Eritrean tiktok mulie vs hagerawiyan

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 ส.ค. 2024

ความคิดเห็น • 60

  • @TsehayeHaile-ly4vw
    @TsehayeHaile-ly4vw 11 หลายเดือนก่อน +6

    ሃለውለው ካብትብሉ ተጋሩ ካብ መንጎኹም አጽርዩ። አጀንዳ ህወሐት እምበር ኤርትራዊ ስነሓሳብ የብልኩምን እንዳ ትግራይ ትስዕር

  • @BerhaneAdha
    @BerhaneAdha 11 หลายเดือนก่อน +3

    ሙልየ ኣካላት መንግስቲ እውን ሰባይ እዮም ኣካላት ህዝቢ ኣይ ኮኑን ድዮም ኣካላት ምንግስቲ ስለ ዝኮኑ ኣብ ማሕበታዊ ጉዳያት ምስ ህዝቢ ክእከቡ ኣይ ክእሉን

    • @kibromsolomon5613
      @kibromsolomon5613 11 หลายเดือนก่อน

      Awan eyu.....Amehaderti zoba nhzbi do walas ngobo snchro gereb eyom zemehadru? Muhrye ke ybl were zeyhafr....

  • @mibrakredae3727
    @mibrakredae3727 11 หลายเดือนก่อน +4

    እቶም ፈስቲቫል ዘይወሓጠሎም ሽግር ኣለዎም

  • @Natuya.yemane9295
    @Natuya.yemane9295 11 หลายเดือนก่อน +3

    Muler kemaka yebzahayo very wise man bless you more ❤❤❤❤

  • @evengerieevengerie8834
    @evengerieevengerie8834 11 หลายเดือนก่อน +6

    Mule hawey smart . Nay behaqi ❤

  • @xyfxmetesbe9896
    @xyfxmetesbe9896 11 หลายเดือนก่อน +1

    ፈስቲቫል ኤርትራውያን ኣብዚ እዋን እዚ እዩ 100% ፖለቲካዊ ትሕዝቶ ኣለዎ ዝበሃል ዘሎ እምበር ቀዳማይ ዕላማ ፈስቲቫል ኤርትራ ሕብረት ኤርትራውያን ፣ፋሕ ኢሎም ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ዝነብሩ ኤርትራውያን መዓልቲ ናጽነት ኮነ ካል ኦት ህዝባዊ በዓላት ኣብዝህልዉ ኩሉ ኤርትራዊ በቲፈስቲቫላት ኣቢሉ መራኸቢ ፣ስድራቤታት ደቆም ሒዞም ስለዝኸዱ ናይ ቆልዑ ፕሮግራማት ይግበር ዓበቲ ይጻወቱ ናፍቆቶም የውጽኡን ዝተፈላለዬ ብህላውን ያታውን ታሪኻውን ንጥፈታት እንዳተዘናጋዕካ ዝግበረሉ ሕጉስ ቦታ ከምዝነበርዩ።
    ናይ ፖለቲካ ሰባት ድማ ኣብዝተወሰን ሰዓት እዋናዊ ሓበሬታን ሰሚናራትን ይገብሩ፣ኣብዚ ግን ክኣቱ ዝደሊ ይኣቱ ዘይደሊ ግን ዘገድዶ ኣይነበረን። ስለዚ ካብቶም ፖለቲካዊ ስራሕ ባህላዊ ጸዋታን ምቁር ዕላላትን ትረኸበሉን ተዘንትወሉን ፈስቲቫላት ከምዝነበረዩ።
    እዚ ጸገም ዝተራእዬ ኣብ ዝሓለፈ 2-3 ዓመታት ጥራሕ ምዃኑ ብጣዕሚ ዘተሓሳስብ እዩ።
    ኤርትራዊ ነንሕድሕዱ ካብ ምጥርጣር ወጺኡ ዝተኣማመነሉ፣ዝከባበረሉ ዝተሓቛቖፈሉ ሃዋህ ንምፍጣር ክስረሓሉ ዘለዎ ዓቢ ኣርእስቲ እዩ። ኤርትራውያን ብገለ ዕላማ ዘለዎም ሰባት ብተጋሩ ከይተኣማመኑ ክፈላለዩ ከይኮርዑ ከይንየቱ ብውሽጢ ውሽጢ ተሰሪሑሉዩ። ምስትብሃል የድሊ፣
    ኣብ ኤርትራ ጸገማት ኣሎ ልክዕ እዩ ፣ ሃገርካ ኣሕሊፍካ ፣ተበታቲንካ፣ ነንሕድሕድካ እናተናቖትካ ዝግበር ግን ነቲ ናይ ምዕራባውያን ሸርሒ ክዕወት ዕድል ምሃብ ስለዝኾነ ኣብ ሞንጎ ህዝቢ ኤርትራን መንግስትን ምርድዳእ ክፍጠር ስምረት ክህልው፣ዝኾረየ ፣ዝሓረቐ ዝጎሃየ ከመይ ክዕረ ከምዝከኣል ብኩሉ ወገን ምሕሳብን ምእራምን ኣድላዬ እዩ።

  • @TsehayeHaile-ly4vw
    @TsehayeHaile-ly4vw 11 หลายเดือนก่อน +2

    ዝደለኹሞ ኮሚኒቲ ክትገብሩ ኢድኩም ዝሓዘኩም የለን ግን ናይ ነገር ሓሳድ ዳስ ኤርትራውያን ከተፍርሱ መጺኹም

  • @xyfxmetesbe9896
    @xyfxmetesbe9896 11 หลายเดือนก่อน +1

    ሙሌ ዝበሃል ኣግፊሑ ክሓስብ ይግባእ። ሓፍትና ዝበለቶ ዓቢ ነጥቢ ኤርትራውያን ብግርህነትን ቅንዕናን ትሕናን ብምትሕግጋዝ ወዘተ ከምዝፍለጡ ፣ብጽልኢ ወይ ምስ ሰብ ብምጉናጽን ዓመጽን ተንኮልን ከምዘይፍለጡ መብዛሕቶም ማለትዩ ንስኻውን ኤርትራዊ እንተኴንካ ነዚ ክታምነሉ ይግብኣካ።
    ኣብ ፈስቲቫል ኤርትራ ክሳብ ቅድሚ 2-3 ዓመታት ከምዚ ናይ ሎሚ ጸገማት ኣይተራእዬ። ኩሉ ኤርትራዊ ኣባል ናይ ፖለቲካ ይኹን ኣይኹን ኩሉ ናብ ፈስቲቫል መጽዩ ተዛንዩ ዝኸይድ ከምዝነበርዩ ዝዝከር። ካብ ቅድሚ 2 ዓመታት ምስ ናይ ተጋሩ ኩነታት ግን እቲ ነገር እናሓንከረ መጽዩ ኣብዚ ዘለዎ በጺሑ፣
    መንእሰይ ኤርትራ ኣላዬ ስኢኑ ፎቖድኡ ዓወንወን ኣብዝብለሉ ዝነበረ እዋን ገለ ኣብ ኤርትራ ተወሊዶም ዝዓበዩ ተጋሩ በቲ ዘጋጠመ ስዕረቶም ብዡሕ ሸርሒ ክሰሩ ዝጀመሩሉ እዋናትዩ ፈስቲቫል ኤርትራ ናይ ፖለቲካዩ ክበሃል ዝጀመረ።
    ልኽዕ እዩ ድሕሪ ናጽነት ዝተወልደ መንእሰይ ኤርትራ ኣብ ሃገሩ ከይጠዓሞ ዓብዩ፣ ብዙሕ ጸበባ ኣሕሊፉ ብብዙሕ ጸበባ ድማ ናብ ወጻኢ ተሰዲዱ፣ኣብ ስደቱ ዝቕበሎ ስኢኑ ገለ ብናይ ቀደም ተጋደልቲ ተታሒዙ፣ገለ ብኣውራጃ፣ ብዓሌት ፣ ብሃይማኖት ተታሒዙ ምቕልቕል ኣቢሎሞ። ኣብ ሕማቅ መነባብሮ ክነብር ዝትገደደ መስኪን መንእሰይ እዩ።
    ስለዚ ኣብ እዋን ጸገሙ ረኺቦም ነቲ ቁስሉ ፈሊጦም ብኡኡ ሒዞም ክንወድበካ ኢሎም ሒዞሞ። ብዙሕ ጸገማት ሓሊፉ እንሀለ ከኣ ንርእዮ ኣለና። ስለዚ መንእሰይ ንቓሕ፣ ኣስተብህል፣ ምስመን ከምትኸይድ ኣለሊ ፈታኒ ጊዜ ስለዝኾነ።
    ብሕልፊ ተጋሩ ን ኤርትራውያን ፋሕ ኣቢልናዮም ነንሕድሕዶም ኣናጒጽናዮም ገና ከኣ ከምዝቀታተሉ ሰሪሕናሎም ኢና እናበሉ ብግልጺ ብኩርዓት ይዛረቡ ኣለዉ። መንእሰይ ኤርትራ ወጽዓኻ ሒዝካ ሃገርካ ኣኽቢርካ ብቕንዕና ክትነብር ፈትን ጸዓር።
    እንተተካእለ ካብ ፖለቲካ ርሓቕ፣ናብ ትምህርትን ስራሕን ኣድህብ።

    • @fachetekle6184
      @fachetekle6184 8 หลายเดือนก่อน

      ምድረ ባርያ ጥኒን በቃ

  • @kibromsolomon5613
    @kibromsolomon5613 11 หลายเดือนก่อน +1

    Ata Muluegeta....!! Amehaderti zoba gobo dyom zemehadru? Awan eka....nhzbi eyom zemehadru.....teadimom mexyom......ezi ab ab dege znebr hzbi kea hade kfal nay hzbi Eritrea eyu.....slezi nsle hager tzti zmesleka tzareb

  • @slasandmkael1278
    @slasandmkael1278 11 หลายเดือนก่อน

    wowww eten awalid kinefia kemakin 1000 yweled anabis ajokin exactly dekina tarik adom kimaharu alowom amlak yhagizkin etom awedat emo bla bla bla eyom elom hati meeseri yebilomun

  • @rozar227
    @rozar227 27 วันที่ผ่านมา

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @xyfxmetesbe9896
    @xyfxmetesbe9896 11 หลายเดือนก่อน

    ኣብ ኣውሮፓ ዝነብር ህዝቢ ኤርትራ ከምብዝሑ እንተወሓደ 2 ኤርትራዊ ፖለቲካዊ ፓርቲታት ክምስረታ ምተኻኣለ። ፖለቲካዊ መስርሕ ኣብ ኣውሮፓ ድማ ከመይ ምዃኑ ምርድኡ ዘጸግም ኣይኮነን። ናይ ክልተ ዝተፈላለያ ፓርቲ ኣባላት ብሓሳብ ትቑይቑ ኣቢሎም ዕረፍቲ ክኸውን ከሎ ብሓንሳብ ቡን ክሰትዩ ምርኣይ ንዘስተብህል ብሩህ እዩ።
    ናይ ፖለቲካ ተቓወምቲ ማለት ን ኣብነት ናይ ኣሜሪካ ደሞክርትን ሪፕብሊካንን ዝበሃሉ 2 ፓርቲ ኣለዉ። ፍልልያቶም ሓንትን ሓንትን እያ ኣቲ ኣባል ዴሞክራት ይኹን ኣባል ሪፓብሊካን ፓርቲ ክወዳደሩ ከለዉ ናተይ ሓሳብ ንቁጠባ ህዝቢ ኣሜርካ ከመሓይሽ ይኽእል ይብል
    ኖ ናተይ ይሓይሽ ይብል ይቃወሞ እቲ ናይ ሪፓብሊካን ማለትዩ ስለዚ ክልቲኦም ሓሳቦም ብቲቪ ይገልጹ ህዝቢ ይሰምዖ እቲ ናይ ደሞክራት የርብሓኒ ዝብል ንዲሞክራት ይመርጽ ። ኖ ናይ ሪፓብሊካን ፓርቲ ሓሳብ ንዓይ የርብሓኒ ዝብል ድማ ንሪፓብሊካን ፓርቲ ይመርጽ።
    ቆይቊ ዝመስል ዝርርብ ዋላ እንተተኻየደ ኣብሞንጉኦም ግና ባእሲ የለን።
    ኣብ ወጻኢ ብሓሳብ ንቁጠባ ኤርትራ ንመነባብሮ ህዝቢ ኤርትራ ከምሓይሽ ዘኽእል ሓሳብ ኣለኒ ዝብል ዝተወደበ ብፖለቲካዊ ኣተሓሳስባ ዝረቐቐ፣ ብዲሲፕሊን ዝተሃንጸ ፣ክብሪታት ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ዘቐድምን ዘኽብር፣ ምስ ምዕቡላት ሃገራት ብክብረት ዲፕሎማስያዊ ርክብ ዝፍጽም፣ዐላም-ለኽዐ ሕግታት ዘኽብር ፣መሰል ደቅሰባት ዘኽብርወዘተ ትሕዝቶ ዘለዎ ፓርቲ እንተዝምስረት ሞ ንህዝቢ ኤርትራ ምእላይ እንትዝጅምር ምስ መንግስቲ ኤርትራውን ኣብ ጣውላ ኮፍ ኢልካ ናይ ምዝርራብ ዕድል ምተረኽበ።
    እቲ ዘሕዝን ንህዝቢ ኤርትራ ፣ንቁጠባ ኤርትራ ዘርብሕ ትሕዝቶን ሓሳብን ራኢን ዘለዋ ሓንቲ ፖልቲካዊ ፓርቲ ዘይምህላው እዩ። ኩሉ ተፈላልዩ፣ነንሕድሕዱ ክፋለጽ ምርኣይ ምስማዕ ሓዘንዩ ንኣደን ህዝብን ኤርትራ ። መንእሰይ ኤርትራ ለብም፣ ሓንቲ ሃገ እያ ዘለትካ፣እታ ሃገር ናይ መንግስቲ ኣይኮነትን ናትካ ናይዚ ዘሎን ዝመጽእን ወለዶ ኤርትራ ስለዝኾነት።
    ንተጋሩ ኣብ ሞንጎኹም ኣይተእትዉ፣ኣይትእመንዎም። ቃልስኹም ምስ ኤርትራውያን ኣሕዋትኩም ብምርድዳእን ምትሕግጋዝን ዘመናዊ ቃልሲ ክኾነልኩም ብትምህርትን ፖለቲካን ብሰሉ ፣ብዝኾነ ሰብ ኣይትጠወዩ።
    ንዝሰማዕኩምዎ ቀልጢፍኩም ኣይትእመንዎ ፣መምዩ ኣይትንኣሱ፣ንእስነት ኣብ ዓድኻዩ ጥዑም ፣ካብ ሃገርካ ወጻኢ ምንኣስ ዕሽነት እዩ ፣መገድኻዩ ዘጋግእየካ። ጎራሕት ኩኑ። ልዕሊ 2 ጊዜ ኣይትጋገዩ። ትኩራት ኩኑ ሓንቲ ሃገር ጥራሕ ስለዘላትኩም፣ ሃገርኩም ከይትስእንዋ ብዛዕባ ኤርትራ ሃገርኩም ኣዚኹም ተጠንቒቕኩም ሓሲብኩም ስርሑ።
    ኣምላኽ ንኤርትራን ህዝባን ይሓሉ።

  • @yorsaliembeyene270
    @yorsaliembeyene270 11 หลายเดือนก่อน

    Bhakey nwoeld hiezb eritrea🇪🇷📜✍️zhben dekueru nwoeledo hieyaw ieyu nzetelet 🇪🇷📜✍️❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hfszshhm
    @hfszshhm 11 หลายเดือนก่อน +1

    ሙሉእ ዓብጃር ላህሊሁ ነዛ ማይ ብዘይ ልቡ ወዲኡዋ

  • @user-rn3fi2fs1o
    @user-rn3fi2fs1o 11 หลายเดือนก่อน +1

    ኣነስ ይገርመን ህዝቢ ኣብ ትሕቲ መንግስቲ እዩ ኣኸለ. ንስኹም ናብራ ጉስነትን ትምርትን ጸልእኩም ዝወጻኹም ሲ ናብ መንግስቲ ተላግብሉ ሓሰውቲ.

  • @TsehayeHaile-ly4vw
    @TsehayeHaile-ly4vw 11 หลายเดือนก่อน +1

    እዚ ጉዳይ ብተጋሩ ዝዝወር ብዛዕባ ሕልሚ ዓባይ ትግራይ ድአምበር ብዛዕባ ሕቶ ኤርትራውያን አይኮነን ጋል መገዲ ሒዝካ ዓጀውጀው አይትበል ሸቃጣይ ሙሌ

  • @berekethaile5397
    @berekethaile5397 11 หลายเดือนก่อน

    ኣቱም ሰባት ንሕና ደቅናን ነብስናን ዓቂብና ብዛዕባ ባሎምን ቈንቓን ክትዛረቡ ሃየንታ እዩ ኣብቲ ናይ ደለይቲ ፍትሒ ከ የለን ዱ እቲ ባህልን ቈንቓን ነተን ወላዳት መኻናት ብንበዓት ዓይነን ዘዓወራ ኣደታት ከ ዘይትሓስቡ ነቶም ዕሸላት ዕሸላት ዝጠፍኡ ዘሎ ከ ኣይንታይኩምን እዩ ማለት ዱ ባህልን ቁአንቃን ልዕሊ ሂወት ዱ ኮይኑ ?

  • @DelinaDelu-zb9lv
    @DelinaDelu-zb9lv 10 หลายเดือนก่อน

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @helenwoldu8293
    @helenwoldu8293 11 หลายเดือนก่อน +1

    🎉🎉

  • @Pablo-nl1bg
    @Pablo-nl1bg 11 หลายเดือนก่อน

    ለቃዊስ ....ከተማ ድዮም ኢሎሞ?

  • @birhaneyacob6844
    @birhaneyacob6844 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤

  • @blackaboymen3265
    @blackaboymen3265 11 หลายเดือนก่อน

    ኣሜሪካ ይኹን ወያነ ሓሪስኩም ኣይትብሉዑ ,ገዛ ኣይትስርሑ, ማይ ይኹን ኤለክትሪክ ኣይተጠቐሙ ,ኣይትመሃሩ ወ.ዘ.ተ ኣይበሉን . ንህዝቢ ኤርትራ ዝኣገዶ እቲስርዓት'ዩ ንዓይ ንዓኻ ንኽንስደድ ዝገበረ እዚ ስርዓት እዩ . ኣሜሪካ ይኹን እዚ ምዕራባዊ ደንበ ምኽንያት እምበር ንህዝቢ ኤርትራ ካብ ዓዱ ኣየባረርዎን. እቲ ጠንቂ ናይዚ ኹሉ እዚ ሰርዓት እዩ.

  • @terhasberhane71
    @terhasberhane71 11 หลายเดือนก่อน

    እስኩም ኢኩም ከፊእኩምና ካብ ኢትዮጵያ ዝመፃኩም አብ ኤርትራ ዘሎ ችግር አይታይክንን

  • @mestes4158
    @mestes4158 11 หลายเดือนก่อน

    You need to tell you kids how many innocent young men killed by Eseyas tembenawi

  • @gruhffvghgnn4782
    @gruhffvghgnn4782 10 หลายเดือนก่อน

    ሙለእ ሰበይታይ ነዊህ ሰብሲ ወይ ልቢ ወይ ስረ ይሐጽሮ

  • @biriktihaile5499
    @biriktihaile5499 11 หลายเดือนก่อน

    ሙሽ ሙሽ ዓጋመ እሞ በረኻ ዘይትኸይድ ዕጡቅ ስረ እንተኾይንካ

  • @Pablo-nl1bg
    @Pablo-nl1bg 11 หลายเดือนก่อน

    Mullie ane bzfelto ሕጋዊ ሕቶ ኣይኮንኩምን ኣልዒልኩም፡ down down ኢኹም ትብሉ ኔርኩም

  • @yirgigeb968
    @yirgigeb968 11 หลายเดือนก่อน

    Ketema, Jigna😇 king

  • @user-ew3kh7qm2f
    @user-ew3kh7qm2f 11 หลายเดือนก่อน +2

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @user-pi2im3yp5u
    @user-pi2im3yp5u 11 หลายเดือนก่อน

    Biravo mular hawna Zindagi hasbi ❤🎉❤

  • @meazamehari7614
    @meazamehari7614 11 หลายเดือนก่อน

    😊😊😊😊😊😊

  • @temeketuazeria8722
    @temeketuazeria8722 11 หลายเดือนก่อน

    ❤️❤️❤️❤️

  • @meazamehari7614
    @meazamehari7614 11 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @697ffiffgg
    @697ffiffgg 11 หลายเดือนก่อน

    Nadow bridge tbil seb ms xenete xbah entay kemzmexana aynfelinin ena

  • @dawitsium7151
    @dawitsium7151 11 หลายเดือนก่อน

    አታ እዚ መደብ ዝመርሕ ዘሎ ጥዑይ ድዩ

  • @tesfamariamtewoldeberhan4731
    @tesfamariamtewoldeberhan4731 11 หลายเดือนก่อน

    ቅንፍዝ ትህቆፍኪ ባርያ ኡኒቨርሲትይ ንምታይ ተኣጽዩ ኢልኪ ትፈልጢዶ ኣንቲ ጊላ ኣድና ነጻ አንተትኸውን ኣባዶም መተመሃሩ ባህሎም ንስኺ መልሃስኪ ዘየጽረኺ ደቅኺ ክትምግሪ

  • @tsigeredakifle7396
    @tsigeredakifle7396 11 หลายเดือนก่อน

    Nay Eritrea eykonen nay higdef u

  • @BiniAbrahale
    @BiniAbrahale 11 หลายเดือนก่อน

    Anta. Jawel. Eziomko. Anxar. Hzbi dan er. Anxar. Mengsel. Aykonun mengstido. Yhrem alo. Eyu zhrem. Zelf. Hzbiyu. Slezi. Ezom sebas. Eziom. Beyenay. Mengeling. Eyom. Ertrawyan. Kblu. Zlelu

  • @ibrahimmohammed6403
    @ibrahimmohammed6403 11 หลายเดือนก่อน

    Juj maajuj elal enda sewan shahin aye polotic addewel kkkkkkkkkkkkkkkkkkk

  • @azaryaazarya7428
    @azaryaazarya7428 11 หลายเดือนก่อน

    Ertrea wesdyo wedky mish xebok alo teblyo alky shormta

  • @yohanesteweldebrhan6140
    @yohanesteweldebrhan6140 11 หลายเดือนก่อน

    ኣታ ሓተላ ኣዛርበን ወዲዛ
    መራት ዓጋመ ኪድ ንትግራይካ። ብዛዕባ ኤርትራ ክትዛረብ ዓቕሚ
    የብልካን። እተን ዝሓታኻ
    ዘሎዋ ሰብ ኤርትራ እየን።
    ንስኻ ግን ባጎኒ ኢኺም።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍

  • @akillberhe1981
    @akillberhe1981 11 หลายเดือนก่อน

    Mulugeta dobbel standard gedef, gega kab men mukanu tefieka aykonen, ' dobbel standard'

  • @senaitkidane7460
    @senaitkidane7460 11 หลายเดือนก่อน

    Iway. Wedi tumzgi...

  • @user-wh5oc7fd2t
    @user-wh5oc7fd2t 11 หลายเดือนก่อน

    Kab kibur seb kuber zareba yeknlna mule hawey men eu shiger Eritreawe keftah zaydle gen abzy kwen Eritrea tebahal yelan bandara mendad seb mefge tekikel aykonen selze yehwat Eritrea ne Eritreawyan gana aytetwu ❤

  • @tsegaykidane7405
    @tsegaykidane7405 11 หลายเดือนก่อน

    anes etom abzi timexu si ezi ketema zbhal si xlul dyu

  • @habtomhaile8001
    @habtomhaile8001 11 หลายเดือนก่อน

    Ketema xemam astewiel xelelel ay tbel jana

  • @user-fz5ui9fr8s
    @user-fz5ui9fr8s 11 หลายเดือนก่อน

    Nefu

  • @gwualasmara3141
    @gwualasmara3141 11 หลายเดือนก่อน

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @lela8945
    @lela8945 11 หลายเดือนก่อน

    Shuuuut up Ketema, give a chance to other to talk, zukbel 🤐🤐🤐

  • @edenfanu3741
    @edenfanu3741 11 หลายเดือนก่อน

    Shlet abau metsika zytzareb

  • @zayidteklay3371
    @zayidteklay3371 11 หลายเดือนก่อน

    Vatene nab tgrayka kid tay gberu tbluna nahana

  • @biniamyemane9740
    @biniamyemane9740 11 หลายเดือนก่อน

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @Eritrea137
    @Eritrea137 11 หลายเดือนก่อน

    Ketema hakegna

  • @TsehayeHaile-ly4vw
    @TsehayeHaile-ly4vw 11 หลายเดือนก่อน +1

    ደድሕሪ ዒጊ ዝኸደ ሕስድናን ቶንኮልን ዒጊ ለመደ