ሕቶ መንበሪ ሳልሳይ ዙር 70 ካሬ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 8 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 20

  • @meargmehari7651
    @meargmehari7651 หลายเดือนก่อน +3

    ቀፃሊ ቃልሲ የድሊ። ሕብረት የድሊ። ናብ ዝምልኸቶ ኹሉ ንሕተት።

  • @haftomkahsay7076
    @haftomkahsay7076 หลายเดือนก่อน +2

    Thank you Tigray Tv

  • @basicresearch7516
    @basicresearch7516 หลายเดือนก่อน +3

    ቦታ ወይ መሬት ወድሰብ ካብ እንነብረሉ ዘይንነብረሉ መሬት ብዙሕ እዩ:: ኾይኑ ግና መንግስቲ ዝተፈላለዩ ወጪታት ከየውፅእ ቦታ ከምዝፀበበ ገይሩ ይዛረበና ኣሎ:: ጌጋ እዩ:: ቦታ ወይ መሬት ኣሎ:: ገረብ ግባ: መለስ ኣካዳሚ ወዘተ ዘይበፅሐ መሬት: መሬት ከምዝፀበበት ኣይተፃብቡልና:: ብተወሳኺ ሰናይ ምምሕዳርን ተገዳስነት መንግስቲ ስለዘየሎ እዩ:: ንሕና ናይ 3ይ ዙር ዝተመዝገብናዮ 70 ካሬ ብዝብል ስለዝኾነ እዚ ተግባራዊ ግበሩልና:: ንትግራዋይ ዝትሓልዩን ዝትሕግዙን እንተኾይንኩም 70 ካሬ ን3ይ ዙር ብሕፁፅ ይተግበረልና::

  • @SamriBerihu-b6w
    @SamriBerihu-b6w หลายเดือนก่อน +1

    Tigray Tv Thank you so much

  • @gebremedhnteshale4940
    @gebremedhnteshale4940 หลายเดือนก่อน +2

    Thanks Hagazi Nigus and others

  • @Welday-x2w
    @Welday-x2w หลายเดือนก่อน +2

    Thanks tv tigray

  • @DanielAbraha-o4z
    @DanielAbraha-o4z หลายเดือนก่อน +2

    Excellent job

  • @girmaytsegay2999
    @girmaytsegay2999 หลายเดือนก่อน +2

    thank you barki tesfay

  • @Loret-b9r
    @Loret-b9r หลายเดือนก่อน +1

    THANKS TIG TV

  • @mebrahtuhaftu1740
    @mebrahtuhaftu1740 หลายเดือนก่อน +2

    እንታይ እዩ'ከ ሕሽኽሹኽ መግለፂ ዘየዉፅእሉ?

  • @hailemariamgebremeskel1408
    @hailemariamgebremeskel1408 หลายเดือนก่อน +1

    ሓጋዚ ንጉስ ኣገናዕ

  • @GeyashayTube
    @GeyashayTube หลายเดือนก่อน +1

    መንግስቲ ቃሉ ተዘኽብር እዩ ምስ ህዝቢ ክረዳዳእ ዝኽእል

  • @HayHay-pv8cq
    @HayHay-pv8cq หลายเดือนก่อน

    ንኽስማዐ ዝገበርኩምልና ነመስግን

  • @Welday-x2w
    @Welday-x2w หลายเดือนก่อน

    Tmret mahberat wekeltna btaemi gobezat bertau

  • @KbromKahsay-yz4ry
    @KbromKahsay-yz4ry หลายเดือนก่อน +1

    ትክክል መጀመርያ ንአካል ጉደአት ክኸውን ኣለዎ

  • @srqponmlk
    @srqponmlk หลายเดือนก่อน +3

    መጀርያ ክፃረ ኣለዎ። ደሓር ናይ መንግስቲ ሰራሕተኛታትን ግልጋሎት ወሃብቲ ሰራሕተኛታትን ቅድምያ ይወሃቦም። ተዘይኮነ 18 ዝመልኦ ብዝብል መሬት ኣደዳ ነጋዶ ኣይትግበርዎ

    • @YohansGebremeskel-dz1wf
      @YohansGebremeskel-dz1wf หลายเดือนก่อน +1

      እቲ ካሊእ ዜጋ ኣይምልከቶን ማለት ድዩ

    • @Zerfuasres23
      @Zerfuasres23 หลายเดือนก่อน

      Mengsti serahtegna bicha aykonetin ta tigray nkulu hade eya kulu zega yimlketo eyu

  • @basicresearch7516
    @basicresearch7516 หลายเดือนก่อน +8

    ቦታ ወይ መሬት ወድሰብ ካብ እንነብረሉ ዘይንነብረሉ መሬት ብዙሕ እዩ:: ኾይኑ ግና መንግስቲ ዝተፈላለዩ ወጪታት ከየውፅእ ቦታ ከምዝፀበበ ገይሩ ይዛረበና ኣሎ:: ጌጋ እዩ:: ቦታ ወይ መሬት ኣሎ:: ገረብ ግባ: መለስ ኣካዳሚ ወዘተ ዘይበፅሐ መሬት: መሬት ከምዝፀበበት ኣይተፃብቡልና:: ብተወሳኺ ሰናይ ምምሕዳርን ተገዳስነት መንግስቲ ስለዘየሎ እዩ:: ንሕና ናይ 3ይ ዙር ዝተመዝገብናዮ 70 ካሬ ብዝብል ስለዝኾነ እዚ ተግባራዊ ግበሩልና:: ንትግራዋይ ዝትሓልዩን ዝትሕግዙን እንተኾይንኩም 70 ካሬ ን3ይ ዙር ብሕፁፅ ይተግበረልና::

  • @SemereHailay
    @SemereHailay หลายเดือนก่อน +1

    Thank you Tigray TV