ጎይታ ተዛሪቡኒ??? መንፈሳዊ መናውራ ዶ? ወይ መፈራርሒ? ወይ ናይ ብሓቂ? ግብረ መልስና ንጎይታ ተዛሪቡኒ ዝብል ዘረባ እንታይ እዩ?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 46

  • @aziebhagos2635
    @aziebhagos2635 4 หลายเดือนก่อน +6

    ወንጌላዊ ሳምሶን ሐወይ ባሪያ እግዚአብሔር አቦ ብዙሓት ናይ ሱዳን አቦና ሰለ ዝረአኩካ ደሰ ይብለኒ ጸግኦ የብዝሐልካ እግዚአብሔር ።

    • @samsontesfay1
      @samsontesfay1 4 หลายเดือนก่อน +1

      ኣዜብ ሓጎስ፡ ክብረት ይሃብኪ፡ የቐንየለይ

  • @habtsegy2663
    @habtsegy2663 4 หลายเดือนก่อน

    Goita Jesus ybarkum wonderfull message❤❤❤

  • @ኮኮብ-ጨ6ፐ
    @ኮኮብ-ጨ6ፐ 4 หลายเดือนก่อน +1

    ጎይታ ይባርኽኩም ብሩኻት❤🎉

  • @samriteysamu3889
    @samriteysamu3889 4 หลายเดือนก่อน

    ሄሉይ ንስኪ በረከትና ኢኪ ብምንም አይትተሐዚ ንቅድሚት ጥራይ እዚ አርእስቲ ንቡዙሕ ጊዜ መልሲ ዝሰአናሉ ማንም ሰብ ክሕተቶ ዘይደሊ ኢዩ ቀጽልዮ ወን. ሳሚ ተባረክ ብስክፍታ ኢካ ትምልስ ዘለካ እዚ ክአ አብ ህዝቢ አምላክ ዘለካ አክብሮት ኢዩ ግን ብግልጺ ምዝራብ ድማ ንብዙሕ ይጠቅም ኢዩ ተባረኩ we love you ❤

  • @alexsandersidrak2163
    @alexsandersidrak2163 4 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዕሚ እዋናዊ መልእኽቲ ብጣዕሚ፡ተባረኽ ወ/ሳምሶም ተባረኽ

    • @samsontesfay1
      @samsontesfay1 4 หลายเดือนก่อน +2

      ክብረት ይሃበልና ስለቲ ጽቡቕ ምላሽካ ኣሌክስ ብሩኽ

    • @alexsandersidrak2163
      @alexsandersidrak2163 4 หลายเดือนก่อน

      @@samsontesfay1 ግን ሕቶታት ካብ ተኸታተልቲ እንተዝህሉስ ጽቡቅ ኮይኑ ይስምዓኒ ብፍላይ ኣብዝን ኣብ ካልእ ኣርእስቲ እተምጽዎ ዘለኹም፡ክቡር ወ/ሳምሶም

  • @Halaley-e8t
    @Halaley-e8t 4 หลายเดือนก่อน +1

    Our blessing evangelist Samson abo krstyanat

    • @samsontesfay1
      @samsontesfay1 4 หลายเดือนก่อน

      😊😊🎉

  • @samsondebesay154
    @samsondebesay154 4 หลายเดือนก่อน +1

    Well done ሞኽሲ እዛ ሓፍትና ድማ ብማዕረኡ ኣገናዕ ንብላ። ኣገዳሲን ግዜያውን ሕቶታት ግቡእ መልሲ ድማ። ተባረኹ።

    • @samsontesfay1
      @samsontesfay1 4 หลายเดือนก่อน +1

      ክብረት ይሃብካ ፓስቶር ሳሚ

  • @saronweldegebriel6331
    @saronweldegebriel6331 4 หลายเดือนก่อน

    Amlak ybarka agdasi melsi

  • @yosiefmuluberhan1350
    @yosiefmuluberhan1350 4 หลายเดือนก่อน

    God bless you both . Timely message 👍

  • @samsontesfay1
    @samsontesfay1 4 หลายเดือนก่อน

    ፍሬታ ብርኽቲ፡ ጽቡቕ ብህለት ብሓቂ። ክብረት ይሃብኪ

  • @sarahaile6506
    @sarahaile6506 4 หลายเดือนก่อน +2

    God bless you more wangelawe samsom ❤❤❤❤❤❤

    • @samsontesfay1
      @samsontesfay1 4 หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃብኪ ሳራ ብርኽቲ

  • @YobitZegai-Tekie
    @YobitZegai-Tekie 4 หลายเดือนก่อน +1

    Igziabiher ybarkom Tebareko❤

    • @samsontesfay1
      @samsontesfay1 4 หลายเดือนก่อน

      የውቢት፡ ክብረት ይወስኽኪ!

  • @wisdomeraey9699
    @wisdomeraey9699 4 หลายเดือนก่อน +5

    ብርኽቲ ሓፍቲ ንፍዕቲ ግን ሓታቲት እንበር ብዙሕ ተዛራቢት አትኹኒ ፍልጠት ደልቢ

    • @samriteysamu3889
      @samriteysamu3889 4 หลายเดือนก่อน +1

      እንተ ኪኢልና ሞራል ምሃብ ክርስትና ኢዩ ቡዙሕ ምድህሃል ግን?

  • @SamuelTecle
    @SamuelTecle 4 หลายเดือนก่อน

    I Love Evangelist Samson ❤
    Sister gn ms bzuh akbrot Zereba abzihkiii Emo hde beli ❤
    Hawkum kab 🇸🇯

    • @samriteysamu3889
      @samriteysamu3889 4 หลายเดือนก่อน +2

      አንታ ቡሩክ ሐውና panel discussion ማለት እካ እንዳ ተቀባበሉ አብ ሞንጎ ክልተ ዝካየድ ዘርርብ እዩ ህድእ በሉ ንፍርዲ አይትተሃወኩ።

    • @nahinahi7468
      @nahinahi7468 24 วันที่ผ่านมา

      ​@@samriteysamu3889 tekekel......

  • @safisafi9067
    @safisafi9067 4 หลายเดือนก่อน +1

    shalom Ebrawian 1-1

    • @samsontesfay1
      @samsontesfay1 4 หลายเดือนก่อน +1

      ሓቂ ሓቂ፡ ጽብቕቲ ጥቕሲ። ክብረት ይሃበልና

  • @samsontesfay1
    @samsontesfay1 4 หลายเดือนก่อน

    መብዛህትኡ እዋን ኣይፋሉ !

  • @ELIZABETH-j6j3f
    @ELIZABETH-j6j3f 3 หลายเดือนก่อน

    Proverbs 14 ትግ - ምሳሌ
    15: ገርሂ ሰብ ንዅሉ ቓል ይኣምን፡ ለባም ግን ንስጉምቱ ይጥንቀቐለን።

  • @bahranknfe8703
    @bahranknfe8703 4 หลายเดือนก่อน

    Absolutely right. However, in these days the ministry of prophesy is getting weird. The so called prophets are trying to dictate others following an old covenant pattern.

  • @tewoldezerom1752
    @tewoldezerom1752 4 หลายเดือนก่อน +2

    ሰላም ኣምላኽ ይብዘሓልኩም ብርኻት ንጎይታና እየሱስ ኩርስቶስ ሲ, ብቃል ኣምላኽ ጽሑፍ እዩ እንዳ በለ እዩ ፈቲኑዎ እሞ ኣብዚ ምድንጋር ኣይገብርን ዶ?

    • @ELIZABETH-j6j3f
      @ELIZABETH-j6j3f 3 หลายเดือนก่อน

      ግን ኢየሱስ ክኸስር ርኢኻዮ ዲኻ

  • @Merii25
    @Merii25 4 หลายเดือนก่อน +1

    ኣገዳሲ ትምርቲ ጎይታ የሱስ ይባርኽካ ወንጌላዊ 🙏
    ሓቂ ብፍላይ ደቀንስትዮ የሕዋተይ እንኮላይ ርእሰይ እየ ☝️ካብዚ ብዙሕ ክንምሃር የድልየና እዩ ::

    • @samsontesfay1
      @samsontesfay1 4 หลายเดือนก่อน

      ሜሪል ብርኽቲ የቐንየልና ብሓቂ፡ ስለቲ ግሩም ሓሳብኪ።

    • @Merii25
      @Merii25 4 หลายเดือนก่อน

      @@samsontesfay1 ኣሜን!!!🙏

  • @tsegayabraham2424
    @tsegayabraham2424 หลายเดือนก่อน +1

    ን ከባቢ 7 ዓመታት ስብከትካን ትገብሮም ቃለ መሕተታትን ተኸታቲለዮም የ።ምስቲ ናተይ logic ወይ ከኣ ዉሽጠይ ዝሳነ ኮይኑ ረኺበዮ። ፍፉፍን ሓጺርን መሃርን ገላጽን ኣቀራርባ። ተባረኽ ወ/ን ሳምሶም

  • @haileyohannes404
    @haileyohannes404 4 หลายเดือนก่อน

    መንፈሳዊ መናውራ

  • @fretachannel
    @fretachannel 4 หลายเดือนก่อน +1

    ኣምላኽ ካብ ቃሉ ወጻኢ ኣይዛረብን እዩ። ኩሉ ጽምጽታት መርምሩ እምበር እመኑ ዝብል ትዛዛዝ የለን። መፍረስቲ ሕጊ ድማ ነብያት ኣምላኽ ኮይኖም ኣይፈልጡን።

  • @berhaner73
    @berhaner73 4 หลายเดือนก่อน +1

    እቶም ማሕበሮም ገዲፎም መራሕቲ ክኾኑ ስለ ዝደለዩ ጥራሕ ናቶም church ዝኸፍቱ ኣምላኽ ተዛሪብዎም ትብሉ ዶ?

  • @rutaberhane4482
    @rutaberhane4482 4 หลายเดือนก่อน

    Eengelaei sam> Gbu

  • @meron5311
    @meron5311 4 หลายเดือนก่อน

    ስላም ብርኽቲ ንሕቶኪ በብሓደ ክርእዮም ፈቲነ ኣሎኹ እሞ ተስፋ እገብር ቅር ከምዘይብለኪ
    -እ/ር ይዛረብ ድዩ ?
    እወ ኣብ ብልይ ኪዳን ብነብያት ጌሩ ተዛሪቡ ፡
    ሕጂ ድማ ብቃሉን ብመንፈስ ቅዱስን
    ጌሩ ንዓና ኣብውሽጥና ብንጹር ይዛረበና
    ብመን ጌሩ ይዛረበና ?
    ብማንም ኣይዛረበናን እዩ እዚ ይብለካ ኣሎ እናበሉ ዝብልዎ ናይ ሓሶት ትምህርትን ልምምድን እዩ ፡
    ንምንታይ እዮም አምላኽ ተዛሪቡኒ ዝብሉ ?
    ብሓሶት ንክርስትና ስለተለማመድዎ
    ክንኣምኖም ዶኽ ይግበኣና ?
    ኖእ ክናምኖም የብልናን ፡ ብመሰረቱ ኣምላኽ ኣብዚ ዘበን እዚ አይዛረብን እዩ መንፈስ ቅዱስ እዩ ዝዛረብ ፡ እዚ ሓደ ናይሓሶቶም ምልክት እዩ ፡
    ስለምንታይ እዩ ሰብ ኣምላኽ ተዛሪቡኒ እናበለ ዝዛረብ ?
    ድኹም ስለዝኾነ ክርስትና ስለዘይተረደኦ፡ ተዛሪቡኒ ብምባል መንፈሳዊ መሲሉ ክረኢ ስለዝደሊ ፡
    ናይቲ ሰማዒ መልሲ እንታይ እዩ ክኸውን ዘለዎ ?
    ክምልስ ኣይክእልን እዩ ንጎይታን ንቃሉን ብውልቁ ስለ ዘይፈልጦም ፡ ብስባት ስለዝፈልጦም ሰባት ዝበልዎ ጥራይ እዩ ክሰምዕን ደድሕሪኦም ኮለል ክብልን ዘለዎ ፡
    ክምልስ እንተኾይኑ ቃል ኣምላክ ብውልቁ ክፈልጥ ኣለዎ ፡
    ከም ኣመንቲ መንፈስ ቅዱስ ከምዚ ይብለኒ ኣሎ ኢልና ክንዛረብ ንኽእል ዶ ?
    ነዛ ሕቶኪ ምትዕርራይ ጊርላ እየ፡
    ንምንታይ ብልምዲ ዝኮነ ነገር ይስማዓኒ ኣሎ እናበልና እንዛረቦ ዘረባ
    ገለ ነገር ዘይኮነስ ፡ መንፈስ ቅዱስ እዩ ኣብ ውሽጥና ኮይኑ ምርሒት ዝህበና ዘሎ ፡ ሰናይ ነገር ምስዝኸውን ብሓጎስን ፍስሃን ይመልኣና ፡ ሕምቅ ነገር እንተኾይኑ ከኣ ሓዘንን ፍርሕን ይውሕጠና ፡
    ስለዚ ነቲ ኣብ ውሽጥና ዘሎ መንፈስ ቅዱስ ክንሰምዖን ክንለማመዶን ይግበኣና ፡
    ሰብ ምዓስን ብኸመይን ኩነታት ንዝመጾ መልእኽቲ እዩ ናይ ምቅባል ሓላፍነት ዘለዎ ?
    እቲ መልእኽቲ እዩ ዝውስኖ ፡ ንቤተክርስትያንን ንማሕበርን እንተኾይኑ እቲ መልእኽቲ መርሚርና ክንቅበሎ ይግበኣና፡
    ናይ ውልቂ እንተኾይኑ ግና ክንጸግ ጥራሕ እዩ ዘለዎ ፡ ንምንታይ እቲ ምስኡ ዘሎ መንፈስ ምሳይውን ኣሎ ፡
    እ/ር እውን ሚስጥር ናተይ ንኻልኦት የሕሊፉ ምሃብ ባህሪኡ ኣይኮነን ፡

  • @amine4019
    @amine4019 4 หลายเดือนก่อน

    Kbrti habtey natki gde hto u wengelawi kmlselki texebey baeelki aytmelsi. Ab zerebaki gega alo please ab kexali ketekryom keloki hatitki suk beli iki zhabtey brkti

    • @ELIZABETH-j6j3f
      @ELIZABETH-j6j3f 3 หลายเดือนก่อน

      What is wrong with you people! She is doing her part by the grace of God. Instead of disrupting this platform as people are her to learn, inbox her privately. Unless you have another motive. You know what, there is a possibility to open your own platform. Just saying.

  • @safisafi9067
    @safisafi9067 4 หลายเดือนก่อน

    ሻሎም ኣቢጋይል ኣብታ ኣነ ጸማም ዋላ እንተኾንኹ ብናይ ጸማማት ወይ ድማ ብዝርድኣኒ ቃንቓ ይዛረበኒ ኣብዚያ ኣምላክ ብሓደን ብክልተን ይዛረብ ሰብ ግን ኣይሰዎዕሎን እዩ ተባሂሉ ተዛሒፉ ኣሎ ፡ምጽማምኻ ናይ ዘይምስትውዓልኻ ምልክት እዩ።

    • @safisafi9067
      @safisafi9067 4 หลายเดือนก่อน

      እወ ሓቂ እዩ ነቶም ብሓቂ ፍቃድ ኣምላክ ክገብሩ ከምኡ ውን ንኣምላክ ፍቃዶም ዘግዝእዎ ጸማማት ከነሶም ምስማዕ ዝኣበዮ ብዝሰምዕዋ ብዝርድኦም መገዲ ይዛረቦም ዝገርም እዩ ናይ እግዝኣቢሄር ስራሕ

  • @shalom5092
    @shalom5092 4 หลายเดือนก่อน

    ሄሉ ን ወንጌላዊ ሳምሶም እግዚኣቤሄር ይባርኽኩም
    ሄሉ ግን ቅርኒብ ዓይንኪ ኣኽፊእልኪ ኣሎ ተትገድፍዮ ጽቡቅ ነይሩ።