New Eritrean Short Film: by ወዲ ኻዳ "ziena erefti" By Efrem Kahsay (Wedi Kuada)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ส.ค. 2024
  • Gold Winner: Indie Film Festival Cinematography: Abel T. ; Editing: Kemal Dino; Music: Regan Yemane: Film Score: Efrem kahsay
    Subscribe to Mosobna Entertainment Now!
    ደገፍና ሳብስክራይብ ብምግባር ነርኢ
    💚 Like ✔❤️ Share ✔ 💛 Subscribe ✔💜 Comment ✔

ความคิดเห็น • 395

  • @medhenhiwet3220
    @medhenhiwet3220 4 ปีที่แล้ว +70

    ተባዕተይ ፊልም #hollywood_Film ዘይረኣኹ ኣይትብል ኢኻ::100 ካብ 100 ብሉጽ ስራሕ👍👍

  • @user-bb9jj1cm9n
    @user-bb9jj1cm9n 4 ปีที่แล้ว +46

    ፐው ፊልም ማለት ኣብዚ ኣሎ ወዲ ዃዳ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ካብ ተማሃራይካ ነበር #like እስከ ሃቡለይ ነዚ ክቡር መምህረይ

  • @ahmedmahamed5488
    @ahmedmahamed5488 4 ปีที่แล้ว +126

    Anes zigermeni kemzi mesati film buzuh seb zeyrio entay eyu eti xegem siklka mashi achi wedi tirah koinu zebenu

    • @ammamha9306
      @ammamha9306 4 ปีที่แล้ว +6

      Ahmed mahamed ሰብ ሎሚ ጎይላን ተቃዋማይን ደጋፋይን ዝብል ርእሱ መሊኡ ዘሎ ክክክክክክ

    • @wwt8027
      @wwt8027 4 ปีที่แล้ว +3

      Kemey elu kreyo, haxir kdan zgeberet gual wey dma, ab Bar koynka mchram, zeyblu

    • @filimonhaile5250
      @filimonhaile5250 4 ปีที่แล้ว +3

      ፊልምታት በዚሑ ኣንታ ሰበይ ማራ በዚሑ

    • @vivilala9115
      @vivilala9115 4 ปีที่แล้ว +7

      ቴስታታ ይሐትት ነዚ ክትርእዮ ሰበይ

    • @binilookglook1242
      @binilookglook1242 4 ปีที่แล้ว +3

      ምቅዋም ስለ እቶም ነዓይ ይጥዓመኒ ከይበሉ
      በጃ ኩላትና ኣብ ጎዳጉዲ ሰፊሮም ዘለው ኣርኻናት
      ን ፍትሒ ምቅላስ እዚ ን ዓኩም ናይ ፉራ ስራሕ ኮይኑ እዬ ዝስመዓኹም ምሽ ?

  • @user-zf9kj6mc7u
    @user-zf9kj6mc7u 4 ปีที่แล้ว +19

    ወዲ ኻዳ ሓደ ካፍቶም ብሉጻትን ኮባኩብትን ዝኮኑ ድሙቅ ብርሃን "ስነጥበባዊ ሃገርና እዩ ብፍላይ ኣብ ዕቃበን ክብርታትን ባህልና ዘለዎ ወናም ዝኮነ ስነጥበባዊ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ፈጣሪ

  • @kevindavis9419
    @kevindavis9419 3 ปีที่แล้ว +1

    Eza film interview nay efrem kahsay semu deraya etlu like yergax

  • @Kim-tx8if
    @Kim-tx8if 4 ปีที่แล้ว +11

    Let me just say this, it's my first time ever to watch an Eritrean movie with an interesting story line. The camera work, sound effects, editing, and the characters make this film so unique in every way. The story is tragic with a slight touch of comedy which I found blended very well. Well done to the director and all the actors who made this film happen. ❤️🎥💐🇪🇷

    • @ghebriel932
      @ghebriel932 4 ปีที่แล้ว +1

      kidan merhu I know especially music 🎶 arrangement

    • @Kim-tx8if
      @Kim-tx8if 4 ปีที่แล้ว

      Abi Eri J your absolutely right, the music arrangement
      was mind blowing.

    • @wwt8027
      @wwt8027 4 ปีที่แล้ว +1

      With the bunch of crabs all over the TH-cam only money to enrich some entertainment pockets, its rare to found like that. The irony, the films are from back home, and the director, artists and other won't get much and they won't get much views. Hats off to the director wedi Quada as usual and to the actors too.

    • @ghebriel932
      @ghebriel932 4 ปีที่แล้ว

      Ema WT yaaa bro they deserve better than this

    • @Kim-tx8if
      @Kim-tx8if 4 ปีที่แล้ว

      Ema WT, I feel when we share our own and support could be a good start.

  • @user-hv3ox9fy3r
    @user-hv3ox9fy3r 4 ปีที่แล้ว +13

    ወዲ ካዳ ፍሉይ ደራሲ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካን ዘድንቐካን ኣጆኻ በርትዕ

  • @danielhabte6514
    @danielhabte6514 3 ปีที่แล้ว +3

    Outstanding.. Gurum sirah wedi qwada.. Proud of u wedi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @fanidan1426
    @fanidan1426 3 ปีที่แล้ว +1

    ዃዲኖይ ብጣዕሚ ስርሓትኻ ልቢ ሰብ ዝሃርም'ዩ ከሙ ዉን ምሃሪ እዩ ! ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ። ካብዚ ዝበልጽ ስርሓት ሒዝኻ ክትመጸና ተስፋ ንገብር ኣይጥፍእና ኢኻ።!! i love you ዃዲኖይ ❤❤❤👌

  • @hanihanitey7616
    @hanihanitey7616 4 ปีที่แล้ว +13

    ሞቅጸሪ ዘይብሉ Like👍ዩ ዝግባኣካ ኤፍሬም ካሕሳይ( ወዲ ዃዳ) ብጣዓሚ ብልጽቲ ስራሕ😘😍❤

  • @user-dj3yj4uc2h
    @user-dj3yj4uc2h 4 ปีที่แล้ว +4

    አዝዩ ዝድነቅ ስራሕ ካብ ዝድነቅ ስነ ጥበባዊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሬ

  • @millionmesfun4351
    @millionmesfun4351 4 ปีที่แล้ว +69

    ደጋጊመ ሪአያ ምንም ኪወጻ ዘይኪእል ናይ ብሓቂ ኣብዛ ስራሕ ዝተሳተፉ ብምልኦም ኪብሪ ዝግብኦም እዮም መን ካብ መን ኪትፈሊ።ስኣላይ.ኣርትዖት.ድምጺ.ብርሃን.መራጻ ተዋሰእቲ በቃ ምንም ዝወጻ ዘይብላ ብልጽቲ ስራሕ ። ብዛዕባ ደራስን ዳይርክተርን ወዲ ኾዳ ኣነ ኪገልጾ ዘይበቅዕ ስለ ዝኮንኩ ኪዛረብ ኣይደልን ክዱን ብኣፈ ስላሲ ምባል ይሓይሽ

    • @ghebriel932
      @ghebriel932 4 ปีที่แล้ว +3

      Million Mesfun biflay music arrangement (Regan Yemane)

    • @millionmesfun4351
      @millionmesfun4351 4 ปีที่แล้ว +1

      ናይ ብሓቂ ሪገን የማነ ብጣዕሚ ሓይል ሰብ እዩ

    • @simi118
      @simi118 4 ปีที่แล้ว +1

      Million Mesfun I totally agree with you. All of them were brilliant.

  • @luullukas8772
    @luullukas8772 4 ปีที่แล้ว +10

    ይበል መልእኽቲ....ብኣዝዩ ብሉጽ ኣሰራርሓ..ንጻረ ቃላት...ንጻረ ስእሊ...መረጻ ቦታታት..ምንቅስቃስ...ንጻረ ድምጺ...ኩሉ በቃ ወሃ ዘበለ...ካብ ሓያል ሰብ ሓያል ስራሕ ይበቁል ክበሃል ከምዚ'ዩ...ወዲ ዃዳ ኣዝያ ረዛን መልእኽቲ ዝሓዘለት ምቅርቲ short movie ኣቅሪብካልና....ዮናስ (ጢኑ) ብጣዕሚ ብሉጽ ኣወሳስኣ ብቅዓት ምሉእ ከምዘለካ ዘመስከረት ስራሕ ኢለያ ኣለኹ. ብሓፈሻ ኩላትኩም ብሉጽ ስራሕ. Best movie 2019.

    • @user-ng1gh4jc6k
      @user-ng1gh4jc6k 4 ปีที่แล้ว

      Entay eu meliekta ayteredeatinin please gele beleni hawey

    • @luullukas8772
      @luullukas8772 4 ปีที่แล้ว +9

      @@user-ng1gh4jc6k ክብርቲ ሓፍቲ ምርዳእ ኣብያትኪ? በሊ ሓዚ... መርዕድ ብዘይበደሎ ፈጻሚ ገበን ካልእ እንከሎ ጠቂኖም ኣብ ቤት ማእሰርቲ ብምእታው ን5 ዓመት ኣሲሮሞ..ግዜ ሰሪቆሞ ማለት'ዩ ሓደ በልልለይ...ካብ ጸላም ወጺአ እናበለ ናፍቆት ሰበይቱ ከውጽእ እቲ ብርሃን ገጻ ርእዩ ብፍቅራ ክድበስ እናሓሰበ ነዛ ማይ ዝስተ እኳ ከተቀብሎ ኣይከኣለትን፡ ክጽበየካ'የ ጸኒሐ ወዲእና ኣለና ኢላ ኣብታ ጸባብ ገዛን ጸባብ ልቡን በይኑ ራሕሪሓቶ...ክልተ በልለይ...ተስፋ ኣይቆረጸን ንህይወት ክብድሃ ፈቲኑ..ስራሕ ዓለም ኣይቀደዎን ተባሪሩ..ሰለስተ በልለይ...ኣስተውዕሊ ብድሆታትን ተጻብኦታት ነውጺ የእምሮን ይደራረብዎ ኣለዉ...ኣብ መወዳእታ ድማ ዋና ገዝኡ ነዛ ብህያብ ዝተዋህበቶ ዓለም ብጽሒት ከምዘይብሉ ኣረዲኣ ናይ ክራይ ኣሽሓት ገንዘብ ከምዘለዎን እንተዘይከፊልዎን ክባረር ምዃኑን ኣርዲኣቶ..ኣርባዕተ በልልለይ...ውጽኢት ናይዚ ድማ ነብሱ ከጥፍእ ወሲኑ..ስለምንታይ ይመስለኪ...ጸግዒ ስለዝሰኣነ'ዩ...ህይወት ምሉእነት የብላን..ሰባት እናተማላላእና ኢና ንነብር..ግን ኩሎም ነዛ ውልቆም ዝምልኡ ጥራይ ኮይኖም...ሰብ ገንዘብ ኣይኮነን ዘንብሮ..ተስፋ፡ ውሽጣዊ ሓቦ፡ ምሉእነት ፍቅሪ፡ ዕጋበት፡ ካልእን'ዩ ንሰብ ደው ዘብሎ...እቲ ገንዘብን ካልእን ተወሳኺ'ዩ...መርዕድ ጸግዒ ምስ ሰኣነ ናይ ልቡ ገዛ ፈሪሱ..እዛ ዝፈልጣ ዓለም ተስፋ ስኢንላ...እታ ሓንቲ ዝውንና ህይወት ጥራይ'ያ ፡ ንሳ'ውን ዕድል ጌሩ ኣብ ኢድ ሰብ እንኳዕ ኣይኮነት..ትዝክሪ እንተኾንኪ ንዓርኩ ናብቲ ባር ከይዱ እንታይ ኢልዎ.. "ኣነ ሃለኹ፡ ኣይሃለኹ ዘገድሶ ሰብ የለን" ኢልዎ "ንስኻ ቁሩብ ደሃየይ ስለትገብር ጽባሕ ተቀልቀል" ኢልዎ ከይዱ...ብሓፈሽኡ'ውን ኣብቲ መርድእ ኣነጺርዎ'ዩ። ኣብ መወዳእታ ዝመሰጠትኒ ድማ ናይታ ሎቶሪ'ያ...ክገርመኪ በጺሓቶ'ያ 500 ሽሕ...ግን ምስ ውንኡን ምስ ቀልቡን ስለዘይነበረ ከስተውዕለላ ኣይከኣለን ወይ ድማ ኣይተሓጎሰን...ስለምንታይ ይመስለኪ...ሓጎስ ፡ ባህታ ፡ ደስታ፡ ኮታ ኩሉ ነገር ካብ ውሽጥኻ'ዩ ዝጅምር...ሽዑ እቲ ዓይንኻ ዝርእዮ ተወሳኺ ይኸውን...ብምሉእ ሓቦን ሕጉስ መንፈስን ዘይተነድቀት ህይወት ኩሉ ናይ ደገ ኣይንታያን'ዩ። መርዕድ ተጎዲኡ እታ እንኮ ዝብላ ኣማራጺ ወሲዱ..ሽዑ ኩሎም ምስ ሞተ ክገብርዎ ዝነበሮም ተረዲእዎም...እዚ ዋጋ የብሉን እያ መልእኽታ እዛ ፊልም። thank you ተረዲእኪ ክኸውን ተስፋ ይገብር። sorry ድማ መብርሂ ኣብዚሐ.

    • @user-ng1gh4jc6k
      @user-ng1gh4jc6k 4 ปีที่แล้ว +1

      @@luullukas8772 waww zxehafkaley & anbibe deqime rieya xbuk geru terediuni, alem godelo bhiwet kelo xegem seb mrdae ember ms mote way way trgum yeblun. Tegediska zmeleskaley mara ye zemesgneka brukey hawey❤❤

    • @tesfatekle7252
      @tesfatekle7252 2 ปีที่แล้ว

      @@luullukas8772 ዝኸበርካ መስተውዓሊ (ሉኡል ሉቃስ ) ክትበልሕ ብሓቂ ኩላ ኣብዛ ፊልም ዘላ ሃርምካያ ኢኻ waw :: ኣብዛ ናትካ ከም ተወሳኺ ዘስተዋልኩላ እተ ሃልያ : ኣብቲ ባር ኣትዩ, እታ ዝፈትዋ ሙዚቃ ግበርለይ ኢሉዋ, ጽባሕ ንሙማቱ እዩ ዝኸውን ዘሎ ሕሰቦ እቶም ኣብታ ባር ዝነበሩ ነቲ ክቡር ባህላዊ ሙዚቃና ጸሊኦሞ ተሰሚዑኒ እሞ እቲ ክቡር ባህላዊ ሙዚቃና ከም ዝሞተ ውን ክቡር ወዲ kuda (ደራሲ ) ኣብርሁለይ :: እንተ ርካያ እዛ ጽሕፍተይ ባ መልሰለይ ✌️🇪🇷🌹, ምስትውዓለይ ክግምግም ::ኣብቲ ንስካ ዝሃብካዮ መልሲ ግን ምሉእ ይሰማማዕ

    • @debishasli7724
      @debishasli7724 ปีที่แล้ว

      @@luullukas8772 ከማኻ በሊሕ ፈትፊቱ ዘረድእ ኣይራኣኹ ኣይሰምዓኹ፡ክላለየካ ከማን ተመንየ።

  • @ghebriel932
    @ghebriel932 4 ปีที่แล้ว +14

    Wooww Beqa Entay Eye emo kibl blux nay bluxat Wedi Quada. Bflay camera & Editing 💯 Kemu wun music Arrangement (regan yemane) Entay emo kwexo

  • @hayathas1597
    @hayathas1597 4 ปีที่แล้ว +2

    ናይ በሓቂ ከብድካ ትትንክፍ ዓባይ መልእክቲ ነዞም ደናቁር ህግደፍ ህዝቢ ኤረትራ ብደው መይቱ

  • @FahmTibeb
    @FahmTibeb 4 ปีที่แล้ว +1

    Kab wedi kuada Nixbeyo sirah eyu . Just wow 😲 , tesfa yigebir kemzi kinrie Ab kexalie, btaemie xbuk sirah, Camera , directing, dimxie , tewasaetie , biabieu kea dirset. Tebaetay sirah . 👏👏👏👏

  • @user-wi7zb8ph4j
    @user-wi7zb8ph4j 4 ปีที่แล้ว +3

    እንቃዕ ዳሓን መጻኣኩም ደቂ ኤረይ
    ወዲ ኻዳ ዓርከይ ናይ ወትሩ ብሉጽ
    The World power

  • @sesinatey150
    @sesinatey150 4 ปีที่แล้ว +2

    Naybhaki tdnek film.....ms kulu akerarba....abay meliti ya nzrdo....wedi kada tdnek seb eka...thank uu

  • @evensamuel5787
    @evensamuel5787 4 ปีที่แล้ว

    ኣቤት ኣቤት ኣቤት ፊልሚ ማለት ናይ ብሓቂ ወዲ ኾዳ ሰብ ዘይኮንካ መላክ ናይ ጥበብ ኢኻ ብጣዓሚ ጽብቅቲ ስርሕ ተውሳእቲ ድማ መግለጺ የብልኩም ።

  • @user-qy9lu1hy5e
    @user-qy9lu1hy5e 4 ปีที่แล้ว +7

    ዋውውውው ይበል ፊልም ብኹሉ ነገራ ዝወጻ ዘይብላ ካብ ደራሲ ጀሚርካ ክሳብ ተዋሳእቲ ይበል ስራሕ ደቂ ኤረይ ሓላላት ኣጆኹም ቀጽልዎ

  • @TsegayAsie
    @TsegayAsie 8 หลายเดือนก่อน

    Wow azie blxti film degimka ktria ktestemaqra tedmeka film. Why gn nay behaqi lotari zeygebrkumu. Awti srah eya. Eqo hagesekum 🎉🎉🎉🎉

  • @isaiahmg
    @isaiahmg 4 ปีที่แล้ว +10

    Amazing story line, chronology, camera, editing, one of the best movies of 2019.

  • @senaitkidane3774
    @senaitkidane3774 4 หลายเดือนก่อน

    Wedi kada shkor ❤❤❤
    Abrohimo ayney xubuq sirah ❤❤❤ entay waga alewo msmotka bikyat ❤❤❤

  • @merhawimajor5100
    @merhawimajor5100 4 ปีที่แล้ว +1

    ፍልም ሪአ ብዙሕ ግዜ ግና ናይ በሓቂ ናይ ቀሺ ተግባር ርእየ ኣይፈልጥ ነይረ ግን ሎሚ ሪአ። ከምዚ ዝገብሩ ሰባት እዉን ዝኮነ ሰብ ጽሉል፡ ከዛርበና እዩ ፡ ፍልስፍና መዓስ ጀንብርካ ፡ ዘኣመሰሉ ልሙድ ኢዩ ንከምዚ ዓይነት መግትኢ ወይ ምኽሪ ሂብካና ናይ በሓቂ ጽብቅቲ ወርቃዊት ዝኮነት።

  • @Even_Media
    @Even_Media 4 ปีที่แล้ว +4

    Zena arefti
    Zbelexet short filmi nay bhki antay kwoxo wedi koda zdereskayo ybel 🎖🎖🎖🎖🎖

  • @embasoyrafenqil6575
    @embasoyrafenqil6575 4 ปีที่แล้ว +1

    ብጸላም ጀሚራ ብጸላም ዝተወደአት ፊልም ። ዘይምርኣያ ትሓይሽ ።

  • @raeimekseb6742
    @raeimekseb6742 4 ปีที่แล้ว

    ኤፍረም ወዲ ኻዳ ይበል ስራሕ 1000 ግዜ ርኢካ ዘይምኖ ፡ቀጽሎ ጅግና፡ሓበን፡ኩርዓት ህዝቢ ንበረልና፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ

  • @arkobkobayent6797
    @arkobkobayent6797 4 ปีที่แล้ว +3

    No word 2 x plane u wedi kuada. ❤❤❤. Love u.

  • @yafietghebrehiwet5361
    @yafietghebrehiwet5361 4 ปีที่แล้ว +12

    እታ ዝበለጸት ዝጸበለጸት ዝመሰጠት ኤርትራዊት ሓጻር ፊልም 2019 ...

  • @nuri203
    @nuri203 4 ปีที่แล้ว +10

    Number one eritrean film 2019 best story best editing best actors best of best guys good job...... 👍👍👍👍👍🏁🏁🏁🏁

  • @medhanietesfamariam7768
    @medhanietesfamariam7768 4 ปีที่แล้ว

    ናይብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ ከምዚ ዓይነት ፊሊም ነቆም ዘይርዶኦም ብዛዕባ ሕሱም ስርዓት ካብዚኣ ቡዙሕ ክትማሃሩ ኣለኩም ዝተራቃቀ ጽቡቅ ስራሕ ኩሉ ሰብ እምኒ ይድርብያልካ እሞ ዓቅልካ ይጽበካ ትኾኖ ይጣፍኣካ መወዳእታ ግን ኩሉ እቲ ዝተዓጽወ ማዕጾ ይክፈተልካ ሰላም ንሃገርና ፍትሕን የውርደልና ኣምላክና

  • @adunyaasmera3581
    @adunyaasmera3581 4 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ኣገራሚትን መሳጢትን ሙቪ (ኣርሓ ጥበብ ወዲ ኻዳ )ሓደ ክንድሽሕ

  • @ggmm2340
    @ggmm2340 4 ปีที่แล้ว +2

    Masterpiece!!! Thank you!!!
    It should complete at the International Short-Film Festival.

  • @africaafrica3915
    @africaafrica3915 4 ปีที่แล้ว +9

    ኢዘ ወዲ ካዳ ስ! ኣብ ፍልም ተዝጸቅት ደስ መብለኒ !!ምክንያቱ ፍልም ሃገርና ይደክም ስለ ዘሎ ኢየ።

    • @user-hv3ox9fy3r
      @user-hv3ox9fy3r 4 ปีที่แล้ว

      ናይ ባሓቂ ቡሉጽ ደራሲ ካብቶም ኣለዉና ኢልና ንምካሓሎም ሓደ እዩ።
      ኣብዚ'ኸ ኣሎ'ዶ?
      ምስሉ ስለ ዘይፈልጦ እየ

    • @ISY-lf5tm
      @ISY-lf5tm 4 ปีที่แล้ว

      @@user-hv3ox9fy3r yelen abzi habibi.

  • @wediasmera1263
    @wediasmera1263 4 ปีที่แล้ว +3

    wuxeit wedi Qada. I nearly cried. m&s motka haweye haweye, baeleye baeleye entay trgumu. kelena nfaker

  • @senaitmerach2866
    @senaitmerach2866 4 ปีที่แล้ว +70

    ጽቡቅ ስራሕ ኢያ ።ግን አታ ናይ ቀሺ ካራክተር ኣይጸበቀትን ምክንያቱ ሓደ መንፈሳዊ ኣቦ ዝጎብሮ ተግባር ኣይኮነን ። ተወሓደ መንፈሳዊ ማዕዳ ክህቦ ኒርዎ።

    • @mekonensium4320
      @mekonensium4320 4 ปีที่แล้ว

      senait merach nay beheki 🤷‍♂️

    • @merhawihabtay4810
      @merhawihabtay4810 4 ปีที่แล้ว

      senait merach hamimu wey sekiru alo elu shelel elwo mknyatu kelo mealti motu znegr sle zeyele zeymzrabu elu rhiklu

    • @tedifish399
      @tedifish399 4 ปีที่แล้ว

      Senait xbuk aleki

    • @user-wb8eb7nl3x
      @user-wb8eb7nl3x 4 ปีที่แล้ว

      @@merhawihabtay4810 yap

    • @daviddavid4896
      @daviddavid4896 3 ปีที่แล้ว

      No xbuk u msti tarik zesenbd bmkanu u kemu geru zgenho znebere

  • @samiwediermile
    @samiwediermile 4 ปีที่แล้ว +8

    Wawwwwww ቡሉጽን ጹፉፍን ሲራሕ በጃኹም እምባ ደጋጊምኩም ከምዚ ስርሑ ስነጥበብ ዓድና ቁርብ ክሕሾ ናብ ቀደሙ ክምለስ ወዲ ካዳ ቀጽልዎ

    • @wedibaba143
      @wedibaba143 4 ปีที่แล้ว +1

      *ኣንታ ነግናግ ሳሚ መዓስ መዓስ ኢካ ተርክበሉ ብኩሉ ሓሊፍካ ትጸንሓኒ*

    • @samiwediermile
      @samiwediermile 4 ปีที่แล้ว

      @@wedibaba143 hhhhhh bkulu idka mitaw eya

  • @Meley-TV
    @Meley-TV 4 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ባሓቂ ልብካ ትፈሊ ወዲ ሰብ ኣብ ዓለም ክሳብ ዘሎ ሽግሩ ዘይትፈልጠሉ ተሳጉጎ ሞ ካኣ ካብ ጎድኑ ትፍለ ተኮይንካ ኡዚ ሳዕቤን እዩ ዝስዕብ ብዝኮነ ጽቡቅ ስራሕ ዘመሕዋተይ ሰላምን ጥዕናን ናዓኩም

  • @abelbarnie2843
    @abelbarnie2843 4 ปีที่แล้ว +2

    Best Eritrea short Film
    Qada 🤞

  • @mekerettv696
    @mekerettv696 4 ปีที่แล้ว

    ትንሳኤ ጥበብ ሃገርና ተሪኤካ ፊሊም።ብጠዓሚ ምልእቲ ስራሕ።ክብረት ይሃብካ ክዳዊ ምስ ደቅኻ።ኣብ ቀጻሊ ካብዚ ዝበልጽ ክንጽበ ኢና።ሰሰናዩ ነዓኻ።

  • @sirakfishale1484
    @sirakfishale1484 4 ปีที่แล้ว +1

    my first impressed eritrea film, he really touched my heart.Great job

  • @johneblack6521
    @johneblack6521 4 ปีที่แล้ว

    ውዲ ኻዳ ብጣዓሚ ኢያ ዘድንቀካ ሓይል ብርቱዕ ስነ- ጥበባዊ ሃገርና ኢካ ቀጽሎ ከምእ ውን ሓያላት ስነ- ጥበባዊያን ኣፍሪካን ኣዒቢካን ኢካ እሞ ባይታን ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፍጠሪ 4።

  • @kingaddd3404
    @kingaddd3404 3 ปีที่แล้ว

    Waw gele aynet film the best of all film

  • @knowledgeispower1502
    @knowledgeispower1502 4 ปีที่แล้ว

    Wedi Kuada zderho srah kulu xfuf qeltifu ab aemro den ziatu.
    Great job baba Efrem

  • @user-mo4pg7ml5z
    @user-mo4pg7ml5z 4 ปีที่แล้ว

    ደጋጊመ ሪኤይ ምምናው ዛበይትኒ ፊልሚ ናይ ባሓቂ ወዲ ካዳ ከም ናይ ኩሉ ግዜ ብሉጽ ስራሕ ምስ ብሉጻት ተዋሳአቲ ብዙሕ ክንጽበ ኢና ካባኩም

  • @lifeonhop3252
    @lifeonhop3252 4 ปีที่แล้ว +1

    ወዲ ኻዳ ሓደ ካቶም ዘድንቆም ብሉጻት ደርስቲ ዓድና ዩ ፡ ኣዛ ፊሊም ተመሳሳሊ ዛንታ ኣለዋ ምሳይ ። ምልእቲ ያ ዛ ድራማ ኣጆካ ቀጽሎ።

  • @jonaszeremariam1002
    @jonaszeremariam1002 4 ปีที่แล้ว +2

    From different angles of view class film.Actress ,characters,authors, producer and others thank u.Hope near future will see more better films

  • @Yonii7
    @Yonii7 3 ปีที่แล้ว +1

    Amazing editing and shoting, kemzi serie nay Hollywood zrii zeleku koynu tesemini.. Dr w.Quada keep it up...🇪🇷👍

  • @temesgenabraha2347
    @temesgenabraha2347 3 ปีที่แล้ว

    waww nay bahki xibuk sirah wedi kada good job tewesaeti nay bhaki nifuat esike kab interview nabzia zimexakum like

  • @Fetawihaqi
    @Fetawihaqi 4 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ መሳጢት ፊልም።
    ኣብ መጻኢ ከኣ ብካልእ ክንጽበ ኢና፡ ኣጀኩ በርትዑ ጀጋኑ

  • @user-yj9ho8hm4k
    @user-yj9ho8hm4k ปีที่แล้ว

    Wawww nic gele aynet srah 💯

  • @mikiyatlove9608
    @mikiyatlove9608 4 ปีที่แล้ว +3

    ኣቱም ሰባት ባዕልና ወላ ሸር ንበላ ናብቲ ግሩፕ ናይ ፈይስቡክ እምበር እዞም ኩሎም ኣድሚናትሲ ዘይራኣይዋ ኢዮም ዝኾኑ ክሳብ ሕጂ ሸር ዘይበልዋ ዘለዉ

  • @zobaqazatv3346
    @zobaqazatv3346 3 ปีที่แล้ว

    Ezia 10M view kitkowin zigibea eya nay hagerna wekila tewadadira ala 2021 result kiniger ena kitewet tesfa nigebir... Thank you wedi qada ente ezom metakaeti Gina ab zeytekim dim dim tigoyu ni likin commentn...zikidimekum yelen Bezi eka seb tifelto maere kindey rihiku alo kab filtet

  • @SAMUEL-uj3oo
    @SAMUEL-uj3oo 4 ปีที่แล้ว

    Pow abet abet film 🎞
    Harimna znebere nay ametna hibkana
    #kbri neaka #wedi Quada

  • @abrahambelay9920
    @abrahambelay9920 4 ปีที่แล้ว

    Nice wedi kada Nice Nice semeit lbey kofe zeblkay'o koyenu tesemieuni be gahedi ajemamera yeble afexaxema yebel u'r the best awel eye zeble nere gen awel qedem enber lomi's aygeden komeu eilu zenber gezye kea yelen selezi betaemi eye zednqeka wedi kada yeble ede selumen yebarekhe kemey zeble serah areikana abe qexali kabeu zeblex'e hizeka ketqreb beal melu tesefa eye eske like habuley wowww shar kbela eye heji keydongekheu nice work wedi kada kem lbey...

  • @iliveinmylife6694
    @iliveinmylife6694 4 ปีที่แล้ว

    Euf nay behaki kem gele tesemiuni nhna deki sebat nseb ab tsegemu ntelmo amlak deyfetwo sirah Bzkone gin eza short movie its really hart teaching wedi kada kea amlak edimen tienan yhabka bhafesha nukulom abza Flim ditesatefu gbu deki erey mearey ♥️🇪🇷

  • @ebrahimeman357
    @ebrahimeman357 3 ปีที่แล้ว

    Filmi reie nay bhaki lomi bejakum eba kemzi aruna memher efrem the king

  • @adimera2668
    @adimera2668 4 ปีที่แล้ว +2

    Best movie of the year 💯 %

  • @natihawey4018
    @natihawey4018 4 ปีที่แล้ว +3

    ብታዕሚ ምሉእ ስራሕ

  • @user-rf4gt3ly7x
    @user-rf4gt3ly7x 4 ปีที่แล้ว

    ከምቲ ዝስሕበኒ
    ብጣዕሚ ጽፉፍ ኣቀራርባ'ዩ።ወዲ ዃዳ ድማ ዕድመ ይሃብካ ኣያና ናይ ኣስመራ።

  • @dayanwerasi7969
    @dayanwerasi7969 4 ปีที่แล้ว

    Wedi Quada congratulations for the international award of this movie.

  • @Eokbay
    @Eokbay 4 ปีที่แล้ว

    ኤፋር፡
    ብሉጽ ስራሕ ከም ወትሩ።
    Bless you.

  • @user-bp9wf6qu1i
    @user-bp9wf6qu1i 3 ปีที่แล้ว

    ቡሉጽ ጽራሕ ኣቦ ጥበብ

  • @daniabraha9190
    @daniabraha9190 4 ปีที่แล้ว

    magick move ever thank u eri artist best film

  • @user-rx2dx7ns1v
    @user-rx2dx7ns1v 4 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ጽፍፍቲ ስራሕ ወዲ ኳዳ ዓቢ መምህር ስነጥበብ ኤርትራ

  • @berhanetekie3424
    @berhanetekie3424 4 ปีที่แล้ว +1

    Ane zegermeni nay wedi qada film zewexo yebelun eti classical mara yegermeka

  • @medicalquizbank1
    @medicalquizbank1 4 ปีที่แล้ว +1

    እዋይ ስራሕ!!! ብርቂ!!!
    ወዲ ዃዳ፡ ሰብ ናይ 2019 ፊልም እንዳሰርሐ ኣብ 2025 ሓሊፉ ዝጸንሕ ስነ ጥበባዊ!!
    ድርሰት ( ዛንታ & script writing) ኣተኣላልያ፡ ስእሊ፡ ኣርትዖት፡ ምከና፡ ሙዚቃ፡ ብርሃን፡ ድምጺ፡ ገጸ ባህሪ!! ኩሉ 1000/100 በቃ!!!! ኣበር ክትረክብ ደሊኻ ክንዲ ፍረ ጣፍ ጉድለት ዘይርከባ ስራሕ!!

  • @kibromyohannes1152
    @kibromyohannes1152 4 ปีที่แล้ว +15

    ወዲ ኻዳ ሓወይ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ፡ፊልም ግን ኣብ ትጝርኛ ቪው፡ከምዚ ንሪኦ ዘለና የብሉን ብጣዕሚ ኢኻ፡ትሓርቅ ዘይስመዓና ኣይኮነን ብኣኹም ኩሉ ግዜ ኢና ንሓስብ ግን ከምዚ ዝበለ ፊልም ብኸመይ መንገዲ ናብ ኢንግልሽ ተቶርጊሙ ናብ ዓለም ይቀርብ እንተዝሕሰበሉ ብጥስዕሚ ጽቡቅን ንስኹም ከኣ ረብሓ ምረኸብክሙሉ ኮይኑ ይስመዓኒ ብኡ ኣቢሉ ኸኣ ነቲ ኣብ ኣብ ዓድና፡ዘሎ ድኽመት ናይ ቃንቃ መፍትሒ ተኾነ እዚ ክብል ከለኹ ግን ድሕሪ ትግርኛኛ ከም ካልኣይ ማለት አየ

  • @mehretwoldai9237
    @mehretwoldai9237 3 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ እና ንፈትዎኹም ኩሉኹም ተዋሳትን ደረስትን ቀጸልዎ አጆኹም።

  • @nahomtsegay3518
    @nahomtsegay3518 ปีที่แล้ว

    Wawww 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤

  • @kiutv356
    @kiutv356 2 ปีที่แล้ว +1

    Very nice

  • @na2ways542
    @na2ways542 4 ปีที่แล้ว +1

    ⭐⭐⭐⭐⭐ do nhaba...👏👏👏

  • @user-jx7gz3wp7e
    @user-jx7gz3wp7e ปีที่แล้ว

    ከወልሓንቲ መግለጺ የብለይን❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉ቀጽሎnays

  • @berhanetekie3424
    @berhanetekie3424 4 ปีที่แล้ว +1

    Wwwww wedi quda nateka film betami xubum eyou bela roba keamo felyti ajoka kexelo

  • @sonsofdream3291
    @sonsofdream3291 4 ปีที่แล้ว +2

    Mann I like the camera shooting and the editing it’s really amazing

  • @user-sn6ny4br7i
    @user-sn6ny4br7i 4 ปีที่แล้ว

    N felema gizey nay eri film btaemi xufuf yrie aleku wedi kada nay bihaqi kulu xufuf srah bmqrabka kab blbi enda amesgenku eye deki eri haye netebebaayo like commet share

  • @user-db6fl8qw6y
    @user-db6fl8qw6y 4 ปีที่แล้ว

    ጽቡቅ ስራሕ መምህር ኤፍሬም ኳዳ ኣይትፈለየና!

  • @maitemenai7307
    @maitemenai7307 3 ปีที่แล้ว

    Wow what a great film. Great work Wedi kuada.

  • @eritreanyoung4468
    @eritreanyoung4468 3 ปีที่แล้ว +10

    ድሕሪ ናይ ወዲ ኳዳ ቃል መሕተት ኢየ ሪኤያ ሞ መልእክቲ ዘለዋ ፊልም ኢያ ሰብ ካብ ምስ ሞተ ዋይ ዋይ ኮሎ ሓወይ ሓፍተይ ምባል ዩ ::
    መልእክታ መርዕድ ብዘይ ገበሮ ን 5 ዓመት ታኣሲሩ ክምዚ ዉን ዘሎን ዘጋጥምን ዩ ኣብቲ ጥልመት ናይ ሰበይቱ ን መርዕድ ዉን ዘሎን ዘጋጥምን ዩ ::
    ኣብ ገዛ ኽራይ ዘጋጥም ሽግራት ዉን ትገልጽ ያ ብሓፍሻ እዛ ፊልም ድራማ ምዕዋታ ዉን ሙሉእ ሓጎስ ተሰሚዕኒ እንኳዕ ሓጎሰካ ወዲ ኳዳ ምስ መሳርሕትካ ::
    2020-10-12

    • @user-of9fg7fi9e
      @user-of9fg7fi9e 3 ปีที่แล้ว

      እንኳዕ በል ሕጂ ተከታተልካያ ምበር ንሕናስ ኣብ ግዚኡ ሪኢቶና ሂብናላ ኢና ' ኣዝያ ሓያል ስራሕ ንኩሉ ሽግር እቲ ትንትን ሆሊውድ ዘይተከታተልኩ ኣይትብልን ኢካ

  • @abeltekletekle5472
    @abeltekletekle5472 4 ปีที่แล้ว

    ክብርን ምስጋናን ነዛ ስራሕ ክውንቲ ክትከውን ዝረሃጽኩም ብጉልበት ብዝኾነ መለክዒ ፡ ስምዒትካ ዘሐደስ ስራህ ሪኤይ ኣብ ሂወተይ ፡ ዋና ኣዛ ቲቪ ምስጋናይ ወሰን ይብሉን ፡በዓቢኡ ወድ ካዳ ኣቦ ጥበብ ሃገርና ኣፍራይ ብልጻት ሰነ ጥበቂያን ሃገርና ፡100 % ዑጉብ ኢየ በዛ ሰራሕ ፡ካብ ዝተሓተ ክሳብ ቲ ዝላዓለ ።
    ATM

  • @Erifreedom
    @Erifreedom 4 ปีที่แล้ว

    Haxira ember dwetsa deybla meharit film.. #ERIWOOD

  • @M.R.D586
    @M.R.D586 3 ปีที่แล้ว +5

    ብጣዕሚ ተሐዝን ድራማ ግን ኣነ ዘይተረድኣኒ ነገር ግን ምስቶም ኣባ ቐሺ ዝተዛራረብዎ ጉዳይ ደስ ኣይበለንን ብፍላይ ድማ ገዛ ኣቲና ንዘራረብ ምስ በልዎ ሕማቕ ነገር ከምዘሎ ሓቢርዎም'ዩ ስለዚ እቶም ቀሺ እንታይ ሙኻኑ እቲ ነገር ወላ ባዕሎም ኣይኹኑ ሰባት ነጊሮም ክገብርዎ ኔርዎም ኔርዎም ጥራይ ዘይኮነ ሓላፍነቶም ውን'ዩ ምስ ኩሉ መንፈሱ ዝበሎም ስለዚ ዘይሃይማኖታዊ ኮይኑ ይስምዓኒ ምኽንያቱ በቲ ዝብሎም ዝነበረ ነባቐሺ ነገራት ከምተራሰብ ክላእ ዝዓይነቱ ክኸዱ ይፍትኑ ኔሮም ስለዚ ካህን ማለት ጉዳይካ ክፈልጥን ክመኽረካን ክምዕደካን ሽግርካ ክፈልጥ' ዝግብኦ እምበር ከምቲ እዚ ቐሺ ዝገበሮ ገዲፍካ ኣይከይድን'ዩ ከም ሓቂ ስለዚ ኣብታ ናይ ጉዳይ ኣባ ቐሺ ቅንዕቲ ኣይመስለንን ውልቃዊ ርእይቶ'ዩ thank you

    • @simonth4479
      @simonth4479 3 ปีที่แล้ว +1

      Nay behaki hawey, xbuq aleka nay hade abat nefsi zeykones hade felatika zegebro eyu abzi zelo, msaka ysemamae 👌

  • @eritreanayeritrawyan4711
    @eritreanayeritrawyan4711 4 ปีที่แล้ว

    Entay Emo kbl eye welhanti qalat yebley N wedi Kada zkewn Keep it Edme teanan Yhabka Fetari 🙏❤🙏❤

  • @rufaelsolomon6184
    @rufaelsolomon6184 4 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቒ ብልጽቲ ስራሕ ወዲ ኳዳ ! ነቲ አብ 60ታት ዝነበረ ስነጽሑፍ ትግርኛ ፥ ከም በዓል " ወጦጦ እንዳቦይ ዓንዱ , ሕንዛም ፍቅሪ ህድአት , ዓቢዱ ዶ ኮን ይኸውን " ወዘተ ---------- ዝብላ ተዘኻኽረካ

  • @merontafla7071
    @merontafla7071 4 ปีที่แล้ว +1

    Wow just amazing. Thanks wedi kuada.

  • @debishgrimay683
    @debishgrimay683 4 ปีที่แล้ว

    Waaaae sebay nay bhaki xubuk serhe kuru chenkete n skeyaten da abezhe abelkuma enber 100/100

  • @lebedeinleben8100
    @lebedeinleben8100 4 ปีที่แล้ว

    Omg
    Betame zehezn filme
    Betame hayal darase
    Big Like to you Guys 👍👍👍👍👍👍

  • @user-qz6qp7fn1h
    @user-qz6qp7fn1h 4 ปีที่แล้ว

    ዋው ገለ ዓይነት ፍሊም ወዲ ኻዳ

  • @abebanasr6112
    @abebanasr6112 4 ปีที่แล้ว

    Film malet kemzi iyu god bless you wedi kada btaimi wudui sne tbebenga

  • @munaaman4152
    @munaaman4152 2 ปีที่แล้ว

    የቐንተልና ዘና ቲቨ ሕቶ ሄርመካ ን ቶማስ ፡2022 ብዛዕባ እዘን ብሉጻት አፍላምና ብምሕታት ክን ሪኤን በቂዕና.። ብሐቂ ዓለማዊት ፊሊም።

  • @bereketmaryo2544
    @bereketmaryo2544 3 ปีที่แล้ว

    Wawww nay behaqi kmzia riei ay feletn mulue hiwety qedamiti nay 2019 felim eya ezia edemen tenann n memehre eifrim kahsay wedi kuada

  • @nktqueen-k
    @nktqueen-k 4 ปีที่แล้ว

    ጽቡቅ ስራሕ ወዲ ኳዳ! ኣብ ስእሊ ብጣዕሚ ጽቡቅ cinematic look! more blurry BG. ከማልዲኖ ገለ ዓይነት። ኣብ color grading.ልዕሊ ኹሉ ግን ድምጺ!!ንጹር! ብጣዕሚ ገለ ዓይነት።ጽብቕቲ ስራሕ።እቲ vfx ናይ lightning ውዱእ!

  • @user-bl3pk6dq8p
    @user-bl3pk6dq8p 4 ปีที่แล้ว

    ኣብ ወዲ ዃዳ ዘለኒ ኣድናቆትን ኣኽብሮትን ገሊጸ ኣይውድኦን የ። ወዲ ዃዳ ገንጺልካ ዘይውዳእ መጽሓፍ ዩ ጥራይ ኢለ ክሓልፎ ዝኽእል። ብዝኾነ ዛ ፊልም ንውድድር ክትቀርብ ኣለዋ ምበልኩ። ክትእወት ድማ ተስፋ ይገብር።🇪🇷❤

  • @gualorthodoxtewahdo8229
    @gualorthodoxtewahdo8229 4 ปีที่แล้ว

    Wedi kada king nberelna eske mnti ertra kitma ❤️👍 very very nice movie
    Gn hanti gega ala aboy keshi kemzi ilom aymlsun eyom gedifomka mot enda semu wn aykedun so gega

    • @mercy9051
      @mercy9051 4 ปีที่แล้ว

      Abzi giziyezi kemiu zigeberu akishishti alewu eko emo silezi eyu kea kemiu teserihu

  • @aminetsegay3448
    @aminetsegay3448 4 ปีที่แล้ว

    ኣዝያ ትናኣድ ስራሕ ያ ንመጀመርታ ግዜ ኮመንት ይጽሔፍ ኣሎኩ ኣብ ፊልምታ ናይዚ ግዜና❤️❤️

  • @semereyohans8017
    @semereyohans8017 4 ปีที่แล้ว

    Wawwwe nay bhaqi ybel filmi

  • @teklomteklom3284
    @teklomteklom3284 3 ปีที่แล้ว

    Waaaaw die beste film 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅✅✅✅

  • @tesfitandegergish7972
    @tesfitandegergish7972 3 ปีที่แล้ว

    Btami mesatit film kbur sne tbebawi wedi Koda kabto ntbeb hagerna zqalesu hade bluxn nberelna ❤️

  • @liverpool1818
    @liverpool1818 4 ปีที่แล้ว +2

    Wooooow wooooow woooooow woooo.......

  • @NoatallTV
    @NoatallTV 4 ปีที่แล้ว

    OMG! This is really magnificent! have no word! too much efforts I can noticed! Wow wow wow wow!!!!!!