መኣዝን ልምዓት፡ ሰፊሕ ዕላማ ንርሒብ ረብሓ - ዲጋ ጋሕቴላይ (3ይ ክፋል - መቕድም ስራሕ) - መኣዝን ልምዓት | Gahtelay dam (Part 3)
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 10 ก.พ. 2025
- ERi-TV, Eritrea - መኣዝን ልምዓት፡ ሰፊሕ ዕላማ ንርሒብ ረብሓ - 3ይ ክፋል መሰረትን ልዕሊ መሰረትን ዲጋ ጋሕቴላይ | meazin limeat - Gahtelay dam - (Part 3)
Part 1: • ሰፊሕ ዕላማ ንርሒብ ረብሓ - ዲጋ ...
Part 2: • ሰፊሕ ዕላማ ንርሒብ ረብሓ - ዲጋ ...
Part 3: • መኣዝን ልምዓት፡ ሰፊሕ ዕላማ ንርሒ...
Part 4: • መኣዝን ልምዓት፡ ሰፊሕ ዕላማ ንር...
Part 5: • መኣዝን ልምዓት፡ ዓቢ ወፍሪ ንደር...
Fantastic, fantastic fantastic j0b.
Never kneel down Eritrea.
Egzabiher edmen teanan yhabkum deki ERI geganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💞💞🙏🙏🙏💯💯💯
Infrastructure is the base of development, good job Eritrea 🇪🇷 ❤🎉
Wonderful thanks for your service proud to be Eritrean.
Edmen tenan yhabkum deki Erey
ኤርትራ ሃገረይ ትስፋው ኢዩ ጽባሕኪ ብደቅኺ 🙏🇪🇷❤🇪🇷✊.
This video makes me think about what I have done for my country. I feel like I have done nothing and only think about my own life and making money. However, my friends and neighbors are doing great things.
Me too
Me too those people working hard to make Eritrea great and with out asking anything in return.people like me in aboard we mike so much noise about everything we don’t have in Eritrea 🇪🇷
In reality nothing is happening with wishes.
I have a lot admiration for those people who are giving their life without asking any thing return . History will remember them as the foundation our future
❤🇪🇷❤️🙏❤️🇪🇷💪🙏❤️🇪🇷❤️🙏💪vivaa deki Eritrea 🇪🇷 bruh eyu kdmiena
Amazing work I’m so proud 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️💪🏿💪🏿💪🏿✊🏿✊🏿✊🏿
🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖💖💯💯👍👍👍Wonderful Eritrean development of Eritrea 🇪🇷 ❤
አዋይ ሚኪ ዓረከይ ከመይ ዲካ ኣንበሳ ናይ ብሓቂ ትሓጊሰልካ
I am proud of you for wonderful and amazing job !!!
Edmen Tienan yihabkum kemuau wen fre tsamakhumen wetseit srahkumen yerikhum kulukhum.
Ambbley sesnley Eritrea 🇪🇷 hagerey rhuk aykonen beltsigki nrielu
i worked in different places with GCC before changing the names to red sea. I miss everyone who was there with me. god bless all you where ever.
ይበል ንኡድ ዘዅርዕ ስራሕ!
ነዚ ንምንኣድ ቃላት ይውሕደኒ: ግንከ ሓንቲ ቅጽል ክገድፍ ክኣ ሕልናይ ይግድደኒ" አናብስ የሕዋትን ኣሐትን"::
My Dads and moms my uncles and aunts my brothers and sisters All u guys worked hard days and night everyday for ur children and ground children I love u may God bless ur time and ur age I wish time will come for ayatatena to be relax and enjoy ur time❤❤❤❤❤
Good job Eri
Waw waw nice
Btami abi srah,bwshtawi hayli zteserhe tamir zkone srah,admen tanann yhabkum nezi srah kuwun zgeberkum . 🇪🇷 ♥️ 🎶 ❤️ 👌 🇪🇷 ♥️ 🎶 ❤️ 👌 🇪🇷 ♥️ 🎶
Ms wedi medhin tetahahizkum kitateu ekum dekza fugurat.
The challenge is too big but the success and sustainablity is in our hands we have a bright future.God bless our people and our Nation Thank you so much for your service.
❤🇪🇷🇪🇷❤👍
Great work and your dedication to rebuilding the infrastructure is impressive. Thank you for your service. Eritrea’s future will be secure with its dedicated people. You make us proud. Good to see many younger generation as well.
እድመን ጥእና ይሃብኩም ጀጋኑና ኒኩሉ እንቅፋት ተጻብኦ ሽርሕታት ጸላእቲይን እንዳ በዳህኩም ልምኣት ተልሙኡ ዘለኩም ይኩን ብልጽግትን ሕፍርትን ትኩን ኤርትራ ሃገርና❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️👍
አምላኽ ሐይልን ብርተዓን ሂቡ ብጥዕና ምህርትኩም ትሐፍስሉ ይግበረልኩም።🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Excellet presentation! Among many exemplary work done so far this project teaches a lesson how dedication and devotion make a person determination effective defending all the challenges.
👏👏👏👏👏 ዋውውውው ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ነባሪ ስራሕን ታሪኽን ዝሰራኩም ኣያታተይ. I don't have word to explain. ንኹሉ ብግዳም ዝመጸ ተጻብኦ መኪትካ ከምዚ ዝበለ ስራሕ ክትሰርሕ ምኽኣል ማለት ስብእነት ዩ 👏👏👏👏👏🇪🇷👏🇪🇷👏
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪Nay bhaki des zbl eu xaram hzbi eritrea edmen tenan yhabkum fetari deki ereyyy mareyyy🥀🥀♥️♥️🌷🌷🌷🌹🌹❤❤🌺🌺💖💖⚘⚘⚘🥀🥀♥️♥️✌✌✌💯💯💯🙏🙏🙏
Nice
The struggles continues, despite its strenuous activities, we see progress are being made through and through unhindered. Your invaluable sacrifices will be etched in the history of Eritrea. You have to be proud of yourselves. God bless you and God bless Eritrea!
ኣብ ስራሕኩም ዕወትን ኣሳልጦን እምነየልኩም
Kab Mengesti jemirka kulo Abalat mehnas-nezi Diga muluo mesgana yegbeo.adnakotey egeles.!!!!!
🇪🇷❤️✌️wow Good Job riy Eritrea
Thanks God Eritrea 🇪🇷 🙏 🙌 ❤ 💖 bright future Eritrea 🇪🇷 🙏 🙌 ✨
Aye deqi Eritrea diga asa!!
Thank you ❤ 🇪🇷 Eritreawi is hard worker love you
great job 🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪
Wow nice work it is great.. I have one concern about Skariko the dumping site. It must be changed because it flows to the gahtelay dam. This will cause huge problem of health to the down stream towns.. 🇪🇷 🇪🇷
ኣገናዕ ኣዚኹም ክቡራት ዜጋታት ንስለ ሃገራዊ ህንጻ እምነ-ኩርናዕ እተንጽፉ ዘለኹም፤ ከምኡ ውን ኣዝዩ ዘይተኣደነ ርሃጽኩም እተዚርዩ ዘለኹም፣ ኣዝዩ ክብ ዝበለን ዝለዓለን ክብርን ምስገናን ንዓኹም ብሓባር ንኹልኹም። 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏✅✅✅✅✅✅✅✅✅✅🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐
ንኤረ-ተቨ ከኣ ነዚ ኣዝዩ ኣገዳሲ ደኮሜንት ንስለ ጽቡቕ ህንጻ ሃገሩ ሃንቀው ኢሉ ንዝምነ ኣዝዩ ዓቢ ዕጋበት ብምልጋስኩም 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏።
ኤሪ-ቲቪ መጀመርታ የቀንየልና ነቲ ጽፉፋ ኣጎልጉለትኩም ኣነ ካብዚ ንላዕሊ ኣይጽመመኩምን እየ በቃ ናይ ወዲ ኣፌ Interview ደንጊኹምና እዛ ዓመት ሩፍ ኢልና ክንጅምራስ ስደዱልና ድኣ የቀንየለይ ነዚ ዕድል ዝሃብኩሙኒ 😁 ወድሓንኩም ❤
ዲጋ ጋሕቴላይ ዳጋ ኹርዓት ሃገረ ኤርትራ
ወፍሪ ዋርሳይ ይካኣሎ ዘካይዶ ደሎ ህንጸት ሃገር ምስራሕ ዲጋታትን ሓጽብታትን ራህያታትን
ከም ኡ ድማ ስራሓት ጽርግያ ዘሕብን ደስ ውን ዘብል ዩ ሞ ተሓጊሰ ብወገንይ ኤርትራና ድሕሪ ቁሩብ ጊዜ ምስተን ዝማዕበላ ሃገራት ከም እትስራዕ ኣየጣራጥርን ።
ስራሕ ክብረት ዝህብ ክብረት ኢዩ።
Asey Asy Asyyyyyyyyyy
Marvelous . A lot of effort
Learning by doing...
Good job Eriy 👏 next Hop Diga-Bademit coming 👍🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️💯💪💪👍🙏🙏🙏
Our future is secured and bright by your routinely feat
Merhaba tuaumat gezana hagerey love u wala ab sdet ab lbey iki
ዮሀና : ንሰራሕተኛታት : ዲጋ : ጋሕተላይ : ሓበን : ይሰማዕኩም !!!
Very impressive work happy holiday
❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯👍
Amazing work warsay and ykalow .
ኣምላክ ጉልበትኩም ይጽናዕ ሓርበኛታት ብጣዕሚ ጹቡቅ ስራሕ ሰርሕኩም
🐪🐪🐪🐪❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤✊✊✊
❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏👍🏽👍🏽👍🏽🥰🥰🥰
🇪🇷🇪🇷 ❤😍
ጽቡቕ ስራሕ ደቂ ዓደይ
❤️🇪🇷❤️
ክሊማ ጋሕተላይ ኣይኮነን'ዶ ተንዲኖ ሓጺን ሒዝካሉ፡እምኒ ከማን የቃጽለካ።ጽንዓትን ጅግንነትን ህዝቢ ኤርትራ መዳርግት ኣልቦ'ዩ።
👍💯🇪🇷🐪🌴
31 amet ab dega meskin degalat hangol hegdef
ውዕለታኹም መዓስ ኢና ክንከፍሎ ዕድመን ጥዕናን ሰላምን እምነየልኩም እዚ ርጉም ወያነ ጠፊኡ እፎይ ኢልኩም ተዕርፍሉ ይመጽእ ይኾውን
እዛ ሃገር ሰብ ኣለዋ " ንስለ ምባል ጥራይ ኣይተባህለን ። ካብ ኣርካናት ገድሊ ክሳብ ዋርሳይ፡ ውላድ ዋርሳይ ብግብሪ ንስለ ኤርትራ ዝውፈዩ ስለ ዘለውዋ'ምበር ። ጀጋኑና ፡ ብኣኹም ኮሪዕና ። ኤረና ብሳላኹም ኮሪዓን ተሓፊራን ክትነብ'ያ ። ዕድመ ፡ ነቲ ኩሉ ዝከኣሎ ህ.ግ.። ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ ።
🌷💪🌷💪💪🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌷🌷🌷🇪🇷🇪🇷👌
المفروض تعملوا ترجمه باللغه العربيه
Ab alem mayen mebrhten kekerb zeykel shefta sahel nementay ab seltan kof elo serkti
መንግስቲ ኤርትራ ሰፊሕ ራኢ ዘለዎ ሓያል መሪሕነትን ንቁሕ ሕብረተሰብን ሰራዊት ምክልኻልን ህንጻ ሃገርን ዝወፍር ኢዩ። ከም ዕላሙኡ ድማ ካብ ገጠር ንኸተማ ብኹሉ መዳያት ኢዩ። ህንጻን ከተማን ክትድኩንን ክትሃንጽን ቅድሚ ኩነት ዘድሌካ ማይ ከም ዘድሊ ኣሚኑ ከም ኣብ ትሕተ ሳሃራ ከምዘለና ዋሓይዝን ቀላያት ስለ ዘይብልና ብዉሽጣዊ ዓቅሙ ንህዝቡን ሰራዊቱን ኣሚኑ ከምዚ ዓይነት ዲጋታት ሰሪሑ ማይ ክዕቅብ ምኽኣሉ ክሳብ ክንደይ ተገዳስነት ንሃገርን ህዝባን ኤርትራ ዘርኢ ኢዩ። ብዙሓት ባሃማት ኣለዉ ኤርትራ ኣይተሃነጸትን ዝብሉ ኣለዉ፡ ኣስመራ ኣይተሃነጸትን ድሕሪ መግዛእቲ ጥልያን ዝብሉ ንፖሎቲካ ክሽቅጥሉ ዝደልዩ ንዱያት ሙሁራት ኢና በሃልቲ ደናቁር ኣለዉ። ግን ኣስመራ ርእሲ ከተማ ኤርትራ እንበር ኤርትራ ኣይኮነትን ስለዝኾነ ድማ ኣብ መላእ ዞባታት ዝተፋላለያ ዓበይትን ነኣሽቱን ዱጋታት ሰሪሑን ይሰርሕ ኣሎን ።እዚ ኩሉ ምስ ኩሉ ዝሓለፈን ጸገማት እገዳን ኲናትን ፡ኣብርእሲኡ ሃገርና ኤርትራ ከም ሓዳስ ሃገርን ካብ ትሕቲ ዜሮ ቁጠባ ክሳብ 1997 ብ7% ቁጠባዊ ዕብየት ኣርእያ ግን ዘራጊ ማይ ኮሎ ጽሩይ ማይ ኣይስተን ከምዝበሃል እዛ ሓሳድ ጎረቤትና ጭፍራ ወያነ ዓንቂፋቶ ግን ከኣ መሪሕነት መንግስቲ ኤርትራ ራኢኡ ከይገበረ ስለ ዘይድቅስ በቲ ሓደ ብረት በቲ ሓደ ኣፍራዛ ሒዙ ዓቢ ስርሓት ሰሪሑ ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ከመስግን ይግባእ። ምርኣይ ምእማን ስለ ዝኾነ ኩልኻ ድያስፖራ ንሃገር ክትኣትዉ ከለኹም ዙሮማ ሃገርካ ኣዘዉትሩ፡ እቶም ኣብ ዉሽጢ ሃገር ዘለዉ መንእሰያት ድማ ብማሕበር ተጠርኒፎም ዘይሮም ክርእይዎ መደብ እንተ ዝግበርን መግለጺ ክወሃብን ኣለዎ።
ምርኣይ ምእማን ኢዩ ንኺድ ብርሃንዩ ቅድሜና።
ኤርትራዊ ሓየት
ኣገናዕ ዘብል ትአኣምራዊ ሃገራዊ ህንጸት ን ውሕስነትን ነባርን ኣብ ህንጸት ማይ ምዕቃብ
ናይ ቅድሚ 5 ዓመት ቪድዮ ንምንታይ ሕጂ ክዝርጋሕ ተደልዩ
እዚ ናይ 2022 ቪድዮ ኢዩ።
ኣብዘይትፈልጦ ሃለውለው ኣይትበል።
ብዛዕባ እዚ በጺሕዎ ዘሎ ደረጃ ንምርዳእ ካበይ ተበጊሱ ምድህሳስ ኣገዳሲ ኢዩ።
@@awettesfa6461 ኣታ ገልጣም ትፈልጦ ዘይብልካ ኣይትዛረብ
@@eritreancycling33 ቆማል ዓይንኻ እንታይ ድዩ ዝሰርሕ!
ዋላ ናይ ቅድሚ 10 ዓመት እንተ ኮነ'ኸ እንታይ ሓበጠካ?
ናይ ሓሙሽተ ዓመት ኣይኮነን ድሕሪ 50 ዓመት ወርቃዉ ኢዮቤሉ ዳግም ከነቕርቦ ኢና።
ቅርጽ በል ሓሳድ!
Mowaelkummmm dukumatt hade mealti fabric ketemeruqu keireanakumm mowelkum bezba diga ehhhhhh da
I have seen nothing.
ገዛ ዘይብሉ ሰብ ኣሎ ኣቱም ሰባት መዓስ ሰብ ዉሉዱ ሓዳር ጌሩ ገዛ ሰሪሑ ክነብር እስከ ንገሩና ደቅና ገዛ ኣይርከቡ ኣበይ እዮም ሓዳሮም ክመርሑ በጃኹም እባ ቁሩብ ቁሩብ ዓገብ ዓገብ 😔
seb abe gerebe endanebere ab worehi deyebuu,,,,,
ኣብ ባዕቲ ኮይንካ ከምኣን ምንባር ኣሎ፡ እቲ ዚከፉኤ ግን ጸጋታትካ ዘይምፍላጥ ዩ፡ ዚዓበየ ድክነት ስለዚ ራኢ ናይ መንግስቲ ኤርትራን፡ ህዚቢን መወዳድርቲ ኣልቦ እዩ፡ eri boy sorry suggestion for me,for the ture is never of break,
ንምንታይ ዳኣ ኢዩ ኽንዱዙይ ማይ ኸሎ ህዝብና ማይ ሲኢኑ መርቢል ሒዙ ኣብ ጽርግያ ዝዉዕል ዘሎ
ኣታ እቲ ርእስኩም ዪሰርሕ ዲዪ ከ ጸገማት ንምፍታሕ ኣይኮነን ድዪ ። ጸገም የለን ዝበለኩም ሰብ ኣለድዪ ? ብስራሕ እምበር ብድልየት ጥራሕ ዝፍታሕ ጸገም የለን
@@brhanetekle7361 ኣታ ንስኻ ኻ ርእሲ ኣለኒ ትብል 30 ዓመታት ጌርና ኣብ ጥምየት ጽምኢ ኣብ ኺናት ኣለና ርእስኻ እባ ኣስራሓዮ
በሃም!
Hezbi zeystyelo may metkemi propganda hegdef
Diga 30 amet proganda serhukuml eri tv
I think you are narrow minded just eating and sleeping you know the people of Gehatelay need like this project great work our heroes
ኣታ ዘይትሓፍር ከ እንታይ ገባራይ ኢካ ንስካ ዘረባ ጥራሕ ኣመስኮት ተቀርቂርኩ ዘይተበርኩቱ ግዳ narrowed mind vision, tunnel vision
እቲ ምፍሓር ዲጋ ኣኮነን እቲ ጸገም ዘምጥቃም እቲ ዲጋ እዩ።