ዩክሬን: የመስዋእት በግ | የኤርትራ የውጭ ጉዳይ ሚንስተር ጋዜጣዊ መግለጫ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 19

  • @frezghiyebiyo446
    @frezghiyebiyo446 2 ปีที่แล้ว +2

    ብሊዝ ነዛ እውነት ሚድያ ነተበባኣያ ሸር አን ላክ ብምግባር። ኤርትራውነት ኩቡር መኒነት።

  • @redaghebrezghi149
    @redaghebrezghi149 2 ปีที่แล้ว +1

    Ewonet media thanku 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤👍awet nhafash

  • @zufanabraham9446
    @zufanabraham9446 2 ปีที่แล้ว +1

    Thank you 🙏 Ewnet Media for sharing.እውነትም ዩክሬን የመስዋዕት በግ እግዚአብሔር በቃ ይበለን🙏

  • @Sunflower-nd3ix
    @Sunflower-nd3ix 2 ปีที่แล้ว +2

    Merhaba Ewenet media 👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻

  • @tehabenhizbey2778
    @tehabenhizbey2778 2 ปีที่แล้ว +4

    ሰላም እውነት ሜድያ!!! ምዕራባውያን ለጥቅማቸው ሲቆሙ ለረጅም ግዜ ኣይተናል። የድሀ ህዝብ ጥቅም ታድያ ማን ይጠብቅለት? ከምዕራባውያን በላይ ግብረ ሽበራውያንና ዘራፊ ማንም የለም። 🙏🇪🇷🇪🇹🇸🇴🙏

  • @ahmederina
    @ahmederina 2 ปีที่แล้ว +1

    በኢስዬ በጣም ነው ደረቴን ነፍቼ የምሄደው ኩሉዮም።ርጃር

  • @biriktihaile5499
    @biriktihaile5499 2 ปีที่แล้ว +2

    እንካን በደህና መጣቹ

  • @Kuki_Bela
    @Kuki_Bela 2 ปีที่แล้ว +2

    👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽

  • @amanuelbelay8486
    @amanuelbelay8486 2 ปีที่แล้ว +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤💯👍👍👍🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿

  • @gulbubmamide7400
    @gulbubmamide7400 2 ปีที่แล้ว

    Tank you ewnet media..!!

  • @edentesfatsion1278
    @edentesfatsion1278 2 ปีที่แล้ว

    Thank you for sharing this information. 👌👍🕊🇪🇷🕊👍🇪🇷🕊

  • @byanuteg8736
    @byanuteg8736 2 ปีที่แล้ว +1

    Wow, you are awesome 👏 doing great your part so proud of you sister. I like it your profile picture & your Tigre music. It’s really awesome so as my opinion especially Tigre music don’t change it please. Why, because they are more suffered in independence or struggling to Eritrean 🇪🇷 at the began. How many villages was burned on the pass war in dargi find it yourself you may knew about it. I think we was meeting in DC for protest 🪧 I may new face to you guys that’s why you questioned me.

  • @matiwesephrem660
    @matiwesephrem660 2 ปีที่แล้ว

    ሰኒ ሓላያት ወላ ኣጀ🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Monica-un4rz
    @Monica-un4rz 2 ปีที่แล้ว

    ❤👍

  • @yosiefghebrezghi3830
    @yosiefghebrezghi3830 2 ปีที่แล้ว +1

    ሓቂ ኡሱ ነው በግዜው የዓለም ሕዝብ እየተረዳው እንደሚመጣ ኣየዳግትም።

  • @ahmederina
    @ahmederina 2 ปีที่แล้ว

    ኢሱ።ሰላም ሲወርድ የሚሠጠው ክብር የሚሰጠው የጦር መሣርያ አፍሪካን ያንቀጠቅጣል

  • @selehaile3895
    @selehaile3895 2 ปีที่แล้ว +1

    ንሰይጣን ብኽፍኣት ዝበለጸት ሲኦላዊት ጉጅለ ጃንዳ ማለሊት
    ===
    ህዝቢ ኢትዮጲያ ኣማኒ ሕብረተሰብ'ዩ። ኣብ ብዙሑነት ኣሚኑ ንዘመናት ተጸዋዊሩን ከም ማይን ጸባን ስጥመት ፈጢሩን ዝነብር ህዝቢ'ዩ። ከም ህዝቢ- ህዝቢ ኢትዮጲያ ፈቃር ህዝቢ'ዩ። እንተኾነ ኣብ ዝሓለፈ 27 ዓመታት፡ ብዓሌትን ቐቢላን ሃይማኖትን ጎጃጂላ ህዝቢ ኢትዮጲያ ነንሓድሕዱ እተባልዕ ሲኦላዊት ጉጅለ ጃንዳ ማለሊት ካብ ገሃነም ዘኒባ ወዲቓቶ። ከም ዉጽኢቱ ድማ እንሆ ኣብ ታሪኹ ተራእዩን ተሰሚዑን ዘይፈልጥ ጭካነ እትርእየሉ ዘመን ተበጺሑ ኣሎ።
    ኣብ ዝሓለፈ 1 ዓመት፡ ጃንዳ ማለሊት ኣብ ዉሽጢ ህዝቢ ኢትዮጲያ ከቢድ በሰላ ኣዉሪዳ ትርከብ። ሃገር ከየፍረስኩ ፍጹም ኣይድቅስን ብምባል 115 ሚልዮን ህዝቢ ኣብ ከቢድ ኩናት ሸሚማ ዘላ ጸባብ ጉጅለ፡ ኣብ መላእ እታ ሃገር ጽልእን ቕርሕንትን ንምስፋን ሰፊሕ ስራሕ ኣብ ምስራሕ ትርከብ። ኣብ ናይ ጥፍኣት 0 ሰዓት ነቀይ ነቀይ እትብል ዘላ ሲኦላዊት ጉጅለ ማለሊት፡ ኣብ መንጎ ህዝብታት ኦሮሞን ኣምሓራን፡ ህዝብታት ኣምሓራን ትግራይን፡ ህዝብታት ዓፋርን ትግራይን፡ ህዝብታት ጉምዝን ኣምሓራን ፋስ ዘተሓሕዝ ጽልኢ ንምብርባር፡ ካብኡ ሓሊፍካ'ዉን ሃገር ኣብ ሕድሕድ ኩናት ዝኖቁት ቁልቁል ንምድፋእ፡ ተዓሲቦም ዝሰርሑ ዉልቀሰባት ኣብ መላእ እታ ሃገር ፋሕ ኣቢላ ትርከብ። እዚ ሜ/ጀ ጀቤ ብቓልዕ ዝበሎ'ዩ።
    ኣብ ዝሓለፉ ዉሑዳት ሰዓታት ኣብ ኢትዮጲያ ክልል ጉሚዝ፡ ንህዝቢ ኢትዮጲያ ዘሰንበደ ፍጻመ ተፈጺሙ'ሎ። እዚ ሰብ ወዲ ሰብ ክገብሮ ኢልካ ዘይሕሰብ ሲኦላዊ ተግባር'ዚ፡ ብተንቀሳቓሲ ስእሊ ተቐሪጹ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ክፍኖ ምኽኣሉ ንባዕሉ ኣዝዩ ኣሰንባዲ ጌሩዎ ዘሎ'ዩ። ድሕሪኡ ኣብ ዝነበረ ዉሑዳት ሰዓታት'ዉን ኣፈኛ ሲኦላዊት ጃንዳ ማለሊት ጌታቾዉ ረዳ፡ ነቲ ተግባር ብዕጡቓት ፋኖ ከም ዝተፈጸመ ኣምሲሉ ህዝቢ ኢትዮጲያ ከነሃህር ተራእዩ ኣሎ። ብዙሓት የወሃት ሰባት ዉን ነቲ ምንህሃር ተኸቲሎም ቑጥዖኦም ከስምዑ ተራእዮም ኣለዉ። እቲ ዝገርም'ግን- ከምዚ ዓይነት ሲኦላዊ ተግባራት ትርፎ ብጃንዳ ማለሊት፡ ብኻልእ ፍጡፍ ክፍጸም ዘይክእል ሙዃኑ'ዩ። ድሮ ዉን ንጹር ኮይኑ ከም ዘሎ፡ ካድራት ጃንዳ ማለሊት ነታ ስእሊ ኣብ ፈቐዶ ማሕበራዊ መራኸቢታት ከጋዉሕዋ ተራእዮም ኣለዉ ጥራይ ዘይኮነ፡ ኣብ ዉሽጢ ህዝቢ ኢትዮጲያ ምትፍናን ክፈጥር ዝኽእል ጎስጓሳት ጀሚሮሙላ ይርከቡ።
    ኣብ'ዚ ከይጠቐስናዮ ክንሓልፍ ዘይንመርጽ፡ ጃንዳ ማለሊት ኣብ መላእ ኢትዮጲያ ናዕብን ቕልዉላዉን ንምልዕዓልን ኣብ መንጎ ህዝብታት ምትፍናን ንምዝራእን ሰፊሕ ስራሕ ጀሚራ ትርከብ። የዋህ ህዝቢ ኢትዮጲያ ድማ ኣብ ከምዚ ዓይነት ፈታኒ መፈንጠርያ ከይተጸምደ ንነገራት ብህድኣት ዝጓዓዘሉ መድረኽ ሕጂ ሙዃኑ ተገንዚቡ ኣብ ንቕሓት ክዓስል ይግባእ።