SAMI SHIKOR - ሞጎተ ኣብ ሞንጎ ራስ ዓማን ፡ ደሳለ ፡ ይክኣሎን ዛውለታይን።

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น •

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 4 หลายเดือนก่อน +1

    Nay mewutat mhwtat ekum mahji guday gberu nay miti amet zekirma mzrab bhzbi mhkalal eu❤

  • @kobramewael7857
    @kobramewael7857 4 หลายเดือนก่อน

    ምስናይ ኣኽብሮት ኣቦና ራስ በይኑ ክትንትን እንበር ክትዕ ከቢድ'ዩ ።

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 4 หลายเดือนก่อน

    Ezi telako ezi ay wuklanan EU hji zkalesu eu zedliena helwlw natkum autobus gedifatkm❤

  • @hailetewolde4040
    @hailetewolde4040 4 หลายเดือนก่อน

    Bereket Esub tmesl

  • @YafietTekie
    @YafietTekie 4 หลายเดือนก่อน +1

    እዛ ሰብኣይ ክትሰምዕ ኣይትደልን እያ ክትዛረብ ጥራይ ከመይ ኢሉ ዳኣ ሞጎተ ክንብሎ ንክእል

  • @RobelAbrham-z8v
    @RobelAbrham-z8v 4 หลายเดือนก่อน

    Samitey ❤keep going brother

  • @haqieyu
    @haqieyu 4 หลายเดือนก่อน

    Qdmi federeshin Ethiopian entay amxiom nab Eritrea. Bebeynen Hager endyen neren .

  • @DjbvvFuvcgz
    @DjbvvFuvcgz 4 หลายเดือนก่อน

    እዚ ራስ አይግድን ምክንያቱ ባይቶ ነይሩ ቑጽሩ 68 ብትወድድ አስፋሃን ፊተውራሪ ሓረጎትን ተዋዳድሮም አስፋህ ብ48ቕጽሪ ስዕሩ ራስ አንብብ ጠራዕራዕ አይትበል።

  • @haqieyu
    @haqieyu 4 หลายเดือนก่อน

    Bret zeymilal ewn tefetinu endyu. Haraka zibehal mnqisiqas neyru endyu.

  • @tekleababoy5745
    @tekleababoy5745 4 หลายเดือนก่อน

    Samie well come ❤❤❤

  • @merhawi2328
    @merhawi2328 4 หลายเดือนก่อน +1

    እዚ ሰብኣይ ምዝራብ ከሊእዎ ንደሳለ ኣብ ሞንጎ እንዳ ኣተወ🤔 ናተይ ዘረባ ጥራይ ይሰማዕ ጥራይ ብሃላይ እዩ።

  • @TesfayGirmai-de4nf
    @TesfayGirmai-de4nf 4 หลายเดือนก่อน

    Please show dowen let hem fnish my God.

  • @nahomtekeste5060
    @nahomtekeste5060 4 หลายเดือนก่อน

    Aboy.weldab.tewgu.iu.

  • @FaresMerhawi
    @FaresMerhawi 4 หลายเดือนก่อน

    Wwww ሳሚ መብሩክ ሓቢቢ

  • @kikifrayna2599
    @kikifrayna2599 4 หลายเดือนก่อน

    ሳሚየ ቆንጆ

  • @simretkibrab8090
    @simretkibrab8090 4 หลายเดือนก่อน

    Sami inta sile zelaka zetafafaikayo ika silia zeyt seqile

  • @wedesmera
    @wedesmera 4 หลายเดือนก่อน

    እዚ ሰብኣይ ንሱ ክስማዕ ጥራሕ እዩ ዝደሊ፡ እዚ ሙጉት ኣይኮነን፡ shame

  • @robelmehari3150
    @robelmehari3150 4 หลายเดือนก่อน +1

    Selam Sami Haweeye Enque Hagosena , Ane hawka Robel yebehal ,buzhe Nay Tik Tok tetekamy Aykonkun, Natka medeb ab Tik Tok des sel teblnie Natka eye zeketatel, Heje gn krieo kelku, Be Hayemanot, Awuraja, Behier , Azieu xebibe Athasaseba Enakon Yemxe Alo emo, Sami haweye Ab Resie Lebeka Red lineka ketkoxaxorom yelabweka , hawuka Robel 1 zure, Adetat ka keyxarfu

  • @nuguseegn5087
    @nuguseegn5087 4 หลายเดือนก่อน

    እዚ ሰብኣይ ክዛረብ ጥራሕ ዩ ዝደሊ ክሰምዕ ኣይደልንዩ ዋ

  • @futsumamare9074
    @futsumamare9074 4 หลายเดือนก่อน

    ጸማም ሓደ ደርፉ.ናይዚ ውዲ ነገር.። ፈደረሽን ብሓይሊ ተጎቢጡ ብ ኢትዮፒያ አንዳተባህለስ፡ አቲ ብረታዊ ቃልሲ ምጂማሩ'ዩ አቲ ሽግር ኡብለና። አምባአአአአአ ። ማሕበር ኣንድነት አኳ ገሊኦም ኣብ ፖለቲካ ገሊኦም ድማ ብሕቡአ ፈንጂ ቀበርትን ቶኮስትን ኮይኖም ናይ ራዕዲ ስራሓት ኣብ ውሽቲ ኤርትራ ዘካይዱ ዝነበሩ ከምኳኖም ናይ ትማልንታሪኽ'ዩ። አዞም ኣንድነታውያን ብ ሃይለስላሰ አዮም ዝምወሉ ነይሮም ዋላ አቶም ናይ ሽበራ ዝገብሩ ዝነበሩ መታን ፈደረሽን ክፈርስ ብ ኣስፋሃ አዮም ብሕቡአ ትአእዝ ዝወስዱ ዝነበሩ።ምክንያቱ ኣስፋሃ አዋፍሮም ከምዝነበረ ክፍለጥ ኣይደልን'ዩ ነሩ።ብባይቶ መታን ከይውገዝ ተባሂሉ ማልት'ዩ።አምበር ኣንደነታውያን ፖለቲካ አናሰርሑ ፈደረሽን ንምፍራስ ኣብ ውሽቶም ድማ ሕብአቲ ሰልፊ ብዕጥቂ ትቃለስ ነይራ አያ።ሃይለስላሰ ድማ ናታ ሃንዳሲ አዩን ነይሩ፡ ብ ኣስፋሃ ገሩ ድማ የማሓድራ ነይሩ።

  • @mohammedaliheyabu9553
    @mohammedaliheyabu9553 2 หลายเดือนก่อน

    እዚኣቶም ድኣ እንታይ'ዮም ዝብሉ ዘለዉ🤔? ትሚሉ ዝቕበል ህዝቢ ስለዝረኸብኩም ከምድላይኩም ታሪኽ ክትጉዕጽጹ ትፍትኑን ኣለኹም። እቲ ኣብ ግዜ ፈደረሽን ዝነበረ ኩነታት ናይ ባዕዲ ኢድ, ናይ CIAን MUSADን, እዩ ነሩ። ኢትዮጵያ ከም ቀንዲ ናቶም መሳርሒት (agent) ኢሎም ይሓስብዋ ስለዝነበሩ ብዝያዳ ነቶም ክርስትያን አርትራ እቶም ሙስልሚን አርትራ ዓረባዊት ሃገር ክትሰርሕ ዕላማ ኣለዋ ብዝብል ሸፈጥ ካብቶም ኣሕዋቶም ሙስልሚን ክጠራጠሩ ገሮሞም። በዚ ምኽንያት'ዚ ኣንድነት ክመርጹ ናይ ግድን እዩ ነሩ። ብዘይ ሓደ ስምዒት ኣብ ቦቶኦም ኮንኳ ምስ እትርእዮ ሓቆም'ዮም። ከምዚ ክብል ከለኹ ኩሎም ክርስትያን ኣሕዋትና ኣንድነት ይብሉ ነሮም ማለተይ ኣይኮንኩን። ብዙሓት ሙስልሚን ውን ኣንድነት ዝበሉ ነሮም። እቲ ኣብ ልዕሊ ኣንድነታውያን ዝወረደ ጥልመት ምስ እትር ኢ ብሓሶት ዝስራሕ ቀልጢፉ ከምዝፈርስ ጥራሕ'ዩ ዝበርሃልካ።
    ሕጂ ውን እዞም ኣሕዋትና ደሳለን ዛውለታይን ይከኣሎን ከም ኣቶም ዝኣመሰሉን እቲ ዝነበረ ጽውጽዋይ'ዮም ዝደግሙ ዘለዉ። ንሙስልሚን አርትራ ከም ሕቡእ ኣጀንዳ ዘለዎም ዓረባዊት አርትራ ክሰርሑ ዝሓስቡ ገሮም ከቕርቡና'ዮም ዝፍትኑ ዘለዉ። እዚ ግን ኣይከውንን'ዩ። ኩሉ ግዜ ዶ ብሓደ ዘይቅየር ጥበብ ህዝቢ ከተደናግ ይከኣልን'ዩ። እዘን ኣልሙርቃኒ ወይ ኣልማህዲ ዝብል ቃላት ክጥቀሙ ከለኡ ነቲ ዘይፈልጥ ክርስያን ሓውና ኣብ ምጥርጣር ንምእታው'ዩ። ኣብ ምጥርጣር እንተኣእቲኻዮ ድማ ወላ ንዕእ ኡ ዘርብሕ ሓሳብ እንተሰሚዑ ከምቲ 60ስ ኣላታ ዝብልዎ ካልእ ዕላማ ኣለዎ ኢሉ'ዩ ዝነጽጎ። እዚ እዚኣቶም ኣሕዋትና ዝገብርዎ ዘለዉ ነቲ ዘይፈልጥ አርትራዊ ሓንጎሉ ንምቁጽጻር'ዩ። ንከምዚኣቶም ምስማዖም ጽቡቕ'ዩ እንታይ ወይ ኣበይ ክበጽሑ ይደልዩ ኣለዉ ምርዳኦም ግን እቲ ዝያዳ ኣገዳሲ'ዩ።

  • @desebelkahsay2480
    @desebelkahsay2480 4 หลายเดือนก่อน

    ጅልጋት ሓሳዊ ብነብስ ምታሓት ዝተስየ ስብ

  • @futsumamare9074
    @futsumamare9074 4 หลายเดือนก่อน

    46:10 ኣስፍሃ ተስፋሚካአል ከምዚ ከማኻ ዑሱብ ናይ ሃይለስላሰ'ዪ ነሩ ፡ንፈደረሽን ንኽምረጽ ብሓገዝ ኢትዮፕያ አንዳፋራረሔ አዩ ኣብ ስልጣን በጺሑ ።ዕላማ ናይ ኣስፋሃ ድማ ንኤርትራ ንሃይለስላሰ ምርካብ ስለዝነበረ ኣረኪብዋ። ኣብዚ ክርሳዕ ዘይብሉ ናይ ጂኦ- ፖሊትክስ ጉዳይ ሓያላን ሕሊኽልኽ ከምዝነብረ ከስምረሉ ይደሊ።

  • @dawitandu7719
    @dawitandu7719 4 หลายเดือนก่อน

    ደሰላ በረኸት እንታይ ፍልጠት ኣለካ ተማራይ ናይ ክፍለ ሰራዊት16 ዝነበርካ

  • @AaronZeraiMilyoab
    @AaronZeraiMilyoab 4 หลายเดือนก่อน

    ህውታትካ ዝኾነ ሰብኣይ! ክክክ ምስማዕ ዘይፈቱ።