ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ጌቺዋይ ስብኣይ ኢካ ኩሉ ፀይሩ ዝከድ እግዚኣብሔር ኣምላክ ይሓግዝካ🙏💙
ጌችዋ ሓቢቢ🎉ሓቆም እዮም ኣብቲ ላዛ መዘገበ ቃላት ናይ ኹሉ ማእኸል ትግራይ ለጣቃለለ ህኾን ኣለዎ ናይ ራያ እና ናእደርታ ልተማሳሰለ እዩ ላዛናብላዛና ተጸሓፍና ትግርኛ ድዩ ልበሉና ኣለዉ።አጀኻ ጌቺ ሓወይ ለአደና ምሕረት የውረደለን ብጣዕሚ ጎወዝ መርአያ ኢኻ😢
ደምርኒ😊
ምሕረት የውርደለን ልወላድት
ኣሰይይይ ቓሕ ባሃልት❤❤❤ኣይዘኻ ማኛዬዋ እግዚኣብሔር ድድፎትዎ ይኡ ድፍትን ኣያወአ ንወላድት ለ ምሕረት ይሃበንብዛዕባ መጽሓፍት ትግርኛ ኣብ ላዛታት ዳተኮረ ድሃብኹሞ ሓሳብ ግን። ምንም ድወፆኦ ደይብሉ ሓሳብ እዩ ክስረሐሉ እንሄዎ ብዘረፈ ግን ኹሉኹም ንፈትወኩም የና❤❤❤❤
ተመስገን እንደይ መዓልቲ ገቾ ድበልኹ 😂❤❤❤❤❤ ጃሙየዋ ገቾዋ እንኳዕ ዳሕና መፃእኹም ❤️🥰
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ
ደምሪኒ
ሳዕረዋይ ብጣዕም እየ ዘድንቀካን ዝፈትወካን እና ካብ እሮብን ኩናማን እውን ኣቅርበልና
😂😂😂😂😂ዓሞይ ታዉፀኒ የኣ ብሰሓቅ ኣይትሳኣኑ
ሳብስክራይብ ግበርለይ
😂😂
ጌችየ ድወላድትና ምሕረት ያዉርደለን🙏 ዋው ብጣዕሚ ወኻ ጠንካራ፡፡ ዳስራሕኻ ትምለስ ብሃንቆዉታ ላትፀበና ወና ብሰላም ምፅኣና❤❤❤🎉🎉
ደምርኒ🎉
@@WejeratAdey ወድያዉ ደምረኹክ እንኣኹ😘😁
@@AdeyeWelela የቀንየለይ የኔ ማርርር🌿❤️♥️
ንዓይዉን😂@@AdeyeWelela
@@beliTH-cam እምብይ ደማ ብለ ድምር😘😁😁😁
አብ ትግራይ ኩሉ ልተፋላለየ ላዛ እኒአና ቋንቋንቸ ደማ ትግርኛ
ደምርኒ❤
ሰብሰክረይብ ግበረለይ
ኣስይይይይይ ራዮቶተይ ጽሩያት ይሞቺኩምገቹ ሓወይ ንወላዲትካ እግዝኣቢሔር ምሕረት የውርደለን🙏❤❤❤❤
ደቅ ራያ ደሰ በሃልት😊
ደምሪኒ❤
ወለላይ ገይረልኺ ናዓይዉን በጃኺ@@Almi_Alm
ደምሪኒ❤❤❤
@@Asa-dv3gv ደምረኪ ድኣነለ ደምረኒ ዝያዳይ
ኣይ ቕድምኻትኹም ድኣነ ጥዑማት ላዛ ኽልተ ሓደ ትጋንኹም ዋ ማኛ ይ ጃሙየይ👌😅😅🎉❤❤❤❤
ዋው ደሰ በሃልት ደቅ ራያ❤❤❤
ዋውውውውውውው ከመይ ድየ ዝፈትወኩም ገቾ ና ዜድ❤❤🎉🎉
ዋውውውውው ማርያምን እዛ ምጥሪ ትርጉማ ኣይፈልጣይ ድነበርኹ
ማኛየ ከምኡ ውን ጃሙየ ነድንቀኩም ከየንቲ ኢኹም ቀፅልሉ♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥
ምንጪ ሰሓቀይ ሙቁራተተይ ዝፈትወኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኩለኩም ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም❤❤❤❤❤አደናቅኩም እየ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ተጋሩ❤❤❤❤ዋይ❤❤❤
ነተን ዝሓመማ ውን ምሕረት የውርደላተን
የቀንየልና ደቂ ዓባይ ትግራይ! ይቃረ ለእግዚአብሔር ጂሙየ ምኺበሪት ባሃላ ሳዓረየ ኣይዘኺ ቀፅለሉ👍ጌች ክብሪቲ ኣደና ወን ምሕረት ያሃበን ፈጣሪ ኣይዘኻ ወድኖ❤
ምንጭ ስሓቐይ ይመችኹም አድነቕቶም አበይ አለኹም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋይ ❤❤❤❤❤❤❤
አጀኻ ጌቹየ ሓወይ ለአደና ለምሕረት የውረደለን ብጣዓሚ ጎወዝ መርአያ😥 ኢኻ ማዓሪይ❤🙏🥰🥰🥰🥰🥰
እካብዳህነመፃእኩም ፅሩያት አሕውት ❤❤❤❤❤❤
ደቅኖዋ😊❤️💛
የቐንየልና መምህር ሙሉወርቂ😂😂😂😂😂
እንኳዕ ብሰላም መፆኹም❤❤🎉🎉
ንኩሉ ዓቕሊ ትዕግስቲ ዕላማ እዩ ስለዚ ሓሉፉ ኣለሙ ግብሩ ፋኖ እባ ኣቅረብልና🎉❤
ብጣዕሚ ዝፈትዋም ወለደይ❤
ሳብሰክራይብ ግበረለይ ወለላይ
ራዮቶት ሸገታት እሰት ብሬዝ tdfአምፀአልና አዶታት tdf ዝድብሰ ዝጣሰም ጀግና ሓውና ንደቅ አንእሰትዮ ዓረር ዝከሰ የኡ ላይክ ግበሩለይ የምፀአልና🙏
ንማማ ምሕረት ይውርደለን ኣምላክ ጌቹ ሓወይ እግዚአብሔር ይሓግዝካ🙏
አሜን፫ ሳብስክራይብ ግበርለይ
ደስ በሃልት ደቅ ራያ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤
ዛ ሓምራ ናይ ምጭሪኪ ማ ሕከክያ ማዓረይ ደስ አይብልን😎
ደስክብል ቃለመሕተት
ክልተ ጀጋኑ ደቂ ራያ አላማጣ ልፈትወኩም ኩለካትኩም❤❤
ደምሪኒ😊
@@merhawitmuaz1619 ጨለ
አረ ድገሙና ዋይ ክጥዕሙ ምዕንጁላት ዋይይይ❤❤❤ ክፋል ግበሩልና ኮሾም ክብሉ ከለው ክጥዕሙ ራዮቶትትት
ዛይድ ሽኮር ይመችኹም ❤😊
ተጋሩዋይ♥️💎
ብሓቂ ዘድንቆም ሰባት ክብሪ ይሃብኩም
ትሕጊ እዩ እካ ለፍረሐካ ልተባአሰ ተጋለጊልካ ትእሰር ልሰረቀ ልምታይ ትሰርቅ ኢልካ ተሓዝካዮ ልባዓልካ ሰራቂ ኢለም ይኣስርካ ታይ ኢና ማ ንገብሮ😢😢ኣምለክ ሰላም የውርደልና ❤
❤ገችዋይ ጠንካራ
❤❤❤ I love your energy. Keep it up, brother ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Thank you so much 😁
ምሕረት የዉርደለን ገችየ ❤😢
ሊቅ ብሓቂ በተይለይ ኣብናይ ስደት ዝሃብካዮ ሪእቶ
ደምሪን
❤❤💞💞❤❤💞💞❤❤💞💞❤❤💞💞❤❤
ዋው ቃሕ ባህልቲ ደቂ ራያ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
አሕሕሕ አረ ስደት ጠለ በሉ አሕዋተይ
ጌችዋ ምርጢ ሰዉ በጃኩም ተጋርዋይ ሚድያ ዚአ ነባረተተዐያ❤❤❤❤
እንኳዕ ብሰላም መፃኹም
ዋዉ ደቂ ራያ ሳሓቅን ቁምነገርን ደስ ክብል
ማኛየ ከምኡ ውን ጃሙየ ነድንቀኩም ከየንቲ ኢኹም ቀፅልሉ❤❤
ቅድምኻትኹም ድኣነ ጥዕማት ላዛ ኽልተ ሓደ ራዮቶት😘😘
ጀጋኑ ብጣዕሚ የና ንፎትየኩም ❤❤🌹🌹 ጃሙየ ምጥረ ምጥሮም በልዬም😂😂😂
😅ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ
ያውው ስዲ አብ ማእከል ሚዳ ከምዚ ይብሃል ኡኡኡ😌😌☺
@@user-te9kv8ce1s 😂😂 ማዓረይ ብራያ ምንም ኣያሕፍርን እቲ ንስኹም ምጥር ትብልዎ ብኣሕና ኻልእ ቃንቃ ኣለዎ
ንማዓኮር እዩ ምጥር ምዓኮር ንውሎዳ ንት እስኻትኹም ምጥር ትውልዎ ባሕና ኻልእ እዩ ስሙ@@user-te9kv8ce1s
ሸለል የእ ድብለሉ በልዮ ❤❤
ብጣዕም ደስ ባሃል ,,,,,
ደቂ አያ ራይማ ዕባዮ መንድ ጉ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጌቺ መስሓቂ ክፎትወካ ማዓት ጃሙየ ሃይለ ዉን ብጣዕሚ እየ ዘድንቐኪ
ሳብስክራይብ ግበረለይ
@@beliTH-camደምርኒ😊
ዋይ ደስ ክብሉ ስሕቆም የስሕቅካ ሞይተ እየ ሳሓቅ
ኣታ አሕፍርክምና አኮ ዋኝኝኝ ማዓንኮር አዩ ዝባሃል
Des behalti asadutat❤❤❤❤❤
እንካዕ ብሰላም መፃእኹሙ ኣሰይ ደስ ትብሉ ❤❤❤
ደምረን❤
ዋይ ደስ ክብሉ❤🥰🥰😁😁
ደቅ ዓደይ ራያ ራዩሟ ❤❤❤❤❤❤❤❤
ለባማት ብሓቂ 👍👌🥰❤️
ጃሙየ ታይኡ ኻንፈርኺማ ገለ ነገር እንሀኪዋ ሕስስስ አብልዬ ምስቲ ባህላዊ ኽዳን ኣይኸዲዋ😂
❤💛
ሳብስክራይ ግበሩለይ ኣሕዋተይ ጀማሪት እየዎ🎉🎉
ክልብሙ ደስ ባሃልቲ ኾኾዋት❤❤❤❤
ጌች❤
ደቅ ራያ ሽኮራት❤❤❤❤❤❤❤❤
ማኛና ❤
አነኮ ልገርመንይ ለሕዝነንይ ናትግራይ ዋና ጸገም ውድብ እትበሀል ሐሳድ ፍልፍል ሕመቅይ ጽንተትይ ትግራይ ላኾነት ላሀለየት ልምንታይ እዩ ይአኽለክይ በቃ ኢሉ ግልብጥ ኢሉ ደው ለይብላ ?????????????????
እንኳዕ ድሓን መፃእኹም ተጋሩዋኒ❤ክልተ ሓደ😂 ጃሙ & ጌች ማኛዬ❤#ትኽክል ኣይትድፈሩና ኣይትዓምፁና ኣሕዋትና #ጃሙ ሓቃ ብጣዕሚ የሕዝን ።ከምዚ ዓይነታት በተለይ ቋንቋና ላዛና ማ ብትግራይ ቲቪ ትመፁና ይግባእ በተለይ ኣርት ዘለኹም ኣሕዋትና ብዙሕ ዝተሓዋወሰና ትዉልዲ ኣለና ።
ኽልተ ሓደ ኣበይ ትጋንየም ኣነስ ክፈትየም ማዓት😅
ሳብሰክራይብ ግበረለይ ክብረተይ
Enikae biselam metsakim tegariwayyy ❤❤❤
Wow ደቂ ሓላል❤❤ ትግራይ
እንካዕ ዳሕና መፃኹም❤❤❤
ዝገርም ስራሕ እዩ።ቀጽልሉ❤❤❤🎉🎉🎉
ደምረኒ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጌቾ እና ዛይድ ናልበይ ኣውግዕኹምለይ
ደቅራያደሰበሃልት❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ሸገታት ❤❤
የኔ ማሮች❤❤❤❤😂😂😂
ጌችየ ዉሽጢ ካሊእ ደጉኡ ካሊእ ዕድመን ጥዕናን ሃብካ ጃሙየለ
❤😊😊
ክልተ ዝፈትዎም ❤❤❤
Ane gual Shire eye gn Raya wuney ❤️❤️❤️🙏
ናቲኪ እያኮ
ሳብስክራይብ ግበርለይ@@user-bg5ck4mj9i
❤❤❤❤❤❤❤
ሓቅኩም አሕዋተይ መንግስቲ መንገዲ ክዓፂ አለው
ትኽክል ብልርድኦ ላዛ ብላርድኦ ሰብ ክማሃር ይግባእ
❤❤❤❤❤
my tegaru💛❤💛❤✌✌
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤🎉🎉
ራያዓድይ🥺😁❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
😂😂😂 deqi raya kef alekum
💞☦️🙏🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹
ሙቁራተይ ❤🎉🎉
ትክክል😂😂😂😂
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ራያ ❤
ጌቺዋይ ስብኣይ ኢካ ኩሉ ፀይሩ ዝከድ እግዚኣብሔር ኣምላክ ይሓግዝካ🙏💙
ጌችዋ ሓቢቢ🎉
ሓቆም እዮም ኣብቲ ላዛ መዘገበ ቃላት ናይ ኹሉ ማእኸል ትግራይ ለጣቃለለ ህኾን ኣለዎ ናይ ራያ እና ናእደርታ ልተማሳሰለ እዩ ላዛና
ብላዛና ተጸሓፍና ትግርኛ ድዩ ልበሉና ኣለዉ።
አጀኻ ጌቺ ሓወይ ለአደና ምሕረት የውረደለን ብጣዕሚ ጎወዝ መርአያ ኢኻ😢
ደምርኒ😊
ምሕረት የውርደለን ልወላድት
ኣሰይይይ ቓሕ ባሃልት❤❤❤ኣይዘኻ ማኛዬዋ እግዚኣብሔር ድድፎትዎ ይኡ ድፍትን ኣያወአ ንወላድት ለ ምሕረት ይሃበን
ብዛዕባ መጽሓፍት ትግርኛ ኣብ ላዛታት ዳተኮረ ድሃብኹሞ ሓሳብ ግን። ምንም ድወፆኦ ደይብሉ ሓሳብ እዩ ክስረሐሉ እንሄዎ ብዘረፈ ግን ኹሉኹም ንፈትወኩም የና❤❤❤❤
ተመስገን እንደይ መዓልቲ ገቾ ድበልኹ 😂❤❤❤❤❤ ጃሙየዋ ገቾዋ እንኳዕ ዳሕና መፃእኹም ❤️🥰
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ
ደምሪኒ
ሳዕረዋይ ብጣዕም እየ ዘድንቀካን ዝፈትወካን እና ካብ እሮብን ኩናማን እውን ኣቅርበልና
😂😂😂😂😂ዓሞይ ታዉፀኒ የኣ ብሰሓቅ ኣይትሳኣኑ
ሳብስክራይብ ግበርለይ
😂😂
ጌችየ ድወላድትና ምሕረት ያዉርደለን🙏 ዋው ብጣዕሚ ወኻ ጠንካራ፡፡
ዳስራሕኻ ትምለስ ብሃንቆዉታ ላትፀበና ወና ብሰላም ምፅኣና❤❤❤🎉🎉
ደምርኒ🎉
@@WejeratAdey ወድያዉ ደምረኹክ እንኣኹ😘😁
@@AdeyeWelela የቀንየለይ የኔ ማርርር🌿❤️♥️
ንዓይዉን😂@@AdeyeWelela
@@beliTH-cam እምብይ ደማ ብለ ድምር😘😁😁😁
አብ ትግራይ ኩሉ ልተፋላለየ ላዛ እኒአና ቋንቋንቸ ደማ ትግርኛ
ደምሪኒ
ደምርኒ❤
ሰብሰክረይብ ግበረለይ
ኣስይይይይይ ራዮቶተይ ጽሩያት ይሞቺኩም
ገቹ ሓወይ ንወላዲትካ እግዝኣቢሔር ምሕረት የውርደለን🙏❤❤❤❤
ደቅ ራያ ደሰ በሃልት😊
ደምሪኒ❤
ወለላይ ገይረልኺ ናዓይዉን በጃኺ@@Almi_Alm
ደምሪኒ
ደምሪኒ❤❤❤
@@Asa-dv3gv ደምረኪ ድኣነለ ደምረኒ ዝያዳይ
ኣይ ቕድምኻትኹም ድኣነ ጥዑማት ላዛ ኽልተ ሓደ ትጋንኹም ዋ ማኛ ይ ጃሙየይ👌😅😅🎉❤❤❤❤
ዋው ደሰ በሃልት ደቅ ራያ❤❤❤
ዋውውውውውውው ከመይ ድየ ዝፈትወኩም ገቾ ና ዜድ❤❤🎉🎉
ዋውውውውው ማርያምን እዛ ምጥሪ ትርጉማ ኣይፈልጣይ ድነበርኹ
ማኛየ ከምኡ ውን ጃሙየ ነድንቀኩም ከየንቲ ኢኹም ቀፅልሉ♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥
ምንጪ ሰሓቀይ ሙቁራተተይ ዝፈትወኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኩለኩም ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም❤❤❤❤❤አደናቅኩም እየ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ተጋሩ❤❤❤❤ዋይ❤❤❤
ነተን ዝሓመማ ውን ምሕረት የውርደላተን
የቀንየልና ደቂ ዓባይ ትግራይ! ይቃረ ለእግዚአብሔር ጂሙየ ምኺበሪት ባሃላ ሳዓረየ ኣይዘኺ ቀፅለሉ👍ጌች ክብሪቲ ኣደና ወን ምሕረት ያሃበን ፈጣሪ ኣይዘኻ ወድኖ❤
ምንጭ ስሓቐይ ይመችኹም አድነቕቶም አበይ አለኹም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋይ ❤❤❤❤❤❤❤
አጀኻ ጌቹየ ሓወይ ለአደና ለምሕረት የውረደለን ብጣዓሚ ጎወዝ መርአያ😥 ኢኻ ማዓሪይ❤🙏🥰🥰🥰🥰🥰
እካብዳህነመፃእኩም ፅሩያት አሕውት ❤❤❤❤❤❤
ደቅኖዋ😊❤️💛
የቐንየልና መምህር ሙሉወርቂ😂😂😂😂😂
ሰብሰክረይብ ግበረለይ
እንኳዕ ብሰላም መፆኹም❤❤🎉🎉
ንኩሉ ዓቕሊ ትዕግስቲ ዕላማ እዩ ስለዚ ሓሉፉ ኣለሙ ግብሩ ፋኖ እባ ኣቅረብልና🎉❤
ብጣዕሚ ዝፈትዋም ወለደይ❤
ሳብሰክራይብ ግበረለይ ወለላይ
ራዮቶት ሸገታት እሰት ብሬዝ tdfአምፀአልና አዶታት tdf ዝድብሰ ዝጣሰም ጀግና ሓውና ንደቅ አንእሰትዮ ዓረር ዝከሰ የኡ ላይክ ግበሩለይ የምፀአልና🙏
ንማማ ምሕረት ይውርደለን ኣምላክ ጌቹ ሓወይ እግዚአብሔር ይሓግዝካ🙏
አሜን፫ ሳብስክራይብ ግበርለይ
ደስ በሃልት ደቅ ራያ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤
ዛ ሓምራ ናይ ምጭሪኪ ማ ሕከክያ ማዓረይ ደስ አይብልን😎
ደስክብል ቃለመሕተት
ክልተ ጀጋኑ ደቂ ራያ አላማጣ ልፈትወኩም ኩለካትኩም❤❤
ደምሪኒ😊
@@merhawitmuaz1619 ጨለ
አረ ድገሙና ዋይ ክጥዕሙ ምዕንጁላት ዋይይይ❤❤❤ ክፋል ግበሩልና ኮሾም ክብሉ ከለው ክጥዕሙ ራዮቶትትት
ዛይድ ሽኮር ይመችኹም ❤😊
ተጋሩዋይ♥️💎
ብሓቂ ዘድንቆም ሰባት ክብሪ ይሃብኩም
ትሕጊ እዩ እካ ለፍረሐካ ልተባአሰ ተጋለጊልካ ትእሰር ልሰረቀ ልምታይ ትሰርቅ ኢልካ ተሓዝካዮ ልባዓልካ ሰራቂ ኢለም ይኣስርካ ታይ ኢና ማ ንገብሮ😢😢ኣምለክ ሰላም የውርደልና ❤
❤ገችዋይ ጠንካራ
❤❤❤ I love your energy. Keep it up, brother ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Thank you so much 😁
ምሕረት የዉርደለን ገችየ ❤😢
ሊቅ ብሓቂ በተይለይ ኣብናይ ስደት ዝሃብካዮ ሪእቶ
ደምሪን
❤❤💞💞❤❤
💞💞❤❤💞💞
❤❤💞💞❤❤
ዋው ቃሕ ባህልቲ ደቂ ራያ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
አሕሕሕ አረ ስደት ጠለ በሉ አሕዋተይ
ጌችዋ ምርጢ ሰዉ በጃኩም ተጋርዋይ ሚድያ ዚአ ነባረተተዐያ❤❤❤❤
እንኳዕ ብሰላም መፃኹም
ደምርኒ🎉
ዋዉ ደቂ ራያ ሳሓቅን ቁምነገርን ደስ ክብል
ማኛየ ከምኡ ውን ጃሙየ ነድንቀኩም ከየንቲ ኢኹም ቀፅልሉ❤❤
ደምሪን
ቅድምኻትኹም ድኣነ ጥዕማት ላዛ ኽልተ ሓደ ራዮቶት😘😘
ጀጋኑ ብጣዕሚ የና ንፎትየኩም ❤❤🌹🌹 ጃሙየ ምጥረ ምጥሮም በልዬም😂😂😂
😅ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ
ያውው ስዲ አብ ማእከል ሚዳ ከምዚ ይብሃል ኡኡኡ😌😌☺
@@user-te9kv8ce1s 😂😂 ማዓረይ ብራያ ምንም ኣያሕፍርን እቲ ንስኹም ምጥር ትብልዎ ብኣሕና ኻልእ ቃንቃ ኣለዎ
ንማዓኮር እዩ ምጥር ምዓኮር ንውሎዳ ንት እስኻትኹም ምጥር ትውልዎ ባሕና ኻልእ እዩ ስሙ@@user-te9kv8ce1s
ሸለል የእ ድብለሉ በልዮ ❤❤
ብጣዕም ደስ ባሃል ,,,,,
ደቂ አያ ራይማ ዕባዮ መንድ ጉ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጌቺ መስሓቂ ክፎትወካ ማዓት ጃሙየ ሃይለ ዉን ብጣዕሚ እየ ዘድንቐኪ
ደምርኒ🎉
ሳብስክራይብ ግበረለይ
@@beliTH-camደምርኒ😊
ዋይ ደስ ክብሉ ስሕቆም የስሕቅካ ሞይተ እየ ሳሓቅ
ኣታ አሕፍርክምና አኮ ዋኝኝኝ ማዓንኮር አዩ ዝባሃል
Des behalti asadutat❤❤❤❤❤
እንካዕ ብሰላም መፃእኹሙ ኣሰይ ደስ ትብሉ ❤❤❤
ደምረን❤
ዋይ ደስ ክብሉ❤🥰🥰😁😁
ደቅ ዓደይ ራያ ራዩሟ ❤❤❤❤❤❤❤❤
ለባማት ብሓቂ 👍👌🥰❤️
ጃሙየ ታይኡ ኻንፈርኺማ ገለ ነገር እንሀኪዋ ሕስስስ አብልዬ ምስቲ ባህላዊ ኽዳን ኣይኸዲዋ😂
❤💛
ሳብስክራይ ግበሩለይ ኣሕዋተይ ጀማሪት እየዎ🎉🎉
ክልብሙ ደስ ባሃልቲ ኾኾዋት❤❤❤❤
ጌች❤
ደቅ ራያ ሽኮራት❤❤❤❤❤❤❤❤
ማኛና ❤
አነኮ ልገርመንይ ለሕዝነንይ ናትግራይ ዋና ጸገም ውድብ እትበሀል ሐሳድ ፍልፍል ሕመቅይ ጽንተትይ ትግራይ ላኾነት ላሀለየት ልምንታይ እዩ ይአኽለክይ በቃ ኢሉ ግልብጥ ኢሉ ደው ለይብላ ?????????????????
እንኳዕ ድሓን መፃእኹም ተጋሩዋኒ❤
ክልተ ሓደ😂 ጃሙ & ጌች ማኛዬ❤
#ትኽክል ኣይትድፈሩና ኣይትዓምፁና ኣሕዋትና #ጃሙ ሓቃ ብጣዕሚ የሕዝን ።
ከምዚ ዓይነታት በተለይ ቋንቋና ላዛና ማ ብትግራይ ቲቪ ትመፁና ይግባእ በተለይ ኣርት ዘለኹም ኣሕዋትና ብዙሕ ዝተሓዋወሰና ትዉልዲ ኣለና ።