ማጨሎ (ክፋል 31) - MaChelo (Part 31), June 28, 2020 - ERi-TV Drama Series

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 271

  • @teklutewelde803
    @teklutewelde803 4 ปีที่แล้ว +75

    ቡሩክ ሰንበትን ክቡር በዓል ናይ ኣደይ ማርያምን ይግበረልና ክቡራት የሕዋት ልዑል እግዚኣብሄር ሰላሙ የውርደልና

  • @habtommehari8138
    @habtommehari8138 4 ปีที่แล้ว +16

    ኩሉ ሰብ ከም ገብረመስቀል እንተዝኸውን ጻዕዳ

    • @isseyerione2738
      @isseyerione2738 4 ปีที่แล้ว

      Nesu eyu godena zelo gorah mukan eyu xbuk

  • @ሜሪዓቅላምስደተኛ-ኈ5ኸ
    @ሜሪዓቅላምስደተኛ-ኈ5ኸ 4 ปีที่แล้ว +142

    መፅያትለይ ከዓ ዛ ናይ ሕማመይ ፊልሚ ...ከምዚ ከማይ ስደት ዘፅልኦን ዛ ፊልሚ ዝሕበን like ሂብኩሙኒ ኪዱ ሓባይብ

    • @جامععلي-غ8ظ
      @جامععلي-غ8ظ 4 ปีที่แล้ว +1

      K

    • @نتتنمننن
      @نتتنمننن 4 ปีที่แล้ว

      🌺🌴💪💝🇪🇷🇪🇷✊😍💖💖💓💓💓

    • @mywife9724
      @mywife9724 4 ปีที่แล้ว

      Sdet gesret zey tenexfe arat tekone kab ms hgdef si sidet ytum arku

  • @ሚልካናጓልትግራይ
    @ሚልካናጓልትግራይ 4 ปีที่แล้ว +38

    ከምለማዓንቲ ደስ ኣይበለንን ኣብ ልደተይ ሰዲድኩምዋ happy berth day ከዓ በሉኒ ናይ ማጨሎ ሑብ ዘለኩም ሓፍትኹም ካብ ትግራይ

  • @ሓሞትሓርማዝ
    @ሓሞትሓርማዝ 4 ปีที่แล้ว +8

    ገለ ማሓዛ ሓጋዚት ገለ ሓራዲት

  • @naomimqurzanta2019
    @naomimqurzanta2019 4 ปีที่แล้ว +82

    ብር ክትብሉ ተሓጎሱ ደቂ ኤረ ጻዕዳ፡ኣምላኽ ሃገርና ይባርኸልና፡ሸዊት ጠቢስና ኣብ መጋርያ ከቢብና ከነዕልል ይኣካኽበና።🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @ኤርትራ-ፈ9ኘ
      @ኤርትራ-ፈ9ኘ 4 ปีที่แล้ว +1

      Asey amen shkorey

    • @amanuelhabtai6037
      @amanuelhabtai6037 4 ปีที่แล้ว +1

      Aye ewe shewit do Belka? Shewit giratina ewe

    • @naomimqurzanta2019
      @naomimqurzanta2019 4 ปีที่แล้ว +1

      @@ኤርትራ-ፈ9ኘ thanks sis

    • @naomimqurzanta2019
      @naomimqurzanta2019 4 ปีที่แล้ว +1

      @@amanuelhabtai6037 aye ewe teraeyeni enka

    • @amanuelhabtai6037
      @amanuelhabtai6037 4 ปีที่แล้ว +1

      NAOMI MQUR ZANTA Ajoka dehan Amlak kulu ykealo eyu hade mealtie alo kof elina Ab denbena ewe kebibna mis beal Gerehanis wedi haweboy beal kinbilo shewit giratina memukur elal enda yelelina beal bashay dima tetumu kikrbalina

  • @johni7071
    @johni7071 4 ปีที่แล้ว +26

    እንቃዕ ብሰላም መጻኹም ደቂ ኤረይ አምላኽ ንህዝብናን ሃገርናን ካብዚ ኩፉእ ሕማም ይሐልወና ምሕረቱ ይልአኸልና

  • @azmeragevh9993
    @azmeragevh9993 4 ปีที่แล้ว +13

    ኣታ ኣምላኽ ካብ ካምዚኣ ዝበለት ምሓዛ ምሓረኒ

  • @GualRaya-vz4zz
    @GualRaya-vz4zz 4 ปีที่แล้ว +36

    መርሓባ ደቂ ኤረይ ተናፈቕቲ ክጽበየኩም ጽኒሓ ፋኒተይ ማማየይ ክትብሊ ካብ ዓፍኪ ማዓርዩ ዝወጽ ማማየይ ማሚተይ ናተይ ፍትውውው

  • @tasfalemgotiom5650
    @tasfalemgotiom5650 4 ปีที่แล้ว +2

    መርሓባ ደቂ ኤሬይ ተናፈቂቲ እንኳዕ ብሰላም መጸኩም ሰሰኣ ግደፍ

  • @eritreanaasmara373
    @eritreanaasmara373 4 ปีที่แล้ว +29

    ተባረኩ ሽኮሪናታት ደቂ ኤረይ ፈጣሪ ንኤርትራን ህዝባን ይባርክ

    • @habtomissak3967
      @habtomissak3967 4 ปีที่แล้ว

      Viva deki erey mearey edmen tienan yhabkum

  • @temesgeneykun9989
    @temesgeneykun9989 4 ปีที่แล้ว +18

    Etom kidmi ezia zizrghuwa zelewu chanelat btaemi zehezn tegbar yu zeyrihaxkum kitbeliu miftankum adeda kifae kab amlak keywerdekum tetenkeku. Bejakum kab sgawi dletat arhikum mhsab yedlekum alo. riexen serihen kinbr edmen tienan habeni elkum emo xelot gberu eti kulu zeysiano amlak ngenzebkum bereket nhiwetkum selam menfeskum rigue kigebro yu! selam nay srah semun aabzelenayo nkuluna eritrean people. Amen.

  • @wwicxxcx805
    @wwicxxcx805 4 ปีที่แล้ว +6

    Welcom machelo
    Betin ገርየን ኣቕኒኦሙኒ እምበር

  • @gdffdg572
    @gdffdg572 2 ปีที่แล้ว

    ዋይ ማሓዛ ሓሳድድድ ምፍልላዮሙስ አበሲት ትብል አንበሳ ይብላዕኪ ዋ ክተናድድ ናይ ባሓቂ እበር መሰለኒ ዋች

  • @tsehayegebrehiwot8607
    @tsehayegebrehiwot8607 4 ปีที่แล้ว +6

    Interesting,entertaining- most of all educational with strong messages.👌
    Respect Eritrean women!!!🇪🇷

  • @dallasfortworthtx5373
    @dallasfortworthtx5373 4 ปีที่แล้ว +27

    ናይ ገሬ ኣድነቅቲ ኣለኩም ዶ ላህጃ ብጣዕሚ ዩ ተላቢስዎ!

  • @wintamebrahtu2505
    @wintamebrahtu2505 4 ปีที่แล้ว +21

    ደበሳይ ወልዱ ንሲዶን ኣባላሽኻያ ፡መዋእላ ወርጃ ጊርካያ ኔርካስ ኣብ እርጋኑ ዝጽይቀሉ ሰብ ጊርካያ ክክክክ ሲዶነይ ጸሌአኪ ክክክክ

    • @philmon3937
      @philmon3937 4 ปีที่แล้ว +2

      And i don't think ab Asmara kemzien aynet awald zelewa too much teganinu.

    • @hagazxaeda2020
      @hagazxaeda2020 4 ปีที่แล้ว

      @@philmon3937 alewa ekua dea b ayney zreakwo fili haw

    • @semharbarekatab2293
      @semharbarekatab2293 4 ปีที่แล้ว +1

      @@philmon3937 ms hasabka ysemamae eye

    • @selemkidane89
      @selemkidane89 4 ปีที่แล้ว

      Philmon ##### am sure alewa gn zfkeda eyn

    • @philmon3937
      @philmon3937 4 ปีที่แล้ว

      @@hagazxaeda2020 really

  • @rthea5208
    @rthea5208 3 ปีที่แล้ว

    Well Done Solomon You Telling the Trus Brother God Bless you

  • @merryabraha581
    @merryabraha581 4 ปีที่แล้ว +2

    Tifezo nay teddy alekum do yeee 😘😍❤👌❤❤❤❤😘👌

  • @galtigray4043
    @galtigray4043 4 ปีที่แล้ว +5

    እንኳዕ በሰላም መፃእኩም ሽኮርናታት

  • @weditsegay809
    @weditsegay809 4 ปีที่แล้ว +9

    ሂወት ትጋዓዚ ኣብቲ ዝሓደሮ ዘማሲ ፡

  • @habtomissak3967
    @habtomissak3967 4 ปีที่แล้ว +2

    Viva deki erey mearey edmen tienan yhabkum zebenkum ybark egziabher

  • @asmarina1123
    @asmarina1123 4 ปีที่แล้ว +5

    እዋይ እዚ ጌሬ ሽኮርሲ ደስ ክብለካ

  • @intertement2096
    @intertement2096 4 ปีที่แล้ว +6

    ዓቢ ጸጋ ይሃብኩም ፈጣሪ ደቂ ኤረይ

  • @zaydgalltigray8825
    @zaydgalltigray8825 4 ปีที่แล้ว +15

    መን ኣሎ ከምዝከማይ ኣብ ምክትታል ዝርከብ😂
    መምህረይ ፍልሚ

  • @ጓልዘርኢራያትግራይ
    @ጓልዘርኢራያትግራይ 4 ปีที่แล้ว +19

    እዛ ፊልም ሰሪቆማ ኣለው ቅድሚ ስዓት ረኤያ ነይረ ዓገብ
    ሰብ ደኺምሉ
    ብዝኾነ ኣጆኹም ቀፅልዎ ❤❤❤❤

    • @ኤሩ
      @ኤሩ 4 ปีที่แล้ว +3

      Behaki ane keman reeya nere mkfat abyatni Behaki ageb mbal kedlyom eyu anbesa

    • @dawitdawitiwillbesomething7089
      @dawitdawitiwillbesomething7089 4 ปีที่แล้ว +2

      Wela ane rieya

    • @amenamen4709
      @amenamen4709 4 ปีที่แล้ว +1

      Ewayyy abey riekuma nigeruni ba .ane kea misikatikum koyne ageb kibil👍

    • @dawitdawitiwillbesomething7089
      @dawitdawitiwillbesomething7089 4 ปีที่แล้ว +3

      Rahel ab emnetey iye zeleku ab asmarino Entertainment tbl channel

    • @ጓልዘርኢራያትግራይ
      @ጓልዘርኢራያትግራይ 4 ปีที่แล้ว +1

      @@amenamen4709 ራሄል ሓፍተይ ሕጂ ትዓፅያ ኣላ እቲ ቻናል ክሪኦ ኣይክኣልኩን ነገር ግን ዘርጊሖማ እዮም 1k like በፂሑ ነይሩ

  • @yoraelbrhane9965
    @yoraelbrhane9965 4 ปีที่แล้ว +4

    ወላዲት ማርያም ኣብ ዘዘለናዮ ሰላምን ቅሳነትን የሕዋተይ

  • @hawashayetrn5175
    @hawashayetrn5175 4 ปีที่แล้ว +1

    Well done writers, Actors, Actresses, producer, and camera. I am impresse. Keep up the good work. Good educational life story. Thank you for posting.

  • @honeygoitom8669
    @honeygoitom8669 4 ปีที่แล้ว +43

    Ab zelenayo maryam debresina thalwena neameta kemzi awan bfkrn selamn ms mulu tana yexnhana nzhamemu mhret yewrdelon gbu for eritrean ppl

  • @Mulue844
    @Mulue844 4 ปีที่แล้ว +24

    ንዕሽነትካ ግንሓዮ
    ==========
    ሙሉእነት ንዘይብላ ሂወትና ኣብ ክንዲ ነቲ ኣብ ትሕተኣ ዘሎ ፍጡር ተቓሙት ጥመታኣ ሰማየ ሰማያት ኮይኑ : ሂወት ዝተፋላለዩ ምዕራፋት ዘለዋ መጽሓፍ ኢያ ግን ነቶም ዝተዋሃብካ ገጻት ሂወት ብግቡእ እንተ ዘይተጠቂምካሎም ተመስገን ካባኻ ርሕቃ ኩሉ ግዜ ኣብታ ናይ ጭንቀት ዓለም እካ እትነብር :: ስለዚ ንኡሰይ ንስኻ ንምንታይ እካ ካብ ሰብካ ፉሉይ ኮንካ ኣስተውዕል ኣምላኽ መጀመርታ ክፈጥረና ከሎ ብዘይኣፋላላይ እዩ ግን ከኣ ተፋላሊና ማለት ብሃይማኖት : ኣውራጃ : ዓሌት :ፖሎቲካ ወዘተ ክንዮ ኣብ ጸልማት ዘሎ መከራ ኣብ ብርሃን ዘሎ ሰላም ይበልጽ ::
    ኩሉ ግዜ መንከማይ እንዳ በልና ንነብር እንተ ኮይና ኣብ ዕሽነት ሂወት ኣለና ማለት እዩ ኣለይመለይ እንዳ በልና ፍቕሪ ኣባና ትሰስን በቃ ትብዛሕ : ምዕራፋት ሂወትና ገሊኦም ቡሉጻት ገሊኦም ከኣ ኣጨነቕቲ ክኾኑ ይኽእሉ እዮም ግን ንኡሰይ ክንዮ መከራ ዘሎ ሰላም እኮ ይበልጽ ::
    ኣርእስቲ ጽሑፈይ ጌና ኣይበረሃልካን ይኸዉን ንቲ ኣብ ዉሽጥና ዘሎ ረሳሕ ኣታሓሳስባ እንተዘይኣልናዮ ኢና ኣብ ዕሸነት ንነብር ዘለና ማለት ነቲ ፈቃር ሰብ ኣፍቅሮ : ንቲ ኣባኻ ክብረት ዘለዎ ሰብ ከኣ ክብረት ሃቦ ኣምላኽ ተፋቀሩ እዩ ኢልና እሞ ቅኒት ሂወትና ፍቕሪ ትኹን :: ንሰናይ ነገራት ንጽባሕ ከይበልና ካብ ሎሚ ንበገስ :: እንተ ካብ ሰናይ ነገራት ምርሓቕ ግን ኣብ ዕሽነት ምንባር እዩ ::
    ንኡሰይ ሎሚ ምስ ኩሉ ሰብ ፈቃር ኩን እሞ ጽባሕ ናታ ዝዓበየ ሰላም ኣለዋ : እታ ናይ ሎሚ ህውከት ግን ጽባሕ ስቅያት ከይትኸዉን ኣብ ሎሚ ንፋቐር :: ብሂወት ምንባር ሰብ ምኻን እኩል እዩ በቃ ንጽቡቕ ይኹን ንሕማቕ ትሓስብ ግን ኣብ ጽቡቕ ሓሳብት ንንበር ::
    እስከ ካብ ሎሚ ሂወትና ንፈትሽ ብልቦና ተኸቢብና ማለት ፍቕሪ : ሓጎስ : ምትሕግጋዝ : ብጻይነት ከም ኣጽዋር ሰላም ምሳና ዶ ኣለዋ ዋላስ መግዛእቲ መከራ ተኸቢብና ህውኮት : ዕግርግር : ቂም : ባርነት : እየን ካብ ሓርነት ኣርሕቀን ኣብ ባርነት ዘንብራና ዘለዋ :: ስለዚ ነቲ እከይ ነገራት ኣሊና ንዕሽነትና ንግነሓዮ ::
    Happy sunday guys
    Muller b tube.

  • @atakltielias
    @atakltielias 4 ปีที่แล้ว +3

    Bella kem wetru gin da haxeret koyna bzkone thank you, selam wesenay nkulatna mista shikor hagerna🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤗deqi Eru 💗🇪🇷🤗

  • @ወዲኤረይ-ቸ2ጸ
    @ወዲኤረይ-ቸ2ጸ 4 ปีที่แล้ว +22

    አታ ቀንዲ ዋና ከሞ ክክክክ
    ኮቲምሉ ዶ ሓቀይ ከምዚኣ ብኩሉ መሃሪት ናይ ሂወይ ፊልም የላን thanks

  • @cornSliceBreadDoesIt_pffft
    @cornSliceBreadDoesIt_pffft 4 ปีที่แล้ว

    Am just watching this cuz mexix is in it!!!...i love and respect that man like a fanatic...

  • @الاونعىا
    @الاونعىا 4 ปีที่แล้ว +4

    Gobezat deqi ire haftkum.kab tgray

  • @yordadiamond5789
    @yordadiamond5789 4 ปีที่แล้ว +1

    አዋይ ቲቲ ሚስኪን ማሓዛይ አናበለትባ techawetetki

  • @ngstiyemkaellij2424
    @ngstiyemkaellij2424 4 ปีที่แล้ว +4

    ዮናስ ሓደራ እዛ ፃዕዳ ሓዳርካ ንፋስ ከይተእትወላ

  • @mossboss7995
    @mossboss7995 4 ปีที่แล้ว +14

    ደንጋጺ ኣይኮኩን ብተፈጥሮይ ዋላ ውን በዳሊ ባህሪ የብለይን ሰምሃር ግን ኣደንጊጻትኒ ,,,,,,,

  • @kemlbeylbey715
    @kemlbeylbey715 4 ปีที่แล้ว +1

    ዋው ብጣሚ ጽቡቕ ስራሕ።

  • @sizakadam1561
    @sizakadam1561 4 ปีที่แล้ว +8

    ኡንቃዕ ብሰላም መጻኹም ደቅ ዓደይ ሓላላት ሃኒ ዝፈቱ እስክ ላይክ

  • @sdetbedilkany1467
    @sdetbedilkany1467 4 ปีที่แล้ว +3

    Ata kendy wana ke amo kkkkkkkkk ala Tedy shkorrrr so nice job be continued guys i love you so much

  • @tesfitgebre6752
    @tesfitgebre6752 4 ปีที่แล้ว +10

    ብር ክትብሉ ትሓጎሱ ደቂ ኣደይ ምኣረይ

  • @nata9832
    @nata9832 4 ปีที่แล้ว

    Ghere Ambesa!!! Tzaada lubu!!! I love Ghere🥰🥰🥰

  • @SR-gh5rj
    @SR-gh5rj 4 ปีที่แล้ว

    Deki eri great job

  • @mnbar2486
    @mnbar2486 4 ปีที่แล้ว +6

    ሲዶን ኤርትራ ምስ ተመለስኩ ክረክበኪየ ማራየ ጸሊኤኪ ዘለኩ ክንዘራረብ ኢና ደሓን መላኺዒት !

  • @habtom5113
    @habtom5113 4 ปีที่แล้ว

    Deki erey jeganu 🇪🇷💯👌✌️🙏

  • @genetakeza4477
    @genetakeza4477 4 ปีที่แล้ว

    ክክክ ገረንስአ ክንደይ ዲዩ ከለቅሖ ለበዋ ኣብዚሑ ሰሰን ካኣ ኣይተታልል ብጣእሚ ጽቡቅ ተዋስኦ

  • @tsiontesfay3632
    @tsiontesfay3632 4 ปีที่แล้ว +22

    ወይኔ ሲዶና ግን ቲቲ ደሓር ኩሉ ምስ ፈለጠት እንታይ ኢኺ ትገብርዮ?

  • @ራኢኤርትራ
    @ራኢኤርትራ 4 ปีที่แล้ว +7

    ቴዲ ኣዝየ እየ ዝድንቀካ ኩሉ ስራሓትካ ቀጽሎ

  • @SGM1991
    @SGM1991 4 ปีที่แล้ว +4

    እታ ቀንዲ ዋና ከ ሞ......!
    ሓዱሽ ክስተት ዶ የጋጥም ኣሎ ሓቀይ ግምተይ ኢዩ ።

  • @ኩሉንፅቡቀይእዩአይጭነቅን
    @ኩሉንፅቡቀይእዩአይጭነቅን 4 ปีที่แล้ว +3

    ዝፈትየኩም እንቃዕ ብሰላም መጻኩም like እስኪ ሃቡኒ የሓዋተይ ሙቁራት

  • @ጁጁ-ጸ6ከ
    @ጁጁ-ጸ6ከ 4 ปีที่แล้ว +1

    ብትክ የብልኪ የርዱ ዝብሉኪ ጋሕሻር ሚትሮ ኣፋ ፅልእ እንበር ኣቢለያ😢😢😢

  • @temesgenfetari3088
    @temesgenfetari3088 4 ปีที่แล้ว +6

    welkom deki eriy xbukatey💯💯🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️😘😘😘😘💋💋💋💋💋💕💕💕💕

  • @tesfaarsu
    @tesfaarsu 4 ปีที่แล้ว

    Wawww kef alekum deqi eriey👍💓👍💓👍💓👍💓👍💓

  • @lebbebofficial8545
    @lebbebofficial8545 4 ปีที่แล้ว +8

    እዞም ሰሰ ዮርዳኖስ ዝበሃሉ ገጸ ባህሪ ኣፈንፍን ኣቢሉኒ :: ኣብ ሃገርና ከምኦም ዓይነት መንእሰያት ብብዝሒ ከይፈርዩ ድማ የሰክፈካ :: ትማል ዝተዛረብዎ ዘይደግሙ : ትማል ዝመሓልዎ ዘይትንክፎም ዜጋታት እንተበዚሖም ብኡ መጠን ክብርታት ምምስራት ስድራቤት ናብ ሓደገኛ ደረጃ ክበጽሕ እዩ :: ጽባሕ ብኣቦን ኣደን ዝዓብዩ ነብሰ ምትእምማን ዘለዎም ህጻንናት
    ክህልውና ሽታ ማይ ከይከውን'ዩ : : ኣብ ልዕሊ ዝኣመነካ ሰብ ከምዚ ናይ ሰሰን ዮርዳኖስን ጌርካ ደቂስካ ምሕዳር : ከም ኩሉ ዓኣይነታት ሕልና ኣልቦ ነገራት ምፍጻም ካብ ሃገርና ካብ ሱሩ ተቦንቂሩ ናብ ገሃነብ ካኣቱ ይምነ ::

    • @arsemahagos4319
      @arsemahagos4319 4 ปีที่แล้ว

      Zey lomi da kab mese abome mese adeom zenberu mese adeom zebayu kolu terah eyom zelewu methlelay sela zeyelea eyu ka

  • @gfghhggh5307
    @gfghhggh5307 4 ปีที่แล้ว

    Gatay mearey kemey geriye zbele sebay ftsereley

  • @ተመስገንኣምላክ-ሰ3ፀ
    @ተመስገንኣምላክ-ሰ3ፀ 4 ปีที่แล้ว +1

    እካዕ ዳሓን መጻእኩም እዳ ማጨሎ እዋይ ነዛ ልቡ ምሽት ኣቢልዎ እታ ዋና ከ ናይ ባሓቂ መልሲ ኢያ ጌሬ ካኣ ሞ እታይ ኢዩ ዝበላ ንቤቲ ኣነ ዳኣ ካሳኪ እድየ መቸስ ብቡዙሕ ነገራት ኢያ ትምህረና ዘላ እዛ ፍልም

  • @nuguse-wi8go
    @nuguse-wi8go 4 ปีที่แล้ว +1

    Sidona ayney mekret film hagerna may almighty God bless your rest of life 😘😘

  • @totitemesgen7865
    @totitemesgen7865 4 ปีที่แล้ว +1

    Selam. Nakum. Eritv . Eza movie teserikatkum ala bejakum wey tekataelwom wey kedimkum awrdwa

  • @aronesraeil8773
    @aronesraeil8773 4 ปีที่แล้ว +1

    Away adina shkor yeakkk sidetna yiwedialana naza shkor film zifetu aske like nibela rigets kea abuluna kef zelewo mealti u 🇪🇷🏁🇪🇷🏁

  • @mehari4521
    @mehari4521 4 ปีที่แล้ว +1

    Love you 😍 ደቂ ሃገርይ

  • @massawino4ever939
    @massawino4ever939 4 ปีที่แล้ว +2

    Zfetwa actor sidona eya hji gn endie keyxela ko ferihe😄

  • @yordanoskedawi6040
    @yordanoskedawi6040 4 ปีที่แล้ว +1

    Welcome back dqe erieyy enkua nab ametawi beal nay dengl Mariam abxhana burukatey ❤️❤️❤️

  • @philmon3937
    @philmon3937 4 ปีที่แล้ว +2

    N hani zfetu like eski.. nezi wedi shuk 😘🤣🤣🤣

  • @arongebre4514
    @arongebre4514 4 ปีที่แล้ว +3

    Welkom Deqi irey mqrat kexbykim xenihe enqa bi selam mxkim bi filay Derasi 100/100 Darkter 100/100 entay kewxo

  • @m.g5367
    @m.g5367 4 ปีที่แล้ว +1

    Machelo entay malet eyo deki Eri ??

  • @amenamen4709
    @amenamen4709 4 ปีที่แล้ว +1

    Ewayyyy mehaza zereba yebulun subuk timhrti .Kulukum deki Erey mearey .sidetina yihserelina .ab youtube zey kona film nay Eri tv kiniriey ab adina koyna kiniriey Egzabiher amlak yiakilekum yibilena amennnnn do ?❤❤🙏🙏😇😇

  • @sanaytredae1406
    @sanaytredae1406 4 ปีที่แล้ว +1

    Abi kali Chaneli riiyeya nere atumi deyi ntikumi serikumi kemiziyi tigebiru zelekumi sebi ditsaarelu didekemolu ata igezabeheri do ayi tiferihuni ikumi bejakumi ilekumi hilina nigiberi 👍🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞

  • @ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ጐ1ጘ
    @ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ጐ1ጘ 4 ปีที่แล้ว +9

    Welcome denden media ግን ቀዲሞምኹም ካልኦት ቻነላት ይዝርግሕዋ ኣለዉ፡ ኣብ ሰዓትኩም ደኣ ስድድ ኣብልዋ

  • @millionabrham7351
    @millionabrham7351 4 ปีที่แล้ว

    Nic job mkurat ftret

  • @asuandmulugeta1450
    @asuandmulugeta1450 4 ปีที่แล้ว

    Good job guys continue.

  • @yonldabibi8402
    @yonldabibi8402 4 ปีที่แล้ว +5

    Des bahltiy anka bislam mexakum❤❤❤❤

  • @chapiema4529
    @chapiema4529 4 ปีที่แล้ว +1

    Enka bselam mexkum deki erey halat

  • @almazarefe2246
    @almazarefe2246 4 ปีที่แล้ว +2

    Merhaba deki 😂🇪🇷❤️🙏🏼😊💒💒

  • @seareadem6788
    @seareadem6788 4 ปีที่แล้ว +4

    Lomi terekiba qedamay machelo I love you all acteurs like kea neay deqi erey

  • @abrhamlegese9245
    @abrhamlegese9245 2 ปีที่แล้ว

    ንዝፈጸምናዮ፡ተግባራት፡ኣንክሓድ።

  • @adhanetgebremichael3632
    @adhanetgebremichael3632 4 ปีที่แล้ว

    Welcome nay yonasn tedi guday keybasu trah ezi kulu erknetom

  • @nimoblack9819
    @nimoblack9819 4 ปีที่แล้ว +2

    wellcome deki erey 🇪🇷😘

  • @SaraSara-ph7uf
    @SaraSara-ph7uf 4 ปีที่แล้ว

    wowwwwwww xruyatey kfetwekum eko deki are shikorr

  • @tsegatsega2356
    @tsegatsega2356 4 ปีที่แล้ว

    Well come deki erey

  • @tesfaxbahmekeretalem4409
    @tesfaxbahmekeretalem4409 4 ปีที่แล้ว +2

    Willkommen deki erey teamir film geleaynet

  • @mussietn1966
    @mussietn1966 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣጆኻ ሳሰ ከም ወሓዚ ከይተግድዓኒ

  • @WediMengstab-l7f
    @WediMengstab-l7f 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 .Nov.2024.🎉🎉🎉🎉

  • @በረኻዓደይ
    @በረኻዓደይ 4 ปีที่แล้ว

    Bana shikor, wise lady

  • @whenlosehopeputgodfirstmal7036
    @whenlosehopeputgodfirstmal7036 4 ปีที่แล้ว +1

    Wowww nice move jorjo ka aytsdewane dkum love u dki eri❤❤❤❤❤❤🐻

  • @letebrhantesfamariam5628
    @letebrhantesfamariam5628 4 ปีที่แล้ว +3

    Baba Debesayyy kamaka abo memhir yolon entay emo kibil eya kalat yebilayin nitrfy kegudilelika mihzinet semharin & hermelan mihizinet mara adinkeyen emnet malet kamiziy eu edmen tinan nikulkum abiza macholo tiwasity nay bihakiy nifuat

  • @stigheghebreyesus
    @stigheghebreyesus 4 ปีที่แล้ว +1

    መርሓባ መርሓባ መርሓባ

  • @SamiSami-yx7fd
    @SamiSami-yx7fd 4 ปีที่แล้ว

    ግዜ ዘይኮነ ሰባት ኢና ንቅየር ዘለና ሽኮሪና ሰባት ቃላት ናይዘጸበቁ ኣይኮነን ከመይ ትርዳድእ ኢዩ ኣብ ሂወት ኣገዳሲ ስለዚስ ልዕልና መሲሉኪን ምስ ሰብኣይ ምውድዳር ኣብ ሓደጋ ኢዩ ዘውድቀኪን ዘሎ የሕዋተይ ጥንቂቅ በላ ድኣ

  • @zemichaelnguse1252
    @zemichaelnguse1252 4 ปีที่แล้ว +3

    Merhaba deki eri

    • @Nhbi-Habsha
      @Nhbi-Habsha 4 ปีที่แล้ว

      SUBSCRIBE gerlka alku natey ka gebrley ❤🙏🤝

  • @meharizekarias2194
    @meharizekarias2194 4 ปีที่แล้ว +1

    Bella

  • @ሜሪጎልቶምተኪሶምዘይስሕቱ
    @ሜሪጎልቶምተኪሶምዘይስሕቱ 4 ปีที่แล้ว +1

    Wowo❤❤❤👍👍👍👍👍👍🇪🇷

  • @loveismyreligion2510
    @loveismyreligion2510 4 ปีที่แล้ว +1

    Welcome 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yirgariesom8340
    @yirgariesom8340 4 ปีที่แล้ว +4

    welll come

    • @Nhbi-Habsha
      @Nhbi-Habsha 4 ปีที่แล้ว

      SUBSCRIBE gerlka alku natey ka gebrley 🤝🙏❤

  • @happyfamily2091
    @happyfamily2091 4 ปีที่แล้ว

    አየ ገረመስቀል ሽኮር 😁

  • @asterbahta4277
    @asterbahta4277 4 ปีที่แล้ว

    Merheba mukurat deki erey shkorinatat

  • @EmebeteTes
    @EmebeteTes 4 ปีที่แล้ว

    Ewaaayyy titi meas eya eti haki tfelto tehawike zeleku!

  • @merhawinegash7888
    @merhawinegash7888 4 ปีที่แล้ว

    Gele aynet deki Ereyyyy

  • @heezgll8632
    @heezgll8632 4 ปีที่แล้ว

    Yonas keyteredo n rahel kfetwa jemiru tedy eta kendi wanakemo Ms Belo hariku perke gele feeling gerlu

  • @asmarina1123
    @asmarina1123 4 ปีที่แล้ว +1

    አላ ሳሰ ዱሩየ 🤣🤣🤣🤣🤣

  • @kahsayhaile3284
    @kahsayhaile3284 4 ปีที่แล้ว +2

    Welcome dek eriiii

  • @dani73ge59
    @dani73ge59 4 ปีที่แล้ว +3

    Wel come 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤