#ዝሞተ_ሰብ_ክትንስእ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 631

  • @GoitomShimendi-c3l
    @GoitomShimendi-c3l หลายเดือนก่อน +61

    ዕዲመን ጥዕና ይሃብኩም ትሚህሪት አሚሕሪዋ ኢዝ በልሕ ቆልዓ አሚላክ ይሐግዝኩም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @liliaregawi-ll5oz
    @liliaregawi-ll5oz หลายเดือนก่อน +46

    እዛ ማህፃና ዘሓመመት ህፃን ቆልዓ ግን ከደኩም ረአይዋ ኣሕክምዋ መመህረይ 😢

  • @Merhawit-z1i
    @Merhawit-z1i 25 วันที่ผ่านมา +11

    መን ኣሎ ከማይ ደም ዝነብዐ💔😢
    ፈጣሪ ካብ ክፍእ ዘበለ ይሓሊኹም
    ፀሎት ወላዲትኩም ኣይፈለኹም🙏

  • @SabaGebrelul
    @SabaGebrelul หลายเดือนก่อน +24

    እቲ መልሓሶም ክጥዕም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ 🙏🙏🙏

  • @mebrahtomTesfay-b2i
    @mebrahtomTesfay-b2i หลายเดือนก่อน +46

    ፈጣሪ ምሳኩም ይኩን ዛሃብኩም ፈጣሪ ዝውጻልኩም ይተካኣልኩም ሓሳብ ልቡኩም ይስመረልኩም ዞም የሕዋተይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @RSBDCEFGH
      @RSBDCEFGH หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ዝሓፍተይ❤❤😳

    • @regberegbe9767
      @regberegbe9767 22 วันที่ผ่านมา

      ​@@RSBDCEFGHታይ ደኣ ፈጠጥ ኢልኪ ከምቶም ጨካናት እኮ ለዋሃት አለው እዮም ካብዞም ኤርትራውያን😅
      ስርናይን ክርዳድን እዮም😢

  • @mlyen-wu4yx
    @mlyen-wu4yx หลายเดือนก่อน +35

    አቤት ልቦና ታኣምር እዩ እግዚአብሔር አምላክ ብጥበቡ የዕቢኩም አብ ፀቡቅ ደረጃ በፂሕኩም የሪአና ❤❤❤

    • @ፅሪቲካሕሳይ
      @ፅሪቲካሕሳይ หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤

  • @AluFkr
    @AluFkr หลายเดือนก่อน +21

    ኣቤት ልቦኖኦም ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ኣሕዋተይ❤😢

  • @ፍረጓልተዋህዶ-ዘ9ጰ
    @ፍረጓልተዋህዶ-ዘ9ጰ หลายเดือนก่อน +44

    አቤት ልቦና ፈጣሪ ሆይ እመ አምላክ ምሳኹም ትኹን❤

  • @SaymonTsehaye-e8c
    @SaymonTsehaye-e8c 10 วันที่ผ่านมา +1

    Abet lbona 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @azmeratesfay6675
    @azmeratesfay6675 หลายเดือนก่อน +11

    ኣነስ እዞም ቆልዑት ክሰምዕ ብብክያት እየ ዝውድኣ ኣንደበቶም ክሰምዕ ከለኩ ❤❤❤❤❤ኣይለውጥኩም ዞም ሓተይ ፈጣሪ ምሳኩም ይኩን

  • @JdbdbzbzJdbdbzbzb
    @JdbdbzbzJdbdbzbzb หลายเดือนก่อน +17

    😢ዉይ በይዛኹም ኣታ ከብድኻ ትዎሉዑ 😢😢😢ፈጣር ኣምላክ ባዑሉ ይሓሉኹም ኣሕዋተይ😢😢❤❤❤❤

  • @salamaas5943
    @salamaas5943 29 วันที่ผ่านมา +5

    አነሰ አዞም ቆሎዑ ክሪኣም ንባዓት እዩ ዘቅድመኒ😢
    አምለክ ግን ብፈፁመ በይኒካ ዘይገደፈካ
    አቤት
    አንድበት ዓብይቲ ዓዲ ብራክትይ አጆኹም🙏

  • @NiguseGetachew
    @NiguseGetachew 12 วันที่ผ่านมา

    ኣቤት ስነ-ልቦና ኣብ'ዚ ዕድመ ዶ ከምዚ ዝበለ ኣሎ እዩ ብዝኾነ ብንብዓት ወደአዮ ዋ ኣምላኽ መፃእኹም ብርሃን ይግበሮ 🙏❤🙏💔

  • @SamuelGoitom-f5h
    @SamuelGoitom-f5h 29 วันที่ผ่านมา +4

    Egziabiher edmen tenan yhabkum nezi belih kola tmhrti amhrwo fetari btbebu yeebikum 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ZedKahsay
    @ZedKahsay หลายเดือนก่อน +8

    ቕድመኻትኹም ድአነ ናይ አናእሹቱ ዓበይት የኹም
    እት ምራቐኦምስ ህንደየናይ ደስ ይብል
    እግዚአብሔር አምላክ ምሳአኻትኹም ይኹን ❤

  • @yttruff-r5y
    @yttruff-r5y 15 วันที่ผ่านมา

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብክም ፈጣራ ኣሕዋተይ ማዓሪይ ለባማት❤❤❤❤

  • @TijyZohra
    @TijyZohra หลายเดือนก่อน +8

    ኣታ ታይ ዓይነት ስነ-ስርዓት ዝመሎኦ ኣንደበት እዩ ኣነ ሕጂ ስርዓት ኣለኒ ማለት ድዩ 😢

  • @FhfHht
    @FhfHht หลายเดือนก่อน +3

    ኡፍፍፍ 😥ከብድኻ ክበልዑኻ ኣብየት ልቦንኦም ደስስ ክብሉኻ ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ❤️❤️❤️

  • @NgstiNgsti-j7o
    @NgstiNgsti-j7o 29 วันที่ผ่านมา +11

    ኣዛራርቦኦሙ አቤት ጥበብ እመቤቴ ትደገፈከሙ 😢ሓመድ ትበለዐኒ ካበደይ ቦሊዖሙኒ😢

  • @محمدعلي-ل3س6ر
    @محمدعلي-ل3س6ر 2 วันที่ผ่านมา

    ዓድመን ጥዕናን ያሃብኩም ፈጢሪ ፈጣሪ ሙቁራተይ

  • @SabaOkubamicael
    @SabaOkubamicael 25 วันที่ผ่านมา

    እዋይ ደቀይ አባይኩም ይጥመይ መምህርይ ብጣዒሚ ተባረክ ብርኪይ መምህር ሙሉ ዲማ ነምስግና

  • @nnnKk-dy9ng
    @nnnKk-dy9ng หลายเดือนก่อน +8

    ኣታ ክንደይ ዶ ትሕግዝለካይ ፀግሸይዋ ካምዞም ቆልዑ እዝኦም ሰብ ኣንደበት የለን ብፍፅም ❤❤ ብፍቅሪ የንብርክም ዘም አሕዋተይ❤ መረኣያ ክሉ❤❤❤

  • @AbrahamGebremchieal
    @AbrahamGebremchieal 24 วันที่ผ่านมา

    ገለን ብማይ ገለን ስኣን ማይ
    ዓለም ዘይፍትሓዊት 🙏🙏

  • @brhanhaylu1015
    @brhanhaylu1015 หลายเดือนก่อน +6

    ኣቤት ልቦናኩም ፈጣሪ ኣይቀይረልኩም ኣሕዋተይ የዕቢኩም❤❤❤

  • @hi-xg2xu
    @hi-xg2xu หลายเดือนก่อน +6

    አየ ክትነፍዑ ክትልቡሙ አምላኽ ምሳኹም ይኹን የዕብኹም አቱም ትሕግዙ ድማ አምላክ ዘውጻእክሞ ይተካአልኩም መምህር ጸጋይ ድማ አምላኽ ጥዕና ይሃብካ እዚ ኩሉ ትገብሮ ምስቲ ርህሩህ ልብካ ዝታሓዎሶ ትገብሮ ኩሉ ይኾነልካ እንተሃብካ ንኩሉ ይአኽለልካ አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤

  • @ይኩነኒበከመትብለኒ
    @ይኩነኒበከመትብለኒ หลายเดือนก่อน +8

    ኣቤት ልቦና አግዚኣብሄር ብጥበቡ የአብይም

  • @ንግስቲበርሀ
    @ንግስቲበርሀ 28 วันที่ผ่านมา +1

    እግዚአቢሔር ይሓልኩም ዞም ኣሕዋተይ ንዝሓገዝኩም ካዓ ብዝወፀ ይተከአልኩም👏👏👏

  • @SeluKiros-lu9cv
    @SeluKiros-lu9cv หลายเดือนก่อน +4

    ኣምላክ ኣቦይ ተመስገን ገደል ተትፈጥር መዳያይቢ ይፈጥር ብፈላይ ማሓሪ ዘለዎ ብልሒ ዝገርም እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤🎉🎉

  • @Maryamyyyyyyyyy
    @Maryamyyyyyyyyy หลายเดือนก่อน +2

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፍጣረ በላሓቲ ቆልዕት ❤❤❤

  • @habtukesete4259
    @habtukesete4259 21 วันที่ผ่านมา

    ቁጽሪ ተለፎን ጸሓፍ ደዊልና ኪንረክቦም።

  • @Hggh-h2d
    @Hggh-h2d หลายเดือนก่อน +4

    ኣብየት ሃንደበት ልቦና መሊኡ ፈሲሱ እግዛብሄር ኣምላኽ ሓጎስ ዝመለኦ ሂወት የንብርኹም ኣሕዋተይ ❤❤

  • @ብርሃንደሰታማሓሪ
    @ብርሃንደሰታማሓሪ 25 วันที่ผ่านมา +2

    ሓመድ የብለዐኒ ኣሕዋተይ ብንአሳቱኩም ሓሪርኩም ኢኩም አሞ ካሕሳ ይሃብኩም ንወለዱኩም ለ መንግሰተ ሰማያት የዋርሶም ዓብይ ልቦና ዓዲሉኩም ፈጣሪ ዋ❤❤❤😢

  • @BerhaneKebrom
    @BerhaneKebrom หลายเดือนก่อน +5

    ኣምላክ ድቅኽን ሓዳርክን ይባርክ እዛ ሓፍተይ ፡ዕድመ ጥዕናን ይሃብኩም እዞም ደቀይ ኣብ ኩሉ የብጽሕኩም ፡መምህር ጸጋይ ደማ ኣምላክ ዕሲቢ ድኻምካ ይክፈልካ እዛ ሓወይ❤❤❤

  • @sarayan525
    @sarayan525 หลายเดือนก่อน +1

    አቤት ልቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አሕዋተይ ❤❤❤❤❤

  • @MihretGebru-o8z
    @MihretGebru-o8z 29 วันที่ผ่านมา +2

    አሰይ ለባማት ፈጣሪ ዐደመን ጥዐናን ይሃብኹም ዞም ደቀይ አሕሕሕ 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @musemamilove4519
    @musemamilove4519 หลายเดือนก่อน +11

    እዉይ ❤😢አቤት ልቦና ተመስገን እንኳዕ እስቲ ናብዚ ኣብቅዓኩም ተባረኹ ❤ብዝወጸ ይተክኣልኩም ስድራ ቤት አስኳል ☘️ መ/ር ጸጋይ እውን ጸጉኡ የብዝሓልኩም

    • @ፅሪቲካሕሳይ
      @ፅሪቲካሕሳይ หลายเดือนก่อน +1

      ኣሜን ደምርኒ❤

    • @musemamilove4519
      @musemamilove4519 29 วันที่ผ่านมา

      @@ፅሪቲካሕሳይ ደምረኪ እየ

    • @ፅሪቲካሕሳይ
      @ፅሪቲካሕሳይ 29 วันที่ผ่านมา

      @musemamilove4519 እሺ ኣነለ ክድምረኪ እየ

  • @tirhasabrha3406
    @tirhasabrha3406 หลายเดือนก่อน +5

    ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዝም ኣሕዋተይ ግን ትምህርትስ ኪማሃኣሩ ንይርውም

  • @ዕበይእደርታዕበይእደርታ
    @ዕበይእደርታዕበይእደርታ 28 วันที่ผ่านมา

    እግዚኣብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፊጣሪ ኣሕወተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @AAAa-fm8xi
    @AAAa-fm8xi หลายเดือนก่อน +1

    እውይ ኣረ ኪልብሙ ተስፋ ዘስንቁ ቆልዑ ዘሞ ኣሓተይ ኣብ ዝላዓለ ደረጃ በፅሕኩም ኪንርአከም ንደል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣር 🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤

  • @ساره-س4ض
    @ساره-س4ض หลายเดือนก่อน +8

    ኣቤየት ልቦና ኣብ ፀቡቅ ደረጃ ክትበፀሒ ተስፉ ኣለኒ ዞሞ ኣሕዋተይ አቱም ዋሃቦለ ኣቡዙሒ ያሃብኩም😢

  • @lokas1112
    @lokas1112 หลายเดือนก่อน +2

    ቃደማኻትኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ልባማት ኣሕዋተይ ብሩካተይ መምህር ፀጋይ ዕደመን ጥዕናን ይሃብኹም ንዋሃቢ ይሃቦ❤❤❤

  • @MeryTekle
    @MeryTekle หลายเดือนก่อน +2

    ኣይ😢እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኩም እዞም ኣሕዋተ😢❤

  • @fdg761
    @fdg761 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜንን ኣሜንን ኣሜንን ዕድመኹም ይንዋሕ❤❤❤❤ንኡሳተይ

  • @sinduTube-jtqv19
    @sinduTube-jtqv19 หลายเดือนก่อน +2

    ፈጣር አብ ደልዓለ ደረጃ ያብፅሕኹም አሕዋተይ ወሃብትለ አብዝሑ ይሃብኹ 🙏❤

  • @QweDsa-ip9tj
    @QweDsa-ip9tj หลายเดือนก่อน +4

    ቃደማኩም ፅሩያት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፍጣሪ ኣብ ዓብይ ደረጃ የብፅሕኩም❤❤❤

  • @Samsunga255g-c3l
    @Samsunga255g-c3l 24 วันที่ผ่านมา

    እግዚአብሔር አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤

  • @ShewitTesfay-y6o
    @ShewitTesfay-y6o หลายเดือนก่อน +4

    Ezgiabher amlak edmen tienan yhabkum kuburat ahwatey🙏🙏❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️🎉🎉🎉🎉

  • @Abeba1985
    @Abeba1985 หลายเดือนก่อน +7

    አብየት ልቦና ናዓኩም፡ዚወለዱ ብህወት ሃልዮም ሲ እዚ ልበናኩም ሰሞዑአም ከመይ ንታሐጎሱ ነይሮም ።አምላኪ ናወለዲኩም ዚከለእ ዕዲመ ናዓካትኩም ነውሕን ዕዲመን ጢዕናን ይሃብኩም።

  • @GgCf-s5t
    @GgCf-s5t หลายเดือนก่อน +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብክም ፍጣረ

  • @Ethioahle
    @Ethioahle หลายเดือนก่อน +5

    ኣቤየት ልቦና ምስ ትሕትና ዝተዓደሉ ቆልዑት እ/ር ኣምላክ ብጥበቡ የዕቢኹም ዞምሓተይ ን 🌿👏🌿❤ ዛ ማህፀና ዝማመመት ቆልዓ ግን ከይድኩም ከም ረአክምዋ ።😢😢

  • @ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ
    @ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ หลายเดือนก่อน +1

    አቤቲ ልባና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አግዚብሔር አምላክ🙏❤❤❤❤❤

  • @nrhrb3886
    @nrhrb3886 24 วันที่ผ่านมา

    ኣቤት ልበና ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🙏

  • @سميرة-ظ9ش
    @سميرة-ظ9ش 22 วันที่ผ่านมา

    አሜይን 🙏🙏🙏

  • @Teklush21
    @Teklush21 20 วันที่ผ่านมา

    መምህር ኣምላክ ፀግኡ የብዘሐልካ ግን መሓሪ ክመሃር ዕድል ተዝመቻቸወሉ

  • @SaSa-x8t9z
    @SaSa-x8t9z หลายเดือนก่อน +2

    ቅድምኻቱኹም ዳአነ በጥበቡ ያዕብኹም ኣምላክ🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤

  • @RzanAl-cm8hw
    @RzanAl-cm8hw หลายเดือนก่อน

    ለባማት 🌺ዕድመን ጥዕናን ይሃብከም💛💛💛

  • @ተመስገንአምላኬ-ጠ1ከ
    @ተመስገንአምላኬ-ጠ1ከ หลายเดือนก่อน +3

    ንዋሃብት እግዚአብሔር አብዙሑ ይሃብኹም እግዚአብሔር የዕብኹም ልባማት ቆሎዑ😍

  • @SgFh-os6rd
    @SgFh-os6rd 26 วันที่ผ่านมา

    ኣቤት ልቦና እግዚኣብሄር ብጥበቡ የአብይም❤❤❤

  • @FdgfGrtf
    @FdgfGrtf หลายเดือนก่อน

    መምህር ፀጋይ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ ፈጣሪ ምስኦም ይኹን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @EtckThree
    @EtckThree 26 วันที่ผ่านมา

    ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣጀኹም ከመ ምሕላፉ ካሓልፍ እዩ አሕዋተይ❤❤

  • @sgfghjpateg
    @sgfghjpateg หลายเดือนก่อน +2

    ኣቤት ልቦና አግዚኣብሄር ብጥበቡ የኣብኩሞ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @እግዚብሔርእሪኛየነዉ
    @እግዚብሔርእሪኛየነዉ 20 วันที่ผ่านมา

    እግዚአብሔር ይሓልውኩም 🌱🕊👏🎚🎚

  • @gallwejerat147
    @gallwejerat147 27 วันที่ผ่านมา

    እግዝኣብሄር ኣምላክ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኹም ኣቤት ልቦና ድዓውዪ ደረጃ ያብፅሐኩም❤❤❤❤

  • @AtsedeMaryam-r3f
    @AtsedeMaryam-r3f 17 วันที่ผ่านมา

    እግዚአብሔር. ይሓግስኩም

  • @sabai12167
    @sabai12167 หลายเดือนก่อน +2

    ዋይ ልቦና ጥዑማት ላዛ ኣብ ዝዓበየ ደረጃ የብፅሕኩም ኣሕዋተይ❤❤❤❤

  • @BesufekadCenter
    @BesufekadCenter 29 วันที่ผ่านมา +1

    ፀግሸይን ሙሉዋይን እድመን ጥእናን ይሀብኩም ንበሩልና

  • @EeSs-k1s
    @EeSs-k1s 25 วันที่ผ่านมา

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ኣምላክ እሕዋተይ😢❤❤❤❤❤

  • @MlatHadush-l9q
    @MlatHadush-l9q หลายเดือนก่อน +5

    ሓፈትና ብዝወፀ ይተከአልኪ እግዚአብሔር

  • @R00bii-u1n
    @R00bii-u1n 26 วันที่ผ่านมา +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃቡኹሙ ፈጣሪ ኣብ ፁቡቅ ዳረጃ ያቡፁሑኹሙ😢😢😢😢😢😢❤❤❤❤❤❤❤

  • @ZhraZz-l6i
    @ZhraZz-l6i 23 วันที่ผ่านมา

    በይዛኻትኹም ዳኣነ ኡፉፉፉ ኣብየት ልቦና ድግል ማርያም ታሓልኹም 😢😢😢😢😢

  • @ሰላማዊት-ሰ7ቐ
    @ሰላማዊት-ሰ7ቐ 19 วันที่ผ่านมา

    እግዝአብሔር ይባርኽኩም❤❤❤

  • @fjgfjfg1826
    @fjgfjfg1826 หลายเดือนก่อน +1

    ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ፈጣሪ ኣሕዋተይ ማዓረይ

  • @HjxJjc
    @HjxJjc หลายเดือนก่อน +2

    ጥዑም ልሳኖም እግዚአብሔር አምላክ አብ ዓብይ ደረጃ የብፅሕኩም ንዓድኩም ንወገንኩም ይግበርኩም ዞም አሓተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Shewit-f6p
    @Shewit-f6p 26 วันที่ผ่านมา +1

    ሓመድ ትብለዐኒ የሕዋተይ ልቦነኦም ግን ፈጣሪ ኣብ ዓብዪ ደረጃ የብፅሕኩም ዞም ብሉፃተይ ኣቱም ትህቡ ግን ኣምላክ ክንደይ ይሕጎሰልኩም❣️❣️

  • @BirBirr-bd3xz
    @BirBirr-bd3xz หลายเดือนก่อน +2

    ኣሰይይይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጥዑማት ላዛ ዝሓብኪ ሓፍትና ካዓ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ብዝወጸ ይተክአልኩም

  • @gelilaentertainment
    @gelilaentertainment 4 วันที่ผ่านมา

    ምምህረይ ዕድመ ይሃብካ ፈጣሪ

  • @SassFszd
    @SassFszd 28 วันที่ผ่านมา

    ኣቤት ልቦና ፈጣራ ብጥበቡ የዕቡኩም🙏🙏🙏🙏

  • @Fds567-wy9oe
    @Fds567-wy9oe 29 วันที่ผ่านมา

    ኣሰይ ምቅራተይ ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም ፈጣሪ ብጥበቡ የዕቢኩም ኣብ ፀቡቅ ደረጃ በፂሕኩም የሪአን ኣሕዋተይ ማዓረይ❤❤❤❤

  • @mebrhitfutsum7997
    @mebrhitfutsum7997 หลายเดือนก่อน +7

    ቀደማኻትኹም ዞምኣሓተይ ክደይ ኸ ይጥዕም እቲ ኣደባቶም❤

  • @Fatemhh-z1l
    @Fatemhh-z1l หลายเดือนก่อน +1

    አዋይ አኒአወም ልብና አግዚቤሐር ያሓሊክም❤❤

  • @RazanRazann-n6f
    @RazanRazann-n6f 13 วันที่ผ่านมา

    ማዓረይ ለባማት ቆልዑ ❤❤❤❤

  • @HhdhHgj
    @HhdhHgj 27 วันที่ผ่านมา

    ኣቤተ ልቦና 👌 እስኪ ዕድመነ ጥዕናን ይሃብኩሞ ፈጣሪ 🙏🙏🙏🙏💘💘

  • @SabaOkubamicael
    @SabaOkubamicael 25 วันที่ผ่านมา

    ዝገርም ለባማት ቆልዑ እግዝአብህር እብጽቡቅ የብጺሕኩም

  • @ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ
    @ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ หลายเดือนก่อน

    እግዚአብሔር ሆይ ክልቡሙ ቆሉዑ ክነቅሑ እግዚአብሔር ገዲፉ አይገድፈካን ንቅሓት ክእለትን ልቦናን ዝተዓደሉ እግዚአብሔር ብጥበቡ ብሞጎሱ ይዕብኩም 🙏❤❤❤

  • @ኪዳነምህረትአደይዋሕሰይ
    @ኪዳነምህረትአደይዋሕሰይ หลายเดือนก่อน +1

    እግዚአብሔር አምላክ ብጥበቡ የዕቢኩም ምቅራተይ ❤❤❤🎉🎉

  • @tesgategrewyti6347
    @tesgategrewyti6347 หลายเดือนก่อน +3

    አምላክ ምሳኩም ይኩን ልቦና ይገርም ዩ መምህራና ኢኩም ዞም አሕዋተይ❤❤❤

  • @mhretgaltewahdo3459
    @mhretgaltewahdo3459 หลายเดือนก่อน +4

    ደስ ክብሉካ ኣንደበቶም🥰💛❤ብጥበቡ የዕብኩም ኣሕዋተይ😢

  • @SelamHadgi
    @SelamHadgi 28 วันที่ผ่านมา

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣሪ🤲🤲🤲ለባምታ

  • @SeSe-x8l
    @SeSe-x8l 24 วันที่ผ่านมา

    ዉይ በስማኤብ የኔ ማሮች ኩሉና ሃሙኡ ብልና የና ባፅሕና😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @KayaSahibinden
    @KayaSahibinden หลายเดือนก่อน +1

    እዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብፍቅሪ የንብርኩም

  • @ጓልሃገረትግራይ-ገ6ዐ
    @ጓልሃገረትግራይ-ገ6ዐ 29 วันที่ผ่านมา

    ኣቤት ልቦና ኣምላክ ብጥበቡ የዕቢኩም ዞም ኣሓተይ🙏🙏🙏🙏💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖

  • @Erilove2112
    @Erilove2112 หลายเดือนก่อน +4

    ተጋሩ ድዮም ከ ክንደይ ይልብሙ ደኣ ደስ ክብሉኻ ኣምላኽ ይሓግዝኩም 🙏

    • @RestoreTigray
      @RestoreTigray 27 วันที่ผ่านมา

      ተጋሩ ምዃኖም ደኣ ትግርኛ ክዛረቡ ዶ ኣየለውን

    • @regberegbe9767
      @regberegbe9767 22 วันที่ผ่านมา

      ኣሕዋትካ ዘሃስይዎም ቆሉዑ እዮም ማለት እቶም ንንፁህ ህዝቢ ዝቐትሉ ኣሕዋትካ እቶም ሰራዊትካ ትብሎም እዮም ከምዚ ጌሮም ደሓር ከዓ ተጋሩ እንዶ ናይ ለባማት ለባማት። ተጋሩ ክብል ከለኹ ግን ተጋሩ ኤርትራውያን ዘይኮንኩ ተጋሩ ኢቶዮጲያውያን።

  • @SaraHxtkvrg
    @SaraHxtkvrg 26 วันที่ผ่านมา +2

    ኣብየት ልቦና ኣብየት ኣንደበት ኣብየት ሓንጎል ኣብየ ኣታሓሳስባ😍🥰🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @SemirGebre
    @SemirGebre หลายเดือนก่อน

    ኣቤት ልቦና ምስ ትሕትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤

  • @Matiymaji
    @Matiymaji 27 วันที่ผ่านมา

    እምላክ ዕድመን ጥዕናንን ይሃብኩም። ምቅራት ኣቤት ልቦና ❤❤❤❤❤❤❤

  • @SalamaUae-i5m
    @SalamaUae-i5m หลายเดือนก่อน +2

    ውይይ ቐደማኹም ቱአንደበቶም ክንደይ ደስ ክብል እግዚአብሄር አምላኽ አብ ፅቡቕ ደረጃ የብፅሕኩም🙏🙏🙏💖💖💖💖እቶም ዋሃብቲ አሕዋትና እውን ብዝወፀ ይተካአሎም ፀግሸይ ዓስብኹም ካብ አምላኽ ርኸብዎ 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @SffFgu-jj1xe
    @SffFgu-jj1xe หลายเดือนก่อน +1

    ብሩኻት ቆልዑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ አቦይ❤❤❤

  • @BereketAbraha-bc3kt
    @BereketAbraha-bc3kt 18 วันที่ผ่านมา

    😭❤bztekaele meten bhade kngebra alewom 😢❤des kbleka

  • @NGSTIYKAELO
    @NGSTIYKAELO 29 วันที่ผ่านมา

    ኡፍፍፍፍ ኣምላከይ ነቲ ጸድፊ መደየቢ ትገብረሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃባም😢

  • @AdhanomGhirmay-n4o
    @AdhanomGhirmay-n4o 24 วันที่ผ่านมา

    ሰራሕኩም ደስባህሊ እዩ ብፍላይ ከኣ ፍቅርኹም ብጣፅሚ እዩ ደስ ዝብለኒ ቀጻልነት ክህልዎ እግዝኣብሄር ይሓግዝኩም።።