#ሰበር

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 7

  • @WediEnun-t9m
    @WediEnun-t9m 16 วันที่ผ่านมา

    ቀፅል ጀነራል ታደሰ ወዲ ወረደ

  • @luwamluwam3868
    @luwamluwam3868 16 วันที่ผ่านมา

    ወይ ግዜ ወይ ግዜ ሓደ ንቲ ሓደ አውዲቁ ናይ ምሕላፍ ዝግበር ዕብዳን አብ ትግራይ ናይ ዘመን ገራሚ ፊልሚ ኮይኑ ይርከብ
    ባዕሉ አብ እቲ ግዛዊ መንግስቲ እናሃለውስ
    ስራዊት መሬት ከምልስ ይደሊ
    ጌታቸውን ግን አይደሊ እናበልካ
    ተመራፂ ናይ ምኳን ተግባር አየዋፅእን
    ፅንዓት ይሃብኪ ትግራይ !!

  • @efremsamuel2500
    @efremsamuel2500 16 วันที่ผ่านมา

    Kezabin hasawi merahi haswti generalat yfetr ha ha.......

  • @AsefaTafere
    @AsefaTafere 16 วันที่ผ่านมา

    አለም ገ ውህድ መንጃር አወጉዱለይ አታ አብ በረካ ወዲ መንጃር ወዲቁ ፕላምፕሌት ሂብዎ ተሐጊሳ ሐወይ ግን ክስዋእ ነዚኦም ጠላማት ተሰዊኡ ድሕሪኡ ወዳ አዋልድ እና ቀየረ ቤተመንግስቲ ይአቱ ኔሩ ግን ሐደ ብፃይ ኪድ አይትአቱን ኢልዎ መንጃር ተቀቢላቶ ሕተታ ሕጂ ተጋሕሺራ እሱ ደሞተራ አለም ውን እዩ መሕፈሮ

  • @bererahwaesu3179
    @bererahwaesu3179 15 วันที่ผ่านมา

    ኮልታፍ እዚኦም ዝመርሕዎ ህዝቢ የደንግጸካ ፡ሳዕቤን ጽባሕ ብናይ ሎሚ ስልጣን ዝምድሩ ግዳ ህዝቢ ትግራይ ሎሚ ውን ነዚኦም ኣሚኑ ክሓድር ምሕሳብ ዕሽነት ዩ ።

  • @asmelashfishayesenbetay719
    @asmelashfishayesenbetay719 16 วันที่ผ่านมา

    ዓቕሙኹም ሪኢኹማስ
    ባዕሊኹም ብዝወለዕኩሞ ዉግእ 1 ሚልዮን ወዲ ድኻ ንብላሽ ኣጥፊእኩም
    1 ሚልዮን ሱንኩልን ዝተፋነወለን ዚደከለን
    ሕዝኩምም ተርፍኩም ኢኹም።
    ሕጂ 3ይ ግዝየ ዚግበርር ዉግእ ኣዝዩ መጥፊኢኩም፡ጥራሕ ኢዩ።
    መሕፈራት
    ብዶ/ር ዓቢ ተደጊፍኩም
    ኣምሓራ ወይ ኢርትራ ምስ እተጥቁዑ
    ካብ ገጽ፡መረት ክድምሰሱ ኢኹምም
    ጋዛ ንምግባርኩም ኢርትራ
    100% ዓቕማ ኣለዋ.

    • @AsefaTafere
      @AsefaTafere 16 วันที่ผ่านมา

      አቡየ መንቱ በላ እግል እምካ ጋዛ እግል ካ ታ ትግረ ትአምር ወድ እኪት