ ገጾም ሲ ኤርትራዊ ኣይኮነን።ባዕሎም ዘዕበይዎም ኣኽላባት ነቶም ፖሊስ ደኣ ግርም ጌሮሞም
    ኣኪለ ናይ ብጫ ኸ እንታይ ኣሎ? I hope Very Soon ጽቡቕ ወረ ንሰምዕ

    • @user-kk2vj2ib9o
      @user-kk2vj2ib9o 14 วันที่ผ่านมา

      ሠረቅቲ ቅንጣምንጠ

  • @omarabdulqadir9638
    @omarabdulqadir9638 15 วันที่ผ่านมา

    111

  • @abebamckay7126
    @abebamckay7126 14 วันที่ผ่านมา

    11