Atv Asena Live - ጉዳይ ወዲ ዓልን ሳልሕ ዑስማንን ጉዳመኛታት ህግደፍ ኣብ መድረኽ UN `መዓልቲ ስዉኣት`ዩ ኣይተሰንጥኑና` ይብሉ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ก.ย. 2024
  • Atv Asena Live - ጉዳይ ወዲ ዓልን ሳልሕ ዑስማንን ጉዳመኛታት ህግደፍ ኣብ መድረኽ UN `መዓልቲ ስዉኣት`ዩ ኣይተሰንጥኑና` ይብሉ

ความคิดเห็น • 17

  • @Embaseyra
    @Embaseyra 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኣጆና ኢማ ዓወትና ናይ ግድን ኢዩ

  • @matiyasiyasu1578
    @matiyasiyasu1578 3 หลายเดือนก่อน +3

    Hi kemay amsikum
    Ana Salih Osman nay kereba halafiyay iyu nayru, Salih nay behaki jigna tebai wetehader bezaiba serawitu zigides seb iyu nayru nesu behaki mexai zinebero haleka iyu nayru

  • @nouraviri4903
    @nouraviri4903 3 หลายเดือนก่อน +1

    💝💝💝💝💝🌷🌷🌷🌷

  • @teweldenegusse1345
    @teweldenegusse1345 3 หลายเดือนก่อน +3

    Human rights ጸብጻብ እዩ ዘቅርብ እምበር፡መዳፍዕን ወተሃደራትን የብለን ንሓደ ዲክታቶር ከልግሶ ወይ ክኣስሮ። ህዝቢ ኤርትራ ብዙሕ ዘይተረድኦ ነገር ኢሎ።ዝኮነ ዲክታቶር ደስ ዝበሎ ግፍዕታት ከውርድ ይክእል እዩ ኣብ ልዕሊ ዜጋታቱ፡እቶም ዜጋታት ናይታ ሃገር እንተድኣ ደው ዘየቢሎሞ፡ካልእ መን ደው ከብሎ። ምዕራባውያን ኣይግድሶምን እዩ፡ብዛዕባ ዜጋታቶም ጥራይ እዮም ዝግደሱ።ሓደ ኣመርካዊ ወይ ሓደ ፈረንሳዊ እንዶ ተንክፍ። ስለዚ ብዛዕባ ዜጊታትካ ትጣበቅ ንስካ ባዕልካ ኢካ። እዚ ናትና ሕብረተ-ሰብ ግን መብዛሕትኦም ተቃወቲ ካብ ሓደ ከባቢ እዮም ኢሉ ዝዛረብ እዩ'ኮ።ስለዚ ለውጢ ብከመይ ክመጽእ? ሻዕብያ'ውን human rights ሓንቲ ከምዘይገብር ይፈልጡ እዮም።ጉዳይ ዜጋታትካ ባዕልካ።ብዛዕባ ቢተወደድ ሓደ ጻዕዳ ክግደሰልካ ትጽበ?ንድሩዕስ ሓደ ጻዕዳ ከውጻልካ ትጽበ?ብዛዕባ ጴጥሮስ ሰሎሞንስ ሓደ ጻዕዳ ክሕለቀልካ ትጽበ።ዜጋታትካ ናትካ እዮም፡ንስካ እንተዘየውጺእካዮም ከላስ ኣብኡ ይሞቱ፡ዳርጋ መብዛሕትኦም ውን የለዉን ሕጅስ።

  • @mebratasfeha3881
    @mebratasfeha3881 3 หลายเดือนก่อน +1

    Hei

  • @bynamtensae1165
    @bynamtensae1165 3 หลายเดือนก่อน +2

    AtuM SebaT NBLo Ko TEFi'u'Na
    Ezi HzBawi GnBar ZBHaL WuDuB Extra ordinary SeyTan Eyu NeyRu. EZ'G'Yo EYU ZeBL
    SeraQi Moba'E' BeA'Lu YLeFaLeF - Esyas and his QeTeLti JebHa, Jebha, Jebha AbziHom LeKas Ezi'A' Eya NeyRa.

  • @moneyaintathing817
    @moneyaintathing817 3 หลายเดือนก่อน

    ዕቊድ decade maletyu ema,,,,Tigrigna resikayo Mish? Eta misla Kea ጣፍ ንዘርእ ኣለና እዩ ዝባሃል::

  • @tedgebregzi3832
    @tedgebregzi3832 3 หลายเดือนก่อน

    Are you following these three people too,people need to be intelligent,sometimes I like his imagination despite all the cruel things done under his leadership

  • @zeromwedihamele2230
    @zeromwedihamele2230 3 หลายเดือนก่อน

    ክንደይ ሃተፍተፍ ይብል እዚ ወዲ ብዛዕባ ሳልሕ ዑስማን ተሓቲቱ ካልእ ዓጀውጀው ይብል ንስኻ ድኣ ንኦፕረተር ክትጽርፍ ክንዲ ርብዒ ብልሒ ኦፖረተር የብልካን ።ቀርና ታሃረመት ጤል ትመስል ነቅነቅ እንዳበልካ ኣይትዛረብ ሓንቲ ትፈልጦ የብልካን ዓሰብ ኮንካስ ኣብስመራ ዝነበረ ጉዳይ መን እዪ ጅግና ክትፈርድ ዝኾነ ጥዑይ ሰብ ኣይኣምነካን እዩ

  • @ሰሚርሓምድ
    @ሰሚርሓምድ 2 หลายเดือนก่อน

    ኤማ እንታይ ዓይነት ዘረባ እኻ ትዛረብ ዘለኻ እንታይ ማለት እዩ" ኣኸባ ጌሮም ወሲኖሞ ብድሕሪኡ ሳልሕ ዑስማን ንሰራዊት ኸይዱ ነግርዎም" እንታይ ማለት እዩ እዚ፧ ሓደ ጭብጢ ዶ ክነግረካ ብድሕሪ እዛ ፍጻመ ውን ላንድኩሩዘር ተሸልሙ ፥ ካብቶም ኣብኣ ዝነበሩ መን'ዶ ተሸሊሙ እዩ ፧ ንምንታይ'ከ ሳልሕ ዑስማን ጥራይ ተወዲሱሉ ፧ ብሓፍሻ ኸ ካብ ሓለፍቲ ሰራዊት ኮሮነላት ER1 ዝዝውር ነበረ ሳልሕ ዑስማን እዩ'ኮ ። ዘይኮውን ኣይንዛረብ በጃኹም እዞም ኣኽረርቲ ናይ መንነት ዶ ገለ ዝብሉ ዘምጽእዎ ዘረባ እዩ ወላሓደ ካብ ትግርኛ ወጻኢ ታሪኽ ጅግንነት ከም ዘይገበረ ገርካ ምቅራብ እዩ እቲ ዕላማ ። ኣይትዓሹው ጥራይ እና ንብሎም ።

  • @pridetransitllc2197
    @pridetransitllc2197 3 หลายเดือนก่อน +6

    ኤማ ሐደ ኽንድሽሕ ኢኻሞ ሽሕ ዓመት ንበር ።

  • @gergishgergish1130
    @gergishgergish1130 3 หลายเดือนก่อน +7

    ❤❤❤

  • @freelovefree
    @freelovefree 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም፣ ኤማ!
    ትማሊ ዘሔፍር ቭድዮ፣ ኢሰያስ ኣፋዋርኪ ሰኪሩ

  • @ttek9180
    @ttek9180 3 หลายเดือนก่อน

    እዚ ሐውናሲ ንሶም መሬት ኤርትራ ተቖጻጺሮም ክነሶምሲ ንሕና ብቐጥታ አዲስ አበባ ንእቶ ኢልና'ስ ኣንታይ ዓይነት ዘረባኡ ኢዩ። እምበርዶ ወተሃደርነት ብግቡእ ዝፈልጥ ኢዩ?

  • @darsamussa399
    @darsamussa399 3 หลายเดือนก่อน

    Amanuel Uqud in arabic 10 amet malet eyu.