መዓልቲ ፍቑራት ከነኽብር የድልየና ድዩ # New Eritrean Video 2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 ก.ย. 2024
  • መዓልቲ ፍቑራት ከነኽብር የድልየና ድዩ # New Eritrean Video 2024
    • ንጥምቀት ኢላ ምሰ ከደት # New ...
    • ሕልና ኣልቦ 78 ዓመት ዝዕድሚኡ ...
    • ንሰበይቱ ለኪሙስ ንጓሉ ከኣ .......
    • ወዲ ሓደራን ኣደናቒ ዕላላቱን “ ዘ...
    • ብሽክለታ ከም ኣእጋረይ’ያ " ልዕ...
    • ብዓልቲ ቤቱ ካልእ ሰበይቲ ደኣ ለሚ...
    @HDMONANEBARIT @StarEntertainmentEthioEri @AdmasMusic @EriOneTouchEntertainment @EriTVEritreaOfficial @MaraEntertainmentEritrea @BAHGNATV

ความคิดเห็น • 175

  • @trhastewelde7873
    @trhastewelde7873 7 หลายเดือนก่อน +10

    ❤❤ብጣዕሚ ዓቢ ❤❤ምኽሪ እዩ❤❤ብሕልፊ ዘይ ባህሊና ይመጻና ኣሎ እቲ ጽቡቅ ባህሊና ከ እቶም ጽዓዱ ከማነይ ነቲ ባህልና ይጥቀምሉ ኣሎዉ
    መሸም ኩሉ ወድ ጀበሊ ገሊጽዮ ኣሎ
    Yonas with wedi Jebeli
    Thank you❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @semharsemhar-b9m
    @semharsemhar-b9m 3 หลายเดือนก่อน

    ኣቦና ወዲ ጀበሊ መምህር ኩልና ወድና ጎልእና ዕድመ ይሃበልና ፈጣሪ ገጽ ወለድና የርእየና ፈጣሪ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ❤❤❤❤

  • @zaidtewelde2368
    @zaidtewelde2368 7 หลายเดือนก่อน +3

    መርሓባ ደቅ ኤረይይይ ቢሩካት ጽቡቅ መደብ ነመስግነኩም የሕዋታ ጽቡቅ ኣሪኢስቲ ማዓልቲ ፉቁራት ሓቲ ማዕሊ ኣኮነ ከም ወድ ጀበል ዝቦሎ ጽቡቅ ኣጋላልጻ !!!! ኣይ ባህልናን ኢዩ ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቀኩም የመሰግን ንክልተኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣሜን🙏🏾🇪🇷👍🏾🌿🌽🌻

  • @shewhut822
    @shewhut822 6 หลายเดือนก่อน

    Oh My Godness ❤❤❤❤

  • @YT-hg6gz
    @YT-hg6gz 7 หลายเดือนก่อน +4

    Wedi jebeli is morgen that what he Speaks i can imagein He is very intellektuell PERSON RESPEKT ❤

  • @eliashanqie5574
    @eliashanqie5574 7 หลายเดือนก่อน +2

    Wedi Jebeli is a smart teacher of life and Culture, who has un art of living, which is given for us, as a gift for Eritreans, let’s profit his lessons in our daily life.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇨🇭🇨🇭🇨🇭🇨🇭🇨🇭

  • @rahiel8714
    @rahiel8714 7 หลายเดือนก่อน +23

    ንመጀምርያ ግዜ ቀዲመ ላይክ ሃቡኒ 🎉🎉🎉🎉

  • @sedalzeru570
    @sedalzeru570 6 หลายเดือนก่อน

    Wedi Jebeli the brilliant mind👌Yonas you are doing a good job. You are humble and kind persone🎩

  • @desebelkahsay2480
    @desebelkahsay2480 7 หลายเดือนก่อน

    ጅበሊ ጅበሊ

  • @wegahtanega3729
    @wegahtanega3729 7 หลายเดือนก่อน

    Legend man wedi jebeli respect journalist yonas abrham.

  • @Eri2626eritra
    @Eri2626eritra 7 หลายเดือนก่อน

  • @yuel8254
    @yuel8254 7 หลายเดือนก่อน +2

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tupacmera2807
    @tupacmera2807 7 หลายเดือนก่อน

    Wedi jebeli 🎉❤❤❤

  • @medhaniebaire7840
    @medhaniebaire7840 7 หลายเดือนก่อน

    Welcome Yona and wedi Jebli ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @medhaniebaire7840
    @medhaniebaire7840 7 หลายเดือนก่อน

    Edmen tenan yehabka wedi jebli

  • @kisanet4715
    @kisanet4715 7 หลายเดือนก่อน

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Freedom-wb8od
    @Freedom-wb8od 7 หลายเดือนก่อน +1

    Awalid eyen eti shigir koyunenan zelewa, mesel do gele do nabelu, pls wedi Jebeli aredenelia😢
    Texas

  • @nigistikiflom2209
    @nigistikiflom2209 5 หลายเดือนก่อน

    👏👏👍👍🙏

  • @Biemnet-e8t
    @Biemnet-e8t 7 หลายเดือนก่อน

    ትኽክል መግለጺ

  • @hirtiwold1838
    @hirtiwold1838 7 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤🙏🏻🙏

  • @ሰብኣሎዶ
    @ሰብኣሎዶ 7 หลายเดือนก่อน +1

    ኣነ ከምዝመስለኒ እቲ ምብዓል ጸገም የብሉን ግን ብምንታይ ተብዕሎ ይላለዩ ምክንዩቱ እዚም ኤውሮጳውን መዓልቲ ፍቁራት ፍዮሪ :ሰዓት :ሞባይል ካልእ የምጽእሉካ ኣብ ኤርትራ ግን ካብ ስራሕ ኣብኩርካ ብዕራይ ሓሪድካ ኮይኑ ስለዚ እንታይ ክትገብር ከምዘለካ ምፍላጥ የድሊ❤

  • @youditberhane8021
    @youditberhane8021 7 หลายเดือนก่อน

    "ሰላም ምስኩልና ይምነ" እዚ ሐበሬታ ጠቃሚ ክብል አብውሽጥና ዝኹርኩሕ ይመስለየኒ? ብሐጺሩ እቲ ዝበዝሕ ኢለኩሞ እንዲኹም ልክዕ 100% ንዓይ ልክዕ እዪ ንሐበሬታኹም የቐንየልና✌️
    ንግሆ ንግሆ እግሪ አናተኸልና ኢና።
    ሰለም ሰላም🙏

  • @alula763
    @alula763 7 หลายเดือนก่อน

    Valentin, Helowin ጸዓዱ ንኩሉ ምስ ዕዳጋ ፡ ፖሎቲካ ወይ እቲ ኣብ ትህቲኦም ንዝማሃደር ሕዝቢ ዘይርኤ ናይ ኣተሃሳስባ ምቀየዲ ኢዩ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mussieafeworki2726
    @mussieafeworki2726 7 หลายเดือนก่อน

    መርሓባ ወዲ ጀበሊ።

  • @sabasabina5346
    @sabasabina5346 7 หลายเดือนก่อน +1

    እቲ ወዲ ከ ከምሲ ከምድላዩ ባህልና ድዩ፧ኣነ ኣብባህሊ ኣይ ኣምንን ኢየ ንምንታይ ንሰባት ብማዕረ መሰሎም ዝሕሉ ኣይ ኮነን።እዚ ርኢቶይ ኢዩ።

  • @youditberhane8021
    @youditberhane8021 7 หลายเดือนก่อน

    መብዛሕትኡ ካብ አፍሪቃ ዝተወስደ ከምናቶም ፍልጠት ኮይኑ አብ መጽሐፍ ይሰፍር እንታይ ማለት እዩ?
    አስኪ ሐሳብ፨ንሐሳብ ንለዋወጥ🤞

  • @zaidbrhane4328
    @zaidbrhane4328 7 หลายเดือนก่อน

    Wedi jebeli nay behaki memhr like gelixkayom kfat dea dey abom eya mdebera fkri hnti mealt nhadeseb Abadna mskulu tefakirna nnebr kxlae ygbo eye fkri kulu gzye eye Africa eye zeythlu aymehalewn

  • @ftwiweldab9841
    @ftwiweldab9841 7 หลายเดือนก่อน +1

    ወዲ ጀበሊ መምህር ሕብረተ ሰብ ኢኻ ። ብልክዕ እዚ ትብሎ ዘለኻ ምህራት ደናቁር ኣሕዋትና ምስኦም ኮይኖም ክልገጹልና ይውዕሉ ኣለው ። ብልሕኻ ካብ ምንታይ ኢዩ ዝምንጩ ። ካብ ጽዓዳ ንጠቀም ግን ንጠንቀቅ ኢዩ እቲ ኣራዳድኣ ። ሓቂ ብሓቂ ኢዩ ።

  • @hawelti9
    @hawelti9 7 หลายเดือนก่อน

    Definitely I agree with you guys. Bahlawi werera. People don’t have any idea how it came as a feast???
    There are a number of martyrdom stories associated with various Saint Valentines connected to February 14,[5] including an account of the imprisonment of Saint Valentine of Rome for ministering to Christians persecuted under the Roman Empire in the third century.[6][7] According to an early tradition, Saint Valentine restored sight to the blind daughter of his jailer.[8] Numerous later additions to the legend have better related it to the theme of love: tradition maintains that Saint Valentine performed weddings for Christian soldiers who were forbidden to marry by the Roman emperor;[7] an 18th-century embellishment to the legend claims he wrote the jailer's daughter a letter signed "Your Valentine" as a farewell before his execution.[9]

  • @leterfaleteklit
    @leterfaleteklit 7 หลายเดือนก่อน

    Haki wedi Jebli sada sedi tenkolena eyu ne Africa ka emo kergesuna abe deknet kenberuna teray eyu helimome selze nehna nelebme selaina fetawina nefelite

  • @mussieafeworki2726
    @mussieafeworki2726 7 หลายเดือนก่อน

    ዓጀብ እዩ ዘብል እዚ ዘረባ ወዲ ጀበሊ። ሓንጎል ደቂ ሰባት(ኤርትራውያን) ጽቡቕ ጌርካ ዘንበብካዮ ትመስል well done 👍🏿. "ብ20 ዓመት ትዓብዮ ጻዕዳ ምስ ተመርዓወ ይሃድእን ሰብ እባዬ ይብልን" Kkkkkk kkkkkk Kkkkkk እዋይ ማዓት Kkkkkk kkkkkk 🇪🇷👍🏿🇪🇷

  • @fionashukor
    @fionashukor 6 หลายเดือนก่อน

    Eti gerkayo zeleka badla keman eko bahlina aykonen.

  • @NakHida-wp9yd
    @NakHida-wp9yd 7 หลายเดือนก่อน +2

    ኣዝዩ ዝነኣድ ትንተና ወዲ ጀበሊ ብልዕ ንርእዮ ኣለና ብኣካል ኩሉ ልክዕ ዩ ዝበልካይዮ ሓንጎልና በሪዞሞ ኣብኦም ከምነምልኽ ገይሮሙና።ምዕቡላት ኣህባይ ይብሉና፡ሓንቲ ኣበሃህላ ኣላ ፡ጽዓዱ ክምህዙ ከይደቀሱ ይሓድሩ ፡ ጸለምቲ ክኣ ነቲ ጽዓዱ ዝመሃዝዎ ክረኽቡ ከይደቀሱ ይሓድሩ ይበሃል።
    እንበኣር ሕጂ ሕቶ ናብ ወዲ ጀበሊ ፡ከመይ ገይርና ኣብ ነብስና ኣሚና ባዕልና ፈጠራ ክንፈጥር ንኽእል፡ከመይ ገይርና ነዚ ኣብ ኣፍሪቃ ዘሎ መንእሰይ ኣካሉ ኣብ ኣፍሪቃ መንፈሱ ኣብ ኤውሮጳ ኤሜሪካ ዘሎ ክቅየር ይክርኣል፡ማለት ማዕረ እምነትካ እንበር ማዕረ ፍልጠትካ ስለዘይተፍሪ።
    ካብ ጀርመን እየ።ሰፊሕ ኣርእስቲ እካ እንተኾነ ገለ ክትብለና ግን ተስፋ ይገብር።ዕድመን ጥዕና ይሃብካ።

  • @semsem4563
    @semsem4563 7 หลายเดือนก่อน +7

    Wedi jebeli btaami eyu zgermeni kindey muhur donkoro endaraanas ,wedi jebeli gn kab muhros aamro bhaki ,nezom xaadu xbuk gerka eka tfeltom kulu haki eyu ezi tiblo zeleka,abzi europa n hade xaada kimehar endhr elkayo ayhgzekan eyu .nay cleaning kiserh endhr elkayo btaami des yiblo yihgzeka.btaami hasadat eyom. ab adom mexika maabilna kieryuna aydelyun eyom ab husur srah kof kinbl yielyu.bhansab kitkown keleka btaami ayhugosun.so good job wedi jebeli

  • @dngleywahseydngleywahsey4351
    @dngleywahseydngleywahsey4351 7 หลายเดือนก่อน +6

    እንቃዕ ዳሓን መጻኩም ዮኒ ወዲ ጀበሊ ኩሉ ትገብርዎ መደብ ጽቡቅ ኢዩ ቀጽልዎ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ፈጣሪ ።
    ኣነ ሓንቲ ነገር ኣላ ኩሉ ግዜ ትገርመንን ተታሓሳስበንን ስለምንታይ ኢዩ ሕብረትሰብና ከም ግዝኡ ዘይነብር ኣብ ውድድር ዝነብር ንኣብነት መርዓ ወላሓንቲ ዝይብሉስ ተለቂሑ ይገብር ካብ እንዳመንደመንዶ ኣይንሓምቅን ይብል ውራይ ምግባር ብጣዕሚ ኢና ንፈቱ ምለተይ ከም ሕብረተሰብከ የማዕብለናዶ ውራይ ኣይንግበር ማለተይ ኣይኮንኩን ግን ከም ገዛና ንንበር ማለተይ ኢየ ከም ድፍረት ኣይትቁጸሩለይ እንበር ኣብ ሕብረተሰብና ድኻ ሰብ ክነብር ከቡድ ኢዩ እስኪ ዮናስ ወዲ ጀበሊ እንታይ ርእይቶ ኣለኩም ሓሳብኩም ሃቡና ሓደራ እዛ ኮሞንተይ ከይትሰግርዋ

  • @WarsaYYikealo1249
    @WarsaYYikealo1249 7 หลายเดือนก่อน +10

    "...እቲ ሰብ ዘኽብሮ መንነቱ'ዩ፡ #ባህላዊ ወራር'ዩ...!" 💯✅️ Thank you @ Journalist Yonas Abraham 🙏♥️

  • @samuelkidane1171
    @samuelkidane1171 7 หลายเดือนก่อน +9

    Wedi Jebeli What I like from you is that you are such a positive person and simple as well. a lot of people fell down because they wanted to dominate people and always want to be at the top. Such things don't belong to your character . Stay blessed and enjoy life 🙏 ❤

  • @selam8217
    @selam8217 7 หลายเดือนก่อน +6

    የቀንየልና እትህቦ መሃሪ መደባት ነመስግን ግን ህዝብና ምቃሕን ምስትዉዓል ናይ ክሉ ነገር ፀቡቅ ሕማቅ ጓኒ ሰለዘለዎ ብተዎሰኦን ብትህብዎ ነገራት ሚምሃር ይሐይሸ ይመሰለኒ? ጕኒ ጓኒ ዓለም ንክንከይድ ባህልና ፀቡቅ ነገራቱ ዓቅብና ሕጃዉን ንቅሐትን ምስትዉዓል ብሐድነትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯🇪🇷

  • @MercyEritrea17
    @MercyEritrea17 7 หลายเดือนก่อน +10

    ኣነ 👌🏽ምሳኹም 👌🏽ይሰማማዕ👌🏽 ኢየ። 👌🏽ቫለንታይን ማለት መዓልቲ ዝሙት ኢዩ። ኣብዛ ቅድስቲ ሃገርና 🇪🇷🇪🇷ዝሙት ክበዝሕ ኢዮም ዝደልዩ ኤውሮጳውያን።

    • @berrak3105
      @berrak3105 7 หลายเดือนก่อน +1

      Kemzi natna gberu elomuna do ykonu

    • @Dilfavor
      @Dilfavor 6 หลายเดือนก่อน

      Tekekel,Ab hagerna fenow sotawi rekeb bahlena kesab zeykone, zemot eyo

    • @merhawigerealfa9204
      @merhawigerealfa9204 5 หลายเดือนก่อน

      Xaeda malet tuqn meldet eyu berechtigt eyu zugaz

  • @tesfaalema8949
    @tesfaalema8949 7 หลายเดือนก่อน +12

    ናይ በሓቂ ዓቢ ትምህርቲ ወዲ ጀበሊ .

  • @meleakekibrom3480
    @meleakekibrom3480 7 หลายเดือนก่อน +5

    100% ክምሖ ዝግብኦ ዩ እዚ ምዕራባውያን ብባህሊ ምስ ወደቑ ዘምጽእዎ ስራሕ ጠንቋሎ

  • @merhawiberhe4476
    @merhawiberhe4476 7 หลายเดือนก่อน +5

    Yes 100 u right wedi jebeli ❤azemarino ❤

  • @wahs1235
    @wahs1235 7 หลายเดือนก่อน +2

    14 ዓመት ኣብ እስራኤ ተቐሚጥና፡ ሓንቲ እስራኤላዊት/ዊ ከምዚ ክገብሩ ወይ ብዝዕባ ዚ ክሓስቡ ሪኢና ኣይንፈልጥን። እዚኦም ከኣ ኣብ ትራሕ መዓኮሮም ተለቂሖም ቀይሕመይሕ ክገዝኡን ግዜኦም ከጥፍኡለን ትሪኦም።

  • @MesghnaTewelde
    @MesghnaTewelde 7 หลายเดือนก่อน +3

    እዚ ዘየድሊ እዩ መዓልቲ ፍቁራት ዘይኮነ መዓልቲ ክፍዓት ልምድታት እዩ ብፍላይ ናቶም ትሕቲ ዕድመ ደለው ህጻናት
    እዚ እግዚአብሔር ዘይፈትዎ መዓልቲ ፍቁራት ይብሃል መክንያቱ እግዚአብሔር አምላክ ኩሉ ግዜ ክንፋቀር ኢዩ አዚዙና

  • @leteberhantesfimicheal8121
    @leteberhantesfimicheal8121 6 หลายเดือนก่อน +1

    Wedi Geblyi i live in America most American they don’t celebrate Valentine’s Day they just for business and also people migrate more celebrating the Valentine’s Day I cannot believe it this much, entertaining for celebration Valentines in my believer countryEritrea hopefully people understanding, stop this kind of stuff🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏽🙏

  • @MesfinTsehaye-g8g
    @MesfinTsehaye-g8g 7 หลายเดือนก่อน +1

    VALENTINES DAY IS NOT KNOWN TO THE LESS KNOWLEDGE PEOPLE. VALENTINO HAD HIS OWN REASION WHY HE CREATED YOUNG PEOPLE TO MERRY & MAKE CHILDREN BECAUSE OF THE WARS THEN VALENTNO SECRETLY MADE MEETING YOUNG MEN & WOMEN. OTHERS SIMPLY FOLLOW THIS THE WRONG WAY WITH OUT KNOWING ANY THING. WESTERNERS VALENTINE IS MARKETING.

  • @ሕቡንብሃገሩ
    @ሕቡንብሃገሩ 7 หลายเดือนก่อน +2

    ቫለንታይን ደይ ማለት መዓልቲ ዝሙት ማለት እዩ ።

  • @zerithadgu832
    @zerithadgu832 7 หลายเดือนก่อน +5

    ❤❤well came

  • @saratec8742
    @saratec8742 7 หลายเดือนก่อน +12

    Thank you Yonas for good program Thank you wedi Jebeli too ❤🇪🇷🌺🌹

  • @Helenteame
    @Helenteame 7 หลายเดือนก่อน +11

    ወዲ ጀበሊ ሓቁ እዩ ኣብዚ ደገ ከምኡ ዩ❤❤❤❤❤❤

  • @freedomfreedom447
    @freedomfreedom447 7 หลายเดือนก่อน +3

    It's very educational programme It's not our traditional.

  • @samueltekie1512
    @samueltekie1512 7 หลายเดือนก่อน +4

    I have full respect wedi jebeli

  • @asterhailemicael5971
    @asterhailemicael5971 7 หลายเดือนก่อน +1

    Ane Eropawi eyu bal betey gn Valentine's Day abelna aynfeltn ena

  • @Tennis-r8q
    @Tennis-r8q 7 หลายเดือนก่อน +1

    ዮኒ ኩሉ ተምጽኦ መደብ ብጣዕሚ ጽቡቕ ቀጽሎ ኩልግዜ ንማሃረሉ ኢና የቀንየልና ❤ 🇪🇷❤️

  • @CityCenter-zw2xc
    @CityCenter-zw2xc 7 หลายเดือนก่อน +6

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Alganeshhabesha
    @Alganeshhabesha 7 หลายเดือนก่อน

    ነዛ ጽሕፍቲ ተንብቡ ዘኹም ካብ ክፉእ ይሰውረኩም፡ ገጽ ትፈትዎም ወላዲኹም የርኢኹም፡ ስደትና ይሕ byጽረልና።
    ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኹም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣህዋተይ ተሓባቡሩኒ

  • @MehariMedhanie
    @MehariMedhanie 4 หลายเดือนก่อน

    ናይ ባሓቂ ጽቡቅ መደብ ዮናስ ወዲ ጀበሊይ ንርኦ አለና ናይ ደገ ነገረ ናይ ቨላታይደይ ሓንቲ ጓል ዓሰርተ አዕሩኽ ትሕዝ ወዲ ከአ ከምኡ ብአጻሩ በሓጺሩ ቨላታይደይ መለት ግዕዝና እዩ ምስ ባህልናን ምስ ሕብረተሰብናን እዩ ብመሰረቱ ክታአታቶ ዘይ ብሉ እዪ❤❤❤❤❤❤

  • @elk5824
    @elk5824 7 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ደቂ ኤረይ ሰላምኩም ይብዛሕ ዮናስ ሓወይ ምስ ወዲ ጀበሊ ዓቢ ሰብ ብጣዕሚ መማህራን ኢኹም።እዚ ቫለንታይን ደይ ዝብሃልሲ ኣይ ናይ ኣባሓጎና ኣይናይ ዓባይና።ዋላ ጻዓዲ የብዕልዎስ ከምዚ ናይ ዓድና ኣይተራእየን፡ንሕና ንፈልጥ ጻዓዱ ንኣፍቓሪቶም ፍላወር ወይ ኣብ ጽቡቅ ቤት መግቢ ወሲዶም የብልዕዎን።ንነዊሕ ግዜ ብሓንሳብ እንተኔሮም ኣብታ ዕለት እቲኣ ንመርዓ ይሓትዎን።ግን ትምህርቶም ኣይብኩሩ ስርሖም ኣየብኩሩ።ካብ መስረቱ ታሪኽ ናይ ቫላንታይን።ቫለንታይን፡ዝባሃል ሓደ ቅዱስ ኣቦ ኣብ ግዜ ሮማውያን ኣብ ኢታሊ ዩ ዝነብር ኔሩ።ኣብቲ ግዜ እቲ ብዙሓት ሮማውያን ጣኦታት ዮም ዘምልኹ ኔሮም።እዞም ቅዱስ ቫላንታይን ዝተባህሉ፡ኣቦ ግን ካህን ዮም ኔሮም።እቶም ኣምለኽቲ ጣኦት ሮማውያን ግን ናይ መፍረ ኣምላኽ እንዳበሉ ንታ ማዓልቲ ኩሉ ሰብ ክዝሙ ብዘይ ቃል ኪዳን ንሓድሕዶም ብዘይ ሕጊ ርግብ ከም እንስሳ፡ስለዝነበሩ እዞም ቅዱስ ናይ ክርስታን ካህን ግን ብጣዕሚ ይጉህዩ ስለ ዝነበሩ ንቶም ክርስታን ብዘይ ቃል ኪዳን ዝሙት ኣብ ቅዱሚ ኣምላኽ ሓጥያት ዩ እንዳበሉ ብሕቡእ ቃል ኪዳን የእስርዎም ኔሮም።ብድሕሪኡ እቶም ሮማውያን ነቶም ቅዱስ ኣቦ ቫላንታይን ቀቲሎሞም።ሮማውያን ምስ ወደቑ ግና እቶም ክርስታን ንቲ ባዓል ንመዘከርታ saint valentine ኢሎም ኣብ ቤተ ክርስታን ኣቦታት ብጸሎት ክዝክርዎ ።ሰብ ሓዳር ማለት ፋሚሊ .እንቛዕ ኣብጻሓና እንዳበሉ ምሳሕ ይታዓዳደሙ፡ኔሮም፡ድሮ ምስኦም ካብ ንነብር 30 ዓመትና ሓሊፍ፡እንተ ሎሚ ግን ናብ ዝሙት ዩ ተቀይሩ ሰብኣይ ምስ ሰብኣይ ሰበይቲ ምስ ሰበይቲ ማዓልቲ ፍቁራት ኢሎም የብዕልዎ።ካብ ማዓልቲ ፍቁራት ናብ ማዓልቲ ዙሙት ዩ ተቐይሩ።በጃኹም ህዝብና ኣየንታይናን ዩ።ናይ ጥንቆላ ዝመስል ቀይሕ መይሕ፡በጃኹም ክቡር ባህሊ ክቡር እምነት ክቡር ኣለና።ብዘይ ናትና ብዘይ ባህልና ብናይ መንነትን እምነትን ዘይብሎም ሰይጣን ዘምልኹ ሕብረተሰብ ካብ ስነ ምግባር ዝወጹ ሕብረተሰብ እንታይ ዩ፡ሽግርና።ኣንቱም ህዝበይ ኣበይ ገጽኩም ትኸዱ ኣለኹ ንዑባ ነዛ ቅድስቲ ሃገርና ኣይነርሳሓያ ናትና ኣይኮነን ኣቦታትኩም ረኣዩ ምእንቲ ክብርን መሰልን ናጽነትን ባህሎምን ስነምግባርን እንዳዓቆቡ ዮም ሓልዮማ ኣምጺኦማን።ሓደራ ባህልናን ታሪኽናን ፍቅርናን ንሓሉ እዚ ነገር እዚ ሸለል ኢልካ ዝርኤ ኣይኮነን ጽባሕ ውን ካልእ ከይመጸና እቲ ዲሞክራሲ ዝባሃል ናይ ደቂ ሰባት ዘርኢ ንምጥፋእ ኮነ ኢሎም ዘምጽእዎ ዩ፡ሰብ ዘይናቱ እምነት ዘይናቱ በህሊ ከኽብር እንተጀሚሩ ፡ስብእነቱን ክብሩን ዩ ዝሽይጥ ካብ ጎረባብትና ንማሃር፡መለበሚ ኣይግበርካ መለበሚን ኣይግበርካ ይብሉ ኣቦታትና ኤርትራ ንዘላኣለም ትምበር ዘላኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንጆጋኑ ሰማእታትናን።ባህልና ክብርናን ይታዓቐበልና ❤❤❤❤።

  • @KeepGoing5355
    @KeepGoing5355 7 หลายเดือนก่อน

    ወዲ ጀበሊ እዛ ናይ ምዕባለን ስልጣነን ዝበልካያ ተጋጊኻ:: ኣብዚኣ ቁሩብ ትምህርቲ ዘድልያ ትርንዕ ዝበለት ፍልጠት ጎዲላትካ ኣላ:: ኤውሮፓውያን ብስልጣነ በሎ ዋላ ምዕባለ ኣዝዩም ነዊሕ ፈሌሙናስ ኣማዕዲና ውን ክንሪኦም የጸግመና ኣሎ:: ኣብዚ ኤውሮፓ ነዊሕ ዓመት ተቐሚጥና እቲ ናቶም ክንበጽሖስ ይትረፍ ክንርድኦ እኳ ይኸብደና ኣሎ:: ብዛዕባ ስለሕብረተሰብ ዘጽንዕ ሰብ ክርድኦም ይኽእልዩ:: ብናተይ ግምት ኣብዚ ንሶም በጺሖሞ ዘለው ስልጣነ ክንበጽሕ ልዕሊ 100 ዓመት ዝኸውን ተሪፉና ኣሎ::

  • @natiln2259
    @natiln2259 7 หลายเดือนก่อน

    😂😂 wedi jebeli እዛ ኣፍሪቃናስ ብ ኤርትራ ጥራይ እዳ ወከልካያ ኮ ጸገም ኮይኑ እስከ ቁሩብ ውጽእ በል ዕድል ተረኺብካ ገለ እንተኣጽናዕካ፡ እዛ ናይምስትምሳልን ናይድኻታት ዘረባን ኔው በላ ዘይሓሰብካዩ ገንዘብ ከተእቱ ጀሚርካ ኣለኻ ንስኻ ውን በታ ዓቅምኻ ካብቲ ቅድሚ ሕጂ ትሸነሉ ዝነበርካ ሽቃቅ ዝበልጽ ክትደሊ ክትጅምር ሙካንካ ፉሉጥ'ዩ ,,,,,, ስለዝስ ንድኽነት ከተመላኽዕ ኮለል ኣይትበል ኣብዛ ዓለም ድሕሪ ሸይጣን ካላኣይ ጸላኢኻ ድኽነት ዩ ጻዕዱ ኣይኮኑን 🎉

  • @ghirmayjena785
    @ghirmayjena785 7 หลายเดือนก่อน

    መጀመርያአ ሰላምታይ የቀድም ብምቅጻአል እዚ ባላንቲይ ደይ ወይ ክርሰመሰ ዝብሀል አብ ኤርትራአ ክተርፈ አለዎ በዚ ዝነብረሎ ሀገር ዝበዓል ባዓላት ደአ እንበር ብናይ ካላኦት ሀገራት ንረብሐኦን ኢለን ዝጀመረኦ ክንሰዕቦኦ የብልናአን ንካልእ ዝዓለመ ብድሕሪ መጋረጃአ ሕቡእ አጀንዳአ እዩ ሰለዚ ንሕናአ ከም ሀገርናአ ዝመሰላአ ውሕዳት ባህለንን ክብረተንን ዝሕልዋ ህዝቢ ብምካናአ አበርትዕናአ ክንካላአኸሎ አለናአ ።

  • @senayawalom
    @senayawalom 6 หลายเดือนก่อน

    ምግላጽ'ሲ ገሊጽክሞ ኣለኹም : ግን ሰማዒ እንተረኺብኩም ኢኹም : : ከም ህዝብና ዝተማዕደን ዝተመኽረን የለን ግን እናፈለጠ እዩ ዘስቅጥ

  • @eskinderkiflemariam8316
    @eskinderkiflemariam8316 7 หลายเดือนก่อน

    Kulu marketing eyu...eti xelewa dea ab hagerna ymexi alo ember...Valentine's Day, Easter, Thanksgiving, Halloween, and Christmas are all commercially driven.

  • @merhawitpetros355
    @merhawitpetros355 7 หลายเดือนก่อน +1

    ኩሉ ንረብሓ ሽቀጥ እዩ ❤

  • @russomkahsay2954
    @russomkahsay2954 6 หลายเดือนก่อน

    ወዲ ጀበሊ ፍላስፋ አከይፍካና ብታእሚ መሀርን አዘናጋእን መደብ ቀፅልዎ ጀበሊ አምተስ ክክክክ 👋🏼

  • @GoitomAlem-ez2ms
    @GoitomAlem-ez2ms 7 หลายเดือนก่อน +2

    ወዲ ጀበሊ ኩቡር ዓቢ ሰብ

  • @BiniamLegese
    @BiniamLegese 6 หลายเดือนก่อน

    ጽዓዱ ባህሎምን ደቆምን ቀደም ሸይጠሞም እዮም ካብ ዓለም ዝወጹ ሕብረተ ሰብ እዮም 😂😂😂

  • @meazakidane1497
    @meazakidane1497 4 หลายเดือนก่อน

    Europe mis mexana felitnayo ember siwur mistiyu hizbina kifelto alewo bahilnayu kibretina

  • @dana.j9062
    @dana.j9062 7 หลายเดือนก่อน

    ኣብ መኽሰብ ዝተመርኮሰ ምዕራባዊ ባህሊ እምበር ኣብ ሓቀኛ ፍቕሪ ኣይኮነን .

  • @zeromzerom9695
    @zeromzerom9695 7 หลายเดือนก่อน +2

    Wedi jebeli shul Klte auf sef belih.

  • @QasemAbdelqader
    @QasemAbdelqader 6 หลายเดือนก่อน

    The 48 law of power be robbert green mexhaf ala abe 1998 texahifa abzi gize ezi abe alem melu 1 tesheyet ala eza mexhaf ne seb amixka neska terebh eya temehr gen kale seb kemu keyxawtelka tenbebkaya wen ayxelaen gn bezuhat sebat neza mexhaf be negetiv eyou zetkemela zelo ane bewegney kulu seb tezenbeba sehu nebska tekelakel

  • @nighistighebrekristos51
    @nighistighebrekristos51 7 หลายเดือนก่อน +1

    Qurun dnguy elu alo ab mridae wedi Jebeli zibelo zela eti hibretesebna ab Europa ziterefe zojimer zelo

  • @genetnegash8324
    @genetnegash8324 7 หลายเดือนก่อน +1

    Nay bihaki wedi gebeli felitkayom aleka iziom shetawun🙏❤️

  • @ሰብኣሎዶ
    @ሰብኣሎዶ 7 หลายเดือนก่อน

    ኣነ እዚ ወዲ ጀበሊስ ምስ ጉሬቤትን ቤተሰቡን ግዲ ዓብዩ ዕላሉ መስተማሰሊ 😂

  • @jesusislord.9123
    @jesusislord.9123 6 หลายเดือนก่อน

    Xbuk hasab yonas Mierabawyan firhat Egziabher atfiom eyom slezi dekina wn Egziabher kiferhu kem yeiruktna kinmihrom ygibae.bitibeb.

  • @fili.ahferom4713
    @fili.ahferom4713 6 หลายเดือนก่อน

    ባላንታይን በዓል ናይ ሓደ ጣኦት ዩ ሽም ዮም ቐይሮሙሉ ንቕሑ ኣቱም ህዝቢ

  • @Habrom
    @Habrom 7 หลายเดือนก่อน

    እቶም ትካላት ክዕጸው ኣለዎም ካብ ጉይይ ምውዓል ክሳድ ምሓዝ

  • @robelsultan8980
    @robelsultan8980 7 หลายเดือนก่อน +1

    Wedi jebeli enda maharka tezanagie endika lomqne gn megaberya ygebruka alewu hgdef qes bqes

    • @mhaymanot1290
      @mhaymanot1290 7 หลายเดือนก่อน

      I was thinking the same

  • @yonasabrham3211
    @yonasabrham3211 6 หลายเดือนก่อน

    eti zgerm europawyan ayebelwon yon yom habesha trayom kebelu trei

  • @luwamlove
    @luwamlove 7 หลายเดือนก่อน +1

    🎉❤❤❤😂😂😂🎉🎉🎉

  • @yerusalemtsehaye7149
    @yerusalemtsehaye7149 3 หลายเดือนก่อน

    Nay baki tsibuk hasab eyu begeka kisara mekseb zeybilu keltifka kabti hibreteseb kitefi tray eyu zelwo. Yonas & Wedi jebeli btami nemesgn❤❤❤

  • @wedieri3013
    @wedieri3013 7 หลายเดือนก่อน

    Teddy day zibela Teddy bear bambula alo komu kigezela maletu yu🧸

  • @natnaelhabtom8138
    @natnaelhabtom8138 7 หลายเดือนก่อน

    🤣🤣ወዲ ጀበሊ ምስ ኢሰያስ ክድቅስ ዩ ቀንዩ መስለኒ

  • @YonasMihreteab-r6b
    @YonasMihreteab-r6b 6 หลายเดือนก่อน

    Wow wise idea my fathers god bless you❤❤❤❤❤❤❤

  • @ABELSAMUEL-l6v
    @ABELSAMUEL-l6v 7 หลายเดือนก่อน

    teddy bear ety ny debi bambula eyu aweld yftwo gift tehbn

  • @josijosi1566
    @josijosi1566 7 หลายเดือนก่อน

    ክላ ሱቅ በል

  • @yordanostafla4557
    @yordanostafla4557 7 หลายเดือนก่อน

    Ane Aab Canada IYEE Zikimeet. Izii Baahilii Diyouu, Chistimas Naay TZeadouu, Aab Adinaa Keemzii Ilouu Kikibeer Aydigifoon IYEE. Valentine Daay, Meezezouu, Itaa Gouaal Gift Tiwwiahaab, Restaurant Tigabbez Dihirouu, Nab Hotel Keeyidnaa Bii Haansaab Yidikisouu. Izii Naay Zimoout Zhiazee MeenffesNaay Sheyitan Iyouu. Aweedaat keaa, They Don't mind it. Bii Gift, free Sex Mirkaab Iyouu Dekii Haawobeey.

  • @hainfotechchannel1132
    @hainfotechchannel1132 7 หลายเดือนก่อน

    Ab Europa mealti valentine zebel sebvayreakhun

  • @frezghitesfai8079
    @frezghitesfai8079 4 หลายเดือนก่อน

    ከይተማህረ ዝተማህረ ብሃር ኣቦ❤❤❤❤❤❤❤

  • @desebelkahsay2480
    @desebelkahsay2480 7 หลายเดือนก่อน +1

    እዛ ጉዳይ ባህላዊ ጉድያት መምሪሒ ከውጽእ ኣለዋ

    • @robertotrivia3644
      @robertotrivia3644 7 หลายเดือนก่อน

      Why do you want the government to control everything? You are basically giving away all your freedoms.

  • @ጂኦርጊስሓያል
    @ጂኦርጊስሓያል 7 หลายเดือนก่อน +5

    ሎሚ ደስ ዝብል ስራሕ ❤

  • @Gebre361
    @Gebre361 7 หลายเดือนก่อน +1

    Ya tkkel

  • @dawitabaham1986
    @dawitabaham1986 7 หลายเดือนก่อน

    እዚ ከምዝበልካዮ ባህላዊ ወራር እዩ ጥራህ ዘይ ኮነ ሎሚ ብቀይህ አጀሚሮምና አለው ድህሪ ቁሩብ ጊዚ ረንቦ ክውስኩሉ ኢዮም ወላ ንተን ፈብርዋሪ ማአልታት ዝጠቀስካየን ተን ህብርታት አለዋ።

  • @tsegeredaghebre5758
    @tsegeredaghebre5758 7 หลายเดือนก่อน

    ኣዝዩ ደስ ዝብል ምኽሪ እዩ። ዘይ ናትካ ኣይ ናትካን እዩ። እሞ ብዙሕ ጽቡቕ ባህሊ ኣለና እሞ ንርእስና ንምሰል፤ ግን ኣብ ክንዲ ብመሸፈኒ ብትምሕርቲ ንሰልጥን።😂😂😂😂😂

  • @SebNkun
    @SebNkun 7 หลายเดือนก่อน

    *ወዲ ጀበሊ ውዱእ ቁምነገራውን ዋዛውን ዘረባታትካ ልዕሊ መጠን ነድንቆን ንፈትዎ ከም ወትሩ፡ ሎሚ ጸቡቅ ኣዕሊልካናን ተንቲንካልናን ከምታ ናይ መጀመርያ ኣጀማምራኻ፡ ዮናስ ክኣ ብጣዕሚ ጽቡቅ ግዜ ሂብካ ኣዛሪብካዮ፡Thank You Both*

  • @edenfashion48
    @edenfashion48 7 หลายเดือนก่อน

    ሓቁ አዩ 👍❤ኣብ አይሮጳ ዝግበር ቀዳምነት ን ወዲ ሃገር ብታሕቲ ታሕቲ ይሰርሕሉ አዮም ወላ ግቡአካ አምል እኻ ተርጉም የብልካን ኣብ ቐድሜኦም.

  • @DawitGere-wr9ob
    @DawitGere-wr9ob 7 หลายเดือนก่อน +4

    ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ትንታነ ዮ ወዲ ጀበሊ እታ ዝጥቀሙላ ሜላ ናይ ጸዓዱ ንሳያ 💯💯💯💯💯🫡🫡🫡🫡💐💐ቀጽልዎ 👍👍👍

  • @dawitGrimy
    @dawitGrimy 3 หลายเดือนก่อน

    ጽብቅ ወደብ ዩኒ

  • @frezemen888
    @frezemen888 7 หลายเดือนก่อน

    kab saadu techogy trah wesdu

  • @natsnetzemede7400
    @natsnetzemede7400 6 หลายเดือนก่อน

    Wedi Jebeli Abi Seb!
    Kfatom bliekkk felitkayo,
    Gn kulu zrakayo tmesil.
    Kfatom felitkyo.
    Thanks!!!❤