ጓሓፍ ፈሲስና ክንደይ ይረስሕ እቲ መልሓሶም // ኣወል እንታይ ሕማቕ ተዛሪቡ. ....

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 30 ก.ย. 2024

ความคิดเห็น • 201

  • @semirabrhan4679
    @semirabrhan4679 7 วันที่ผ่านมา +4

    What Awel did or ( said ) is educated as-about Eritrean value and history. There is no such thing negative thing . I listened from the beginning to the end it’s all positive.❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷✊🏾💯🐪 Eritrea For Eritrean

  • @hanut8650
    @hanut8650 6 วันที่ผ่านมา +2

    Always great !!! It's neither ancient origins nor language...etc. It''s about sociological, psycological and..lastly National Transformation.

  • @gerigeriyo7799
    @gerigeriyo7799 7 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @frim2820
    @frim2820 7 วันที่ผ่านมา +2

    ሓቅኻ እዞም download ትግበሩ ኢቲ መልእከቲ ክሓልፍ ብግቡእ ስሓቅ እንተሓዊስካ ክስማዕ ኣይከኣልን እዩ ❤

  • @hiwetteweldebrhan8440
    @hiwetteweldebrhan8440 7 วันที่ผ่านมา +6

    መርሓባ ኣብራሃ ሓወይ ብጣዕሚ የ ዘድንቐካ ብትገብሮ ዘለኻ ማዕዳን ምኽርን ነመስግነካ በርትዕ ኣይትድከም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️👍👍👍)

  • @georgioskomenis5160
    @georgioskomenis5160 7 วันที่ผ่านมา +6

    Bravo Bravo ❤ des zebel Programm Welcome 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😘😘🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Welcome Ertrawi hadnet 🇪🇷🇪🇷😘❤️🇪🇷😘❤️💋

  • @AbreheRezene
    @AbreheRezene 7 วันที่ผ่านมา +6

    ክክክክክ ኣይኡ ተስፋጼን ዝለኣኾ ነዉራም ፡ሰብ ዘለዎ እዩ ዝህብ ካብቲ ረሳሕ ርእሶም ርስሓት ይጉሕፉልና ጉድ ረኺብና።

  • @frim2820
    @frim2820 7 วันที่ผ่านมา +3

    ሰላምካ ብዝሕዝሕ ይበለልና ኣብርሃ ሓውና ❤️🫶🇪🇷

  • @senaitabraha5603
    @senaitabraha5603 6 วันที่ผ่านมา +2

    Abraham haway, I am proud of you what you doing ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @senaitteages2625
    @senaitteages2625 6 วันที่ผ่านมา +2

    Thank you so much abraha hawey 🙏🏽🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷👏🏽

  • @i.am.an.eritrea3158
    @i.am.an.eritrea3158 7 วันที่ผ่านมา +7

    ኣብራሃ ገብረ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ዘረባኻ ከኸይፈኒ ምዓት እዩ

  • @nisri1567
    @nisri1567 7 วันที่ผ่านมา +5

    ኣንታ ንስኻባ ሓደ ተረኺብካ ስፍሕ ዝበለ ክትሓስብ እትኽእል። 100% ክኑዕ ኣተሓሳስባ!

  • @godislove7204
    @godislove7204 7 วันที่ผ่านมา +7

    ሰላምካ ይብዛሕ መምሕር አብራሃ🙋🏽‍♀️🇪🇷🐪

  • @demmetgarza3618
    @demmetgarza3618 7 วันที่ผ่านมา +6

    ኣገናዕ ኣብሮም ሓወይ ኣብርሃ ቀጽሎ 🇪🇷🥰🇪🇷🥰🇪🇷🥰🇪🇷🥰🇪🇷🥰🇪🇷🥰💪💪💪💪💪💪💪💪💪

  • @mihretyemane7301
    @mihretyemane7301 7 วันที่ผ่านมา +4

    እቶም ተጋሩ እኮ ሕጂ እዮም ገዲፎሞ እምበር ኩሉ ኩፉእ ናቶም ከሎ ናብ ኤርትራዊ እዩ ዝብሉ ኣብዚኣ ውን ከተስተብህል ኣለካ ኩቡር ሓው እዚ ወዲ ግን ትግራዋይ እዩ በሓሶት ኣይኮነን ትግራዋይ ተባሂሎ ዘሎ ዋላ ውን ንሕልፈቱ ክእሰር ኣለዎ ።

  • @thahrahmed4448
    @thahrahmed4448 6 วันที่ผ่านมา +2

    ብሐቂ መምህር ኢካ ሐው አብርሃ ጅግና ቀጽሎ ❤

  • @natulove5882
    @natulove5882 7 วันที่ผ่านมา +4

    Merhaba mengstna ❤
    Sk elom eyom ezi resah iyob b sm hamasien u zshkt zelo deki hamasien 90/% ab hagerawnetom alewu ezi resah alietawi kndi xelai Eritrean u
    Kexl trah ab gonka alena

  • @teclebrahnsemmere3414
    @teclebrahnsemmere3414 6 วันที่ผ่านมา +2

    Nay bhaki Abreha hawey anes nay bhaki zehfruka eziom nhamasien zwikilu aykonun entekone awraja zbehal nana zegedsena aykonen abreha hawey bzkone nhna wn ab gonka alena

  • @niatnaeritreana2011
    @niatnaeritreana2011 7 วันที่ผ่านมา +1

    ሰላም መምህር አብርሃ: አነ ዝገርመኒ በቃ ዘፈንፍን ፖለቲካ ክሰብኩ ከለው እንታይ እዩ ዕላምኡ ትጠራጠር ብዛዕባ ህዝብን ሃገርን ድዮም ዝሓስቡ ዋላ ህልኽን ሳንቲምን: አብ ኤርትራ ልዕሊ እዞም ኤርትራውያን እንብል ሃገር ጠንጢና ዝውፃእና: መቦቆል ትግራይ ዘለዎም ኤርትራዊ ኮይኖም ዕድሜኦም ሙሉእ ዝደኸሙላን :ዝደኽሙላን አለው: ነዛ ሃገር ክንዲ ርብዖም ዘይሰርሑላ : ንዝኾነ ሕማቅ ነገር ናብ መበቆል ትግራውነት ከፀግዑ ትርኢ መሕፈራት ወረ ገሊኦምሲ በቃ ብዘይሕፍረት ድሕሪሕጂ ምስተጋሩ ርክብ አይድሌናን: ሓፁር ክንገብረሉ ይብሉ አብ ፅቡቅ ሰፊሮም መን ወሰንቲ ከምዝገበሮም እንድዒ: በጃኻ ብውሽጢ ዓገብ በሎም

  • @dana.j9062
    @dana.j9062 7 วันที่ผ่านมา +1

    ብዙሓት ሕሙማት ኣለዉ ኩሎም ንውልቃዊ ረብሓኦም ኣንጻር ኤርትራን ኤርትራውያንን ክረብሑ ዝጽዕሩ፡ ከም ኤርትራውያን ግን ከም በዓል ወዲ ገብረን ካልኦት ብዙሓት ነቶም ዘይስነመጎት ሰባት ክሰምዕዎ ዝደልዩ ቅኑዕ መልሲ ክህቡ ዝኽእሉ ሰባት ኣለዉና !!!

  • @ermiasnagash88
    @ermiasnagash88 7 วันที่ผ่านมา +1

    ካብ እግሪ አብ ይዕንቀፍ ከምዝብሃል ከም ሰብ ምስነደርና አድላይ ዘይኮኑ ቃላት ምስንዳው ልሙድ እዩ እንተ ኮነ ምትዕርራም አድላይ እዩ:: አወል ካብቲ ብዙህ ስርሃቱ ሰብ ስለዝኮነ ክጋገይ ባህርያዊ እዩ:: እቲ ንሱ ነቲ ህማቅ ተግባራት ዝርእየሉ ኩርናዕ ካብ ካልኦት ክፍለይ እውን ይክእል እዩ: እሞ ናይ ህውነት ምክሪ ምልጋሱ ጽቡቅ እዩ::

  • @SolomonMichael-o3w
    @SolomonMichael-o3w 6 วันที่ผ่านมา +1

    ኣምበሳ ኢኻ ኣብራሃ ። ሃገረ ሓማሴን ፡ ሃገረ ሰራዎ ፡ ሃገረ ናግራን ፡ ሃገረ ቡር ( ሰብኣ ቡር ) እዚኦም ኩሎም ኣብ ሃይማኖታዊ ጽሑፋት ንረኽቦም ኢና ። ብሓቂ ከምዚ እዞም ቁንጮ ዝብልዎ ዘለዉ ግን ኣይኮነን ትርጉሞም ። ጉላላት ሸለል ኣይንበሎም ።

  • @thahrahmed4448
    @thahrahmed4448 6 วันที่ผ่านมา +1

    እዞም ጭፍራ ናይ ተሰፋጽን ኑቡር ሐዳር ዘይብሎም ባዕሎም ግብረ ሰዶምን ግብረ ሕቡእን ዝናበሩ ተሰፋ ዝቆረጹ እክብካብ ኢዮም

  • @SolomonMichael-o3w
    @SolomonMichael-o3w 6 วันที่ผ่านมา +1

    እዚ እንስሳ ወደባይ ዝብሃል ኣብዚሕዎ መልሓሱ ልጓም ክገብረሉ ስድርኡ መጠንቀቕታ ክወስዱ ኣለዎም ።

  • @fakaryoulibay8813
    @fakaryoulibay8813 7 วันที่ผ่านมา +1

    ኣየ መሓሪ ወዲ ኣባይ ንዘይፈልጠካ በሎ ኣታ ዓንጃል እቶም ጡዑያት ለባማት ኣሕዋትካ ስ እባ ጠፊኦም በኻ ንስኻ በጃ ባሃቦሎምን ለምመልን ሞይትካ ተትኸውን ክንደይ ጽቡቅ ነይሩ ኣንታ ጀላዕ ስዲ መዕበይኡ ዝበደሎ ሎቅማጽ

  • @frim2820
    @frim2820 7 วันที่ผ่านมา +1

    ኣንታዚ ኮልኮል ዘለዎ በጊዕ እንታይ እዩ ዝብል ዘሎ😂 ከመይ በጃ ካቶሊከ ጋሕበል! ኣንታ ፋራስ ናይብሓቂ ደፋር እዩ😂

  • @mebrahtufessehazion4473
    @mebrahtufessehazion4473 7 วันที่ผ่านมา +1

    ኣታ ኣብርሃ ሓውና ነዚ ዒባ ዚኸድኣ ካበይ ኣምጺእካልና ወደይ? ከምዚኦ ዘፈንፍኑኸ ኣለው ድዮም ጌና?

  • @yoditbayere9476
    @yoditbayere9476 7 วันที่ผ่านมา +2

    Nisika kemaney Abay ab Eritrea yelen tbl kemaney aleka ,,, Abraha !?? So nihna kas iti xiyik film ziserhe Ethiopiawi intebelnas nmntay yu gega ilkana

  • @goitomkuenin6717
    @goitomkuenin6717 7 วันที่ผ่านมา +3

    ዓሻስ ክንድ ዝስተር ይግተር ዓንጃል። ኣምበሳ ወድ ገብረ

  • @hghebreyesus421
    @hghebreyesus421 5 วันที่ผ่านมา +1

    ጽቡቅ ኣለኻ መልእኽቲ ክኸውን ኣለዎ ኣነ እውን ስለምንታይ ስሓቅ ዝእትውሉ ይብል ኢየ

  • @AbramTesfay
    @AbramTesfay 7 วันที่ผ่านมา +2

    ሰላም ኣብርሃ፡ ከምዚ ዓዋን ሰብ ኣብቲ ናትካ Platform ኣምጺኻ ብዙሕ ሰብ ከምዝፈልጦም ኣይትግበር Please.

  • @nazrawittewelde6033
    @nazrawittewelde6033 7 วันที่ผ่านมา +1

    ሐዳሽ ሐሶት ምጽላም ናይዚ ጉኑፍ ከልቢ ካአኒ 😂ተሰሚዓ ዘየተፈልጥ። ወይ ጉድ

  • @abogida669
    @abogida669 7 วันที่ผ่านมา +5

    Abrha gebre please ab ziwedeku ab zidekemu sebat hasab aythab please please 🙏🏼

    • @dana.j9062
      @dana.j9062 7 วันที่ผ่านมา

      መን እዩ እዚ ዘይስነ-መጎት ዘይስነ-ምግባራዊን ዕሽነቱ ሓሶት ብዝኾነ ,ወላ ኤርትራዊ ድዩ ?

    • @LemlemTesfahunei
      @LemlemTesfahunei 7 วันที่ผ่านมา +1

      ነቶም ዉዱቃት ዝበልካዮም ጽሩር ስጋብ ዝብሎም ኣላዲዱዎም እዩ ኣብራሃለይ ጅግና :እቲ ሓሳብ ምሃብ ግን ንዘይፈልጥ ከምዚ ኸማይ ንኽፈልጦ ብጣዕሚ ሓጋዚ እዩ ::

  • @hdraywelday2665
    @hdraywelday2665 7 วันที่ผ่านมา +4

    Welcome wedi hizbi 🇪🇷

  • @ermiastesf7298
    @ermiastesf7298 6 วันที่ผ่านมา +1

    1998 ተጋሩ ሕብሪ ዓይንኹም ቃሕ ስለዘይበለና ጥራይ ናብ ቤት ማእሰአቲ ዳጊኖምና ፡ ጥራይ ኢድና ንብረትና ዘሚቶም ብተአፋፊ ግንባራት ብድሕሪት ጥይት እንዳተኮሱልና አብ ዶብ ፈኒዮምና። አቦል ሲዒድ ንገበነኛታት ተጋሩ ዘይዜጋታትና ኢሉ ሓቂ እንተተዛርብ ጌጋ የብሉን። እወ ሶዶማዊ ትግራዋይ አብ ገዝእ ሃገርና አንጻር ብህልናን ሕልናናን ሃይማኖትናን ሶዶማዊነት ከስፋሕፍሕ ክሰርሕ አይነፍቅድን ኢና። እሞኸአ ዘይዜጋና ትግራዋይ አይንጻዎሮን ኢና፡ ድምጺ ዘይዜጋን ድምጺ ኩላትና ኤርትራዊያን ኢዩ

  • @thomasyohanns9522
    @thomasyohanns9522 6 วันที่ผ่านมา +1

    እንባእ መሐሪ አባይ እዪ ዝብሃል እዚ ብዕራይ ክረኸቦ ኢና One day

  • @erishekor
    @erishekor 7 วันที่ผ่านมา +1

    ስለምንታይ ኢና ኣብ ኤርትራ ተወለዱ ኢትዮጵያውያን ፍሉይ ዕድል ንህቦም😂 ኣብ ኢትዮጵያ ንተወልዱ ኤርትራውያን ክሰጉዎም ከለዉ ዕድል ኣይሃቡን😂 መብዛሕትኦም ተጋሩ ድማ ኣብ ኤርትራ ተወሊዶም ዜግነት ክወስዱ ኣይደልዩን’ዮም ናብ ሳዋ ከይዶም ሃገራዊ ኣገልግሎት ንከይህቡ ብጫ ካርድ ክወስዱ ይመርጹ😂 ኣወል ድማ ብዛዕባ’ዚ ወዲ ዜግነት ክዛረብ መሰል ኣለዎ ወናኒ ናይ’ቲ ዩቱብን ነታ ፊልም ዝምውልዋን መን’ዮም እንታይ ንፈልጥ😂

  • @yonasgebre1726
    @yonasgebre1726 7 วันที่ผ่านมา +5

    Welcome Abraha hawena.

  • @eritreafirst9003
    @eritreafirst9003 7 วันที่ผ่านมา +2

    Abrha hawey bzuh keman gizie hibkayi hanti kal kidegagim bihasot kemziom ayteltsalna pls, hilight geyrka tray risom risom chefchifom😊

  • @mebrahtuaregay3520
    @mebrahtuaregay3520 7 วันที่ผ่านมา +4

    እዋይ ጀርባዕ ብሓቂ ጥሪት ናይ መን እንስሳ ከምኡ ዳኣ ድሰርሑ ከኮኑ? ዘገርም
    ጽቡቕ መደብ ኣብራሃ ሓውና የቐንየልና ከም ወትሩ❤❤❤

  • @عثمانمحمدسراج
    @عثمانمحمدسراج 6 วันที่ผ่านมา +1

    Salam Salam abraha izi lakbatiyu bejakum kamzi geru kamaygeru yizarab qurub ayhasibindiyu imberke erretrawi diyu zaymisma yahayish demey aflihuley loqmax

  • @erina2932
    @erina2932 7 วันที่ผ่านมา +1

    ትኽክል ኣለኻ ኣብሪሂሞ ናይ ሱዚኒኖ ዋዛ እዩ
    ናይዚኦም ግን ርስሓት እዩ

  • @frim2820
    @frim2820 6 วันที่ผ่านมา +2

    Thanks!

  • @Dan5639_
    @Dan5639_ 7 วันที่ผ่านมา +3

    ኣዛራርብኡ ኣዋጽኣ ቃላቱ ዝደግሞ ኩሉ ተስፋጼን ኢዩ :: መጀመርያ ንነብስኻ ምሰል እሞ ድሕሪኡ ወላ ተጋገ ሓሳብካ ሃብ ::
    Thanks Abraha hawena .

    • @abdulwassieabdu2725
      @abdulwassieabdu2725 7 วันที่ผ่านมา +1

      yess ከምአ እሐስብ ነይረ

  • @michaelkeleta5016
    @michaelkeleta5016 7 วันที่ผ่านมา +2

    ኣብራሃ ሓውና እዚ ሰብ እዚ ከምዚ ኢሉ ኣብ ልዕሊ ኣወል ሲዒድ ድዛረብ ደሎ ሕስድና ዝመልኦ ሰነምግባር ዘይብሎም ከምቲ ንስካ ትብሎም ፍሉያት ኤርትራውያን ክኾኑ ስፍትኑ ስለዚ መኻን ኣእምሮ ንዘለዎም እዮም ግን ከኣ ክስምዑ ከተስምዕዎም ኣለኩም እቲ ምንታይ ሲ እንታይ ከየምጹ እናተባህለ ዝሓልፍ ዝነበረ የለን ሕጂ ከም ዝሓለፈ

  • @hghebreyesus421
    @hghebreyesus421 5 วันที่ผ่านมา +1

    ኣብራሃም ሓወይ ጽብቅቲ ስም ሂብካዮ ዋና ዝሳኣነ ጥሪት

  • @teklitmahari5061
    @teklitmahari5061 6 วันที่ผ่านมา +2

    ጽቡቅ መግለጺ ኣብሪሂሞ ♥️🇪🇷🌸🌻🌼🌺👍

  • @erfrietewahdo2660
    @erfrietewahdo2660 7 วันที่ผ่านมา +1

    ብሱል ታሪኻዊ ኣገላላልጻ ነዞም ታሪኽ ዘዘንብዑ ከምዚ ከማኻ የድልዮም ቀጽሎ ዕዉት ንቅሓት ስራሕ እዩ።

  • @dana.j9062
    @dana.j9062 7 วันที่ผ่านมา +1

    Some sicko like in the beginning of the video clip, clearly have an identity crisis.And It makes you wonder sometimes if they really are Eritreans and , or aware of our history and our struggles for our freedom and our identity!!
    Our heroes never fought for individuals or certain ethnic groups but for the entire Eritrean people against a common enemy.

  • @ruthh7512
    @ruthh7512 7 วันที่ผ่านมา +1

    Anta men eyu kefiluka kndzi kthsu ke Egziabiher Amlak ke ayitferhn eka melhaska btaemi resah eyu

  • @ermiasnagash88
    @ermiasnagash88 7 วันที่ผ่านมา +1

    ሰብ ከም ሰብ ፍጥረቱ ሓደ እዩ:: እቲ ዝፈላልየና ነገር አተሀሳስባካና አርአያያካን እዩ:: ስለዚ ብፍላይ ተጋሩ ይኩኑ አምሀሩ ምስቲ አብ ሀገርና ምስዘለው ብሔራትና ብዙህ ዘተአሳስር ቅድመ ታሪክ ዘለና ህዝቢ ኢና:: ነዚ ክብርታትናን ታሪክናን ፈሊጥና ናብ ጽቡቅና ክንልውጦ ንጻአር እምበር ንሰባት ምንእአስ ግቡዕ አይኮነን:: ጽቡቅ አስተምህሮ ሓውና አብርሃ::

  • @habtuyohannes2224
    @habtuyohannes2224 7 วันที่ผ่านมา +1

    ለክባት ሃሳዊ ብዛአባ ህወትካ ኣይትፍልትኒ ፈገሪ

  • @nisri1567
    @nisri1567 7 วันที่ผ่านมา +1

    ምዕቡል ኣተሓሳስባ ይበል ዘብል ክኑዕን ሃናጽን፡ ፍትሓውን። ኣዝዩ ዝነኣድ'ዩ።
    መንዩ'ኸ መንንነት ለገስትን መንዛዕትን ጌሩኩም፡ ሕጊ-ዜግነ ሃገረ ኤርትራ እንከሎ። ኣሓትናን ኣሕዋትናን ብማዕርነት ዝተሰውእሉ ጉዳይ ወዲ ጓል፡ ወዲ ወዲ እንዳበልካ ሌላን ጉሌላን እንዳውጻእካ ኣድላይነት የብሉን። ሳንኮፍ ኣተሓሳስባ'ዩ። ነውሪ፡ ንሓደ ክትብል ብዙሕ ህዝቢ ትጎድእ ከምዘሎኻ ተገንዘቡ በሎም። ፈላላዩ ዝኾነ ቃላትን ነገራትን ኣርሕቕዎ፡ እቲ ቃልሲ ህዝባዊ ግንባር ከምዚ ኣይመሃረናን። እሩማት ንኹን።

  • @Luliya381
    @Luliya381 6 วันที่ผ่านมา +1

    Abraha hawna bitami zedniqeka azi wedi abayn bishim ahiwatna hamasin gulbab zigebro , n felto ena wala n Tomas sile ageb zitebahile hirqan alo )ab Eritrea men kemu geirom ziteaseru sidet zelew hiji qidmi 13 amet atihizuawedat awalidomn kone elka kemtegebre )Eritrawi azi sirah ayfelton eu kab ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @fekaduefrem3656
    @fekaduefrem3656 6 วันที่ผ่านมา +1

    Nay bihaki Abraham hawejj ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏

  • @yoditbayere9476
    @yoditbayere9476 7 วันที่ผ่านมา +1

    Dahar ka Tegaru netom xubuk ziserhu Eritrawyan kulu gize Tgraway eyu ziblu !!!
    Nmejemerta gize eyu Eritrawyan Ethiopiawi eyu entebelnas nemntay sigab kidizi yehrikuka ,,,, ane ayteredanin

  • @wedigash1077
    @wedigash1077 7 วันที่ผ่านมา +2

    Ewe eziatom ab gezeb eyom zellewu kalie gudayom ay konen kem beal solo media 3 ab meati ywesu hiji ezi etay eu etelna gezeb

  • @lulaamanuel3457
    @lulaamanuel3457 7 วันที่ผ่านมา +1

    አብርሃም ኩሉ ከማኻ እንተዝኸውን ክንደይ ዓይነት ሰብ አኪቡ አሎ እዚ ሚድያ ጉድ ረኺብና😳

  • @Wawa61919
    @Wawa61919 6 วันที่ผ่านมา +1

    Entay zikhone abas dea u ezi gohaf merat tekal melhasu shenkay hayiso eske

  • @MichaelGilankiel-nt6ip
    @MichaelGilankiel-nt6ip 7 วันที่ผ่านมา +2

    Very good explanation and thank you so much

  • @hadguasmrom5210
    @hadguasmrom5210 7 วันที่ผ่านมา +2

    Selam abreha.❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @KsanetSeare
    @KsanetSeare 6 วันที่ผ่านมา +2

    ኩቡር ሓው እዚ ብዛዕባ ታሪክ ትዛረቦ ዘለካ ካብ ሓቂ ዝወጽአ እዩ። ነቲ ንነዊሕ ዘበናት ታሪክ ንምጥፋእ ክሰርሕሉ ዝጸንሑ ተዳምቀሎም ኣለካ። ከም ኣብነት፡ ሰሓርቲ ኣብ ትግራይ ከምኡ'ውን ኣብ ኤርትራ ኣለዉ ዝበልካዮ፣ ኣቦታትና ዛግወ(ንግስንስት ካብ ኣክሱም ኣባረረ) ካብ ኤርትራ ንዮዲት ክዋግኡ ንትግራይ ምስ ከዱ ዝመስረትዎ ኢዮም። ካልእ ቡዙሕ ዓድታት 'ውን ኣለዉ። ታሪኩ ንምሕጻር ኣብ 13 ክፍለ ዘመን ተመሊሶም። እቲ ዓድታት ግን ክሳብ ሕጂ በቲ ዝሰየምዎ ይጽዋዕ ኣሎ። ከም ኤርትራውያን ኣብ ካልእ ቃልሲ ስለ ዝጸናሕና ብመጽናዕቲ ክሳብ ዝሕበር ርግእ ኢልና ንጸበ። ምክንይቱ ክዝረብ ዝጸንሐን ብመጽናዕቲ ዝርከብ ዘሎን ሰማይን ምድርን ኢዩ ዝከውን ዘሎ። ወደሓንካ።

    • @abrahaghebrehiwet
      @abrahaghebrehiwet  6 วันที่ผ่านมา +1

      እሞ ሰሓርቲ ዝብሃል ሰራዊት ንበይኑ ን ትግራይ ከይዱ ማለት ድዩ ?
      ክምለስ ከሎ ካኣ ሓደ ከይገደፈ ተጠሪፉ ማለትካ ኢኻ፡
      ሎጂክ ዘይኮነ ኣይንዛረብ፡ ደሓር ከይዶም መጺኦም ኣይበልኩን፡ ናብኡ ዲና ኬድና ወላ ካብኡ መጺእናስ ኣብ ክልቲኡ ዝርከብ ሓደ ዝትውልዱ ህዝቢ ኣሎ፡
      ሰሓርቲ ጥራሕ ኣይኮነን ፡ በዓል እገላ ሓምስ ውን ኣሕዋት እገላ ደገብሲ እዮም፡
      ምስ ትግራይ ጥራሕ ዘይኮነ ምስ ደንብያ ውን ዝራኸብ ትውልዲ ከም ዘለና እኮ ኣቦታት ይምህሩኻ ኣለው፡
      ምስ ህዝቢ ትግራይ ዘራኽብ ትውልዲ ከይህልወካ ምህዳም ፡ ንቡር ሕማም ኣይኮነን፡

    • @KsanetSeare
      @KsanetSeare 5 วันที่ผ่านมา

      @@abrahaghebrehiwet ከማኡ ማለተይ ኣይኮነን ንከሕጺር ኢየ ከም ኣብነት ሰሓርቲ ተጠቂመ። መንደፈራ ፡ ዛግር፡ እንባደርሆ ወዘተ። እቲ ቀዳማይ ሓዊ ዝኣጎደ ብስም ዓዱ ነቲ ቦታ ስም የውጸኣሉ። ኣገው ጥራይ ኢዮም ኣብኡ ተሪፎም ዘለዉ ካብቶም ኣብቲ ኩናት ናይ ትግራይ ዝተሳተፉ። ንደንብያ ዝመስረተ በዓል ደቀምሓረ እዩ። ጉራጌ መቦቆሎም ጉራዕ እዩ። ቃንቃ ትግርኛ ገና 1000 ዓመት ኣይገበረን ህዝቢ ትግራይ ቅድሚ ቃንቃ ትግርኛ ቃንቆኦም እንታይ እዩ ነሩ? ዘበኑ ናይ ምርምር ኢዩ ኩሉ ብመጽናዕቲ ንግበሮ። የቀንየለይ።

  • @medhaniebaire7840
    @medhaniebaire7840 7 วันที่ผ่านมา +3

    Welcome Abrha xera esubat

  • @mikalaraya2924
    @mikalaraya2924 7 วันที่ผ่านมา +1

    Kabey iyu izi xiyuk mensey sidi zei halafnetawi😢qgame wahid

  • @tsehayetekeste3077
    @tsehayetekeste3077 7 วันที่ผ่านมา +1

    Anta resah nebska gda zeythtseb resah kelbi

  • @Brikti-l1m
    @Brikti-l1m 7 วันที่ผ่านมา +2

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @טקלונגוסה
    @טקלונגוסה 7 วันที่ผ่านมา +1

    ሰላም ክቡር መምህር ኣብርሃ ❤🇪🇷❤

  • @habtuyohannes2224
    @habtuyohannes2224 7 วันที่ผ่านมา +1

    ብትክክሊ ኣብርሃ ሃውና ንብሉም አዙም ርስሃት

  • @SelamAlazar-p8y
    @SelamAlazar-p8y 7 วันที่ผ่านมา +5

    🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @BrhaneSolomon-p4j
    @BrhaneSolomon-p4j 7 วันที่ผ่านมา +1

    Abrha genre ezi tgraway eyu zerbu zeyemhysh sb

  • @weledo
    @weledo 7 วันที่ผ่านมา +1

    Abrha ezi kulu mhir xenihkas baelka jemirkayo eko adlwo abay kea bzuh alo nabnet dmxawit amleset abay ala

    • @abrahaghebrehiwet
      @abrahaghebrehiwet  7 วันที่ผ่านมา

      ኣምለሰት ኣባይ እኮ ርግጸኛ ኣይኮንኩን እንበር፡ ትግራይ እዩ ዓዳ መስለኒ

  • @astertesfazgi2750
    @astertesfazgi2750 7 วันที่ผ่านมา +2

    Bravo tarik bmstbhal 👍👍👍👍👍👍👍👍👍🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @eskndrteke7350
    @eskndrteke7350 6 วันที่ผ่านมา +1

    Ata kabey zmetse geley eiu ezy wedi resha chinawy alit

  • @YordanosGonetse-oy4kx
    @YordanosGonetse-oy4kx 7 วันที่ผ่านมา +2

    Thnk you brother ❤💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @DawitBeyen
    @DawitBeyen 6 วันที่ผ่านมา +1

    Beyen zmexe lekat eyu ezi kelbi adwa

  • @IbrahimMahmud-g7u
    @IbrahimMahmud-g7u 6 วันที่ผ่านมา +1

    ሳላም ኩቡርሓወና❤❤

  • @asmerthabte2492
    @asmerthabte2492 7 วันที่ผ่านมา +1

    Ezi cherdad ke kabey u mexu higdef kblu hamimom

  • @danieluk3151
    @danieluk3151 7 วันที่ผ่านมา +2

    Bela, Abraha Ghebre ጹቡቕ ኣገላልጻ፡
    👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️

  • @astierhaile4224
    @astierhaile4224 7 วันที่ผ่านมา +1

    Ata hawey emo Thomas baelu bfkadu b'bicha card iyu znebir. Ethiopiawi iyu!!! Ewae bAwel aytmixuna, zizarebo zfelit genius iyu. Nebskum mermiru

    • @emanuelephrem4307
      @emanuelephrem4307 7 วันที่ผ่านมา

      😂😂 ስሚዒትካ ተቖጻጺርካ ኣወል ይኹን ደብረጼን፡ ሓቂ ሓቂ ሓሶት ድማ ሓሶት ኢዩ!
      ብጫ ወረቐት ይሓዝ ቀይሕ፡ ኣብ ደሙ ናይ ወያነ ስነሓሳብ የለን! እቲ ሕቶ ሕቶ ስነ ሓሳብ ኢዩ ሕቶ ጥምቀት ኣይኮነን። ፋራ

    • @astierhaile4224
      @astierhaile4224 7 วันที่ผ่านมา

      @@emanuelephrem4307 kieleyo ilka kua ika. Low IQ ileka aleku. Kemu mebeliu agenda kemzelewo iyu znegreka zelo. Fara's fara aybelka

  • @thomasyohanns9522
    @thomasyohanns9522 7 วันที่ผ่านมา +1

    አበይ ዝነበረ መን ይብሎ ?

  • @akberetabraha4950
    @akberetabraha4950 6 วันที่ผ่านมา +1

    ❤መርሃባ ኣብራሃ ❤

  • @טקלונגוסה
    @טקלונגוסה 7 วันที่ผ่านมา

    ኣንታ ወዲ ኣባይ ሓወይ ዓቅምካ እንዶ ተዛረብ ኣብ ዘይ ትፈልጦ ሃለውለው ኣይትበል እሞ ከኣ ንሰብ ከተፍቱ ክትፈልጥ ግን አቲ ሓላፍካ ዩ ግብረ ሰዶም መተኣብይቲ ልቢ ግበር ስቅ አልካ ደቅካ ኣእቢ

  • @aziebabraha7516
    @aziebabraha7516 7 วันที่ผ่านมา +1

    🙏🏽❤️🇪🇷❤️🙏🏽❤️Danke schön Abraha du intelligent man ❤🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @abrahamteame1789
    @abrahamteame1789 7 วันที่ผ่านมา

    Abiet…….,ata…….kindey tdefir kurub amlak aytferihn….!!!!!
    Yekenyelna Abrish, Ajoka

  • @thomasyohanns9522
    @thomasyohanns9522 7 วันที่ผ่านมา +1

    አታ እንታዋይ እዚ ?

  • @afomiahabte8451
    @afomiahabte8451 7 วันที่ผ่านมา

    Nay men halay Ensisa zihaysh kabaka. Lomis kaa Betom Arkanatna. Anjal entay tifeltom. Kisrhu eyom zikedu. Kizaweru aykonun. Etom Dekom daa kabey mexiwom?? Dekoro gahaf nfelteka ena. Adeb giber:: :: :: LOKUMAX SIHUWU.

  • @luulaamanuel2657
    @luulaamanuel2657 7 วันที่ผ่านมา +9

    እዋይ ሐወይ ሐሚሙ ንመን ከራስን እዩ ውዒጊን ዋሒድ😂😂😂😂😂😂😂

    • @dana.j9062
      @dana.j9062 6 วันที่ผ่านมา

      @@luulaamanuel2657 😂🤣 ዘ ቢሄረ እንታይ ?
      ናይ ብሓቂ ርእሱ ሓሚሙ ኣሎ።

  • @eritreanabey5628
    @eritreanabey5628 6 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷 BREAKING NEWS 🇪🇷
    This mesaage is for the first speaker. My friend, haki diyu miss wedika gibresiga gerka tibhal zelo.???????

  • @eritreanabey5628
    @eritreanabey5628 6 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷 BREAKING NEWS 🇪🇷
    This mesaage is for the first speaker. My friend, haki diyu miss wedika gibresiga gerka tibhal zelo.???????

  • @eritreanabey5628
    @eritreanabey5628 6 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷 BREAKING NEWS 🇪🇷
    This mesaage is for the first speaker. My friend, haki diyu miss wedika gibresiga gerka tibhal zelo.???????

  • @eritreanabey5628
    @eritreanabey5628 6 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷 BREAKING NEWS 🇪🇷
    This mesaage is for the first speaker. My friend, haki diyu miss wedika gibresiga gerka tibhal zelo.???????

  • @eritreanabey5628
    @eritreanabey5628 6 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷 BREAKING NEWS 🇪🇷
    This mesaage is for the first speaker. My friend, haki diyu miss wedika gibresiga gerka tibhal zelo.???????

  • @azebasbaha9726
    @azebasbaha9726 7 วันที่ผ่านมา +3

    Eway ጎሓፍ ካበይ መጹ ረሳሕ ፍኦ

  • @rahelokbazion4920
    @rahelokbazion4920 6 วันที่ผ่านมา +1

    Well done 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅

  • @meheretalmedom3322
    @meheretalmedom3322 7 วันที่ผ่านมา

    አታ እዚ ኸአ ሕልፍ ዝበለ ግዜኻ ተጸበ ጀጋኑ ኸረኻኽቡልካዮም ረሳሕ ሓሳዊ

  • @HadishHagos-h5z
    @HadishHagos-h5z 7 วันที่ผ่านมา +1

    ትግራዋይ ኣይኮነን ዘርኢ ትግራዋይ ኣይንደልን፥

  • @tsegaafeworki2346
    @tsegaafeworki2346 7 วันที่ผ่านมา

    ኣብራሃ ገብረ፡ እንታይ ኢኻ ትብል ዘለኻ? ንጹር ኣይኮነን?

  • @erina2932
    @erina2932 7 วันที่ผ่านมา

    ሓቂ ክንዛተብ እንተ ኮይና ሃብተሱሉስ ኸዳዕ እዩ ልክዕ ከም ጌታቸው ረዳ

  • @erina2932
    @erina2932 7 วันที่ผ่านมา +1

    ማሓሪ ኣባት ጥሪት እዩ ግደፎ

  • @michieleyohannes6324
    @michieleyohannes6324 6 วันที่ผ่านมา +1

    👏👏👏👏👏👏👏👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷