SAMI SHIKOR - ቓላት ኣወል ሲዒድ ብ ድያቆናትን ኣቕሽሽትን እንክምርመር

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 6 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 57

  • @zowdi810
    @zowdi810 2 วันที่ผ่านมา +1

    Wow samey sekor you're amazing thanks 😂😂😂❤😂i am happy to you good job

  • @edenteklegiorgis9889
    @edenteklegiorgis9889 2 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷Lovely Wedi Hazhaz,Eritrea 🇪🇷

  • @Awdibrhanu
    @Awdibrhanu 2 วันที่ผ่านมา +1

    ጎዶሎታት እንታይ ክትምህሩ ዘይ እሩማት እንታይ ክትእርሙ ከም ኣትማን ነቓዓት ሃሰው ትብሉ። ኣወል ስዒድ ብኣኽብሮት ኢዩ ተዛሪቡ ግን ኣብ ሞንጎ ናይ ቃላት ተዓቂፉ ሓቂ እንተልዩኩ ቃላት ኣርሙ ዘሓሰቦ ጌርኩም ተሳብቡ ሰባባት ፍጥረት።
    ሕጂውን ጅግና ኣወል ስዒድ ደጊምኩ ስምዕዎ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @edenteklegiorgis9889
    @edenteklegiorgis9889 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏Lovely Topic 🇪🇷 Wedi Eritrean Geganu Sammy 🎉🎉🎉🎉Eritrean best 👌 👍 😍 great discussion 👍

  • @wedihager5194
    @wedihager5194 2 วันที่ผ่านมา +1

    ወዲ ተዋህዶ ጽቡቕ ነጥቢ

  • @-se9hk
    @-se9hk วันที่ผ่านมา

    ኣነ ዝገርመኒ ኣዚ ዘረባ ዘይተክም eyou ስለምንታይ ንጎይታና የሱስ crstos ከማን ሰክሎም ቀቲሎሞ
    ነዚ ሓቂ ዝግበር ዘሎ ዘይትካቲኡ የሕዋተይይይ
    ኣዋልድና ብካራ ኣንዳ ተሓረዳ ኣንዳ ተከተላ ከማን ስጋብ ክንድዚ ኣብ ሜዳ ኣይወሳኩሙን የሕዋት የብልኩምን ዲዮኡ 😭😭😭😭😭😭

  • @mebrattesfay5436
    @mebrattesfay5436 2 วันที่ผ่านมา

    Wedi tewahido kuduse selame niaka yikune kubure sebe❤❤❤🎉🎉🎄🎄🎄🎄🇪🇷🇪🇷👍👍⚘️⚘️⚘️

  • @edenteklegiorgis9889
    @edenteklegiorgis9889 2 วันที่ผ่านมา +1

    😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏ni PIA prayer 🙏 Lovely Sami 😂

  • @goduraosman1494
    @goduraosman1494 2 วันที่ผ่านมา +1

    👍👍😍

  • @michaelyohannes8247
    @michaelyohannes8247 วันที่ผ่านมา

    Bravo wedi tewahdo 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @wedihager5194
    @wedihager5194 2 วันที่ผ่านมา +1

    Reforming reformer: ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ፍትሐ ነገስት: ከምቲ ኣወል ዝበሎ አብ 16 ክፍለ ዘመን ገለ ገለ ኦርጅናል ትሕዝቶ እቲ መጽሓፍ ተቐይሩ ምዃኑ ትፈልጥዶ?

  • @wedihager5194
    @wedihager5194 2 วันที่ผ่านมา

    ብዙሓት ኣንጻር ሲኖዶስ ተሓድሶ መናፍቓን አለዉ ኣብዚ ገዛ።

  • @-se9hk
    @-se9hk 2 วันที่ผ่านมา

    Yes ይዝክሮ አየ ናይ ማንሽሕስተር ዝተፈጸመ ትሓድሶ 2015

    • @yoditfkrieuhiwetey3333
      @yoditfkrieuhiwetey3333 วันที่ผ่านมา

      Ewe ata ezom abuna tasirom ab esrbet zmotou dika nsom baelom aminom kemzeykonu kab wshti adi kemu kemzykonu tezaribom nana abotat gn abona thadso koynom elom kabom yedhnena elomna baelom kab westi adi gn kemu kemzey konu nmntay ena gn zeynemazazn

  • @AbrahamAraya-i1n
    @AbrahamAraya-i1n 2 วันที่ผ่านมา

    ሳሚ ፈትየካ ኣነ ሂፖክራሲ yes muslyat eyom eziom

  • @Josephsol55
    @Josephsol55 2 วันที่ผ่านมา +1

    ደናቑር ናታታትኩም ሃይማኖት ኣይኮነን ዕሙት ድንቁርና እዩ። ቤተ-ክርስትያን ርኢኽሞ ኣይትፈልጡን መጽሓፍ ቅዱስ ኮንደይ ግዜ ተንብቡ?

  • @sere6279
    @sere6279 2 วันที่ผ่านมา +1

    ወዲ ተዋህዶ ሓቂ ተዛሪቡ ብካልእ ሰባት ተዋህዶ ክትጭፉጨፉ እዳዋዓለትሲ ኣወል ተዛሪቡ ኢልካ ጫው ጫዉ ሎቃምጽ ሓቀኛታት ኣመንቲ ክኣ ትመስሉ ።

  • @kibromsolomon5613
    @kibromsolomon5613 2 วันที่ผ่านมา

    Bravo wedi Tewahdo!!

  • @-se9hk
    @-se9hk วันที่ผ่านมา

    ፍርቂ ቤተክርስቲያ ኣብ ማንችስተር ዘሎው ትሓድሶ አዮኡም ናይ ኣመርካ ቀሽ አዮኡም ዝኽተሉ ::

  • @habtenuguse7806
    @habtenuguse7806 2 วันที่ผ่านมา

    🌺🌺🌺

  • @habtenuguse7806
    @habtenuguse7806 2 วันที่ผ่านมา

  • @Sembare-1
    @Sembare-1 2 วันที่ผ่านมา

    እዋይ ሳሚ ሽኮር ተኣምር እዩ እኮ እዚ ናትካ ዘበለ ኹሉ ..ሰብ ገጽካ ኣይፈልጠካ መን እኻ ኣይፈልጠካ ከምዚ እልካ ዓቢ ጽልዋ ክትገብር ኖርማል ነገር ኣይኮነን እዚ ቡኡነት...በቃ ከምዚ ከማኻ ኣብ 100 ምልዮን ዝውለዱ ሓደ ጥራይ እዩ ዝርከብ ዝኾውን 👏👏👏👏👏

    • @Emperortwedros
      @Emperortwedros 2 วันที่ผ่านมา +1

      My stupid friend why do have to see anyone face ? What is the point

    • @Sembare-1
      @Sembare-1 2 วันที่ผ่านมา

      @Emperortwedros ገጽ ምርኣይ ኣገዳሲ ኮይኑ ኣይኮነን ..ሃጸይ ተወድሮስ ምሁር ግን ሓፋሽ ህዝቢ እንታይነትካ ከይፈለጠ ክንድዚ ዝርግሐን ጽልዋን ከትገብር ማዕረ ኽንደይ ሓያል ናይ ዘረባን ናይ ምስሓብን ምርድዳእን ምምራሕን ክእለት እዩ ዘርእየካ ..እዚ ስራሕ እኮ ናይ ካድረታት ክንደይ መጽናዕቲ ገይሮም ዝሰርሕዎ ስራሕ እኮ እዩ ..ስለዚ ኣነ የድንቅ እየ ዘለኹ ዛዓርከይ ..ብዙሕ ዓዘፍዘፍ ተዘይበልካ ይሓይሽ ንነብስኻ ክትብል

    • @bltblt2473
      @bltblt2473 2 วันที่ผ่านมา

      @@Emperortwedros
      Because if he knows them. They should also know who they are speaking with at all times.

  • @ber771
    @ber771 2 วันที่ผ่านมา

    ባዕልና ኣለናዮ ናባና ብደፍዎ :::::::::::

  • @wedihager5194
    @wedihager5194 2 วันที่ผ่านมา

    Reforming: ጣኦት ምስ ታቦት እንታይ ርክብ ኣለዎ ?

  • @-se9hk
    @-se9hk 2 วันที่ผ่านมา

    ኣዚ ሰብ ማንችስተር ድዩ ዘሎ

  • @alsmhamobael32
    @alsmhamobael32 2 วันที่ผ่านมา

    Gegna wade Twhdo

  • @EstifanosBeraki-x4x
    @EstifanosBeraki-x4x 2 วันที่ผ่านมา

    ናብ ሳሚ ሺኮር አዞም ብዛዕባ ኣቡነ ኣንጠንዮስ ዝዛረቡ ዘለዉ ተቓምቲ ስለ ዝኾኑ አዚ ክትዕ ኣቃርጾ ከይገፍሓካ ተቃወምቲ ብዛዕባ ክብረነገስቲ ክካትዑ የብሎምን፡፡ካብ አስግቲፋኖስ ደብረጽዮን፡፡

  • @AwetTeckle
    @AwetTeckle 2 วันที่ผ่านมา

    Hjs henti Andy ta mexhef

  • @amansolomon2648
    @amansolomon2648 วันที่ผ่านมา

    ክዛረብ እንበር ክሰምዕ ዘይ ተዝዓደለ ሙሱልይነት ህዝቢ እዚ ወዲ ተውሃዶ ዝብሃል ኣምሱልይነት ዝኾነ እዩ ለባም ለባም ይጻወት ኣሎ

  • @ber771
    @ber771 2 วันที่ผ่านมา

    ከድኩም ርኣይዎ ሕቡን ሰራዊት ካብ ስድርኡ ንብጾቱ ዘፍቅር ኣፍርያ ኣላ እዛ ሃገር ተዓወት ሰራዊትንና ሕቡን ዋልታ ሃገር 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤💪🏻💪🏻💪🏻💪🏻💪🏻💪🏻

  • @SimonKahsu
    @SimonKahsu 2 วันที่ผ่านมา +1

    ሳሚ ሓደ ለክባጥ ኢካ ነዚ ሕዝቢ ናብ ዘይከውን መገዲ ትወስዶለካ።ኣወል እቲ ግቡዕ መልሲ ሒብሎ ከብኡ ዝተረፈ ተንጽዎ ለውጢ የለን ኣይትድገሙ።

    • @mebrahtomgebremeskel5307
      @mebrahtomgebremeskel5307 วันที่ผ่านมา

      😂😂😂ኣይገርመጋን እዚ ወዲ ሓደ ለኽባጥ መርገጺኡ ዘይፍለጥ መላኽዒ እዩ።

    • @NuraAhmed-m1j
      @NuraAhmed-m1j วันที่ผ่านมา

      Ab zambia 🇿🇲 kofe eilu seb yebas alo ezi lkhbat wana geza 😂😂😂

    • @mebrahtomgebremeskel5307
      @mebrahtomgebremeskel5307 วันที่ผ่านมา

      @@NuraAhmed-m1j zambia🤦🤦are you joking

    • @NuraAhmed-m1j
      @NuraAhmed-m1j วันที่ผ่านมา

      @ entay kelagex dea behaki zamibia u zenber 😂😂😂🤭🤭🤭🤭🤭🤭🤭🇿🇲🇿🇲yehfiruwo koynu abti nay tik tok baio las vigas eilu xihifu alo 😂😂😂😂😂

  • @wedihager5194
    @wedihager5194 2 วันที่ผ่านมา

    ወዲ ተዋህዶ 👏👍

  • @yousefhassen3606
    @yousefhassen3606 2 วันที่ผ่านมา

    ህዝቢ ስዒሩኒ'ዩ ናብ ህዝበይ መጼ ! ኢልካ ካብ ተቓዋማይ ናብ ደጋፋይ ባሃልቲ ክክክክክ ዝገርም ያኢ ብኣወል ጌርካ ተንሽን ንምርካብ! ኩሉ ሓልዮት ኣምሲልካ ዝያዳ እታ ተዋህዶ ሃይማኖት ንነቐፍቲ ጥራሕ ትብጾሖም ዝበለ መን'ዩ!? እዞም ሕዝቢ ስዒሩና ናብ ህዝብና መጺና ዝብሉ ዘለዉ ቶኽላ ክነሶም ቆርበት በጊዕ ጌሮም ክጽጉዕና ዝደለዩ'ዩ።

  • @AbrahamAraya-i1n
    @AbrahamAraya-i1n 2 วันที่ผ่านมา

    ወዲ ኦቶዶክስ ቁኑአ ኣሎ

  • @gorginobere921
    @gorginobere921 2 วันที่ผ่านมา

    እዚኦም ዲያቆናት እንተኾይኖም ወላ ኣፈወርቂ ጃብር ወን ዲያቆን ኢዩ ማለት ኢዩ

    • @-se9hk
      @-se9hk วันที่ผ่านมา

      Kkkkkkkk

  • @rumanamahmoud4825
    @rumanamahmoud4825 2 วันที่ผ่านมา

    ዘሪአይደረስ ናፍቂት ሃይለሰላሴ ናይግብጺ ኦሪቶዶኩስ እኮ ወላሂ እሎም እዮም ዝምሕሉ ክክክክክቅ ህገረ ኤረትራ ናይ 9 ብሄሪ እያ ፈቲኺ ጸልእኪ ዓጋመ ስክቲ ውዕግንንንን

  • @wedihager5194
    @wedihager5194 2 วันที่ผ่านมา

    አንታ ዲያቆን ኤዛና ትብል ዘለኻ ተሓድሶ ቅዱስ ልዕሊ ሲኖዶስ ሕጊ አሎ ?😅

  • @shishayhadsh547
    @shishayhadsh547 2 วันที่ผ่านมา

    እዚ ህዝቢ፡ እንታይ ወሪዱዎ፡ ህግደፍ መጀመርያ ዓድና ድሒሩ ዓድና ኣሕዲጉና።
    ተቓዋሚ ዲኻ ደጋፊ? ተቓዋሚ እወ። እሞ ትግራይ ትዕወት ኢኻ? ኣይኮንኩን። እሞ ትግራዋይ ኢኻ፡ ኣይኮንኩን። ናይ ኤርትራ እንታይ ገደሰካ ናይ ትግራይካ ኪድ።
    ተዋህዶ ዲኻ፡ እወ። ብ ኣብ ተዋህዶ ኤርትራ ወጽዓ ኣሎ። ኣቦና ዝኣሰርናዮም ናትና ኢዮም። እዞም ን ኣቦይ እንጠንዮስ ዝሓቱሎም ደኣ? እሞ ተሃድሶ ኢዮም። በቃ ፋሕፋሕ ኢልና።

  • @ወጊድይሁዳ
    @ወጊድይሁዳ 2 วันที่ผ่านมา

    ምስ ኣቡነ መካሪዮስ ክትዛረብ ምፍታንካ ብጣዕሚ ደፋር ኢኻ። እዛ ዲቁና እኳ ዘይብልካ ፡ ንእሽቶይ ሰብ ኩልጊዜ ንእሽቶይ ኢዩ። ኣቡነ መካርዮስ ኣብ ምድሪ ካብዘለዉ በጻብዕ ዝቁጸሩ ናይ ቲዮሎጂ ሊቃውንቲ ሓደ እዮም። ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ሕጊ ደኣ ጳጳስ ብህይወት እንከሎ ጳጳስ ዝመዝዝ ናይ ጒሒላ ስርዓት እንደኣሉ።

  • @JhKk-qk5rl
    @JhKk-qk5rl 2 วันที่ผ่านมา

    ኢካኣሎ ሉውጢ

    • @yonatan4085
      @yonatan4085 2 วันที่ผ่านมา

      ዓገብ !!!

  • @ታራፊክ
    @ታራፊክ 2 วันที่ผ่านมา

    😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
    ባሃይማኖት ግሊ እንቲትረኺቡ ፋትኑ እስኪ
    ክናግር ክሎ ዝብል ቅሺ ናይ ትግራይ ድዩ ዋላ ናይ ኤረትራ 😂?

  • @2468justinbieber
    @2468justinbieber 2 วันที่ผ่านมา

    እንታይ ዝበለ ሃተውተው ኢዩ ።

  • @habtenuguse7806
    @habtenuguse7806 2 วันที่ผ่านมา

    🌹🌺🌹