ል ሰላም ካብ ገዛ ውፅልና ኢልያ🤬 ብሰንካ ካብ ገዛ ክንወፅእ ኢልና🤔

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 420

  • @RahelTube-2127
    @RahelTube-2127 หลายเดือนก่อน +172

    ኣነ ማርያመይ ምንጪ ሓጎስይ
    ማርያመይ ዋሕስ ህይወተይ
    እብ ጊዜ ሓዘነይ ደባሲተይ
    ጭንቅ እንትብለኒ ደጋፊተይ
    መከራይ ኣረሒቅኪ ዝኮንኪ ጸግዕይ
    ዕድለኛ አየ ውልድኪ ምኮነይ
    ድንግለይ ውዕለትኪ ኣለኒ
    ካብ ጸልማት ዘውጻእክኒ
    መከራይ ኣረሒቅኪ ሰላም ዝሃብክኒ
    ትማሊ ዝሓልፍ ዘይመስል ጸልማት መከራ ፍተና ብጭንቀት ክወሓጥ ክንደይ ሞ ክብሎ ድንግል ማርያም ኣደይ ግን ጸግዕን ደገፍን ኬንኪ ካብ ችግርይን ጸገመይን ኣውጺእክኒ ብቃላት ገሊጸ ዘይውድኦ ኣለኒ ውዕለትኪ፣ ክብሪ ንዓኪ ይኩን ኣደይ መጻናኒዒተይ፣ ፆሎትን በርከትን ናይ ወላዲት አምላክ ኣይፍለየና ርሑስ ባሕቲ ይግበረልና❤❤

    • @ራኪ-ዩቱበ
      @ራኪ-ዩቱበ หลายเดือนก่อน +1

      @@RahelTube-2127 🙏🙏❤️

    • @AbeyAse
      @AbeyAse หลายเดือนก่อน +1

      አሜን አሜን አሜን ዝሓፍተይ

    • @GiaJojo
      @GiaJojo หลายเดือนก่อน +1

      ❤❤❤❤❤❤

    • @brijap5171
      @brijap5171 หลายเดือนก่อน +1

      Amen(3)❤ጎበዝ👍👌

    • @SamriTasfay
      @SamriTasfay หลายเดือนก่อน +2

      ኣሜን(3)ማዓረይ ደምርኒ ባ ራህየልዋኒ

  • @Meeuuuuu
    @Meeuuuuu หลายเดือนก่อน +24

    ኣዳ ጆሲ ሮዚ ናበይ ከይዶም ጠፍኦም ኤፊ ሓወይ❤😊

  • @DjjeiDhhdh
    @DjjeiDhhdh หลายเดือนก่อน +9

    ሰሉዋይ ለባመይ ኣታ ጨጎርኣ ኣይትላሓፃ ብዝኾነ ብሩኽ ባሕቲ ይግበረልና ኣሕዋተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AbeyAse
    @AbeyAse หลายเดือนก่อน +31

    ዋይ ዓቅሊ ማርያምን ሰሉየ አብ አሕዋታ ዘለዋ ክብሪ😢

  • @ኣዙጋልትግራይ
    @ኣዙጋልትግራይ หลายเดือนก่อน +14

    ቡሩኽ #ባሕቲ ጥቅምቲ ይግበረልና ተጋርዋኒ❤ ኣብ #ፀለትኹም😢ሓስብኒ ሓወይ ስልኩ ኣብይኒ ኣብ ስዑዲ እዩ ነይሩ ፅቡቕ የስምዕኺ እስኪ በሉኒ ተጋርዋኒ😢🙏

    • @BrhanWelemaryam
      @BrhanWelemaryam หลายเดือนก่อน +1

      ፅቡቅ የስምዕኺ ሳብስክራይብ ደሞ ግበርለይ 👏

    • @حياةعبدالله-م9خ
      @حياةعبدالله-م9خ หลายเดือนก่อน +1

      ኣጀኺ ምቅርተይ

    • @ኣዙጋልትግራይ
      @ኣዙጋልትግራይ หลายเดือนก่อน

      @@BrhanWelemaryam ገይረልኪ ኣለኹ መዓረይ

    • @qahv5965
      @qahv5965 หลายเดือนก่อน +1

      ኣጆኪ ምቅርተይ ፅቡቅ የስምዕኪ እግዚኣብሔር ኣምላክ❤

    • @BrhanWelemaryam
      @BrhanWelemaryam หลายเดือนก่อน +1

      @@ኣዙጋልትግራይ የኽብረለይ ዛሓፍተይ ደሞ ፅቡቅ የስምዕኺ 👏😘

  • @ሕልናዊት
    @ሕልናዊት หลายเดือนก่อน +28

    ኣፎመይ ሮዚን ጆቴን ጠፊኦም ዮቱብ የለውን ብሰላም ድዮም ተኪኢልካ ኣምፅአልና😢

    • @Tyty112-ij7qm
      @Tyty112-ij7qm หลายเดือนก่อน +6

      ዋላ ኣነ ኣብfbኮ ኣለዉ እዮም ግን ሮዛየይ ግን የለይ ጆቱ ብቻ እዩ ኣብ24ስዓት ሸረ የበሊ🥺

    • @EmuGalWukro
      @EmuGalWukro หลายเดือนก่อน +1

      ኣለዉ እዮም Fb ምናልባች ፀጊሙዎም ይኮን

    • @GhDh-x9x
      @GhDh-x9x หลายเดือนก่อน +1

      ዶምርኒ ክብረተይ ዋለ ኣነ ጆቲ ኣብfb ይርኦ ኣለኩ ሮዚ ግና ኣይርያኣይ ዘሉኩ ናይ ሰላም ድዮም

    • @YewhinVlogs21
      @YewhinVlogs21 หลายเดือนก่อน +1

      ​@GhDh-x9x ንደማመር ዝያዳይ❤

    • @tyghgghj8551
      @tyghgghj8551 หลายเดือนก่อน

      ተምሃሪት ያ ሮዚ

  • @AhmedAhmed-kz9st
    @AhmedAhmed-kz9st หลายเดือนก่อน +6

    ካብዝባ ብዝሕ ንማሃረ ማለት ትሕትና ናይ ኣሕዋትክ ክንድዝ ኣክብሮት ኣለናዶ ማለትይ ሓንት ቃል ትትዛሪቦምና ናዓብድ ብለና ስላም ግን ናይኣሕዋት ፍቅሪ ኣሽንፍዋ❤❤❤❤ስሉየ ልባም

  • @GhDh-x9x
    @GhDh-x9x หลายเดือนก่อน +6

    ዋይ ሰሉየይ ምስክን ኣሕዚናትኒ😢😢 ዘለዋ ዓቅሊ👌👌ኣፊየይ መሕረር😂😂 ሰሉየይ ሕነኪ ፍደይይይ

  • @مظديخي
    @مظديخي หลายเดือนก่อน +11

    ዋይ ስሉዋይ ማዓረይ ተሕዝነካ 😢 ማረያምን ሓፍተይ

  • @Almi_Alm
    @Almi_Alm หลายเดือนก่อน +28

    ኣቱም ህዝቢ ሳብስክራይብ እንዶ ግበሩሉናይ መሓጎሰና ባሕቲ ይግበረልና ኣሜንንንን

  • @الالال-س1ت
    @الالال-س1ت หลายเดือนก่อน +14

    ኣፍ ወርቅ ዕጨ የማና ኣትናዲዳ ፅብቅ የኮነይ ብስቲ ጥዕናኣ 😊😊
    ሰሉዋይ መስኪን ኣሕዚናትኒ 😢

  • @ትግራወይቲ
    @ትግራወይቲ หลายเดือนก่อน +10

    ኣፎመይ ኣታ ቆርማድ ግደፉ ንሰላም ኣይትረብሽዋ ዋ ታገይራትኩምያ ናተባረኩም ሰላም ከሊእክምዋ😂😂ግን ሮዝና ጆቴ ድሓንድዮም ጠፊኦም ኣፎመይ❤

  • @FhgfFhhf-f5j
    @FhgfFhhf-f5j หลายเดือนก่อน +2

    ሰላመይ እባ ለለዋ ክብረት ልኣሕዋታ ❤❤❤ቡሩክ ባሕቲ ይግበረልና❤❤

  • @ShamS-hp3vn
    @ShamS-hp3vn หลายเดือนก่อน +9

    ናይ ያሬድ ይሓይሽ😍😍😍😍😍

    • @ABADITGALBEYENE
      @ABADITGALBEYENE หลายเดือนก่อน

      ❤❤

    • @Albaadallbadr
      @Albaadallbadr หลายเดือนก่อน

      እረ ያሩ ስባኣይ እዩ ማዕንዱ ጭንቂ

  • @Smert-g6f
    @Smert-g6f หลายเดือนก่อน +3

    ዊይ ስሉዋይ። ማዓረይ ትሕዝነካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hgfgghgvjggf9916
    @hgfgghgvjggf9916 หลายเดือนก่อน +9

    ታኣያ ዶ ገራትኩም ላተዛረኹም መዕረፊ ዘስኣንኹማ 😂😂😂ሰሉየ ምስኪን❤❤

  • @ማኣዚየተዋህዶልጅ
    @ማኣዚየተዋህዶልጅ หลายเดือนก่อน +15

    ዊይ ሰሉዋይ ማዓረይ ተሕዝነካ😢😢

  • @GeniTube1214
    @GeniTube1214 หลายเดือนก่อน +3

    ኣታዮ ባዕላ ዩትብ ከፊታስ መንከራ ኣብሊዕክምዋ ናይ ያሬድ ከይኣክልስ ንስካ ዉን😢😢

  • @akilove3701
    @akilove3701 หลายเดือนก่อน +3

    ታይ ገበረትካ ሰላመይ ❤❤❤

  • @jamelhnaif4524
    @jamelhnaif4524 หลายเดือนก่อน +2

    ጅግና ሓፍቲ እንታይ ገብረትኩም❤❤❤💞💞💞

  • @AlmaDf-l4e
    @AlmaDf-l4e หลายเดือนก่อน +1

    ታማ ጠፊኡኩም ኩሊኩም ኣሐተይ ናይ ሰላም ድዩ❤❤❤❤❤❤❤

  • @dasnaentertainment
    @dasnaentertainment หลายเดือนก่อน +15

    ሩሑስ ባሕቲ ጥቅምት ይግበረልና አሜን፫🥰
    ብስም #ባሕቲ #ሳብስክራይብ ግበሩለይ ተጋሩ ኣሕዋተይ🙏🥰

    • @-jh2ft
      @-jh2ft หลายเดือนก่อน

      ገይረልኪ ዝያዳይ ❤

  • @galtgray_12
    @galtgray_12 หลายเดือนก่อน +11

    ተጋሩዋው ሳብስክራይፕ እባ ገይርኩምኒ ሕለፉ ተመሊሰ ክሪአኩም እየ ብትሕትና ይሓኩም🤲🤲🙏

  • @MahiMahi-r2g
    @MahiMahi-r2g 28 วันที่ผ่านมา

    ሰላመይ ፈትይ እየ ዘብለኪ🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @668-tj6oz
    @668-tj6oz หลายเดือนก่อน +7

    እንየዋ ዓቅሊ ሰሊተይ ምቅርቲ❤❤🎉🎉

  • @TsadiFikrrr
    @TsadiFikrrr หลายเดือนก่อน +8

    ዋይ ስሉዋይ ማዓረይ ተሕዝነካ 😢😢😢😂 ማረያምን ሓፍተይ

  • @MuhammadM-s9g
    @MuhammadM-s9g หลายเดือนก่อน +1

    ዮርዳባ ኣምፀአልና ዋይ ናፊቀያ❤🥺

  • @freyemaryamlij1263
    @freyemaryamlij1263 หลายเดือนก่อน +6

    እኒአዋ ትዕግስቲ😢

  • @fhgYuyyu
    @fhgYuyyu หลายเดือนก่อน +2

    ሰልየይ ተሕዝነካ❤❤❤

  • @ኣፅቢ
    @ኣፅቢ หลายเดือนก่อน +2

    ሰላማት ❤❤ ተጋሩዋይ ደምርኒ በጃኩም ❤❤❤❤❤❤

  • @DestaDesta-qz4sd
    @DestaDesta-qz4sd หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤😢😢 ዋይይ መሕዘኒት ታይ ገበረትካ ወደይ በስምኣብ 😢😢

  • @malataregawe8730
    @malataregawe8730 หลายเดือนก่อน +3

    ሰላመይ ለባም❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @HaftiMerkeb
    @HaftiMerkeb หลายเดือนก่อน +16

    ባዕለይ ቃደመይቲ ኮሞንት ላይክ😅❤❤❤

    • @FutsumTube4236
      @FutsumTube4236 หลายเดือนก่อน +1

      ደምርኒ ማዓረይ

  • @ሕልናዊት
    @ሕልናዊት หลายเดือนก่อน +2

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ኣፌዋይ ስኣየይ💘

  • @SaraSara-e2c
    @SaraSara-e2c หลายเดือนก่อน +2

    ስሉዬ ምስኪን ኣፌም መሕርር ንዮርዳ ናፍቀኛ ኣምፀአ ያባ ትስሕቅላ ክትምችወን 😊😊

  • @የማርያምፅየንልጅነኝኦርቶ
    @የማርያምፅየንልጅነኝኦርቶ หลายเดือนก่อน +5

    ዳ ጀሲ እና ረዚ ናሰላም ድየም ጠፊኦም ደቅኖዋ መልሲ ንፅበ

  • @GmhlHpyu
    @GmhlHpyu หลายเดือนก่อน +1

    ሰሉየይ. ጨጓርኣ ክልሕፅዋ እዮም. መሕረራት😂😂😂😂😂ላተዛረዪ. ሕደገዋ

  • @Zaydd-tl1rb
    @Zaydd-tl1rb หลายเดือนก่อน +1

    ውይ እንየዋ ዓቅሊ በስማኣም😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @سقى-ع1ي
    @سقى-ع1ي หลายเดือนก่อน +2

    ጨገራኣ ክልሕፅዋ እዮም ጨጐራኹም ይልሓፅ😂😂😂

  • @سلامه-ف5ذ
    @سلامه-ف5ذ หลายเดือนก่อน +4

    ሰሉዋይ ኣሕዚናትኒ😢❤

  • @temsgnamlaky6373
    @temsgnamlaky6373 หลายเดือนก่อน +1

    ዋይ ኣያታኖኪ አንየዋ ዓቅሊ ✅ተዓዲልኪ ሰሉዋይ በዓልቲ ዓቅሊ

  • @rfduv1457
    @rfduv1457 หลายเดือนก่อน +4

    ኣፈወርቅ ኣይታብዞሖ ግደፍ😂😂😂
    ሰሉየ ምዓረይ❤❤❤

  • @tdfdemey
    @tdfdemey หลายเดือนก่อน +2

    ሰሉየይ የኔ ምስኪን ተሕዝነካ😢❤❤❤😢

  • @SamriTasfay
    @SamriTasfay หลายเดือนก่อน +4

    ክትረግም ሰሉዋኒ ተጋሩዋኒ በጃኩም ደምሩኒ ፅርያተይ❤

  • @salams7331
    @salams7331 หลายเดือนก่อน +3

    ቦአ አትረብሽዋ ወለከ ሽረኒ ንዓአ ውን ኳ ገዛአ እዩ::😹😹

  • @Oppoa18-g6p
    @Oppoa18-g6p หลายเดือนก่อน +11

    እር ኢዙ ብራንክ ከም ቀርየ ፀላኢእ ይዒበዲ😢😢

  • @Grmaneshyoutube
    @Grmaneshyoutube หลายเดือนก่อน +2

    ኣፍየ ማዓርይ መጭ ሰሓቂ ይመችውኹም ኣሕዋተይ😂😂❤❤❤❤

  • @GhHg-y3z
    @GhHg-y3z หลายเดือนก่อน

    10:51

  • @GooklGookl-c2l
    @GooklGookl-c2l หลายเดือนก่อน +5

    ሰላማይ😢😢😢😢 ኣተናድድለይ

  • @HadasHaddes
    @HadasHaddes หลายเดือนก่อน

    ሰሉዋይ ለዋህ አተጨበርብራ ብራንክ ነበልካ

  • @AgfshgXggffh
    @AgfshgXggffh หลายเดือนก่อน +4

    ሰላም ዕቅለይ አሓወተከ ከብር አላከ ግን አተጭነቅውይ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @tgakterentertainment3855
    @tgakterentertainment3855 หลายเดือนก่อน +5

    ብሓቂ ማራ ተሕዝነካ 😢❤

    • @hyagfddgfddhhdd
      @hyagfddgfddhhdd หลายเดือนก่อน

      ዋይ ዓቅሊ ኣነስ ዓነዉ ከብሎ ነይረ ልበይ ረቂቁ እዩ😢

  • @temesgenamlaki9833
    @temesgenamlaki9833 หลายเดือนก่อน +4

    ኻብዝ ታኣና ክንመሃር በጃካ ኣተጨንቃ😢

  • @Selam-Hadush-j4i
    @Selam-Hadush-j4i หลายเดือนก่อน

    ሰሉየይ ኣሕዚነትኒ ማዓረይ😢

  • @GefdvfGefdvfecDc
    @GefdvfGefdvfecDc หลายเดือนก่อน +7

    ዋይይይይ ጨጎራአ ክልሕፅዋ እዬም

  • @SwSwi-vu7uq
    @SwSwi-vu7uq หลายเดือนก่อน

    በይዛኺ ሰላመይ ማዓረይ

  • @TgKv-r2w
    @TgKv-r2w หลายเดือนก่อน

    ዊ ሰሉየይ ግን ዓቕሊ ማርያምን 😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @YdHd-x5x
    @YdHd-x5x หลายเดือนก่อน +2

    ሰሉ ተሕዝነካ❤❤❤❤❤

  • @DaianaDaiana-he4jq
    @DaianaDaiana-he4jq หลายเดือนก่อน +3

    ዋይ እሐዚናትኒ ሰሉዋየ

  • @Samera-l5y
    @Samera-l5y 19 วันที่ผ่านมา

    እፍ ኣሕዚናትኒ ሰሉየይ ኣፍም መናጢ😭😥

  • @FjgrDhte
    @FjgrDhte หลายเดือนก่อน +1

    ሰላመይ አሕዚናትኒ😢❤

  • @abebakasa349
    @abebakasa349 หลายเดือนก่อน +5

    seluyee ahezunatni 😢😢😢😢

  • @الالل-ج7ع
    @الالل-ج7ع หลายเดือนก่อน

    ትሕዝነካ ሰሉዋይ😢😁😇

  • @EmersonLuther-m5k
    @EmersonLuther-m5k หลายเดือนก่อน

    Labadie River

  • @Samri-kiros
    @Samri-kiros หลายเดือนก่อน +4

    🤣🤣🤣🤣🤣 ይሞችኩም ዋይ ሰሉ ሰቲካ ዲካ ያ 😁😁😁❤️

  • @Tiji-R8
    @Tiji-R8 หลายเดือนก่อน +16

    እንካዕ ዳሕና መፃኩም 😊 ደምሩኒይ ባ ናይ ኣፍወርቂ ተከታተልቲይ ብሩክ ባሕቲ ካኣ ብሩካተይ 😊❤

  • @Yrgu692
    @Yrgu692 หลายเดือนก่อน +3

    ናይ ሓው ነገር😢

  • @VghBcjg
    @VghBcjg หลายเดือนก่อน +4

    ኣታ ግደፍዋ ደይ በሰመኣመ😢😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤😂😂😂

  • @DinuTsgab
    @DinuTsgab หลายเดือนก่อน

    ሰሉዋይ ምስኪን ❤ኣነስ ክሳዕ ክንድዚ ዓቅሊ ኣይምገበርኩን

  • @ይርጋጓልትግራይ
    @ይርጋጓልትግራይ หลายเดือนก่อน +3

    #ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራት ኣሕዋተይ ሪኢኩም ከይትሓልፉኒ #ብወላዲትኩም ክቡራተይ 🎉🎉

  • @Selam-Hadush-j4i
    @Selam-Hadush-j4i หลายเดือนก่อน

    ኣፈወርቂ ነይ ኢድካ ኣይትሳኣን❤❤

  • @AskAsj-oq7uw
    @AskAsj-oq7uw หลายเดือนก่อน +2

    አፌ ዓይነይ ልኣኻ ተልትኾን ዛ prank ዚኣ ኣሰራ መጥፋእኻያ ልሰላም ❤😂

  • @AberashiMisitafa-zt2eh
    @AberashiMisitafa-zt2eh หลายเดือนก่อน

    አፍየ😂😂 አታ ጨጎራ ሰላምየ አይቲናዲ

  • @dhqe5723
    @dhqe5723 หลายเดือนก่อน +4

    ግደፋ ኣፌ😥❤

  • @AndtheEgg
    @AndtheEgg หลายเดือนก่อน +4

    ሰሉየይ ተሐዝነካ😢👑👑👑🎉🎉❤❤❤

  • @meri11-r1n
    @meri11-r1n หลายเดือนก่อน +3

    Selu ahezunatni ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @RdEy-lu8vo
    @RdEy-lu8vo หลายเดือนก่อน +1

    ዋይ ሰልዋይ ትዕግስቲ በስማኣም አነሰ ሃምዙይ ለይትመስለኒ ነይራ ድግኡ ሪእኻ አይትፍረድ ልባሃልስ ሓቂ

  • @briLove-z2b
    @briLove-z2b หลายเดือนก่อน +6

    ስላምይ ኣሕዚናትኒ😢

  • @Bxkddnjiddd
    @Bxkddnjiddd 8 วันที่ผ่านมา

    ሰሉዋይ ሽኮር❤❤❤❤❤

  • @elsatkleytuber2720
    @elsatkleytuber2720 หลายเดือนก่อน +10

    ሳብሰክራይብ ግበሩለይ አሕዋት ብታ ትፍትዉዋ ኣደኩም❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

    • @jvh580
      @jvh580 หลายเดือนก่อน

      ዋይ ሳብስክራይብ ክትብላስ ብዎላዲትኩም ብማርያምኩም እናበልክ ተኸኽ ኣይትብላና ዋ ለማኖ ጀዋልና እኮ ገንዘብ ኢና ሂብናላ ጀዋልና እናዓለገት ጉድ ረኺብና ንዓኻትኩም ጉድኣት የብሉይ ንኣና ጥቕሚ ስለ ዞሎዎ ሳብስክራይብ ግበሩ እናበልኩም የሐሚምክሙና ዋ ገይረልኪ ኣለኩ ግን ንኩለኩም ንኩላትክን እያ እዚኣ የቅርታ ኣቕረበ እየ😂😂😂

    • @ሊሊቻናል
      @ሊሊቻናል หลายเดือนก่อน +1

      ገይረልኪ መልሲ ንስኪ እውን

  • @sghfferfff154
    @sghfferfff154 หลายเดือนก่อน +4

    ውይ መዓረይ ክተሕዝነካ 😢😢

  • @AlexsTeklay
    @AlexsTeklay หลายเดือนก่อน +3

    Selamey maarey

  • @MeazaTube12
    @MeazaTube12 หลายเดือนก่อน +3

    Seluye ahzinatni❤❤❤🎉🎉

  • @DgShh-l3d
    @DgShh-l3d หลายเดือนก่อน +3

    ሰሉዋይ ዓቅላም❤❤

  • @brzafKiros
    @brzafKiros หลายเดือนก่อน

    ዋይ ቲዓቅላ እያ ታኒኪ 🙏

  • @برتقالهمحمد
    @برتقالهمحمد หลายเดือนก่อน

    የኔ ማሪሪሪ ሰሉ ሽኮሪ❤❤❤❤

  • @ኣርሴማኣርሴማ-ጀ2ዘ
    @ኣርሴማኣርሴማ-ጀ2ዘ 24 วันที่ผ่านมา

    ሱለ ብቅልፅማ ደቂሳ😁😁💋

  • @letebrhangualhiwet2149
    @letebrhangualhiwet2149 หลายเดือนก่อน

    ዓቕሊ ንኡሽተንያ ልህበኒ ተለግኒ ኣነስ እንድዒ ታ ፀብሒ ክደፍአሉ ኔረ እየ ልኾን ከልለኒ

  • @GfGcf-fq5bv
    @GfGcf-fq5bv หลายเดือนก่อน

    ኣፎመይ መሕረር😅😅😅❤🎉ሰሊተይ ምጭውተይ ❤

  • @AaSs-bj7pg
    @AaSs-bj7pg หลายเดือนก่อน

    ያሕደጋ ዋይይይ ኣገልዕ 😀😀😀 ዋ ሰሉየይ

  • @Seluselam-h1h
    @Seluselam-h1h หลายเดือนก่อน +2

    ኤፌየይ ምሕረረ ሰሉየይ የኔ ማር ♥️💛💥💛አይዞሽ 😅🤣

  • @KfGuesh
    @KfGuesh หลายเดือนก่อน

    ገርናልኪ ሓፍተይ 🥰🙏😊

  • @AsAs-uc2fi
    @AsAs-uc2fi หลายเดือนก่อน +4

    ❤❤❤❤❤🎉🎉😢😢

  • @ንግሰቲTube
    @ንግሰቲTube หลายเดือนก่อน

    ደምራኒ ተጋሩዋይ ኣፍወርቂ ግን ግደፍ ንሰሉ ኣይተናድዳ ብኡነት ዓቅላም አያ ብሰሩ❤

    • @ሊሊቻናል
      @ሊሊቻናል หลายเดือนก่อน +1

      ደሚረኪ መልሲ ንስኪ እውን

    • @ንግሰቲTube
      @ንግሰቲTube หลายเดือนก่อน +1

      @@ሊሊቻናል አሺ ምዓረይ

  • @aLi-v1o
    @aLi-v1o หลายเดือนก่อน +1

    Ay chid nakoleu aytsrah ateimulka dyu abyi hasas 😊😊😊😊😊😊😊

  • @AaAa-h9w
    @AaAa-h9w หลายเดือนก่อน +4

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @lilikabastgalaestbi1322
    @lilikabastgalaestbi1322 หลายเดือนก่อน +2

    Ahzintni saluway🥰😔

  • @Karem-b5l
    @Karem-b5l หลายเดือนก่อน

    ደስ ኣይብልን ኣፌ

  • @LH-iu7mx
    @LH-iu7mx 22 วันที่ผ่านมา

    ኣይይይይ❤❤😢😢😢😢

  • @LEMI-l3e
    @LEMI-l3e หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤😮😢😢😢