🛑ኣደይ ሚስጢር ኣውጺኣ ዘይሓሰበቶ "ዝሞትካ መሲሉኒ " ጥዑም ዕላል ምስ ወላዲተይ
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 6 พ.ค. 2023
- #tigray #ethiopia #eritrea
🛑ኣደይ ሚስጢር ኣውጺኣ ዘይሓሰበቶ "ዝሞትካ መሲሉኒ " ጥዑም ዕላል ምስ ወላዲተይ
ኣብዚ ጠዊቅኩም ኣውርድዋ 👉whitecalling.co/more
Follow Me on Instagram 👇
➪ / maggy_showw
is fair use under U.S. copyright law because it is non-commercial, transformative in nature, uses no more of the original work than necessary for the video's purpose, and does not compete with the original work and could have no negative affect on its market. Copyright Disclaimer Under Section 107 of the Copyright Act 1976, allowance is made for 'Fair Use' for purposes such as criticism, comment, news reporting, teaching, scholarship, and research, Fair use is a permitted by copyright statute that might otherwise be infringing, Non-profit, educational or personal use tips the balance in favor of fair use
💚 Like ✔❤️ Share ✔ 💛 Subscribe ✔💜 Comment ✔ Enjoy and Subscribe now
እንኳዕ ብሰላም ናብ maggy show ብደሓን መፁ ።እዚ ቻናልና ዓላምኡ ንምዝንጋዕን ንምምሃርን እዩ ። ኩሉ ግዜ በቢ 3 መዓልቲ ሃዱሽ video ናባኩናባኩ ክነብፅሕ ኢና subsribe ብምግባር ቤተሰብ ይኩኑ።
🔥ዓገብ ! ንብዙሓት ሰባት ዘቆጥዐ ናይ ፓስተር ዮናታን ጉድ ኣብ መድረኽ
👉👉 • Video
🛑ብቁልጡፍ ካብ Tik tok ክጠፍእ ዝግባእ ኣፀያፊ ምስልታትI
• 🛑ብቁልጡፍ ካብ Tik tok ክጠፍእ...
🛑ንአርቲስት ዊንታ መኮነን ደዊለ call prank ሸዊደይ
• Video
Social media 👇👇👇👇👇
Facebook ..
/ maggy.hntsa
Telegram t.me/maggyshow
THANK FOR WATCHING 🙏🙏🙏 DON'T
FORGET SUBSCRIBE AND CLICK ON BEEL 🔔🔔
yonas maynas comedy , dawit eyob comedy gangster , dawit eyob comedy 2022 ,maggy show, new, today, 2022, wez tube, Hanza Tube /ሃንዛ/, Awlo Media አውሎ ሚዲያ, ebstv worldwide,Eritrean Movie, Eritrean Comedy, New Eritrean Comedy 2022, New Eritrean Movie 2020, Wedi Shuq, Wedi Shuq 4, Wedi Shuk, Wedi Shuk 4, Wedi Shuk New, Wedi Shuq New, Yonas Mainas, Yonas Maynas, Yonas Minus,LTV World, ARARAT Entertainment, Neshnesh Tv, tigrigna, mekelle, Lele Entertainment, Minew Shewa Tube, Hope Music Ethiopia, ጦፎኛ ሚድያ, Asser Tegaru, Tigrai Mass Media Agency, Tigray Today, Dimtsi Weyane Television, Addis neger, Addis Mereja, Fana Television, EBC, Amel, Kemalatkum Entertainment, Wushatena Media, ገሬ እሙን Gere Emun, Star Entertainment, ቀዛሕታ Kezahta,Ethiopian wedding Dance, wedding, ethiopia, eritrean wedding, eritrea, eritrean music, eritrean music 2022, new ethiopian music, ethiopian news today, wedding dance, ephrem amare, admas music, new eritrean music 2022, ethiopian music 2022, new ethiopian music 2022, ethiopian movie, amharic film, new ethiopian movie, amharic movie, ethiopian comedy, ethiopian film, eritrean movie, eritrean comedy, eritrean film, seifu on ebs, seifu fantahun show, heny emu, ሳልስቲ መርዓ
heny emu,henyemu,ሄኒ እሙ,ONE LOVE channel,couples challenge,jofi lovers,prank,neshnesh tv,eritrean couples,dadi & mami,natu hubi,ሊግ ፍቑራት,Couples league,ethiopia,eritrea,eritrean music,eritrean music 2020,new ethiopian music,ethiopian news today,ephrem amare,admas music,new eritrean music 2022,ethiopian music 2022,new ethiopian music 2022,amharic movie,ethiopian comedy,eritrean movie,eritrean comedy,eritrean film,ፕራንክ,ውድድር,መዘንግዕ ካሜራ,Eri-TV,ኮሜዲ.New Eritrean movie 202 new eritrean movie 2022,new eritrean movie 2022 this week,tik tok habesha,new eritrean movie 2022 today,eritrean movie,eritrean movie 2022,eritrean movie 2022 new,eritrean movie 2022 new today,comedy eritrean,comedy eritrean 2022,comedy eritrean 2022 new,eritrean music 2022 new today,dawit eyob comedy,yonas maynas comedy,tigray movie,gere emun,awel seid 2022,zomay channel,tefetawi talkshow,dr. sharon woldu - บันเทิง
ኣብ ስደት ዘለኹም ኣሕዋተይ ምስ ስድራኹም ትራኸብሉ ግዜ ቀረባ ይግበረልኩም 🙏 ኣደይ 🥰
አሜን🙏♥️♥️♥️
_amen amen amen_
Amen
አሜን አሜን አሜን❤❤
ኣሜን ማእርገይ ናይ ቀትርን ለይትን ባህገይ እዩ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
አሰይ አደ ትግራይን አደ ኤረትራስ ። ሰሓቀልና ደአ ፅብቃተይ❤❤❤❤
nay behaqi
Why don't you enjoy this beautiful video rather than talking about Eritreans' mothers? It is none of your business about Eritrea. You guys are so beautiful and happy to see you like that.
❤❤❤
Nay behaki ywdalen dea ykewn hjis zebene bkyat abqiau zebene shaq ygbereln adetat kulen
@@kinfekaleab49 at hawey entay hmak tezarba ade Eritra ade ke entay xbuk rekben please hmak aytzarebu kem seb nhseb
አዶ ትግራይ ኩሉ ግዜ ስሓቅለይ ማሚየ🤱💋💋💋💋💋💋💋💋💋♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
ዕዱመናን ጥዓናን ይሃበኩም ፍጣሪ ሓወኒ
ኣሰይ ምቁራት ስድራና እግዚኣብሄር ይባርኩም ኣደን ወድን ሓውኹም ኤርትራዊ ደጊም የሕዋት ኢና ጽላኢና ይፈላለ። በጃኹም ንለብም ንከባበር ንፋቐር።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ኣዶታት ትግራይ ምዑሩጋት ንበራልና😘❤️❣️
💖💖💚 ወዜሮ ዕንባባ እንኳዕ ሓጎስ ኮነ ይበል ምልጭ ቁንጂና 🇪🇷👍👍👍
እኳዕ የሓጓሰካ ገጽ ኣደካ እኳዕ አስዓመካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አዶ ትግራይ ላሳሓቂኪ ንበርልና እግዚአብሔር አምላክ ካብ ፀልማት ናብ ብርሃን ይቃይረልና ሰላምን ምሕረትን ይላአከልና ልኩላትና ምሰ ሰድራና የራኽበና L love mama 🌹🌹🌹 ❤❤❤❤❤
እንኳዕ ደስ በለኩም ኣደ ትግራይ ኹሉ ግዜ ሓጎስ ይግበረልኪ
ፍረዬ መክሰበይ ሳብስክራይብ ግበርለይ ሓፍተይ
ኣሜን 🙏🙏🙏
ገረልኪ ኣለኩ መልስለይ
ኣዶ ትግራይ ለዋህ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ማኪተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ረጅም እድሜና ጤና ይሰጥልህ ሺ አመት ትኑርልህ❤❤❤❤❤❤❤
እስይ ኣደዋ ፃሓይ ገፀን ንኹሉ ገፅ ስድራና የርእየና❤❤❤🕊
ኣሰይይይይ ኣዶ ትግራይ ኩሉ ግዜ ትሕጎስሉ ይግበረልና❤❤❤😢
❤❤
ዕደለኛ ገነ ሃመይ ገረኪ ማአረገ አለከዮ ናባሐቂ ማአረግ
❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷congratulations love you are blessed your mom is beautiful
ኣዶ ብርሃን ዓለም 💖ሓገስ ኣዶ ትግራይ የብዝሐልና 🙏💖
ጥዑም ቡን ዕድመ ይሃበን አደ ትግራይ አደ ኤርትራ ወትሩ ኽትስሕቅ ጥራይ ዪ ዘለዋ:: ማማ ማጊ እንቃዕ ሐጎሰካ❤❤❤❤
እንኮዕ ደስ በለኩም ኣዶ ትግራይ ኩሉ ግዜ ስሓቀለይ ንዓይ እዉን ካብ 11ዓመት ስድራይ ተፈልየ ገፅ ወለደይ ንክርኢ ክልተ ወርሒ ቃርዩኒ እና ብሰላም የረክበና
አዶ ትግራይ ኩሉ ግዜ ሳሓቀልና አዶ ኩሉ ግዜ ሓላል እያ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ማጊየይ 🙏💖
Really I love all ur video hawey natey Amlak yebareka mes muluat betesebka. I'm from Eritrea 🇪🇷
ቅዱስ ቅንኢ ቃኒአ ተዓዲልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንዓኩ የማስለኒ ማማ እኒአዎን ጠባይ 👌💚
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ውልድ ምስ ወላዲይ ተራኺቡ ዝሕጎሰሉው ግዜ የምፅኣልና ኣሜን
አየ አዶ ትግራይ😢 ሙሉእ ሰላምኪ ይመለስ አዶ ክትሽለም ክትስሕቅስ ክንደይ ትዕድልቲ እዩ ማጊዬ አፀቢቅካ አክብራ ስደት ወፂና ወለድና አብ ጎኖም ክንኮን የተዓደልናይ ♥️ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤♥️✝️
ቱዙ ግበር ግበሩሉያ ገይሩናሉ ማማየይ ኣሜን (3) ሰላም የዉርደልና ኣብ ስደት ዘለናለ ስደትና ኣሕፂሩ ልኣኹም የማስለና ኹቡራት ስድራ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም ነኽቡረኩም ❤❤❤
ኣሰይ ጽብቅቲ ፍጥረት ዕድመን ጥዕናን ይህብኪን ክብርቲ ወላድት ❤❤❤
አሰይይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪን ክብርቲ ወላድት❤❤አቢቢእ ይረኤኪን❤❤❤
እንካዕ ደስበለኩም ፍትዋት ስድራ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🥰🥰🥰🥰
ኣሰይይይ ኣደስ ኹሉ ግዜ ዳኣ ትስሓቅ ፈጣሪ ሙሉእ ሰላም ይግበረልና❤️💛🙏🙏🙏😢
አሜን ❤
ማሚተይ ኣሰይ ተዓዲልኩም ምስ ወለድኩም ዘለኩም ኣብዚ እዋን እዚ😢🌍😍👸🥰💋
እሺ ዝያዳይ❤❤
@@user-xm3jg2et6p የቀንየለይ ክብረተይ💓
@@merigalmarye7051 🥰👏
ብጣዕሚ ደስ ዝብል አዶ ትግራይ ስሓቓ እምበር ሓዘን አይግበአን❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ኣደዋ ወለላ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ፈጣሪ እንታይ እዩ ይሰኣኖ ብእውነት አዶ ትግራይ ክብርቲ ፍሸክ በለልና ❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን እንኳዕ ደሰ በለካ ማጊየይ 🌹❤ ንዓና እውን አብ ሰደት ዘለና ለ ናዓካትኩም ይመሰልና ፈጣሪ 😢 ናፍቆት ሕሱም
ኣዴታት ትግራይ ኩለክን ትስሕቃን ትሕጎሳን ይግበርክን❤❤❤ ማማዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ❤❤❤❤
🙏🙏🙏
አሜን ፈጣሪ አይፈላልየኩም ንኩሌን ኧዴታትና ምስ ውላደን የተሐቃቅፈን ❤❤❤❤❤ ደስ ባሐልቲ❤❤❤
ምርቃ ወላዲት ይብጻሕካ ማዕርገይ ከምሽምካ አሜን በላ ከሓልፈካ❤❤❤❤
አሰይይይ አቤታት ትግራይ ምሉኡ ሰላም የምፀአልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ወዲ ትግራይ ጀግና
አዶ ትግራይ ምዕርግቲ ፅሪቲ ወላዲት ጀጋኑ እያ ሙሉእ ሰላም ይግበረልና🙏❤ ዕድመን ጢዒናንን ይሃብኩም❤❤❤🙏🙏🙏 ናዓና እውን ከምዚ ናቱኩም ከማይን ፀባን ይሐዋውሰና ፈጣሪ❤🙏🙏🙏❤❤❤❤
እሰይይይ ደሰ ክብሉካ ሙቁራት ዒድመን ጥዒናን ይሃብኩም ፈጣሪ ❤❤❤❤❤ኒእናውናይ ምሰቶም ኒፈትወም ወለደና ከማካ የራኪበና መንጊየ ለባመይይይ ❤❤❤❤❤❤❤❤
እንዃዕ ደስ በለኩም ኣዶ ትግራይ ኩሉ ግዜ ሓጎስ ይግበረልኪ እግዚአብሔር ሙሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን🙏♥️
Respect bro!!! እንካዕ ገጽ ክብርቲ ወላዲትካ ኣርኣየካ ንወላዲትካ ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃባ ፈጣሪ:: ኣደን ወድን ማዓር እዩ ኣፍኩም ደስ ክትብሉ:: ኣሕ ኤርትራውያንከ ማዓስ ኢና ናብ ዓድና ኬድና ስድራና ንርኤሉ😢
አጆካ ሓወይ አብ ቀረባ እግዚአብሔር ጥራይ ሰላም ፍቅሪ የውርደልና🥰
@@AA-kt5zj ኣሜን (3) 🙏ሓወይ
ዕድመን ጥዕናን ይኣብኪ ኣደዋይ ምዕርግቲ ማኣርገይ ኣይፈላሊኩም ዝሓወይ❤🙏ኣብ ስደት ዘለና እውን ንዓካ የምስለና🥺🙏
ኣደ ትግራይ ፅብቅተይ ፀዋር ብርሃን ገዛ ማጊ ምስ ኣዴካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም❤❤❤🙏🙏🙏
ኣሰይ ተዓዲልኩም ኣብዚ እዋን,ዚ ምስ ስድራኻ ምርኻብ ካብዚ ዝዓቢ ታሕጓስ የለን ተመስገን ኣምላክ ነዚ ዘብቅዐና🙏❤❤💛💛
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣደዋኒ ዕድመን ጥዕናን ንዓኺ እውን 💞🤱💘 ፀፅብቑ ንኣኻ ዝሓወይ💙😍
እንኳዕ ደሰ በለኩም ኣደ ትግራይ ኩሉ ግዜ ሓጎሰ ይግበረልኪ ማሚየይ ማዓረይ ዕድመናን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር ኣምላክ❤❤❤
እግዚአብሔር ኣምላክ እንካዕ ናብ ምርካብ ኣብቀዐኩም ምቁራት ስድራ ❤❤❤❤
ኣሰይ ኣዶታት ትግራይስ ስሓቃልና ድኣ ሙሉእ ናይ ትሓጋስን ስሓቅን ዘመንክን ይመለስ😘
Kondaf
Egziabher selam kum yebzah and bless you...and for all the past time we really sorry hezbi tegray ♥🇪🇷
ኣሜን🙏 ክብርቲ ወለዲትና ዕድመ ጥዕናን ያሃብኩም ፍጣሪ❤🙏
ፅቡቃት ስድራ ሳክራይስ ግበሩ ማዘር ይዓኺ😂❤አነስ ማዘረይ ናፊቀያ😥
አሜን ብሓቂ ላኣካ የማስለና ክቡር ሓወይ❤❤❤❤❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኽም ፊጣሪ❤❤❤🎉🎉🎉 ❤❤❤❤
ወላዲት ክትከብር አዩ ዝግብኣ ንኩሉ ስብ ምስ ወለዱ ተፋላልዩ ዘሎ ምርካብ ይፍጠረሉ ማጊ ሓወይ ተባረክ❤❤❤❤❤
I am Eritrea 🇪🇷 we love you 😍 ❤️ mother 👩 Tigray 2009 xebak gerelnana hawka wedi senafe shamjan ❤❤❤❤❤
🥰🥰🥰
@@slamslam8991 mother's Tigray thanks 😊 🙏 for help 2010 nab Tigray mexa an kehgzakan ey kemti zehgzknani 🙏🤍❤️🩹🤍❤️🩹 hawkam wedi senafe shamjan
@@habenkibreab2393 ዝሓወይ ፅቡቅ ምግባር ንባዕልኻ እዩ እሞ አግዚኣብሄር ይሓግዝካ 🙏🙏🙏
ሕደግ እንዶ ኣተናፍቀኒ ኣደይ ካብዘይ ረክብ ብዝሕ እየ ገረ ዋ😢😢
ሶ እንኻዕ ብሰላም ተራከብክም🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ማግየይ ለባም ደስስ ባሃሊት ኣዶ እኔኤዋኻ ፅሪቲ ፍጥረት ነዊሕ ዕድመና ጥዕና ይሃበን ፈጣሪ💞💞❤❤❤❤👏
❤❤❤❤❤❤❤❤ ኣየ ኣደትግርይ ክሉ የጥዕመና ምልኡ ሰላም ይግበረልና ❤️🙏🙏🙏
ማግተይ ነአደካ ነውሕ ዓድመ ጥዕና አደይ ማሪያም ከብ ኩፉኡ ደበለ ኩሉ ታሓልወልካ አምላክ ሰላምኪ የብዛሐልኪ አደይ ናተይ❤❤❤
ሕራይ ሓፍተይ ናተይ 😘😘😘
@@danayttsegay9822 የቀንየለይ ክብረተይ💓💓
SHEKOR Mama. Enkwa God mesi wedik arakebik. Senesirat zeleo wedi aleki. We love hem all Eritrean ❤❤❤
ምረቃ ወለድ ኣይፈለየና ማምየ ብርሃን ገዛ❤❤❤❤
እልልልልልልልልልልልልል ኣሰይይይ እንኻዕ ደስ በረካ ፅጋበይ ንበራልና ኣደዋይ ኣደይ ትግራይ❤😢
ኣሰይ ሽኮሪታት ኣደ ወድን ሰላምና ይመለሰልና ❤
ደሰ ክትብሉ ❤❤ ናይ ሳሓቅ ዘመን ይግበረልና ❤ አብ ሰደት ዘለና ለ ምሰ ወለድና ብሰላም የራክብና አሕዋተይ❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም Maggy show❤❤ድምፂ ትግራይና ❤❤ድምፂ ውፁዕ ህዝቢ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም እግዚአብሔር ኣምላኽ ሳሓቕኽ ይመልሰልኽ ኣዶ ትግራይ ❤❤❤❤❤❤
Peace to you and all people ❤🇪🇷
Congratoulation ብሮይ እንካዕ ብሰላም ኣራኸበካ ❤🙏
እንቃዕ ኣሕጎሰካ ማጊ በዓል ልቦና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Q
አሜን ፫❤❤እፍ ናፍቀ😢😢
ክብርቲ ኣደና ኣደ ትግራይ ምዕርግቲ 😘😘😘😘🤗🤗🤗🤗
አሜን አሜን አሜን 🙏🙏ማሚየይ ፅሩተይ እግዛብሔር አምላክ ሙሉእ ሰለም ይግበረልኒ❤❤ማጊየይ ምስማሚካ ዐረብ ድመን ጥዓናን ይሃብኩም❤❤❤
ኣሜንንንንን ኣሜንንንንንንን ኣሜንንንንንንን ማሚ ሽኮር❤❤
ማግየይ ተመርዐወኒ እባ ሓማተይ ምእንቲ ክኮናስ
እግዚኣብሔር ናሰሓቅኩም የንብርኩም ንዓካቱመ የምስለና ሰደትና ኣሕፅሩ ምቅራተይ ኣደካኮ ብርሃን ገዛ ፀሓይ ገፃ❤❤❤
ኣሜን ወላዲት ጀጋኑ❤❤
ከማኩም ንሕጎሰሉ መዓልቲ የምፀአልና
Your Mom is so beautiful, happy to see you together 💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣሜን ብሓቅ ምራቀ ወላዲ ይጥበቅኻ ማዓረይ❤
❤❤❤❤ዕድመ ጥዕና❤❤❤❤❤ ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤❤
❤ያሳሓቅኹም ንበርለይ ❤❤ ኣብ ስደት ዘለና ለ ምስ ወለድና ያራኽበና❤
በእዉነት ዕድለኛ እኻ አዶዋኻ አግኒኻ ብሓደ ኮፍ እልካ ምዕላል ክጥዕም ተመስገን ክሓልፍ ዘይመስል ጊዜ ሓልፉ ዋላ ብዙሓት ላንቃታት አሕዋትና ተሳአና ግንማ ሰላም ብሚምፅኡ ደስ እሉና አዶዋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክ ፈጣር🙏🙏🙏
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አግዚአብሔር
ኣሜን ኣደ ትግራይ ፀሓይ ገፃ🥰😘😘
ሕነ ምፍዻይ ሰባት ዩ ዝወስደልካ ዝሐለፈ ይአክሎ ትግራዋይን ኤርትራውን ሰላም ይሀቦ ህዝብና ❤❤
Amen Amen Amen ❤
Aminnn Aminnn
bhaki
አሰይ ምቁራት ደስ ብሀልቲ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም አብ ጽቡቅ የብጽሐልኪ እዚ ሽኾር ወድኪ ።
ለባም ውሽጥክን ደገክን ምልክዕትን ጽብቅትን ክብርቲ አደ አላትካ ምቁረይ ዕድለኛታት ኢኩም ተመስገን ስለኹም እቶም ዝሐዘኑ የሕዋትና ኸአ እግዚአብሔር የጽንዓዩም ደበሰ ኢዩብ ይደብሶም ይአኽለኩም ይበለና ቁዱስ ፈጣሪ 🙏😇❤️🇪🇷🇪🇹
ጣዕሙ. ብና. ማማይ. ዕደምን ጥዕናን. የሃብኩም. ፈጣረ ማገየይ ጣሙዶ. አይትብለ🎉🎉🎉❤❤❤❤
Congratulations Ade Tigray I hope for all mothers in Tigray Back their smiles from 🇨🇦🇪🇷
❤❤❤🙏🙏🙏
ማግየይ ሽኮር ብስሙ ኣዲኡ ምቅርቲ ዓሰርተ ሽሕ ላይክ ንሃቦ
ኣሜንንን ኣሜንንን ኣሜንንን ኣደዋኒ ማዓረይ ኣዶ ትግራይ ጀግና❤❤❤🤱💋💋
አሰይ ማዘር ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም❤❤❤
እንኳዕ ምስ ክብርቲ ወላዲትካ አራኸበካ እግዚአብሄር አምላክ ክቡር ሓወይ ዕድለኞ ኢኻ ድሕሪ ጽንኩር ግዜ ምሕላፍካ ንወላዲትካ ምርካብካ አነ ኤርትራዊ ኢየ 8ዓመት ገይረ አለኹ ገጽ ስድራይ ካብዘይ ርኢ ንማዘርካ ጸሎት ግበርለይ ኢሉኪ በለለይ ብጣዒሚ ኢነ ተሓጉሸ ከምሰብ ፍጡር ሰብ ክሕጎስ አለዎ
ኣጆካ ፆሎት እመብርሃን ኣይፈለካ ምስ ስድራካ ብሰላም የራክብካ ንኩሉ ወዲ ሰብ ሰላም ይፈጠረልና❤❤❤😂
ኣሜን (3) ሶ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ♥️🙏
ማሂዬ ሳብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ
ኣሰይይይይይይይይይይ ኣዴና ምቅርቲ ቆንጆ ለባም በልፅቲ ኣደ ትግራይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ማሚተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምቁራት ንዓካ የማስለና 🙏🌾🥀❤️
በይዛካ እባ ነዛ ምንጭዉቲ ኣዲካ ዙርያ ገዚእካ ሳርፕራይ ዝግበራ ቅድሚ ቢድዩ ምርኣየይ እየ ፂሒፈያ ፀሓይ ገፃ ዝኮነት ወላዲት
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤ሙቁራተይ❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ያሃብኻትኹም እግዚአብሔር አምላክ🙏🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋
ዕድመ ንጥዕናን ያሃብኪ ፈጣሪ ኣደዋይ
ንዓካ የምስለና ክቡረይ ኣዴና ዕድመ ይሃብክን🌹🌹miss mami
አሰይይይይ ማሚየይይይ ኩሉ ግዜ ተሓጎሲ 🥰😘ማግየይይ ለባም እንኮዕ ደስስስስ በለኩም ንኹላትና ምስ እንፈትዎም ስድራና የራኽበና እቲ ልዑል ፈጣሪ 🤲❤️
ዉይ ሂወተይ ማዓረይ ስለ ዝረአክኪ ደስ ኢልኒ ማጊ ወዲ ሰፈረይ ይሞቺካ❤❤
ማማይ ዓለምይ ዕድመን ጥዕናን ንዓኪ አዶ ትግራይ 🤲🤲❤❤❤
ንበይነይ ድያ ኣደይ ኣርጋትኒ ኣየ ስደት 😢
ኩሉ ግዜ ኣምፀአልና🎉❤
ዋላ ኣነ ተጋጊያትና😢
@@ayu5264 ዋላ ኣነ ወርሒ ሙሉእ እየ መን እያ እለዮም ካኣምን ዘይካኣልኩ 💔💔♥️
እስኪ ዝተረፈ ዕድሜአን ፈጣሪ ነውሕ ጥዕና ምስዕድመ ይግበረለን 👏👏♥️
እረጋኒ ፅብቅ እዩ ብሰላም የራክብክን ማዓረይ 🙏❤️ኣነ ኣለኩ ንዘለኣለም ናብ ዘይረከባ ተፍልያትኒ ኣብ ሰደት ኮይነ😭💔
ስሓቃለይ እስከ ኣዶ ክትስሕቅ ትንበር😁😁👑👑👑👑💙💚ገና 100ሽሕ ክትበጽሕ ኢካ