ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ሃለውለው ካብትብሉ ተጋሩ ካብ መንጎኹም አጽርዩ። አጀንዳ ህወሐት እምበር ኤርትራዊ ስነሓሳብ የብልኩምን እንዳ ትግራይ ትስዕር
እቶም ፈስቲቫል ዘይወሓጠሎም ሽግር ኣለዎም
ሙልየ ኣካላት መንግስቲ እውን ሰባይ እዮም ኣካላት ህዝቢ ኣይ ኮኑን ድዮም ኣካላት ምንግስቲ ስለ ዝኮኑ ኣብ ማሕበታዊ ጉዳያት ምስ ህዝቢ ክእከቡ ኣይ ክእሉን
Awan eyu.....Amehaderti zoba nhzbi do walas ngobo snchro gereb eyom zemehadru? Muhrye ke ybl were zeyhafr....
Muler kemaka yebzahayo very wise man bless you more ❤❤❤❤
ፈስቲቫል ኤርትራውያን ኣብዚ እዋን እዚ እዩ 100% ፖለቲካዊ ትሕዝቶ ኣለዎ ዝበሃል ዘሎ እምበር ቀዳማይ ዕላማ ፈስቲቫል ኤርትራ ሕብረት ኤርትራውያን ፣ፋሕ ኢሎም ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ዝነብሩ ኤርትራውያን መዓልቲ ናጽነት ኮነ ካል ኦት ህዝባዊ በዓላት ኣብዝህልዉ ኩሉ ኤርትራዊ በቲፈስቲቫላት ኣቢሉ መራኸቢ ፣ስድራቤታት ደቆም ሒዞም ስለዝኸዱ ናይ ቆልዑ ፕሮግራማት ይግበር ዓበቲ ይጻወቱ ናፍቆቶም የውጽኡን ዝተፈላለዬ ብህላውን ያታውን ታሪኻውን ንጥፈታት እንዳተዘናጋዕካ ዝግበረሉ ሕጉስ ቦታ ከምዝነበርዩ። ናይ ፖለቲካ ሰባት ድማ ኣብዝተወሰን ሰዓት እዋናዊ ሓበሬታን ሰሚናራትን ይገብሩ፣ኣብዚ ግን ክኣቱ ዝደሊ ይኣቱ ዘይደሊ ግን ዘገድዶ ኣይነበረን። ስለዚ ካብቶም ፖለቲካዊ ስራሕ ባህላዊ ጸዋታን ምቁር ዕላላትን ትረኸበሉን ተዘንትወሉን ፈስቲቫላት ከምዝነበረዩ። እዚ ጸገም ዝተራእዬ ኣብ ዝሓለፈ 2-3 ዓመታት ጥራሕ ምዃኑ ብጣዕሚ ዘተሓሳስብ እዩ። ኤርትራዊ ነንሕድሕዱ ካብ ምጥርጣር ወጺኡ ዝተኣማመነሉ፣ዝከባበረሉ ዝተሓቛቖፈሉ ሃዋህ ንምፍጣር ክስረሓሉ ዘለዎ ዓቢ ኣርእስቲ እዩ። ኤርትራውያን ብገለ ዕላማ ዘለዎም ሰባት ብተጋሩ ከይተኣማመኑ ክፈላለዩ ከይኮርዑ ከይንየቱ ብውሽጢ ውሽጢ ተሰሪሑሉዩ። ምስትብሃል የድሊ፣ኣብ ኤርትራ ጸገማት ኣሎ ልክዕ እዩ ፣ ሃገርካ ኣሕሊፍካ ፣ተበታቲንካ፣ ነንሕድሕድካ እናተናቖትካ ዝግበር ግን ነቲ ናይ ምዕራባውያን ሸርሒ ክዕወት ዕድል ምሃብ ስለዝኾነ ኣብ ሞንጎ ህዝቢ ኤርትራን መንግስትን ምርድዳእ ክፍጠር ስምረት ክህልው፣ዝኾረየ ፣ዝሓረቐ ዝጎሃየ ከመይ ክዕረ ከምዝከኣል ብኩሉ ወገን ምሕሳብን ምእራምን ኣድላዬ እዩ።
Mule hawey smart . Nay behaqi ❤
At hesawi
You ate junta
ዝደለኹሞ ኮሚኒቲ ክትገብሩ ኢድኩም ዝሓዘኩም የለን ግን ናይ ነገር ሓሳድ ዳስ ኤርትራውያን ከተፍርሱ መጺኹም
Bhakey nwoeld hiezb eritrea🇪🇷📜✍️zhben dekueru nwoeledo hieyaw ieyu nzetelet 🇪🇷📜✍️❤❤❤❤❤❤❤❤
Ata Muluegeta....!! Amehaderti zoba gobo dyom zemehadru? Awan eka....nhzbi eyom zemehadru.....teadimom mexyom......ezi ab ab dege znebr hzbi kea hade kfal nay hzbi Eritrea eyu.....slezi nsle hager tzti zmesleka tzareb
ሙሉእ ዓብጃር ላህሊሁ ነዛ ማይ ብዘይ ልቡ ወዲኡዋ
ሙሌ ዝበሃል ኣግፊሑ ክሓስብ ይግባእ። ሓፍትና ዝበለቶ ዓቢ ነጥቢ ኤርትራውያን ብግርህነትን ቅንዕናን ትሕናን ብምትሕግጋዝ ወዘተ ከምዝፍለጡ ፣ብጽልኢ ወይ ምስ ሰብ ብምጉናጽን ዓመጽን ተንኮልን ከምዘይፍለጡ መብዛሕቶም ማለትዩ ንስኻውን ኤርትራዊ እንተኴንካ ነዚ ክታምነሉ ይግብኣካ።ኣብ ፈስቲቫል ኤርትራ ክሳብ ቅድሚ 2-3 ዓመታት ከምዚ ናይ ሎሚ ጸገማት ኣይተራእዬ። ኩሉ ኤርትራዊ ኣባል ናይ ፖለቲካ ይኹን ኣይኹን ኩሉ ናብ ፈስቲቫል መጽዩ ተዛንዩ ዝኸይድ ከምዝነበርዩ ዝዝከር። ካብ ቅድሚ 2 ዓመታት ምስ ናይ ተጋሩ ኩነታት ግን እቲ ነገር እናሓንከረ መጽዩ ኣብዚ ዘለዎ በጺሑ፣መንእሰይ ኤርትራ ኣላዬ ስኢኑ ፎቖድኡ ዓወንወን ኣብዝብለሉ ዝነበረ እዋን ገለ ኣብ ኤርትራ ተወሊዶም ዝዓበዩ ተጋሩ በቲ ዘጋጠመ ስዕረቶም ብዡሕ ሸርሒ ክሰሩ ዝጀመሩሉ እዋናትዩ ፈስቲቫል ኤርትራ ናይ ፖለቲካዩ ክበሃል ዝጀመረ።ልኽዕ እዩ ድሕሪ ናጽነት ዝተወልደ መንእሰይ ኤርትራ ኣብ ሃገሩ ከይጠዓሞ ዓብዩ፣ ብዙሕ ጸበባ ኣሕሊፉ ብብዙሕ ጸበባ ድማ ናብ ወጻኢ ተሰዲዱ፣ኣብ ስደቱ ዝቕበሎ ስኢኑ ገለ ብናይ ቀደም ተጋደልቲ ተታሒዙ፣ገለ ብኣውራጃ፣ ብዓሌት ፣ ብሃይማኖት ተታሒዙ ምቕልቕል ኣቢሎሞ። ኣብ ሕማቅ መነባብሮ ክነብር ዝትገደደ መስኪን መንእሰይ እዩ። ስለዚ ኣብ እዋን ጸገሙ ረኺቦም ነቲ ቁስሉ ፈሊጦም ብኡኡ ሒዞም ክንወድበካ ኢሎም ሒዞሞ። ብዙሕ ጸገማት ሓሊፉ እንሀለ ከኣ ንርእዮ ኣለና። ስለዚ መንእሰይ ንቓሕ፣ ኣስተብህል፣ ምስመን ከምትኸይድ ኣለሊ ፈታኒ ጊዜ ስለዝኾነ። ብሕልፊ ተጋሩ ን ኤርትራውያን ፋሕ ኣቢልናዮም ነንሕድሕዶም ኣናጒጽናዮም ገና ከኣ ከምዝቀታተሉ ሰሪሕናሎም ኢና እናበሉ ብግልጺ ብኩርዓት ይዛረቡ ኣለዉ። መንእሰይ ኤርትራ ወጽዓኻ ሒዝካ ሃገርካ ኣኽቢርካ ብቕንዕና ክትነብር ፈትን ጸዓር። እንተተካእለ ካብ ፖለቲካ ርሓቕ፣ናብ ትምህርትን ስራሕን ኣድህብ።
ምድረ ባርያ ጥኒን በቃ
wowww eten awalid kinefia kemakin 1000 yweled anabis ajokin exactly dekina tarik adom kimaharu alowom amlak yhagizkin etom awedat emo bla bla bla eyom elom hati meeseri yebilomun
ኣቱም ሰባት ንሕና ደቅናን ነብስናን ዓቂብና ብዛዕባ ባሎምን ቈንቓን ክትዛረቡ ሃየንታ እዩ ኣብቲ ናይ ደለይቲ ፍትሒ ከ የለን ዱ እቲ ባህልን ቈንቓን ነተን ወላዳት መኻናት ብንበዓት ዓይነን ዘዓወራ ኣደታት ከ ዘይትሓስቡ ነቶም ዕሸላት ዕሸላት ዝጠፍኡ ዘሎ ከ ኣይንታይኩምን እዩ ማለት ዱ ባህልን ቁአንቃን ልዕሊ ሂወት ዱ ኮይኑ ?
❤❤
እዚ ጉዳይ ብተጋሩ ዝዝወር ብዛዕባ ሕልሚ ዓባይ ትግራይ ድአምበር ብዛዕባ ሕቶ ኤርትራውያን አይኮነን ጋል መገዲ ሒዝካ ዓጀውጀው አይትበል ሸቃጣይ ሙሌ
🎉🎉
ኣብ ኣውሮፓ ዝነብር ህዝቢ ኤርትራ ከምብዝሑ እንተወሓደ 2 ኤርትራዊ ፖለቲካዊ ፓርቲታት ክምስረታ ምተኻኣለ። ፖለቲካዊ መስርሕ ኣብ ኣውሮፓ ድማ ከመይ ምዃኑ ምርድኡ ዘጸግም ኣይኮነን። ናይ ክልተ ዝተፈላለያ ፓርቲ ኣባላት ብሓሳብ ትቑይቑ ኣቢሎም ዕረፍቲ ክኸውን ከሎ ብሓንሳብ ቡን ክሰትዩ ምርኣይ ንዘስተብህል ብሩህ እዩ። ናይ ፖለቲካ ተቓወምቲ ማለት ን ኣብነት ናይ ኣሜሪካ ደሞክርትን ሪፕብሊካንን ዝበሃሉ 2 ፓርቲ ኣለዉ። ፍልልያቶም ሓንትን ሓንትን እያ ኣቲ ኣባል ዴሞክራት ይኹን ኣባል ሪፓብሊካን ፓርቲ ክወዳደሩ ከለዉ ናተይ ሓሳብ ንቁጠባ ህዝቢ ኣሜርካ ከመሓይሽ ይኽእል ይብል ኖ ናተይ ይሓይሽ ይብል ይቃወሞ እቲ ናይ ሪፓብሊካን ማለትዩ ስለዚ ክልቲኦም ሓሳቦም ብቲቪ ይገልጹ ህዝቢ ይሰምዖ እቲ ናይ ደሞክራት የርብሓኒ ዝብል ንዲሞክራት ይመርጽ ። ኖ ናይ ሪፓብሊካን ፓርቲ ሓሳብ ንዓይ የርብሓኒ ዝብል ድማ ንሪፓብሊካን ፓርቲ ይመርጽ። ቆይቊ ዝመስል ዝርርብ ዋላ እንተተኻየደ ኣብሞንጉኦም ግና ባእሲ የለን። ኣብ ወጻኢ ብሓሳብ ንቁጠባ ኤርትራ ንመነባብሮ ህዝቢ ኤርትራ ከምሓይሽ ዘኽእል ሓሳብ ኣለኒ ዝብል ዝተወደበ ብፖለቲካዊ ኣተሓሳስባ ዝረቐቐ፣ ብዲሲፕሊን ዝተሃንጸ ፣ክብሪታት ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ዘቐድምን ዘኽብር፣ ምስ ምዕቡላት ሃገራት ብክብረት ዲፕሎማስያዊ ርክብ ዝፍጽም፣ዐላም-ለኽዐ ሕግታት ዘኽብር ፣መሰል ደቅሰባት ዘኽብርወዘተ ትሕዝቶ ዘለዎ ፓርቲ እንተዝምስረት ሞ ንህዝቢ ኤርትራ ምእላይ እንትዝጅምር ምስ መንግስቲ ኤርትራውን ኣብ ጣውላ ኮፍ ኢልካ ናይ ምዝርራብ ዕድል ምተረኽበ። እቲ ዘሕዝን ንህዝቢ ኤርትራ ፣ንቁጠባ ኤርትራ ዘርብሕ ትሕዝቶን ሓሳብን ራኢን ዘለዋ ሓንቲ ፖልቲካዊ ፓርቲ ዘይምህላው እዩ። ኩሉ ተፈላልዩ፣ነንሕድሕዱ ክፋለጽ ምርኣይ ምስማዕ ሓዘንዩ ንኣደን ህዝብን ኤርትራ ። መንእሰይ ኤርትራ ለብም፣ ሓንቲ ሃገ እያ ዘለትካ፣እታ ሃገር ናይ መንግስቲ ኣይኮነትን ናትካ ናይዚ ዘሎን ዝመጽእን ወለዶ ኤርትራ ስለዝኾነት። ንተጋሩ ኣብ ሞንጎኹም ኣይተእትዉ፣ኣይትእመንዎም። ቃልስኹም ምስ ኤርትራውያን ኣሕዋትኩም ብምርድዳእን ምትሕግጋዝን ዘመናዊ ቃልሲ ክኾነልኩም ብትምህርትን ፖለቲካን ብሰሉ ፣ብዝኾነ ሰብ ኣይትጠወዩ።ንዝሰማዕኩምዎ ቀልጢፍኩም ኣይትእመንዎ ፣መምዩ ኣይትንኣሱ፣ንእስነት ኣብ ዓድኻዩ ጥዑም ፣ካብ ሃገርካ ወጻኢ ምንኣስ ዕሽነት እዩ ፣መገድኻዩ ዘጋግእየካ። ጎራሕት ኩኑ። ልዕሊ 2 ጊዜ ኣይትጋገዩ። ትኩራት ኩኑ ሓንቲ ሃገር ጥራሕ ስለዘላትኩም፣ ሃገርኩም ከይትስእንዋ ብዛዕባ ኤርትራ ሃገርኩም ኣዚኹም ተጠንቒቕኩም ሓሲብኩም ስርሑ። ኣምላኽ ንኤርትራን ህዝባን ይሓሉ።
ለቃዊስ ....ከተማ ድዮም ኢሎሞ?
Ketema, Jigna😇 king
ኣሜሪካ ይኹን ወያነ ሓሪስኩም ኣይትብሉዑ ,ገዛ ኣይትስርሑ, ማይ ይኹን ኤለክትሪክ ኣይተጠቐሙ ,ኣይትመሃሩ ወ.ዘ.ተ ኣይበሉን . ንህዝቢ ኤርትራ ዝኣገዶ እቲስርዓት'ዩ ንዓይ ንዓኻ ንኽንስደድ ዝገበረ እዚ ስርዓት እዩ . ኣሜሪካ ይኹን እዚ ምዕራባዊ ደንበ ምኽንያት እምበር ንህዝቢ ኤርትራ ካብ ዓዱ ኣየባረርዎን. እቲ ጠንቂ ናይዚ ኹሉ እዚ ሰርዓት እዩ.
😊😊😊😊😊😊
ኣነስ ይገርመን ህዝቢ ኣብ ትሕቲ መንግስቲ እዩ ኣኸለ. ንስኹም ናብራ ጉስነትን ትምርትን ጸልእኩም ዝወጻኹም ሲ ናብ መንግስቲ ተላግብሉ ሓሰውቲ.
❤❤❤❤❤❤❤
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
ሙለእ ሰበይታይ ነዊህ ሰብሲ ወይ ልቢ ወይ ስረ ይሐጽሮ
አታ እዚ መደብ ዝመርሕ ዘሎ ጥዑይ ድዩ
You need to tell you kids how many innocent young men killed by Eseyas tembenawi
እስኩም ኢኩም ከፊእኩምና ካብ ኢትዮጵያ ዝመፃኩም አብ ኤርትራ ዘሎ ችግር አይታይክንን
Biravo mular hawna Zindagi hasbi ❤🎉❤
ኣታ ሓተላ ኣዛርበን ወዲዛመራት ዓጋመ ኪድ ንትግራይካ። ብዛዕባ ኤርትራ ክትዛረብ ዓቕሚየብልካን። እተን ዝሓታኻዘሎዋ ሰብ ኤርትራ እየን።ንስኻ ግን ባጎኒ ኢኺም።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍
ሙሽ ሙሽ ዓጋመ እሞ በረኻ ዘይትኸይድ ዕጡቅ ስረ እንተኾይንካ
Juj maajuj elal enda sewan shahin aye polotic addewel kkkkkkkkkkkkkkkkkkk
ቅንፍዝ ትህቆፍኪ ባርያ ኡኒቨርሲትይ ንምታይ ተኣጽዩ ኢልኪ ትፈልጢዶ ኣንቲ ጊላ ኣድና ነጻ አንተትኸውን ኣባዶም መተመሃሩ ባህሎም ንስኺ መልሃስኪ ዘየጽረኺ ደቅኺ ክትምግሪ
Mullie ane bzfelto ሕጋዊ ሕቶ ኣይኮንኩምን ኣልዒልኩም፡ down down ኢኹም ትብሉ ኔርኩም
Nadow bridge tbil seb ms xenete xbah entay kemzmexana aynfelinin ena
Mulugeta dobbel standard gedef, gega kab men mukanu tefieka aykonen, ' dobbel standard'
Nay Eritrea eykonen nay higdef u
Kab kibur seb kuber zareba yeknlna mule hawey men eu shiger Eritreawe keftah zaydle gen abzy kwen Eritrea tebahal yelan bandara mendad seb mefge tekikel aykonen selze yehwat Eritrea ne Eritreawyan gana aytetwu ❤
Iway. Wedi tumzgi...
Shuuuut up Ketema, give a chance to other to talk, zukbel 🤐🤐🤐
Ertrea wesdyo wedky mish xebok alo teblyo alky shormta
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
anes etom abzi timexu si ezi ketema zbhal si xlul dyu
Anta. Jawel. Eziomko. Anxar. Hzbi dan er. Anxar. Mengsel. Aykonun mengstido. Yhrem alo. Eyu zhrem. Zelf. Hzbiyu. Slezi. Ezom sebas. Eziom. Beyenay. Mengeling. Eyom. Ertrawyan. Kblu. Zlelu
Ketema hakegna
Ketema xemam astewiel xelelel ay tbel jana
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
Vatene nab tgrayka kid tay gberu tbluna nahana
Shlet abau metsika zytzareb
Nefu
ደድሕሪ ዒጊ ዝኸደ ሕስድናን ቶንኮልን ዒጊ ለመደ
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
❤️❤️❤️❤️
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ሃለውለው ካብትብሉ ተጋሩ ካብ መንጎኹም አጽርዩ። አጀንዳ ህወሐት እምበር ኤርትራዊ ስነሓሳብ የብልኩምን እንዳ ትግራይ ትስዕር
እቶም ፈስቲቫል ዘይወሓጠሎም ሽግር ኣለዎም
ሙልየ ኣካላት መንግስቲ እውን ሰባይ እዮም ኣካላት ህዝቢ ኣይ ኮኑን ድዮም ኣካላት ምንግስቲ ስለ ዝኮኑ ኣብ ማሕበታዊ ጉዳያት ምስ ህዝቢ ክእከቡ ኣይ ክእሉን
Awan eyu.....Amehaderti zoba nhzbi do walas ngobo snchro gereb eyom zemehadru? Muhrye ke ybl were zeyhafr....
Muler kemaka yebzahayo very wise man bless you more ❤❤❤❤
ፈስቲቫል ኤርትራውያን ኣብዚ እዋን እዚ እዩ 100% ፖለቲካዊ ትሕዝቶ ኣለዎ ዝበሃል ዘሎ እምበር ቀዳማይ ዕላማ ፈስቲቫል ኤርትራ ሕብረት ኤርትራውያን ፣ፋሕ ኢሎም ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ዝነብሩ ኤርትራውያን መዓልቲ ናጽነት ኮነ ካል ኦት ህዝባዊ በዓላት ኣብዝህልዉ ኩሉ ኤርትራዊ በቲፈስቲቫላት ኣቢሉ መራኸቢ ፣ስድራቤታት ደቆም ሒዞም ስለዝኸዱ ናይ ቆልዑ ፕሮግራማት ይግበር ዓበቲ ይጻወቱ ናፍቆቶም የውጽኡን ዝተፈላለዬ ብህላውን ያታውን ታሪኻውን ንጥፈታት እንዳተዘናጋዕካ ዝግበረሉ ሕጉስ ቦታ ከምዝነበርዩ።
ናይ ፖለቲካ ሰባት ድማ ኣብዝተወሰን ሰዓት እዋናዊ ሓበሬታን ሰሚናራትን ይገብሩ፣ኣብዚ ግን ክኣቱ ዝደሊ ይኣቱ ዘይደሊ ግን ዘገድዶ ኣይነበረን። ስለዚ ካብቶም ፖለቲካዊ ስራሕ ባህላዊ ጸዋታን ምቁር ዕላላትን ትረኸበሉን ተዘንትወሉን ፈስቲቫላት ከምዝነበረዩ።
እዚ ጸገም ዝተራእዬ ኣብ ዝሓለፈ 2-3 ዓመታት ጥራሕ ምዃኑ ብጣዕሚ ዘተሓሳስብ እዩ።
ኤርትራዊ ነንሕድሕዱ ካብ ምጥርጣር ወጺኡ ዝተኣማመነሉ፣ዝከባበረሉ ዝተሓቛቖፈሉ ሃዋህ ንምፍጣር ክስረሓሉ ዘለዎ ዓቢ ኣርእስቲ እዩ። ኤርትራውያን ብገለ ዕላማ ዘለዎም ሰባት ብተጋሩ ከይተኣማመኑ ክፈላለዩ ከይኮርዑ ከይንየቱ ብውሽጢ ውሽጢ ተሰሪሑሉዩ። ምስትብሃል የድሊ፣
ኣብ ኤርትራ ጸገማት ኣሎ ልክዕ እዩ ፣ ሃገርካ ኣሕሊፍካ ፣ተበታቲንካ፣ ነንሕድሕድካ እናተናቖትካ ዝግበር ግን ነቲ ናይ ምዕራባውያን ሸርሒ ክዕወት ዕድል ምሃብ ስለዝኾነ ኣብ ሞንጎ ህዝቢ ኤርትራን መንግስትን ምርድዳእ ክፍጠር ስምረት ክህልው፣ዝኾረየ ፣ዝሓረቐ ዝጎሃየ ከመይ ክዕረ ከምዝከኣል ብኩሉ ወገን ምሕሳብን ምእራምን ኣድላዬ እዩ።
Mule hawey smart . Nay behaqi ❤
At hesawi
You ate junta
ዝደለኹሞ ኮሚኒቲ ክትገብሩ ኢድኩም ዝሓዘኩም የለን ግን ናይ ነገር ሓሳድ ዳስ ኤርትራውያን ከተፍርሱ መጺኹም
Bhakey nwoeld hiezb eritrea🇪🇷📜✍️zhben dekueru nwoeledo hieyaw ieyu nzetelet 🇪🇷📜✍️❤❤❤❤❤❤❤❤
Ata Muluegeta....!! Amehaderti zoba gobo dyom zemehadru? Awan eka....nhzbi eyom zemehadru.....teadimom mexyom......ezi ab ab dege znebr hzbi kea hade kfal nay hzbi Eritrea eyu.....slezi nsle hager tzti zmesleka tzareb
ሙሉእ ዓብጃር ላህሊሁ ነዛ ማይ ብዘይ ልቡ ወዲኡዋ
ሙሌ ዝበሃል ኣግፊሑ ክሓስብ ይግባእ። ሓፍትና ዝበለቶ ዓቢ ነጥቢ ኤርትራውያን ብግርህነትን ቅንዕናን ትሕናን ብምትሕግጋዝ ወዘተ ከምዝፍለጡ ፣ብጽልኢ ወይ ምስ ሰብ ብምጉናጽን ዓመጽን ተንኮልን ከምዘይፍለጡ መብዛሕቶም ማለትዩ ንስኻውን ኤርትራዊ እንተኴንካ ነዚ ክታምነሉ ይግብኣካ።
ኣብ ፈስቲቫል ኤርትራ ክሳብ ቅድሚ 2-3 ዓመታት ከምዚ ናይ ሎሚ ጸገማት ኣይተራእዬ። ኩሉ ኤርትራዊ ኣባል ናይ ፖለቲካ ይኹን ኣይኹን ኩሉ ናብ ፈስቲቫል መጽዩ ተዛንዩ ዝኸይድ ከምዝነበርዩ ዝዝከር። ካብ ቅድሚ 2 ዓመታት ምስ ናይ ተጋሩ ኩነታት ግን እቲ ነገር እናሓንከረ መጽዩ ኣብዚ ዘለዎ በጺሑ፣
መንእሰይ ኤርትራ ኣላዬ ስኢኑ ፎቖድኡ ዓወንወን ኣብዝብለሉ ዝነበረ እዋን ገለ ኣብ ኤርትራ ተወሊዶም ዝዓበዩ ተጋሩ በቲ ዘጋጠመ ስዕረቶም ብዡሕ ሸርሒ ክሰሩ ዝጀመሩሉ እዋናትዩ ፈስቲቫል ኤርትራ ናይ ፖለቲካዩ ክበሃል ዝጀመረ።
ልኽዕ እዩ ድሕሪ ናጽነት ዝተወልደ መንእሰይ ኤርትራ ኣብ ሃገሩ ከይጠዓሞ ዓብዩ፣ ብዙሕ ጸበባ ኣሕሊፉ ብብዙሕ ጸበባ ድማ ናብ ወጻኢ ተሰዲዱ፣ኣብ ስደቱ ዝቕበሎ ስኢኑ ገለ ብናይ ቀደም ተጋደልቲ ተታሒዙ፣ገለ ብኣውራጃ፣ ብዓሌት ፣ ብሃይማኖት ተታሒዙ ምቕልቕል ኣቢሎሞ። ኣብ ሕማቅ መነባብሮ ክነብር ዝትገደደ መስኪን መንእሰይ እዩ።
ስለዚ ኣብ እዋን ጸገሙ ረኺቦም ነቲ ቁስሉ ፈሊጦም ብኡኡ ሒዞም ክንወድበካ ኢሎም ሒዞሞ። ብዙሕ ጸገማት ሓሊፉ እንሀለ ከኣ ንርእዮ ኣለና። ስለዚ መንእሰይ ንቓሕ፣ ኣስተብህል፣ ምስመን ከምትኸይድ ኣለሊ ፈታኒ ጊዜ ስለዝኾነ።
ብሕልፊ ተጋሩ ን ኤርትራውያን ፋሕ ኣቢልናዮም ነንሕድሕዶም ኣናጒጽናዮም ገና ከኣ ከምዝቀታተሉ ሰሪሕናሎም ኢና እናበሉ ብግልጺ ብኩርዓት ይዛረቡ ኣለዉ። መንእሰይ ኤርትራ ወጽዓኻ ሒዝካ ሃገርካ ኣኽቢርካ ብቕንዕና ክትነብር ፈትን ጸዓር።
እንተተካእለ ካብ ፖለቲካ ርሓቕ፣ናብ ትምህርትን ስራሕን ኣድህብ።
ምድረ ባርያ ጥኒን በቃ
wowww eten awalid kinefia kemakin 1000 yweled anabis ajokin exactly dekina tarik adom kimaharu alowom amlak yhagizkin etom awedat emo bla bla bla eyom elom hati meeseri yebilomun
ኣቱም ሰባት ንሕና ደቅናን ነብስናን ዓቂብና ብዛዕባ ባሎምን ቈንቓን ክትዛረቡ ሃየንታ እዩ ኣብቲ ናይ ደለይቲ ፍትሒ ከ የለን ዱ እቲ ባህልን ቈንቓን ነተን ወላዳት መኻናት ብንበዓት ዓይነን ዘዓወራ ኣደታት ከ ዘይትሓስቡ ነቶም ዕሸላት ዕሸላት ዝጠፍኡ ዘሎ ከ ኣይንታይኩምን እዩ ማለት ዱ ባህልን ቁአንቃን ልዕሊ ሂወት ዱ ኮይኑ ?
❤❤
እዚ ጉዳይ ብተጋሩ ዝዝወር ብዛዕባ ሕልሚ ዓባይ ትግራይ ድአምበር ብዛዕባ ሕቶ ኤርትራውያን አይኮነን ጋል መገዲ ሒዝካ ዓጀውጀው አይትበል ሸቃጣይ ሙሌ
🎉🎉
ኣብ ኣውሮፓ ዝነብር ህዝቢ ኤርትራ ከምብዝሑ እንተወሓደ 2 ኤርትራዊ ፖለቲካዊ ፓርቲታት ክምስረታ ምተኻኣለ። ፖለቲካዊ መስርሕ ኣብ ኣውሮፓ ድማ ከመይ ምዃኑ ምርድኡ ዘጸግም ኣይኮነን። ናይ ክልተ ዝተፈላለያ ፓርቲ ኣባላት ብሓሳብ ትቑይቑ ኣቢሎም ዕረፍቲ ክኸውን ከሎ ብሓንሳብ ቡን ክሰትዩ ምርኣይ ንዘስተብህል ብሩህ እዩ።
ናይ ፖለቲካ ተቓወምቲ ማለት ን ኣብነት ናይ ኣሜሪካ ደሞክርትን ሪፕብሊካንን ዝበሃሉ 2 ፓርቲ ኣለዉ። ፍልልያቶም ሓንትን ሓንትን እያ ኣቲ ኣባል ዴሞክራት ይኹን ኣባል ሪፓብሊካን ፓርቲ ክወዳደሩ ከለዉ ናተይ ሓሳብ ንቁጠባ ህዝቢ ኣሜርካ ከመሓይሽ ይኽእል ይብል
ኖ ናተይ ይሓይሽ ይብል ይቃወሞ እቲ ናይ ሪፓብሊካን ማለትዩ ስለዚ ክልቲኦም ሓሳቦም ብቲቪ ይገልጹ ህዝቢ ይሰምዖ እቲ ናይ ደሞክራት የርብሓኒ ዝብል ንዲሞክራት ይመርጽ ። ኖ ናይ ሪፓብሊካን ፓርቲ ሓሳብ ንዓይ የርብሓኒ ዝብል ድማ ንሪፓብሊካን ፓርቲ ይመርጽ።
ቆይቊ ዝመስል ዝርርብ ዋላ እንተተኻየደ ኣብሞንጉኦም ግና ባእሲ የለን።
ኣብ ወጻኢ ብሓሳብ ንቁጠባ ኤርትራ ንመነባብሮ ህዝቢ ኤርትራ ከምሓይሽ ዘኽእል ሓሳብ ኣለኒ ዝብል ዝተወደበ ብፖለቲካዊ ኣተሓሳስባ ዝረቐቐ፣ ብዲሲፕሊን ዝተሃንጸ ፣ክብሪታት ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ዘቐድምን ዘኽብር፣ ምስ ምዕቡላት ሃገራት ብክብረት ዲፕሎማስያዊ ርክብ ዝፍጽም፣ዐላም-ለኽዐ ሕግታት ዘኽብር ፣መሰል ደቅሰባት ዘኽብርወዘተ ትሕዝቶ ዘለዎ ፓርቲ እንተዝምስረት ሞ ንህዝቢ ኤርትራ ምእላይ እንትዝጅምር ምስ መንግስቲ ኤርትራውን ኣብ ጣውላ ኮፍ ኢልካ ናይ ምዝርራብ ዕድል ምተረኽበ።
እቲ ዘሕዝን ንህዝቢ ኤርትራ ፣ንቁጠባ ኤርትራ ዘርብሕ ትሕዝቶን ሓሳብን ራኢን ዘለዋ ሓንቲ ፖልቲካዊ ፓርቲ ዘይምህላው እዩ። ኩሉ ተፈላልዩ፣ነንሕድሕዱ ክፋለጽ ምርኣይ ምስማዕ ሓዘንዩ ንኣደን ህዝብን ኤርትራ ። መንእሰይ ኤርትራ ለብም፣ ሓንቲ ሃገ እያ ዘለትካ፣እታ ሃገር ናይ መንግስቲ ኣይኮነትን ናትካ ናይዚ ዘሎን ዝመጽእን ወለዶ ኤርትራ ስለዝኾነት።
ንተጋሩ ኣብ ሞንጎኹም ኣይተእትዉ፣ኣይትእመንዎም። ቃልስኹም ምስ ኤርትራውያን ኣሕዋትኩም ብምርድዳእን ምትሕግጋዝን ዘመናዊ ቃልሲ ክኾነልኩም ብትምህርትን ፖለቲካን ብሰሉ ፣ብዝኾነ ሰብ ኣይትጠወዩ።
ንዝሰማዕኩምዎ ቀልጢፍኩም ኣይትእመንዎ ፣መምዩ ኣይትንኣሱ፣ንእስነት ኣብ ዓድኻዩ ጥዑም ፣ካብ ሃገርካ ወጻኢ ምንኣስ ዕሽነት እዩ ፣መገድኻዩ ዘጋግእየካ። ጎራሕት ኩኑ። ልዕሊ 2 ጊዜ ኣይትጋገዩ። ትኩራት ኩኑ ሓንቲ ሃገር ጥራሕ ስለዘላትኩም፣ ሃገርኩም ከይትስእንዋ ብዛዕባ ኤርትራ ሃገርኩም ኣዚኹም ተጠንቒቕኩም ሓሲብኩም ስርሑ።
ኣምላኽ ንኤርትራን ህዝባን ይሓሉ።
ለቃዊስ ....ከተማ ድዮም ኢሎሞ?
Ketema, Jigna😇 king
ኣሜሪካ ይኹን ወያነ ሓሪስኩም ኣይትብሉዑ ,ገዛ ኣይትስርሑ, ማይ ይኹን ኤለክትሪክ ኣይተጠቐሙ ,ኣይትመሃሩ ወ.ዘ.ተ ኣይበሉን . ንህዝቢ ኤርትራ ዝኣገዶ እቲስርዓት'ዩ ንዓይ ንዓኻ ንኽንስደድ ዝገበረ እዚ ስርዓት እዩ . ኣሜሪካ ይኹን እዚ ምዕራባዊ ደንበ ምኽንያት እምበር ንህዝቢ ኤርትራ ካብ ዓዱ ኣየባረርዎን. እቲ ጠንቂ ናይዚ ኹሉ እዚ ሰርዓት እዩ.
😊😊😊😊😊😊
ኣነስ ይገርመን ህዝቢ ኣብ ትሕቲ መንግስቲ እዩ ኣኸለ. ንስኹም ናብራ ጉስነትን ትምርትን ጸልእኩም ዝወጻኹም ሲ ናብ መንግስቲ ተላግብሉ ሓሰውቲ.
❤❤❤❤❤❤❤
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
ሙለእ ሰበይታይ ነዊህ ሰብሲ ወይ ልቢ ወይ ስረ ይሐጽሮ
አታ እዚ መደብ ዝመርሕ ዘሎ ጥዑይ ድዩ
You need to tell you kids how many innocent young men killed by Eseyas tembenawi
እስኩም ኢኩም ከፊእኩምና ካብ ኢትዮጵያ ዝመፃኩም አብ ኤርትራ ዘሎ ችግር አይታይክንን
Biravo mular hawna Zindagi hasbi ❤🎉❤
ኣታ ሓተላ ኣዛርበን ወዲዛ
መራት ዓጋመ ኪድ ንትግራይካ። ብዛዕባ ኤርትራ ክትዛረብ ዓቕሚ
የብልካን። እተን ዝሓታኻ
ዘሎዋ ሰብ ኤርትራ እየን።
ንስኻ ግን ባጎኒ ኢኺም።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍