ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
first
ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንህርቤኛ ወድገብሩ😪😪😪😪🇪🇷🇪🇷🌹🌹👏🏽👏🏽
ክቡር ኣቦና ባሃር ወዲ ገብሩ ከየመስገናዮ ሞሊቕና ።መንግስተሰማይ የዋርስካ።
My mom favorite singer wedi malet RIP 🇪🇷❤️❤️❤️🙏🏽
Wedi gebru!! ዝኽሪ ዜማ፡ ናይ በሓቂ፡ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ፡ እቲ ኩሉ ዝፈትዎ፡ ዜማ!!!
Rest in peace Legend🙏🏽🕊🇪🇷🕊 truly Tigrinya language is so deep and people like him knew how to play with it💗
Rest in peace our 🇪🇷legendary dear hero father 😍🇪🇷
King of king 👑🇪🇷🇪🇷🇪🇷
King of the Kings 👑
btami des zebil akerarba kurub haxira asfh abilkum tetemxewo kindey mmekere amlak ab genetu ykebelka behar dmxawi bahli nay hagerna wedi gebru 🙏🙏🙏🕯️🇪🇷🇪🇷♥️
Legend artist wedi gebru wetru ab lbna
Zara 👌👌ብታሚ ጽብቅ ስራህ ቀጽልዎ
ዝገርመኒ ሙዚቃ ናይ ብዙሓት ሰባት ውጽኢት ኢዩ። ግን ኩሉ ጊዜ እቲ ናእዳ ነቲ ድምጻዊ ጥራይ ይወሃብ። ስለዝስ ግጥሚ ዝገጠመ ዜማ ዘውጽኤ ሙዚቃ ዘወሃሃደ እውን ክብሪ ክወሃቦም ኣስማቶም ክዝከሩ ኣለዎም። ንኣብነት ወሮጦ ግጥሚ ናይ ተጋዳላይ በርሀ ተስፋይ ዝበሃል ብጻዩ ኢያ።
Wedi gebru our hero rest in peace kulu gize abe libena aleka
Buluxat sebat yetefuna alweu tekati zeyblom 💕💕💕❤️😢😢😢🌹♥️
Rest In pace wedi Gebru abo tebebb😭
Zikebreka zara fltet kemzi gerka zekirebkalena betam ena nemsgnka
R.i.p rest in peace 😢 our hero 🙏
ሰብ ኣይነብርን ታርኽ እዩ ነባር
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍
great
መንግስተ ሰማይ የዋርሶ!
We'll come
Ati tuom dimxa shamboko baheri tetkirblena kendey mexibeke eta derfe betame eye zifetwa
ነፍስ ይማር እግዚአብሔር
ክልተ ካብ ሚእቲ መክሰብ ኣይኣክልን'ዶ ?ዕሚም ኣብዚሕኹም ነጋዶ ዓዲ ድሓን'ዶ ?ጠቢብ ኣቦና ወዲ ገብሩ ንህግደፍ ካብ ዝበሎም'ዩ። ዝደለዮን ዝረኣዮን ካብ ምባል ድሕር ዘይብል በሃር♥
👏🏽👏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Eza hasawi tbl nay wedi gebru abey krekba ykl pls
Wedi gebru ayana mengste semay eske yewars
Welkom
ቕድሚ ወዲገብሩ ምስዉኡ ሰለስተ ሰሙን ይገብር ኣነ በርሀ ተስፋይ ዓጓ ንኹሎም ምሁራትኤሪትራዉያን በቲ ኣበርክትኡ ተዓዚበ ናይ ኣኽብሮት ዲግሪ ክወሃቦ ብእኡ ጀሚርካ ኸኣ ነቶም ካልኦት ከምኡ ዝኣመሰሉ ናይ ክብሪ ሃገራዊ ኣፍልጦ ዘለዎ በዓል ዉዕለታ ነታ ሃገር ስለ ዝኾነ ።ምሁራትና ግና ብደዎም ዝሞቱ ስለ ዝኾኑ ኣይተዓወቱን።ከምዚ ሓሲበ ኣለኹ ኢለዮ ተሓጉሹ ከም ድላይካ ግበር ኢሉኒ ።ኣነ ኸኣ ናብምሁራት ጠሪዐ ሰማዒ ግን ኣይረኸብኩን።።እዚ እናኾነ ከኣድሕሪ ሰለስተ ሰሙን ዓሪፉ ሰሚዐ ዓቢ ሓዘን ሓዚነ ።ዳግማይ ዘይርከቡ ብሉጻት ደቂ ሃገር ጠፊኦምና ።ካብኡ ዝኸፈኤ ከኣ ምስተሰወኤ Go fund me ተገይርሉ ዝተዋጻኣሉ ሰልዲ ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ ። በርሀ ተስፋይ ዓጓ ዓርኩ ንልዕሊ 50 ዓመታት
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰
Wedi gebru aleka aymetkan weludka alweu neaka gn mengste semay yewarska abona
Salme ieraf 😭
OK
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
R.I.P
ወዲ ገብሩ ኣብ ዕብየት ስነ ጥበብ ትግርኛ ዓብዪ ኣበርኩቶ ዝገብርረ ምሩጽ ክእላ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ግን ዛራውያን ስድራኡ ክንደይ ወልዱ ደቁ ከመይ እዮም ዳሃይ ኣድኡ ቅርብ ክተላልዩና ነይሩኹም ጥራይ ደርፉ ኢየ ሰሚዐ ኣነ
Goblol wedi gebru
Mengste semayat yewarska bahar jigna
Seb kedemn wela meytom kelewu eyom msana znebru tezekari srah msrah esu yu rebheom
Thank Zara filter ቀጽሎ በጃኻ ንወዲ ገብሩ ካብ ተለቪጅን ኣይተዉጽእዎ ሕጂ ዉንብ ኣባጉምባሕ በረኻ ገርኩም ኣዉጽእዎ ዓጓ
Abo Tigrinya wedi gebru
😭😭😭😭😭😭😭😭👏👏👏🇪🇷🇪🇷
Seb aynebrn eyu tariku yu zneber 😂😭😭😭😭😭😭
ኣልበሙ ክዛዘሙሉ ተስፋ ይገብር መንግስተ ሰማያት የዋርሶ ?
ፍጥር ክብል ብናስትሮ/ካሴት ወዲ ገብሩ ደርፊ ኣስተማቒረዮ ብንእሽተይ ካብ ወዲ 5-6ዕድመ ዝጀመረ ኣቦይን ኣደይን ወድ ገብሩ ምስ በሉ ነብሲ ይምሓር ወትሩ ስምካን ስራሓኻን ኣብ ነብሲ ወከፍ ተዛራቢ ትግርኛ ኣሎ።
arke meseta ewe fluy temsat aleni abza derfi tezekro kolay
Rip
Tetwawika da xahlom fabrikatatom mesraka sabenu nemen u melmax da e bedue esayas diyablos
Aqrabi nay ezi medeb gn eti hade eyu kief zelewo
ሞት ቆሚዳ ክፉእ ግብራነዊሕ ኢዳ 'ዛ ጒሒላቅንኢ ዓመጽ ዘይክእለላረኺባቶ ሃሰስ ኢላባህር ተፈልዩናኣይንረኽቦ ኣይረኽበናጽባሕ እንድዒ ሎሚ ኣለና
ኣየ ሰብአይ ጅግና፡ነርካ እንታይ እሞ ቁሩብ ክትነብር፡ነርካ መንገስተሰማያት የዋውስካ
first
ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንህርቤኛ ወድገብሩ😪😪😪😪🇪🇷🇪🇷🌹🌹👏🏽👏🏽
ክቡር ኣቦና ባሃር ወዲ ገብሩ
ከየመስገናዮ ሞሊቕና ።
መንግስተሰማይ የዋርስካ።
My mom favorite singer wedi malet RIP 🇪🇷❤️❤️❤️🙏🏽
Wedi gebru!! ዝኽሪ ዜማ፡ ናይ በሓቂ፡ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ፡ እቲ ኩሉ ዝፈትዎ፡ ዜማ!!!
Rest in peace Legend🙏🏽🕊🇪🇷🕊 truly Tigrinya language is so deep and people like him knew how to play with it💗
Rest in peace our 🇪🇷legendary dear hero father 😍🇪🇷
King of king 👑🇪🇷🇪🇷🇪🇷
King of the Kings 👑
btami des zebil akerarba kurub haxira asfh abilkum tetemxewo kindey mmekere amlak ab genetu ykebelka behar dmxawi bahli nay hagerna wedi gebru 🙏🙏🙏🕯️🇪🇷🇪🇷♥️
Legend artist wedi gebru wetru ab lbna
Zara 👌👌ብታሚ ጽብቅ ስራህ ቀጽልዎ
ዝገርመኒ ሙዚቃ ናይ ብዙሓት ሰባት ውጽኢት ኢዩ። ግን ኩሉ ጊዜ እቲ ናእዳ ነቲ ድምጻዊ ጥራይ ይወሃብ። ስለዝስ ግጥሚ ዝገጠመ ዜማ ዘውጽኤ ሙዚቃ ዘወሃሃደ እውን ክብሪ ክወሃቦም ኣስማቶም ክዝከሩ ኣለዎም። ንኣብነት ወሮጦ ግጥሚ ናይ ተጋዳላይ በርሀ ተስፋይ ዝበሃል ብጻዩ ኢያ።
Wedi gebru our hero rest in peace kulu gize abe libena aleka
Buluxat sebat yetefuna alweu tekati zeyblom 💕💕💕❤️😢😢😢🌹♥️
Rest In pace wedi Gebru abo tebebb😭
Zikebreka zara fltet kemzi gerka zekirebkalena betam ena nemsgnka
R.i.p rest in peace 😢 our hero 🙏
ሰብ ኣይነብርን ታርኽ እዩ ነባር
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍
great
መንግስተ ሰማይ የዋርሶ!
We'll come
Ati tuom dimxa shamboko baheri tetkirblena kendey mexibeke eta derfe betame eye zifetwa
ነፍስ ይማር እግዚአብሔር
ክልተ ካብ ሚእቲ መክሰብ ኣይኣክልን'ዶ ?
ዕሚም ኣብዚሕኹም ነጋዶ ዓዲ ድሓን'ዶ ?
ጠቢብ ኣቦና ወዲ ገብሩ ንህግደፍ ካብ ዝበሎም'ዩ። ዝደለዮን ዝረኣዮን ካብ ምባል ድሕር ዘይብል በሃር♥
👏🏽👏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Eza hasawi tbl nay wedi gebru abey krekba ykl pls
Wedi gebru ayana mengste semay eske yewars
Welkom
ቕድሚ ወዲገብሩ ምስዉኡ ሰለስተ ሰሙን ይገብር ኣነ በርሀ ተስፋይ ዓጓ ንኹሎም ምሁራትኤሪትራዉያን በቲ ኣበርክትኡ ተዓዚበ ናይ ኣኽብሮት ዲግሪ ክወሃቦ ብእኡ ጀሚርካ ኸኣ ነቶም ካልኦት ከምኡ ዝኣመሰሉ ናይ ክብሪ ሃገራዊ ኣፍልጦ ዘለዎ በዓል ዉዕለታ ነታ ሃገር ስለ ዝኾነ ።ምሁራትና ግና ብደዎም ዝሞቱ ስለ ዝኾኑ ኣይተዓወቱን።ከምዚ ሓሲበ ኣለኹ ኢለዮ ተሓጉሹ ከም ድላይካ ግበር ኢሉኒ ።ኣነ ኸኣ ናብምሁራት ጠሪዐ ሰማዒ ግን ኣይረኸብኩን።።እዚ እናኾነ ከኣድሕሪ ሰለስተ ሰሙን ዓሪፉ ሰሚዐ ዓቢ ሓዘን ሓዚነ ።ዳግማይ ዘይርከቡ ብሉጻት ደቂ ሃገር ጠፊኦምና ።ካብኡ ዝኸፈኤ ከኣ ምስተሰወኤ Go fund me
ተገይርሉ ዝተዋጻኣሉ ሰልዲ ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ ። በርሀ ተስፋይ ዓጓ ዓርኩ ንልዕሊ 50 ዓመታት
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰
Wedi gebru aleka aymetkan weludka alweu neaka gn mengste semay yewarska abona
Salme ieraf 😭
OK
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
R.I.P
ወዲ ገብሩ ኣብ ዕብየት ስነ ጥበብ ትግርኛ ዓብዪ ኣበርኩቶ ዝገብርረ ምሩጽ ክእላ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ግን ዛራውያን ስድራኡ ክንደይ ወልዱ ደቁ ከመይ እዮም ዳሃይ ኣድኡ ቅርብ ክተላልዩና ነይሩኹም ጥራይ ደርፉ ኢየ ሰሚዐ ኣነ
Goblol wedi gebru
Mengste semayat yewarska bahar jigna
Seb kedemn wela meytom kelewu eyom msana znebru tezekari srah msrah esu yu rebheom
Thank Zara filter ቀጽሎ በጃኻ ንወዲ ገብሩ ካብ ተለቪጅን ኣይተዉጽእዎ ሕጂ ዉንብ ኣባጉምባሕ በረኻ ገርኩም ኣዉጽእዎ
ዓጓ
Abo Tigrinya wedi gebru
😭😭😭😭😭😭😭😭👏👏👏🇪🇷🇪🇷
Seb aynebrn eyu tariku yu zneber 😂😭😭😭😭😭😭
ኣልበሙ ክዛዘሙሉ ተስፋ ይገብር መንግስተ ሰማያት የዋርሶ ?
ፍጥር ክብል ብናስትሮ/ካሴት ወዲ ገብሩ ደርፊ ኣስተማቒረዮ ብንእሽተይ ካብ ወዲ 5-6ዕድመ ዝጀመረ ኣቦይን ኣደይን ወድ ገብሩ ምስ በሉ ነብሲ ይምሓር ወትሩ ስምካን ስራሓኻን ኣብ ነብሲ ወከፍ ተዛራቢ ትግርኛ ኣሎ።
arke meseta ewe fluy temsat aleni abza derfi tezekro kolay
Rip
Tetwawika da xahlom fabrikatatom mesraka sabenu nemen u melmax da e bedue esayas diyablos
Aqrabi nay ezi medeb gn eti hade eyu kief zelewo
ሞት ቆሚዳ ክፉእ ግብራ
ነዊሕ ኢዳ 'ዛ ጒሒላ
ቅንኢ ዓመጽ ዘይክእለላ
ረኺባቶ ሃሰስ ኢላ
ባህር ተፈልዩና
ኣይንረኽቦ ኣይረኽበና
ጽባሕ እንድዒ ሎሚ ኣለና
ኣየ ሰብአይ ጅግና፡ነርካ እንታይ እሞ ቁሩብ
ክትነብር፡ነርካ መንገስተሰማያት የዋውስካ