ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Please please lets support Taniqo family
Yeah let’s do something guys 🙏🙏🙏
He is legend
AhhhhEway hiwet. I remember my chilhood/ fresh time. Taniqo nebsi 2005.
❤❤🎉🇪🇹🎉🇪🇷❤️❤️
❤Best SongI love the lyrics
Tanko nateyyyy amlak Mihret yewrdelka 🙏🏻🥰🥰🥰🩷💕💕💕💖❤️❤️❤️💗💗♥️♥️💚💚
ጣኒቆ ❤
❤❤❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ጥዑም ስራሕ ሰሪሕካ ጽቡቕ ድምጺ እውን ኣለካ ዓቢ ደራፋይ ☀️⛅️🌥️🌦️⛰️❤🎉
መን ኢኺ መን መን ኢኺ መን መን መንኣንቲ መን ኢኺ መን መንመን ኢኺ መን ብሓሳብ/ስቃይ ትገርፍኒኣብ ዘለኽዮ ፍቕሪ ደብስኒ። መዓስ ምኳኑ ብዘየገድስግዜ ሃሊሉ ስለዝግስግስክሳብ ታ'ደቒቕ ባዕላ ትፋጺኣብ ዘለኽዮ ፍቕርና ኣድምጺ።ዋላ ይኽበድኪ ይኮመር ግድላትድነ ይብሓትኪ ግብ ዝበለ ጸልማትክቕረፍ'ዩ ጸገም ሽግር እንታይ ባሃሊብሮት ኣይኮነን ኣብ ገጽ ሰብ ዝበሊ።ዋላ የንብዕኪ ይጋልብ ጀለምታናብራ የቑርርኪ የዝንበልኪ ኣሳሓይታታይ'ዕምሪ'ለዎ ጸገም እንተ ተገተረእምባ’ሶይራ ኣይኮነን ንመዋእል ዘይእለፍረ ስገም ትስኣን ትጾሙ ቆፎኺትሕየኽ ስኣኒ ትጥመ'ታ ከርስኺከብድኺ ኣይጀጁ ኣይትከምህሉልቢ ተጸጊባ ክስገርዩ ኩሉኣጆኺ ኣጆኺ ኣጆኺ ኣጆኺልዕሊ'ዚሞ እንታይ'የ ክብለኪ።ግጥምን ዜማን ኣኽሊሉ ተስፋጽዮን
🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
Taniko abo muzica amlak mhretu yazzelka tuaum dmutsu
🫶🏽🫶🏽🫶🏽
ጣኒቆ❤
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
Please please lets support Taniqo family
Yeah let’s do something guys 🙏🙏🙏
He is legend
Ahhhh
Eway hiwet. I remember my chilhood/ fresh time. Taniqo nebsi 2005.
❤❤🎉🇪🇹🎉🇪🇷❤️❤️
❤
Best Song
I love the lyrics
Tanko nateyyyy amlak Mihret yewrdelka 🙏🏻🥰🥰🥰🩷💕💕💕💖❤️❤️❤️💗💗♥️♥️💚💚
ጣኒቆ ❤
❤❤❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ጥዑም ስራሕ ሰሪሕካ ጽቡቕ ድምጺ እውን ኣለካ ዓቢ ደራፋይ ☀️⛅️🌥️🌦️⛰️❤🎉
መን ኢኺ መን
መን ኢኺ መን መን መን
ኣንቲ መን ኢኺ መን መን
መን ኢኺ መን ብሓሳብ/ስቃይ ትገርፍኒ
ኣብ ዘለኽዮ ፍቕሪ ደብስኒ።
መዓስ ምኳኑ ብዘየገድስ
ግዜ ሃሊሉ ስለዝግስግስ
ክሳብ ታ'ደቒቕ ባዕላ ትፋጺ
ኣብ ዘለኽዮ ፍቕርና ኣድምጺ።
ዋላ ይኽበድኪ ይኮመር ግድላት
ድነ ይብሓትኪ ግብ ዝበለ ጸልማት
ክቕረፍ'ዩ ጸገም ሽግር እንታይ ባሃሊ
ብሮት ኣይኮነን ኣብ ገጽ ሰብ ዝበሊ።
ዋላ የንብዕኪ ይጋልብ ጀለምታ
ናብራ የቑርርኪ የዝንበልኪ ኣሳሓይታ
ታይ'ዕምሪ'ለዎ ጸገም እንተ ተገተረ
እምባ’ሶይራ ኣይኮነን ንመዋእል ዘይእለ
ፍረ ስገም ትስኣን ትጾሙ ቆፎኺ
ትሕየኽ ስኣኒ ትጥመ'ታ ከርስኺ
ከብድኺ ኣይጀጁ ኣይትከምህሉ
ልቢ ተጸጊባ ክስገርዩ ኩሉ
ኣጆኺ ኣጆኺ ኣጆኺ ኣጆኺ
ልዕሊ'ዚሞ እንታይ'የ ክብለኪ።
ግጥምን ዜማን ኣኽሊሉ ተስፋጽዮን
🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
Taniko abo muzica amlak mhretu yazzelka tuaum dmutsu
🫶🏽🫶🏽🫶🏽
ጣኒቆ❤
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤