I have a lot of respect for the general, but he does not know the priorities. Before democracy comes to Tigray, give the people the basic needs. Getachew you know you don’t care about Tigray. TPLF for ever and free Tigray. Both of you are on the way of the progress that Tigray could achieve. Go serve your boss somewhere else.
I think it is time to act to save Tigray from these low life Tsadkan and Getachew. They do not even talk about reclaiming Western Tigray. Oh Tigaru! Take action or you will regret it. What could get worse than this? It is do or die.
The youth of Tigray should think twice! The only option what Tigray has is to support the interim government! Support and follow closely to go in the right direction. Repel those who opposed change!
ዘረባ ጥራሕ መራሕቲ ትግራይ ናይ ብሓቂ ደንቆሮ ትምክህተኛ ኢኩም ልዕሊ ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ይዓብይ ዝተፈናቐለ ህዝብና ናብ መረበቱ ይመለስ
ለተቀማጭ ሰማይ ቅርብ ነው😂
ዓጀዉጆዉ በዚሑ ተፈናቀልቲ መጀመርታ መልስዎም አብመረበቱ መሕፈርትታት
ጌታቸው ግምት ለሚሱ እዩ ዝሰርሖ ስራሕ የለን
Get us BACK Western Tigray FIRST! Were terye.
ኣባኩምስ ተስፋ የብልናን ዋ ጎይታ ልዑል እግዚኣብሔር ኣምላክና እዩ ተስፋና ልቦና ይሃብኩም
ናብ ኣዲስ ኣበባ ብኸመይን ንምንታይን ኬድኩም ዘይኮነ ዘገድስስ ኣብኡ ኬድኩም እንታይ ተዛሪብኩምን ጌርኩምን ሕጂኸ እንታይ ጣቋ ኣለኩም እዩ እቲ ሕቶ
ምስ አብይ ዘይኮነስ ምስ ትግራዎት አያታትኩም ሓቢርኩም ፀጋማት ትግራይ ፍትሑ!!!!መንእሰይ ትግራይ ንቃሕ እዚኦም ሓደሽቲ በላዕቲ እምበር ፀገም ፈታሕቲ አይኮነን ...
ኣያታት መን እዮም?
ካብ ዘረባ ምንም ዝረአናዮ ለውጢ የለን ናብ ጩቡጥ ነገር ውረድሞ ብዛዕባ ላዕላዊ ግዝአት ትግራይ ትብሎ ነገር እተሃልዩ ንገረና።
ትግራይ አብ ዘመና ርኣቶ ዘይትፈልጥ መከራ ገጢምዋ ልዕሊ 2ክልተ ዓመት ቀምሸይ አሕንኲሉኒ የሕዝን ነበሩ አብልዎ ህዝብና ማስቃ ዓክክ
በላዒ መንፀፉ ዝሓዝካዮ ኩሉ ህውና ትግራይ ምጥፋእ ጥራሕ እዩ
Free whole tigray first!!!!!! Then we democratise or whatever!!!!! Bring back our people
ተዋሪድኩም አዋሪድኩምና ኩሉኹም አዲስ አበባ ዝኸድኩም ። ንምንታይ ን አቢ ምዕራብ ኢልኩም አብ ሐደ ስጥም ዘይትብሉ ????
ጌታቸው ናይትግራይ ህልውና ሸይጥካ በሊዕኻስ ሐዚ መን ክኣምነካ
ዉረዱ
ምስ አብይ አሕመድ ሸሪካ ዝፍታሕ ናይ መንእሰይ ይኹን ናይ ትግራይ ወላሓንቲ ፀገም የለን !!!!!!!!!!!
መንእሰይ ትግራይ መሬት ትግራይን ህዝቢ ትግራይን ኣበይ አሎ ብውዕል ፕሪቶራያ መሰረት ናብ ቦትኡ ይመለሰልና ኢልካ ጠይቅ ሐመድ ልሒስና ፀላእቲ ኣሸኒፍና ከምዘይበሉና ሕዚ ድማ ናብ ኣብይ ከይድና መዓኮር ኣብይ አሕመድ ልሒስና ታሪክ ሰሪሕና ይብሉና አለው ኣነ ብሂወተይ ፃድቃን ከምዙይ ዝበለ ናይ ታሪክ ስሕተት ይሰርሕ እዩ ዝብል እምነት ኣይነበረንን
መዋረቲ ትግራይ ዘዋረዱ ዘመናዊያን መራሕቲ ትግራይ ታሪክ ወሎዶም ዝቀበሩ ይቅበርኩም
መንእሰይ ትግራይ ንጻድቃንን ንጌታቸዉን ተኸተልዎም እዞም ሰብ እዚ ኦም ትግራይ ብዘይ ሓደ ግጭትን ቅርሕንትን ብሰላምን ናይትግራይ ረብሓታት ምርግጋጽ ኢዩ ዘኒሀ ስለዚይ ምርጫ ኣብ ኢድኩም ኢያ ዘኒሀት ንኒ ጌታቸቸዉን ጻድቃንን ዝመርሕዎ ግዚያዊ መንግስቲ ምድጋፍ ማለት ብሰላም ረብሓኻ ምርግጋጽ ኢዩ ፡፡
ኣቱም ኣብዚይ ኣቲኹም ትጻረፉ በሓቂ በሃማትን ዕውራትን ኢኹም ክትምሃሩ እዉን ኣይትደልዩን ሕወሓት ዘምሃረትኩም ምጽራፍን ምድሃልን ስለዝኾነ ብኡኡ ቀጽሉሉ ፡፡
ዕሱብ!
ሽግር ሕዝቢ ትግራይ ዝፈትሑን ዝሐልኩን ሕዝቢ ፈሊጥዎ እንድዩ
ምስ አብይን ዲያቆን ክብረት ዝዝትዩ የህበይ
ነዚኦም ዘይርአሉ ናበይ እየ ዝከዶ ፀሊአኩም ክመዉት ደልየ መስቃ እቲ ምስክን ህዝበይ የዉርደልኩም መንእሰይ ትግራይ ንኩሎም መራሕቲ ናይ ቀደም ኣባሪርና ነፃ ንግበራ ትግራይ ስልጣን ንህዝቢ ነረክቦ እዚኦም ምንም ጥቅሚ የብሎም
ገፅካ ትከወል😢😢
ጀግኑ
ግምት ሓድነት ተጋሩ ሓንሽሹ ዝበልዐ ናይ ሸፋቱን ቂመኛታትን እኽብካብ እዩ::
ሓሳዊ
ኣያይ 1000000 ዓመት ንበረለይ ፃድቃነይ
ተጋጊኻ ኽብል ኢለስ ሓዲገዮ ናይ ውልቀ ሓሳብ ስለዝኾነ እሞ ዝተመነኻዮ ይሓሀብኻ።
መጣቕዒ በዚሑ። ንመራሕቲ ምጥቓዕ ናይ ግድን ኣይኮነን።
ጀነራል ፃድቃን ዕድመን 35:16 ጥዕናን ይሃብካ። ኣብ ትሕቲ እግዚአብሔር ንስኻ እኻ ተስፋና።
ተስፋኻ አብፃድቃን ?ፃድቃን ተሰፋኡ አብመነእሰይ ወይ አብ ገቻቸው ኸመይ ኢና ንኾኖ ፈሊኻ ውቃዕ ጎይታ።
Tigray for Tigrian by Tigrian!
We shall never rest until Republic of Tigray is free.
ኣጆኹም መናእሰያት በርትዑ
ቐፅለሉ ኣንታ ጀግና ፈታዊ ዓዱ።
ድሕሪ ሕልፈት ክቡር ጠ/ሚኒስተር መለስ ፃድቃን መድረክ ወኒንካ ትግራይ ብትን አቢልካያ እንኳዕ ደስ በለካ
Dhur eika
ሕሱር ነበር ጠቅላይ ሚኒስተር ኢልካ አስተካክሎ
ዓዲ ተፍርስዋ ኣለኹም
አያና ናይ ብሓቂ ንትግራይ ዝተቃለሰ ሰብ ኢካ ቀፅለሉ መንእሰይ ሰአን ሙዕሩይ ስርዓት ዓዱ ይለቅቅ አሎ
ዘየማዐርሪየልኻ 2ዓመት እኾ ኾይንዎ አኼባ አናአኸበ ንማዓረረ እናበለ
ክለተ ወጦጦ ከንሕረድ ባቃ በሉ ይባሃል።
ጀ/ል ፃድቃንን ጌታቸው ረዳን ዕድል ናይ ህዝብ ትግራይ ዕድል ዘሓምሸሹ እዮም
ተጠየቕቲ ኸዓ እዮም።
ጄነራል ፃድቃን የቐንየልና። በዚ ዕድመኡ ንመናእሰይ ይምዕድ፣ ምእንተ መናእሰይ ሽሙ ይፅልም። ከም ገሊኦም ደምን ስልጣንን ዘይፀግቡ ኣባላት ዳይናስቲ ጉጅለ ኣደመ ንዓይ ጥራሕ ዘይብል ጅግና!
በጅላጋት ገፅኩም ትከወል 🤑🤑🤑🤑
❤❤❤yesillwe❤❤❤
አንዳጁንታ ንቓለመሕተት ሪጋተሰሪዖምዮ ዝዉዕሉ
ብኹሉኹም መራህቲ ትግራይ ንሓዝን ንሓፍር
እንታይ ክንብል አእጽምቲ አኃትና ይፍረድ ትግራይስ ?
❤❤❤❤❤ፃድቃን ንቑሕን ሓላዪን ንበረልና❤❤❤
ለመጭ ዝበሃል ከምዚ ዝዓይነቱ ገጻብ በራሕ እዩ።!!መደናገሪ።
ውርደት ትግራይ ሕወሓት ካብ ኣዲስ ኣበባ ሃዲሙ መቐለ ተሓቢኡ ናብ ጎንደርን ኣስመራን መሳይል ክትኩስ ከሎ እዩ እምበር ፕሪቶሪያ ኣይኮነን ፈጢርዎ
ይበል ኣቱም ጅጋኑ መራሕትና ከምኡ ገይርኩም ትግራይ ኣዐርዩልና ኣብ ጎንኹም ኢና
ፃድቃን ከሓዲይ እዩ
ዘይተፈለጠ መሰሪይ🥵🥵🥵🥵🥵
ኩሎም ዓፋፋት ደናቑር ,ዮም።
1 "ጻድቃን" ንስኻ ጥራሕ ኢኻ ተስፋና።
እቶም ንኣሽቱ ውድባት ከኣ።
መንእሰይ ተላኣኣኽቲ ባንዳታት ከጥፍእ / ክድምስስ እምበር ንባንዳታት ክሕሽከር ከም ኣብካለኦት ከባብታት ኣብትግራይ ዘበት።
Exactly!
I have a lot of respect for the general, but he does not know the priorities. Before democracy comes to Tigray, give the people the basic needs. Getachew you know you don’t care about Tigray. TPLF for ever and free Tigray. Both of you are on the way of the progress that Tigray could achieve. Go serve your boss somewhere else.
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ትግራይ ኣብ 21 ክፍለዘበን ክገጥማ እዩ ኢልካ ዘይግመት ስንጣቐ ኣብ መሪሕነትካ(ብስድነትካ) ገጢሙዋ መንእሰይ መንእሰይ ... ከመይ እዩ ግን ክንድዙይ ዱድ???? እቲ ገባር ሓረስታይ፣ሽማግለ ተጠዋሪ ኸ? ከፊየልዋ በላይ
ክሳብ ሕጂ ዝነበረ ናይ ትግራይ መሪሕነት ባዶ ምምሕዳር ኮይኑ ብፍልጠትን እስትራተጅን ዘይኮነስ ብልምድን ብኔትዎርክ ድሑር አሳራራሐ ዝነበሮ ስለ ዝኾነ እዩ 1 ሚልዮን ሰብ ሞይቱ 2 ሚልዮን ዝተፈናቀለ ብፈከራን፤ ሕልክን ገዲፎም ብብልሃትን ብምርድዳዕን እንተትሰርሑ ነይሩ እዚ ኩሉ ነገር አይምስመፀን ነይሩ
ትግራይ ይኹን ትግራዋይ ኣብ ሓደጋ ዝወድቅ ጊዝያዊ ምምሕዳር ተቆፂረን ዝተውሃበኦ ስርሑ ብዘይምስርሑ ጥራሕ እዩ እዚኤን ንክሰርሕ ድማ ናይ ግድን እስካብ መሬት ስልጣን ምብሓት ኣየድልን እኳ ደኣስ ጊዝያዊ ምምሕዳር ዝተቋቋመለን ዕላማታት
1- ምስ ፀላእቲ ብምድርዳር መሬትን ምምሕዳር ትግራይ ቀዳምነት ይመለስ
2- ተመዛበልቲ ናብ መረበቶም ክምለሱ ይገበር እስካብ ዝምለሱ ኣብ ዘለውዎ እኹል ሓገዝ ይገበር
3- ስልጣን ካብ ህዝቢ ትግራይ እምበር ካብ ፀላእቲ ዘይምፅባይ ወዘተ
ፃድቃን ለኽባጥ ካባኻስ ተስፋ ከዳዕ
ኣቶ ፃድቃን ኣብ ወረዳም ይኩን ዞባ ዘሎ ምክሪ ቤት ዘይተማሃረ ምኳኑ ርግፀኛ ዲካ?
ሃተፍቲ!
ፃድቃን ትብሃል ሰብ መንቀርሳ ኮይንካ ኣለኺ
ኣሰፋ ኣብራሃ ጀ/ፃድቃን ጌታቸው ረዳን ሓሻኽርኩምን ህዝቢ ትግራይ ደቡባዊን ምስራቓዊን ህዝቢ ብፍሉይ ወፅዓ ከምዝ በፅሖ ጌርኩም ውሽጢ ውሽጢ ጎስጊስኩም ህዝቢ ክፋላለ ጌርኩሞ እንኳዕ ደስ በለኩም።
ንሲካትኩም ናዓኩም ዝምጥን ቃላት ተጠቀሙ
❤
👍
ጌታቸዉ ረዳ ሁለቱ ዓመት ሓንቲ ቁም ነገር ዘይፋጻመ ናይ ሰነ ምግባር ናይ ህዝብ ኻም ዘይብልኸም የትግራይ ህዝብ የጨፋጭፋ ወንጀለኛች ዝፋፀሙ ሞሩካት ይላክ ናቸው 0:24
ንአዲስ አበባ ስልጣን ዝልምን ይኩን ካብ አዲስ አበባ ስልጣን ተቀቢኡ ዝፍክር ን ታሪክን ክብርን መንነትን ህዝቢ ትግራይ ዝምጥን አይኮነን አከለ።
ጀነራል ፃድቃን ጀግና
ኣነዝበልኹኻ ኣነ ዝበልኹኻ ዘሰልቸወና ዘረባ ፎእ
ፃድቃን ጀግና ኒበረለና ❤
ጌታቸውን ጻርቃንን መኣስ ኢዮም ናይ ተፈናቒሉ ዘሎ ህዝቢ ዝዛረቡ:: መንእሰይን ዓበይትን እናበሉ እናፈላለዩ ይውዕሉ ኣለዉ:: ከፋፊልካ ግዛእ እዩ::
Tegaru be smart wake up my people !!
Gecho, you are a hide of your time Sir!! Keep it up!! 💪💪
1100 ን ግዜ ተዛሪብካ ሕውሓት ግን ወይከ ፈተኽ
ጅግና ጀጋኑ
ኮራኹር 4ኪሎ ታሪኽ ቀበርቲ
ህዝቢ ከመይ ከምዝፀልአካ እንተትፈልጥ ዓርሰ ቅትለት ክትገብር ነይርካ
I think it is time to act to save Tigray from these low life Tsadkan and Getachew. They do not even talk about reclaiming Western Tigray. Oh Tigaru! Take action or you will regret it. What could get worse than this? It is do or die.
ትግረዋይ ንቃህ ብመሬት ዝሽወድ መንእሰይ የለን እዚኦም ከም ብሄር ከጥፍእኳ እየም
ተዳሎ ተላዓል ዝብል ዘሎ መን እዩ አታ ናይ ጠጂ
ክንደይ ሚልዮን እዩ ዝብተን ዘሎ
ንዝሓለፈ እናካሓድካ ንሓዱሽ ወሎዶ ምትላል እዩ መንእሰይ አስተብህል
ብዙሕ ኮመንት ምሃብ ምንም ጠቅሚ የብሉን
እቲ ሓደ ክዛረቦ ዝደሊ ግን ማንም ትግረዋይ ፃድቃንን ጌታቸውን ዝበሃሉ ሹማት ካብ ሕጂ ንዳሓር ከየውፅእን ኣውፂኡ ንዘሎ ድማ ብኣዋጅ ናይ ዞም ከዳዓትን መጭበርበርትን ሽም ዝሓዘ ንኽቅይር የ ዝመክር ።
resah eka n tsadkan ktitsef moral yeblkan
ዓንዛር ጌታቸውን ፃድቃንን ህወሓት ኣይኮኑን?
ዝጠመየ ኸብዲ መረበቱ ሓዲጉ ኣብ ቅዳድ ኬንዳ እናነበረ ዲሞክራሲ ኣይንታዩን።ጨብጨብ ሕመዳት
The youth of Tigray should think twice! The only option what Tigray has is to support the interim government! Support and follow closely to go in the right direction. Repel those who opposed change!
Free tigray666
ንስደት no ከይኮነስ ንምንታይ ይስደት ኢልካ መልሲ ሃብ.
ኣብ ሰማይ ዘሎ መብርህት አዩ ዘንትኩም ዘርባ ገን ሓልውሎው ኣይትብሉ
እዚአቶም ዓበይቲ ዝመስሉ ሕፃናት ተማጉቶም አይረትዑን ሕዝበይ ዘይረአኻዮ ይፍጠረልካ ንፃሕሎምእዮም ጌች ፃድ ተማጊቶም ዘይረትዑ ብናባዕሎም ሐሳብ ዝውቅዑ
አሳይመንቶምእንተይወድኡ
ናብ ገዛተመሊሶም አሕዋት ዘብልዑ ገናእዮም ተፋናቀልቲ አብዝለኽምዎ ንፈጣሪ ብፀሎት ፀውዑ ።
Tsadkan is our heroe
ኣንታ ታይ መዓት እዩ፣ እዚ ናይ ጎረቤትና ሱቅ ኢልካ ናይ ምንጭብጫብ ሕማም ተመሓላሊፉና ይመስል፣ እንታይ ንምንታይ ዝብለ የለን።
ምትዕርራይ ዝኸውን እዚ ናይ ብሄር ሕገ መንግስቲ ተጋሒፉ ናይ ኢትዮጵያን ኢትዮጵያውነትን ሓዲሽ ሕገ መንግስቲ ምስዝግበር እዩ ከምኡ ድማ ምስ ጎረቤት ሰላም እትፈጥር ሀገር ምህላው እዩ እዚ እንተዘየሃለወ ኢትዮጵያ ሀገር ትኸውን ረስዕዎ።
እቶም ዘንጨብጭቡ ግን እንተነኣሰ ካብ ኣብይ ኣሕመድ Populism እኳ ኣይመሃሩን፤መሕፈርቲ!
Action is needed!
Tsadkan the great
Achebchabe👏👏👏👏😂😂😂
ብኣኹም ተስፋ ምቑራፅ ምስጀመረ እዩ ዝስደድ ዘሎ
Getachew banda hasawi hji felitnaka ena😂 1000000 Millionen hzbi haliku hji Kea hatftef
ስርዓት ግዝያዊ ምስሌኔ አብዪ አሓመድ ዓሊ ንህዝቢ ትግራይ ምንም ተስፋ የብልኩምን። ሕዚ ስርዓት አዲስ አባበ ኢኹም ጥራይ ንትግራይ ግደፉልና?
How did he get the platform to call all the shots?
አይ ጌታቸው እደመሪ አውራ የናቴ ቀሚስ አደናቀፈኝ አይሰራም
ፃድቅ
ባዕልኻ ካብ ስልጣን ተኣለ በልዎ ንጻድቃን 40ዓመት ዩ ኣብ ስልጣን ጸንሑ ቅመኛ ኮይኑ ተመልሱ ልግስ በል እናተመላለስካ ትሕምስ ኣለኻ በልዎ ደቂ ትግራይ
Hasawi Getachew and Tsadkan. Resign immediately
ጣብያ ምምራሕ ከይኮነስ ብመንእሰያት ኣመራርሓ ዝምራሕ ህዝባዊ ቃልሲ፡ ንመንእሰያት ብትምህርትን ህንጸት ዓቕምን ኣብ ምሕያል፡ ከም ዲፕሎማሲ፡ ምሕደራ ፕሮጀክት፡ ከምኡ’ውን ምርዳእ ዓለማዊ ዝንባለታት ዝኣመሰሉ ኣገደስቲ ክእለታት ኣብ ምዕጣቕ ዘተኮረ ክኸውን ይግባእ። ብመደባት ምምራሕን ዝተፈላለየ ውክልናን ዝድገፍ ንኹሉ ዝሓቁፍ ምዕባለ ኣመራርሓ፡ ሚዛን ምህዞን ተመኩሮን የረጋግጽ። ቴክኖሎጂካዊ ምሕያል፡ ብኣጠቓቕማ ማሕበራዊ መራኸቢታትን ብዳታ ዝምራሕ ውሳነታትን፡ ነቲ ምንቅስቓስ ንምዕባይ ይሕግዝ። ምስ ኣህጉራዊ ማዕቀፋት ዝሰማማዕ ፖሊሲታት ምጉስጓስን ኣብ መሰረታዊ ምንቅስቓሳት ምውፋርን ነቲ ዕላማ የሐይሎ። ዓለምለኻዊ መርበባት ምህናጽን ምስ ኣህጉራውያን ትካላት ምትሕብባርን ሕጋውነትን ደገፍን ይህብ። ስነ-ምግባራዊ፡ ግሉጽ ኣመራርሓ፡ ምስ ባህላዊ ጽምዶ ተደሚሩ፡ ምትእምማንን ሰፊሕ ተሳትፎን ኣብ ቃልሲ የረጋግጽ
ህዝብና ሕዚ ዝደልዬ ዞሎ ናብ ሠረበቱ ምምላሰ እዩ ሰብሰባ ራኤይ መለሰ ዛልምሰ እዩ?
ፃድቃን ሰይጣን
ካፍቶም ንሕቦም አድክዬም ዝሰርቁ ጉጅለ ዝሐይሽ ሰብ እዩ
ዞም አእዱግ ኸብዳማትን ኸደምትን ጨካናት ሩኹሳት ሸየቲ ዓዲ በላዕኽሙዎ ህዝቢ ትግራይ ክሪሚናል
ፃድቃን ዕደ።ወሪድካ &ንመናእሰይ ለቒቕካ ኣርኢ!ወዲ ዓስናኽ ዘይሓፍር ኣመንዝራ።