ዓብዩ ግጥም ኩዕሶ እግሪ ⚽️መናእሰይ ሰንዓፈ{ጥሕሎ} VS መናእሰይ ኣስመራ{ኣዝማሪኖ) ጽባሕ ሰንበት 24/11/2024 ኣብ ከተማ Amersfoort ክካየድ'ዩ!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 31 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 34

  • @Dagmstudio
    @Dagmstudio 2 หลายเดือนก่อน +2

    ጹቡቅ ስራሕ ስኒት ዓርከይ።

  • @ghirmayhailegaim-bx9rt
    @ghirmayhailegaim-bx9rt 2 หลายเดือนก่อน +4

    ፅብቕ ስራሕ ሓድሾም ኣጆኹም በርቲዑ

  • @YohannesJT24
    @YohannesJT24 2 หลายเดือนก่อน +4

    ብጣዕሚ ጹቡቅ ስራሕ ሲኒት ዓርከይ፡ ኣጆኻ ቅጽሎ ጥሕሎ ንብል ኣለና❤

  • @tigrignapost
    @tigrignapost 2 หลายเดือนก่อน +4

    Good luck senafe My love 💙💙

  • @blalamelody
    @blalamelody 2 หลายเดือนก่อน +4

    ስንዑፈይ መለይ ጽቡቅ መደብ ዝዓርከይ

  • @ሰብንኹንንኹሉግዜ
    @ሰብንኹንንኹሉግዜ 2 หลายเดือนก่อน +4

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል
    ንኣፊልጦ ድማ
    ኣብ 2003/04 ኣብ ሳዋ ኣብ 17ዙር ደቂ ኣንስትዬ ቮሊቮል ምርጽቲ ጋንታ ሳዋ ኩለን ሰንዓፈ ነይረን
    ንዞባ ደቡብ ወኪለን ዝመጻ ድማ ሰንዓፈ ነይረን
    ኣብ መጠረሻ ተራኺበን ሰንዓፈ ወሲደናኣ
    ኣብ ሸዑ ዝነበርኩም ትዝክርዎ ትኾኑ

  • @hermonbrhane9022
    @hermonbrhane9022 2 หลายเดือนก่อน +2

    እቶም ትመጹ ሽንጣር ኣይትረስዑ ኢኩም፡
    ከምዚ ኢልካ ብምምጻካ ኻኣ ደስ ኢልና እዩ እጆካ በርትዕ ሓድሽ ሓወይ💙💙💙💪💪

  • @Filmon680
    @Filmon680 2 หลายเดือนก่อน +4

    Let’s go team senafe 💙🌿💪🏾

  • @Hallo.7649
    @Hallo.7649 2 หลายเดือนก่อน +5

    ሰንዓፈ 💯💪🏾

  • @nathanentertainment9063
    @nathanentertainment9063 2 หลายเดือนก่อน +1

    በዓል ብሉጽ መጻኢ❤

  • @habumaleth1318
    @habumaleth1318 2 หลายเดือนก่อน +2

    Wegeney jigna 💙💪

  • @senaygebre5959
    @senaygebre5959 2 หลายเดือนก่อน +4

    ጎበዝ ሃዲሽ ሃወይ ኣጆካ ከስሎ ብልኂ ናይ ኣዲቦካ እዩ❤❤❤❤

  • @haileabtesfayohannes7699
    @haileabtesfayohannes7699 2 หลายเดือนก่อน +4

    ያላ ጥራይ ኣጆኩም ደቂ መለይ!!💙💚👌

  • @MulugetaAlem-l8r
    @MulugetaAlem-l8r 2 หลายเดือนก่อน +2

    Xubik srah hadish hawey ❤

  • @habtinomebrahtom263
    @habtinomebrahtom263 2 หลายเดือนก่อน +2

    ዓርከኒ ጽቡቕ ዕድል

  • @habtinomebrahtom7129
    @habtinomebrahtom7129 2 หลายเดือนก่อน +2

    ዓርከተይ ቀጽሎ❤

  • @aziebtesfay9512
    @aziebtesfay9512 2 หลายเดือนก่อน +2

    Viva Asmara 💪💯👍

  • @shishayweldegergis8825
    @shishayweldegergis8825 2 หลายเดือนก่อน +4

    ኣዮኹም ናይና በርትዑ።

  • @fthawithabte3170
    @fthawithabte3170 2 หลายเดือนก่อน +5

    Good job arku jgna 💙🌸🦾

  • @kubrommicheale1236
    @kubrommicheale1236 2 หลายเดือนก่อน +4

    ዓርከይ ከምቲ ልሙድ ጽቡቅ ስራሕ

  • @samrisamri5988
    @samrisamri5988 2 หลายเดือนก่อน +2

    Sintey Lebam tsubk medeb zhawey ❤👍🥰🥰🥰

  • @abisaru9994
    @abisaru9994 2 หลายเดือนก่อน +1

    ጽቡቅ ምጂማር ኢዩ በጃኩም ፖሎቲካ ምስ ስፖርት ኣይራኸብን ኢዩ እሞ መንእሰያት ካብዚ ሕማቅ ናይ ዮቱብ ዘየድሊ ወረ ረሓቁ በዚ ዘለኩሞ ቐጽሉ ።

  • @Samri-r6z
    @Samri-r6z 2 หลายเดือนก่อน +1

    Tsubk Sirah sintey ❤

  • @Azawit
    @Azawit 2 หลายเดือนก่อน +3

    ብዝኾነ መልክዕ ርክብ መንእሰያት፡ ብፋይናንስ ይኹን ብሞራል "ክድገፍን ክሕገዝን" ጥራሕ እዩ ዘለዎ። ካብ ፖለቲካ ወጻኢ ናይ ስፖርትን፡ ስነ ጥበብን ዝኣመሰሉ መድረኻት ክስረሓሉ ይግባእ። ኣነ ብዓቕመይ ኣብ ጎድንኹም እየ ኣጆኹም ቀጽልዎ!! ስኒት ዓርከይ ከኣ ኣጆኻ በርትዕ ቀጽለሉ ድማ ❤🎉

  • @ghirmaymihretu6891
    @ghirmaymihretu6891 2 หลายเดือนก่อน +3

    Kem kulu Gize Hadisha Tsbuk Srah 💙🌿👏🤞

  • @shishayweldegergis8825
    @shishayweldegergis8825 2 หลายเดือนก่อน +4

    ኩልኻ ኮሜንት ሽር ላይክ ኣይትሕመቑ ከም ኡ ድማ ሳብስክራይብ

  • @arontesfay
    @arontesfay 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣስመራ ትዕወት ንብል ኣለና ንኺድ ነትሕዝ

    • @tigrignapost
      @tigrignapost 2 หลายเดือนก่อน +1

      Senafe 4 Asmara 1

  • @mehariberhe
    @mehariberhe 2 หลายเดือนก่อน +1

    Senbet xeweta live gberelna eka b telephone wela sealo please don't forget fc Senafe 3-1 asmara correct score good luck fc Senafe football

  • @HabtomTumuzgi
    @HabtomTumuzgi 2 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ሓወይ! መጀመርታ ንፉዕ ቀጺለ ድማ እዚ ጉዳይ ብዕቱብ ሒዝካ ነዞም መንእሰያት የሕዋትና ዘተባብዕን፡ ጸብለልተኦም ሓድሽ ከምዘይኮነን ፈሊጦም ርእሰ ተኣማንነቶም ክብ ክብልን፣ ታሪኽ ዝፈልጡ ተወኪስካ ሰንዓፈ ኣብ ኩዕሶ እግሪ ይኹን ኣብ ካልእ ዓውዲ ብፍላይ ኣብ ስፖርት ዝነበራ ጸብለልታ ክግለጽ እንተትገብር ዝበለጸ ምኾነ፡ ሕጽረታት ደኣ ኣሎኒ እምበር ብኸፊል ኩዕሶ እግሪ ካብ ሰንዓፈ ተበጊሶም ክሳብ ኣውሮጳ ዝበጽሑ ነይሮም'ዮም ቅድሚ 2000-ዓ.ም።

  • @merryhaile5915
    @merryhaile5915 2 หลายเดือนก่อน +1

    Deqi adey ajokum teqnau

  • @SOLOMONSELTENE
    @SOLOMONSELTENE 2 หลายเดือนก่อน +1

    💙🦾

  • @haileabtesfayohannes7699
    @haileabtesfayohannes7699 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዓዲቀይሕ ከ የሎኩም ዲኩም!! ሃየ ዳኣ ዘይቀንእ ኣይወለድ እዩ!!