Maeblino we understand you ❤eziom nezi seb ketefewo eyom ember kale plan yebelomin ajoka be strong as usual ❤ you ll be our next Eritrean Minister of information 🎉🎉❤ hzibi Eritrea denkoro aykonen kulu nezebo alona nekulu gize alwo ❤
We proud of Alena walta Hager keep it up good job Mabel hawey gemel ykixil kelbi ynebih kexil teray don't worry we love you and proud of you ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
Subscribe - Share - Like - Comment - Zelle - 602 321 6482 join Monthly membership th-cam.com/channels/reJ_MTpmcybypwK-MxrqfA.htmljoin ❤-😊
Ane beza guday nay rodas tegerime. germni hager nay wlki seb kona zerkebe yhkmeka eway xegem Ajoka Meabel nebsi. 😢😢😢😢😢😢😢
ARIHE WEDITEBA
ማዕበል። ሓወይ። ኣጆኻ። ጥዕናኻ። ሓሉ። ንኹሉ። ጊዜ። ኣለዎ አቲ። ሰናይ። ዝገብር። ብኣምላኽ ፍቱው። አዩ። ኣጆኻ። ጽናዕ። ብርርትዕ። ኣምላኽ። ምስ ቁኑዓት። አዩ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ንሰናይ ግብሪ ምቅዋም ጽልኣት ፈጣሪ እዩ፡ ዝሰርሕ ሰብ ከኣእ ኩልሳዕ ዕንቅፋት የጋጥሞ እዩ'ሞ ኣጆኻ ማዕበልኖ ገጥ ከም ቀደም🇪🇷 ኢድንኢድ🤝 ተታሒዝካ ንቕድሚት ንቕድሚት ጥራሕ ደቂ ኤረ🇪🇷❤
አንታ ማዕበል ጅግና ወዲ ሃገር በዚኦም በላዕቲ ውዳቅ ከይትደል አንታ አንበሳ አይተሕፍረና ገስግስ ንቅድም ንወትሩ ጊዜ አብ ጎንኻ አለና I’m proud of you
ብጣዕሚ ለባም ዘረባ ወዲ ጣባ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🙏🙏🙏🙏
Wow wow wow, ኣንታ ማዕበል ንስኻ ደኣ ሕቡን ሃገራዊ እንዲኻ፡ ተግባርካን ቃልካን ከማን ዝቃደውን ኤርትራዊ መንነት ዘደንፍዕን ዶ ኣይኮነን። ነዞም ጸረ ኤርትራውነት ብዙሕ ኣይትገደሰሎም፡ ኣኻልብ ይነብሑ ኣግማል ጉዕዞኦም ይቕጽሉዩ ቲ ነገር።
ኣጆኻ ማዕበሊኖ ኣብጎንኻ ኣሎና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍
Alena walta hager, one of the best out there 👌 always with you today tomorrow and forever 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 we're so so proud of you
ኣጀኹም ደቂ ሓደ ልቢ ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪👏👏👏👏💪🐫🐫🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤አጆኻ ማዕበል ጅግና ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ
💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷ጣቢዮስ ማዕበል ሰላማት❤❤ we love you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🙏
ገጋ የብልካን ቀጽል ጥራይ 💪💪💪💪💪💪 ዋልታ
አጆካ ፡ ተወዳዲቦም ፡ አብ ፡ ኩሉ ፡ ቦታ ፡ የጥቁዑካ ፡ አለው። ካብ ፡ ሃገራውነት ፡ አይትውጻእ። 🇪🇷
ኣምበሳ ቡዙሕ ተጻቡኦ ከምዘሎ ይሪዳኣና ኢዩ ኣጆኻ በትሪ ሓቂ ትቐጥን እምበር ኣይትስበርን እያ ታዓዊትካ ኢኻ ብሒጂ እውን ክትዕወት ኢኻ እምበር ንይምሰል ጹቡቅ እና ተዛረቡ ስራሕ ከዳዓት ዝሰርሑ ቡዙሓት ኢዮም
ማበልኖ ሓውና ኣጆኻ ኩሉ ንከታተሎን ንስዕበካን ኣብ ጎንኻ ካኣ ኣለና.ብትገብሮ ቀጽሎ ❤🇪🇷👍🙏 ነፍሲ ወከፍ ዜጋ ኣምባሳዶር ናይ ሃገሩ ኢዩ. ስለዚ ገጥ. ንበል ጸላትና ኣብ ከብድና እዮም ዘልዉ. ኣጆኻ ☝️❤️🇪🇷
ኣጆካ ማዕበል ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤ ቀጽልዎ ደቂ ኤረይ በዞም ጥርቂ ምርቂ ዝድሃል ኤርትራዊ የለን እዚ ስለዝኮነ ከኣ ዓወት ኣብ ኤርትራዊ ውድቀት ኣብ ዞም ቖራዲድ ዝሬኤ ስለዚ ብጣዕሚ እዚ ትገብርዎ ዘለኩም ማዕበሊኖ ወዲጣባ ኣጆኩም ደስ ዘብል ኣዛራርባ ብውሕሉል ኣገባብ keep going ❤❤❤❤❤
ማዕበል ዋልታ ሃገር ኣጇኻ በርትዕ ንብለካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ስኾፍ ኣይበልኩም ቅንኢ ሓያል ዓበይቲ ኣያታትና ንብሎም ክንዲ ዘተባብዕኹም ኣብ ውርደትኩም ይዋፈሩ ይገርም ቅንኢ ሓው ከቢድ ዩ እሞ የለን ❤❤❤❤❤
,ማእበል ጅግና አጆካ እዚኦም ጁጅ ማንጁጅ አብዝበፅሁዎ የብሎምን
አይትህመቅ ❤❤❤🎉🎉🎉
ንስርሕካ ንኣምነሉን ንቅበሎን ዕጉባት ካኣ ኢና. ሓይል መትብዒና ኢዩ.❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
ኣጆካ ንኪድ ጥራይ ብርሃን ዩ ቅድሜና❤❤❤😊😊❤❤
ኣጆካ ማኢበል ባሕልና ኢካ ገርካ ❤❤
ደቂ ኤረይ ነተን ቀኑዓትን ማሃርትን ሚድያታትና ነዕብየን።🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤👈☝️👌🙏
God blessings for you and your family izi wedi🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐wedi iza birikti halal hager Eritrea ❤️
ኣጆኻ ማዕበል ጅግና ንስኻ አንተሓገዝካ ን ሃገር ጥራይ ኣይኮንካን ሰሪሕካ እንኮላይ ናይ ነብሲ ኢኻ ስራሕካ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይሓግዝካ ነዚ ሰናይ ተግባር ዝቃውም ሰይጣን እዩ እሞ ኣይትገይሰሎም ❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ክንደይ ሓሳዳት እባኣዮም ዘለው ክንዲ ጽቡቅ ተግባራትካስ ከምዚ ክፈዱኻ በዞም ጋሓፋት ነቀዝ ሃገር ኣጆኻ ኣንበሳው ስኽፍ ኣይበልካ ዝተቀረጸ ቅርጽ ይበል 👏👏👏👏👏🇪🇷🇪🇷😍❤💕❤❤😍😍❤❤😍❤❤😍ወዲ መን ዲኻ ኣታ ጅግና ቆጥቆጥ እኮ የእትኻዮም ነዞ ደረብ ❤❤❤
❤❤❤❤❤ ወዱ ጣባ ንኹላ ዘፍ ኣቢልካያ ኢኻ።ቀጽል ቀጽል።
ይጉርም እዩ ካብ ጸባ ብዙሕ ኢና ንረኽብ ስለዚ ጣብኖ ሳላ ትዕግስትኻ ንኹላ ከምዛ ጸባ ሳልሳይ ዓለም ብዘይ ዑንካር በጺቢጽካ ዘፍ አቢልካዬም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🌹💪🏻
አጆኻ ማዓቤል ጅግና ገጥ በል 🇪🇷🦁🇪🇷💪🏾🇪🇷1️⃣🇪🇷2️⃣🇪🇷9️⃣🇪🇷6️⃣✅💯
ኣጆካ ማዕበሊኖ ጅግና I'm so proud to you.
Erterawenet kubure manenete 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷ኣጆኻ ማዕበሊኖ እዚ ስለ ዝሳዓርካዮም ሰለ ዝቀኑኡ ጥራይ እዮም👏👏😍💕❤💕
ጣቢኖ ናይ ሎሚ discussed very powerful 🇪🇷‼️for our Eritrean youth‼️
ሰላም ኩቡር ጅግና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪🙏🙏🙏🙏🙏
መአበል ወደይ ብር ክትበል ተሐጎስ ዝወደይ ነዚ መንእሰይ ወዲ አፍደገ ዝከፈትካሉ ጥኡም ድምጺ አለዎ ጥእና ይሃቦ አምላኽ ብኩሉ ትገብሮ ሐገዝ የመስግነካ
Let's grow our media -- great instructive and constructive program. Wadi Taba, timeless teacher.
Well done Deki Eri Jegnanu
So proud to be Eritrean 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🤙
Sebay Mobelino ata neaka zwledet tthaben AWH meantom zerzirkayom ❤️🫶🫶🫶🫶❤️❤️👏👏👏👏👍👍👍🫡🫡🫡🫡🫡🫡🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሓሳውን ቆርበትን እንዳሓደረ ይፈኩስ ዩ ማዕበል ወደይ መደባትካ ይከታተሎ የ ብዝተኽእለ ምጠን ግን ኤሪትራውያን ሓድነትኩም ስጡም ይኹን ንጸላኢ ዕድል ኣይትሃቡ እዞም ደቐይ ሓደራ ኣምላኽ ሃገርና ይባርኽ
🇪🇷👍🏿🇪🇷👍🏿 መርሓባ ኣጆኹም።
Thank you mabely
God bless jigena🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
Thank you deki Erey 🙏🙏🙏🙏♥️♥️♥️👍👍👍🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
God bless you Alena Walt hager you did god way Jesus with you 🌺❤️🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷❤️🇪🇷❤️🌹❤️🇪🇷🙏🌹❤️💒❤️🕌❤️🌺❤️🇪🇷🥇🌹💕🇪🇷💕🇪🇷💕🇪🇷🌺🌹❤️
Keep going bro 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Love mahbel, good job as usual Eritrea 🇪🇷 ❤
Wedi Taba Big Teacher Mabel Jigena 🇪🇷🍀🌻👏🏾🇪🇷💯🇪🇷🙏🇪🇷
Selam Selam kulukum deki erey ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣጆካ ምዓበል ጅግና ኣብ ጎንካ ኣለና ብዕራይ ናብ ዘበለ ይብል ዕርፍካ ኣጽንዕ እዩ ዘመኑ
Ajoja mabel ❤❤❤
Nayzom sani xegam
Nxegam gedifka nqdmit tray
Alena mska Mabel hewei,, we proud of you don’t give up 🇪🇷❤️
Welcome Alena walta Hager Deki Eri jegna kulu gize Jegnau Eritrawinet kibur Mennet Awet Nehfash 🇪🇷🇪🇷🇪🇷291🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
AJOKA MABEL HAWEY I SO PROUD U❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣጆኻ መተከርካ eyu
አይ ሰርሑ አየ ስርሑ ንሰናይ ተግባር ዝቃወም ውድቅ እዩ ዝሰርሕ ዘድምዕ ሀገረይ ዝብል ዕቅፊት ክገጥሞ ንቡር እዩ ስለዚ አብ መስመር ጥራይ🇪🇷❤🇪🇷
ወዲ ጣባ ብጣዕሚ ብጣዕሚ ኢና ነኽብረካን ንፈትወካን ኣጆኻ ቀጽሎ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏🙏🙏👑👑🥰🤣
👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽beavi Tabino e Maebelino 😘😘❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊🏽✊🏽✊🏽
ቴድሮስ ጨምላቕ ከዳዐ አንታ ክፉእ አጋድሓርኡ ማዓኮርካ ኣጽሪ ሽታቲ ምርኣዩ ጸገሞ።ኤርትራዊ ጌይሩ ዝፊጠረና አላህ አላኽና ክብርን ምስጋና ይኹኖ ።ኤርትራውነት ክቡር መንነት።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
አጆካ ማዕበሊኖ በትሪ ሐቂ ትቀጥን እንበር አይትስበር እዞም ሃታፋት ዝበሉ ይበሉ እዞም ከደዓት እንተ ደልዮም ናብ ሰልጠነ ይኪዱልና። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌿🌿🌿🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Ajoka maebel hero
Ajeki meabel kemaki zimesil seb yelen gebez wedi arey mearey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷king medi eki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Maeblino we understand you ❤eziom nezi seb ketefewo eyom ember kale plan yebelomin ajoka be strong as usual ❤ you ll be our next Eritrean Minister
of information 🎉🎉❤ hzibi Eritrea denkoro aykonen kulu nezebo alona nekulu gize alwo ❤
Ajoka brother ❤
ብጣዕሚ ጽቡቅ መግለጺ ማዕበል! ኩሉና ኤሪትራዊያን ንጠንቀቅ ትማሊ አብ ዉግእ ወያነ ኤሪትራ ንምድምሳስ ዝተሐባብሩ ሰባት ከዳዕት ከም በዓል ተድሮስ ሕጂ ከም ጡዑይ መሲሉ ይቀርብ አሎ ብሕልፊ ዘርኢሰናይ ግርማይ ሐዉና አድማዒ ስራሕ ትሰርሕ አሎካ! ግን ነዚ ተድሮስ ተጠንቀቐሉ።
Agoka alena ab gonka alena ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Mebelina hawey natey
Ajoka ab gonka alena
❤❤❤❤❤❤❤❤
Anbesa wedi Eri great work, Anbesa 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Ajoja Mabel ❤❤❤❤❤❤❤❤
Aytgedeselom mabelino❤❤❤❤ kemta zelekaya qexlo trahhh♥️♥️♥️♥️💯💯💯💯🇪🇷
ማዕበል ጅግና ኢኻ !!! ኩሉ ተረዲኡካ አሎ: እቶም ንሃገረ ኤርትራ ዘስንዉ ኣብ ውሽጥና እዮም ዘለዉ !!!!!
ወዲ ጣባ ጽቡቕ ትህምርቲ🙏🇪🇷 ናይቶም በኣኻ ዝወራዘዩ ግን ኒዒቕካ ግድፎም ኣብቲ ናታቶም ደረጃ ኣይትውረድ በጃኻ በጃኻ ቀልብኻ ይሰርቁኻ ኣሎዉ ካልእ ትሕዝቶ ዘሎዎ ቑም ነገር ሒዝካ ምጻና። እንተተኻኢሉ ሓደ ንኹን ኣይንባላዕ ነንሕድሕድና ። ማዕበል ከኣ ጸርፊ ግደፎ ናይ ስብ ርእይቶ ኸኣ ተቐበል ብቐጻሊ ክንክተለካ እቶም ስዓብትኻ።
ajoka maebel hewey qinom eiyom eiz ka metirarko eiu❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷 eizom kediat
ወዲ ጣባ ኣዝማሪኖ ኣስሊ ሃጽ ኢልካ ኺድ ነስመራ መጽዩ ኒ ኣብ ባርቲኮ ዳብል አስቢሪሶ ክጋብዘካ ንራክብ ጥራይ ይግበረና 🙏🇪🇷❤
❤❤❤❤ወዲ ክፍላይ ንመትከልን ሃገራዉነትን ክሳብ ሂወት ይክፈል እዩ ንሕና ኤርትራዉያን ካኣ እዚ መድያ ናይ ኤርትራዉያን እዩ ንሓና ኢና ድሌትና ንገብሮ እስካ ንፉዕ ተባዕ መንእሰይ ኢካ ቀጽሎ ንከስ ሽጥ--ማዓንጣ🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
ሰላም ኣሕውስት ደዊ ሃገር
ጣቢኖ መኽሮዕ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👈
ማዕበል ሓወይ.
ቲ ከልቢ ይነብሕ እቲ ገመል ጉዕዝኡ ይቕጽል እዩ. ኣይትገደሰሎም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🫶🫶🫶🫶🫶🫶🫶🫶
Ay tgedeselom ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
I am sad and disappointed but we will not stop supporting you Mabel. Just be strong 🇪🇷❤
Damo teray enkefat zelo eyu ab serah ❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷 mabel ajeka ay tgdselom
Eritrea is the safest country in the horn of Africa
🙏🏾🙏🏾🙏🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷ajekum deki Erey Abgonkum ina ab goni kende hagerwyan media ❤❤❤❤
Ajoka Maebeilno jegna eka ❤❤❤
ጽቡቕ አምሲና
jgena ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
wellcom❤❤❤
Wawwwww God bless you 🙏 ❤️ 💖 ♥️
Meable jegna ♥️♥️💪💪🫶🫶🤴🤴👌🇪🇷🇪🇷
We proud of Alena walta Hager keep it up good job Mabel hawey gemel ykixil kelbi ynebih kexil teray don't worry we love you and proud of you ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
Maebel ezm zewedeku mutat waga eitehabom🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እካዕ ጻማካ ረክብካ ናይ ሲኒት እኻዕ ሓጎሰና ህዝቢ እርትራ ብአብይኡ ስድራአ ደስ ዘብል ስራህ ሰሪሕኩም ሚድያታትት አግንዕ❤
ማዕቤል እጆካ እዚእ ኩሉ ዝብልዎን ዜዕጌርጉሩን ዴሌዉ ቴሬዲኡና እም እጆካ ዝጌቤሩ እግቤሪ ዋላ እንቴ ቤሉካ እንቴ ጌቤሩካ እጆካ ሴቴት እይትቤል ካብ ሜትኬልካ ካብ እቶም ጼላእቲ እቶም ሃጌርና ድብሉ ኢዮም ዝኬፍኡ እም እጆካ ምሳካ እሌና ሼጥ ማዓንጣ ድሜጼ እንቴሜጼ ምሳካ እሌና ኩሉእ እዚ ቅንኢ ኢዩ 🤔🙏💯💯🇪🇷🇪🇷💪📚✍️❤❤👂👂👍👍👌👌👌
Welcome wedi.taba 🌹🌹🌹♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
I hope hade mealti ketekalihom netom kemu zgebru, hzbi kifeltom alewo. Nska gin aytitiankef kem kedemka HABA AXMU❤❤❤❤
Jegena Maebel🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
Ajoka maebel jigna kemaka kmexu slezeykelu eyom . Guezeka qexl ❤
Selam deki halal mryet jeganu🌻🌻❤️❤️ 🙏🙏
💯💯🌾🌾❤️❤️🙏🙏🇪🇷🇪🇷🐪🐪🌴🌴🇪🇷🇪🇷✅️✅️
Ajok Maeblino keep going 💪
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏