Eritrean tiktok zerit vs laqwa

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 ส.ค. 2024

ความคิดเห็น • 114

  • @hiwetgirmasion6009
    @hiwetgirmasion6009 ปีที่แล้ว +6

    ብኣዉራጃ ፖሎቲኻ
    ኣይስራሕን ዮ
    ዘራእሰናይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንትህቦ
    . ኣስተምህሮ ቀጽሎ
    ጂግና ኢኻ ❤🌹🇪🇷👍👍👍👍👍👍👍👍

    • @alemwerede1680
      @alemwerede1680 ปีที่แล้ว +1

      Zersenay gigna edmen tinan yhbka

  • @tseghehabtemicael1245
    @tseghehabtemicael1245 ปีที่แล้ว +5

    ዘርእስናይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንኹሉ ብትዕግስቲ ትምልሰሎ ደለኻ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏❤️🌹

  • @abe7478
    @abe7478 ปีที่แล้ว +5

    እሞ ስላም ክርከብ ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያ ፣ ትግራይ ኣቢ መንደቕ ይነደቕ ፣ ብድሕሪዑ ፣ ርክብ ምስ ኢትዮጵያ ፣ ትግራይ ስላም ይመጽ 🙉

  • @tseghehabtemicael1245
    @tseghehabtemicael1245 ปีที่แล้ว +4

    ሰላም ደቂ ኤረይ ብውልቀ ሰባት አኮለግዛይ ሐማሴን ሰራየ ይኹን አሕዋት ኢና ነዝ ሕማቅ አታሐሳስባ ንእለዯ ነዛሃገርና አሕልፍና አይንህብን አነ አብጀብሃ ኔረ እቲ ሕማቅ አማሕድራ መሪሕነት ኔሩ አነ ግን ደውጻአኒ ዕላማ ንሃገረይ ስለዝኾነ አብ ህዝባዊ ግንባር አትየ የሕዋት አሕማቅ ከትወድቁ ሃገርካ ምኽባር 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏❤️🌹

  • @user-fg5pe6on3n
    @user-fg5pe6on3n ปีที่แล้ว +3

    ላቅዋ ሓውና ኣነስ ኣቦይ ኣከለጉዛይ ኣደይ ሰራየ በዓል ቤተይ ድማ ሓማሴን እዩ፡ ዝበዝሐ ህዝቢ ኤርትራ ድማ ከምኡ እዩ በዓቢኡ ድማ ኤርትራ ውሑዳትን ሓደ ልብን ኢና፡፡
    እስራኤላውያን ብዝሖም ከማና ሃገሮም ክንዲ ናትና እዞም ኩሎም ጎረባብቶም ናይ ዶብ ምስሕሓብ ኣለዎም፡ኣብ ውሽጦም እውን ሰብ ክሳብ ዝኾነ ፍልልያት ክህልዎም ግድን እዩ፡ ግን ነሃገሮም ካብ እግሪ ተኽሊ ክሳብ እታ ጓል(ወዲ) 90 ዓመት ስለያ ናይ ሀገሮም እዮም፡ ስለዚ ሰናይ ቅንኢ ይሃልወናእ፡

    • @danielmulugeta2852
      @danielmulugeta2852 ปีที่แล้ว +1

      Ygermeki eyu ane wun kemzi kemaki eye .ane akeleguzay eye .Beal beitey kea seraye .ab Asmera kea Abye slezi nmelae eritrea bhade Ayni eye zfetwo eritrea forever 🕌💞⛪🙏

  • @lucchi3902
    @lucchi3902 ปีที่แล้ว +1

    Bravo zerit jegna 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷💯

  • @Azeb4Eritrea
    @Azeb4Eritrea ปีที่แล้ว

    ላቕዋ በጃኻ ንዘርኢት ብዝሓለፈ ምንቃፍ ገዲፍካ ክትማሃርን ክትርዳእን ፈትን ዘርኢት ግን ተዓዲልካ ክንድዚ ዓቕሊ ዘለካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 👍👏💐
    🇪🇷💙🇪🇷💙🇪🇷 🌴🐪🌴

  • @AbelMehari-et3jb
    @AbelMehari-et3jb 2 วันที่ผ่านมา

    Bravo ዘርእሰናይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ❤❤❤❤100%❤

  • @barnabasyoseph5705
    @barnabasyoseph5705 ปีที่แล้ว +3

    እዚ ናይ አውራጃ ፖለቲካ ወያነ ዝመሓዞ ኢዩ። እዚዮም ድማ ብናይ ወያነ ፖለቲካ ዝጸመሙ ኢዮም። ስለዚ ብአውራጃ ኤርትራ ትመቃቀል ኢሉ ዝሓስብ ደንቆሮ ጥራይ ኢዩ።

  • @eritreaasmerom860
    @eritreaasmerom860 ปีที่แล้ว +3

    በጆካ ላቅዋ ርእሲ እምኒ ኤርትራ ድርባይ ኤርትራ 9 ብሄር እያ ዓሻ አይትኮን ዘይትጦ አይትእቶ ኤርትራ ማለት 6 ዞባ እዩ

  • @barnabasyoseph5705
    @barnabasyoseph5705 ปีที่แล้ว +3

    እዚ ላቅዋ ትብልዎ ሰብ ደንጓል እዩ። መርትኦትን ጭብጢን የብሉን ስለዚ ዝመልዕዎ ኢዩ ዝዛረብ ዘሎ።

  • @user-op9ki8es3g
    @user-op9ki8es3g ปีที่แล้ว +2

    ❤❤❤❤❤❤❤zenith jigna

  • @user-pv8jd1cs6s
    @user-pv8jd1cs6s ปีที่แล้ว +1

    ኣበሳ ዘርእሰናይ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤

  • @user-fg5pe6on3n
    @user-fg5pe6on3n ปีที่แล้ว

    ዘርእሰናይ ሓውና ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣብ ንኡስ ዕድሜኻ ክንድዚ ልቦና፡ ሳራ ጽቡቕ ሓሳብ ቀጽልዎ

  • @RomodanRome
    @RomodanRome ปีที่แล้ว +3

    Zart jagna Eritrean=kor271🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @amlakiesmani3149
    @amlakiesmani3149 ปีที่แล้ว

    ዘርእሰናይ ሰናይ ከምሽምካ ግርም ጌርካ ፈሊጥካዮም አለኻ ነዞም ኤርትራዊያን ተመሲሎም ድራማ ዝሰርሑ ዘለዉ ተጋሩ ኩሉ ኤርትራዊ ነቂሕሎም ኢዩ ጨርግፍዎም ድአ በብሓደ ከምዘይምለሱ ከዛርቡና እንዶዮም ደሊዮም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪🙏🙏🙏🙏

  • @hannaa9184
    @hannaa9184 ปีที่แล้ว

    Zeresenay Anbesa ❤❤❤🙏🇪🇷🇪🇷

  • @user-oe7ks4dh7y
    @user-oe7ks4dh7y 2 หลายเดือนก่อน

    ዓሽ ዘርኢት ጅግና በሎም ነዞም ቆንዳፋት ተጋሩ

  • @eritreaasmerom860
    @eritreaasmerom860 ปีที่แล้ว +1

    ዘርእሰናይ አንበሳ ጺብቅ ተዛርብካ ኤርትራ ማለት
    ....ንሕና ...🇪🇷💎ኤርትራዊያን 🇪🇷💎
    ....ደቂ ....💒🕌
    ......9 ...... 🕌💒
    ...ብሄር ..❤🦚❤

  • @ShamberheSham-qv7sn
    @ShamberheSham-qv7sn ปีที่แล้ว

    Zeresenay nay bhaki jigna eka 👍👍👍👍👍👍

  • @SamsomAraya-mc4lg
    @SamsomAraya-mc4lg ปีที่แล้ว +1

    Zerit nezom tegaru ayteqrbom eritrawyan mesilom yqerbu alewu

  • @whatabouttomorrow1990
    @whatabouttomorrow1990 ปีที่แล้ว

    እዛ ሃገርና ኣብ ክንደይ ምውሓዳ ብኣውራጃ ጌሮም ፋሕ ፋሕ ከብልዋ ደልዮም ንሕና ደቂ ሓማሴን ስደት ምስ ወጻእና ኢና ኣውራጃና ፈሊጥናዮ ንስኻትኩም ግን ካብ ሕማቅ ዝገብሩኻስ ሕማቅ ዝምህሩኻ ፈቲኹም ጸሊእኹም እዛ ሃገር ካብ ሓማሴን ወዲቅላ ካብ ኮለግዛይ ሰራየ ሰምሃር ሳሕል ሰንሒት ደንከል ወዲቅላ ኣስላማይ ከስታናይ ንሕና ንፈልጥ ኤርትራ ናይ ኩሉ ምኻና ኢና ንፈልጥ ኣይንፈላልን ንጽባሕ ሕሰቡ

  • @tiblezbairu921
    @tiblezbairu921 ปีที่แล้ว +1

    Anta fara,beja hamsen elow bele

  • @hannaasfeha2239
    @hannaasfeha2239 ปีที่แล้ว +2

    💕💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @samrawitsamrawit5113
    @samrawitsamrawit5113 ปีที่แล้ว

    Anbesa zeresenay xruy Eritreawi entay amxo gezaka ms gana konka mfras❤

  • @elsayemane7192
    @elsayemane7192 ปีที่แล้ว

    ናይ ቆልዑት ዘረባ ትዛረብ ኣለኻ እብስደት ልዕሊ 20 ዓመት ጌረ ብኣዉራጃ ምፍልላይ ሰሚዓ ኣይፈሎጥን ጎረባብትና ካብ ምሉ ኤርትራ ሓቢርና ተጻዊትና ዓቢና ከምኡዉን ኣብስደት ግን ኣብ ልዕሊ ደቒ ሓማሴን ግን ገለ ጽልኢ ከተሕድሩሎም ኢኹም ትጉስጉሱ ዘለኹም ኮይኑ ዝስምዓኒ እንታይ እዪ እቱ ዕላማኹም መትከልኩም ኣጽንዑ። ደቂ ሓማሴን ትብል ቃል ክሰምዕ ከለኹ ይገርመኒ ንዓይ ሕብንቲ ኤርትራዊት ምኾነይ የኹርዓኒ። ታሪኾም ዘይፈልጡ ኣብዚ ምዕቡል ግዜ 2023 ከምዚ ክትሰም የሓዝን።
    ቀየሕቲ ወለድናን ኣሕዋትናን ዝከፈልናላ ሃገር ብጣዕሚ ይገርማ በዚኦም ክትቆሸሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ካብ ኣብጣዕሳ ምእታው ታሪኹም ፍለጡ ፈትሹ። መጻወቲ ንሓመዶም ኣይትኹኑ። 😢

  • @denglyadefekri8528
    @denglyadefekri8528 ปีที่แล้ว

    እንጀራ እዝጊ ብላዕ ዘርእሰናይ ሓውወይ ።ኣነ ሓማስኔናይ ኢየ ።ግን ቡዙሓት ዴቂ ኣኮሎጉዛይ ፡ሰራየ የዕሩኽተይ ኔሮም ።ዓሌትነት ዝባሃል ኣይነበረን ።ኣብዚ ድያስቦራን ሕማቅ ንርኢ ኣሎና ።

  • @ShigutTeklu-fq9xz
    @ShigutTeklu-fq9xz ปีที่แล้ว

    ላቅዎ ዝበሀምሃል ኤርትራዊ የብልናን😂😂😂ክክክክክክ

  • @selemuntekie3043
    @selemuntekie3043 ปีที่แล้ว

    Selam zeri, ezi nay weyane askola eyu. Mesakb, zeri anbesa

  • @sabahaile5245
    @sabahaile5245 ปีที่แล้ว

    Yes yes❤❤❤❤❤❤❤

  • @dweldeab
    @dweldeab ปีที่แล้ว

    ዴቂ ኤረይ አብ ግዜዚ በውራጃ ክትዛረቡ ዓገብ መናእስይ አያያታትና ይሕዋትና ጽናሕ አነ ክሓልፍካ እዳበሉ እታ እንኮ ሂወቶም የሕሊፎም ብርሃን ዝሃቡና ዘክሩ ብዓለት አይትዛቡ ናይ ድሕራት አታሓሳስባ ኢዩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @elsaemahastyon3509
    @elsaemahastyon3509 ปีที่แล้ว +2

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @abrahamghirmay4158
    @abrahamghirmay4158 ปีที่แล้ว +3

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @paulosmehari-il9qo
    @paulosmehari-il9qo ปีที่แล้ว

    ህዝቢ ኤርትራ ህዝቡን ሃገሩን ዝወከለ ንሃገሩ ሂወቱ ዘይበቀቀ ዋጋ ዝኸጸለ ህዝቢ እዩ

  • @elsayemane7192
    @elsayemane7192 ปีที่แล้ว

    እሳ ድኣ ጽብቕቲ ኔራ ኩሉ ኤርትራዊ ሓሓንቲ ማተኔላ እንተዘዉድቕ ምኣኸለ እሞ ምናልባት እቢ ኣይሰምዕን እየ ኢሉ ተቀጺሉስ መፍትሒ ኢዩ 😂

  • @rahwatesfu-lebassi2943
    @rahwatesfu-lebassi2943 ปีที่แล้ว +1

    ❤️🇪🇷❤️

  • @hkimhakim1069
    @hkimhakim1069 ปีที่แล้ว +4

    ላቕዋ ረሳሕ

  • @letezghitessema3974
    @letezghitessema3974 ปีที่แล้ว

    ኣኮሎግዛይ ሰራየ ሓማሴን እንዳበልካ ዝግበር ዘረባ ንመን የሐጉስ
    አንግሊዝ ሽገደፎ ድሑር ከፍፋሊ ተግባራት ሕማቕ ፖሎቲካ አዩ
    ብሄር ትግርኛ ተጠንቀቁ ብ ኣጋኣዝያን ከይትታለሉ, ተኻሉ ዎኻሩ ትግርኛ እንዳበሉ የታልሉ ኣሎዉ.

  • @elsagebrekidan4350
    @elsagebrekidan4350 ปีที่แล้ว

    ኣከልጉዛይ ናይሓደ ከባቢ መጸውዒ እንበር። ናይዓለት መጸውዒ ኣይኮነን።
    ስለዚ ኣከለጉዛይ ይኹን ካልኦት ኣውራጃታት ከምሓደ ዓለት ገርካ ጸወታ መሕሰሪ እምበር
    ዘኹርዕ ኣይኮነን።
    መንእሰይ ብሂወትኩም ኣይትጻወቱ።
    ነቶም መሪሖሙኾም ዝኸዲ ዘለው ናብጸድፊ ከይደርበዩኹም ተበራበሩ !!
    ኣብሕልሚ ምንባርዩ።

  • @elsayemane7192
    @elsayemane7192 ปีที่แล้ว

    ካልኣይቲ ክኣ ሓንቲ ትገርመኒ ነገር ኣላ 2:56 ብተደጋጋማ ክትሓትዎም ዝሰማዓኩም ከምዚ ንኣብነት ንዘርኢ ሰናይ ክሓቶ ጸኒሑ ተቃዋማዮ ኔርካ ንምንታይ ሕጂ ደጋፋይ ኮይንካ ኢልኩም ብዙሕግዜ ክትሓቱ ሱሚዓኩም እሞ መን ኔሩ ዘይኮነ ዘገድስ መንእዩ እሞ ተጋጊኺም ክትምለሱ ኣይትኽእሉን ማለት ኣይኮነን እሞ መትከልካ ፈላጥካ ኣብ መትከልካ ምምላስ ከሓብነኪም ክነብር እዩ።እሞ ኤርትራ ን ኤርትራውያን ክቡር መንነት ዘይጽዓት መንነት🌺⭐️🌼🌞🇪🇷

  • @astertekle2083
    @astertekle2083 ปีที่แล้ว +2

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹

  • @osmanfars6109
    @osmanfars6109 ปีที่แล้ว

    ዘርኢት ኢዚ ሰብ ኣፍልጦ የብሉን ኢሎም ኢሉ ዝዛረብ ዘሎ ስለዚ ጊዜካ ኣይተጥፍእ ነካልእ ዕድል ሃብ

  • @user-gz4vr6bo3p
    @user-gz4vr6bo3p ปีที่แล้ว +2

    ❤❤

  • @amlakiesmani3149
    @amlakiesmani3149 ปีที่แล้ว

    Ezi seb zzarebo
    Zelo nay bhaki diu ertrawi ab ertrea b awuraja mfllay yelen nska eka ertrawi temesilka b aliet tgojajil zeleka zeresenay Axariyo ezi amselu ane akologzay eye kemzietat ayfeltn eye ms kulu ertrawi twhawawisna ena nnebr

  • @eritrea941
    @eritrea941 ปีที่แล้ว +2

    👍👍👍👍👍👌👌👌👌👌👏👏👏👏👏👏

  • @letenigustekeste1055
    @letenigustekeste1055 ปีที่แล้ว +2

    👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷❤

  • @luulaande5442
    @luulaande5442 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤

  • @gemilagemila3965
    @gemilagemila3965 ปีที่แล้ว

    ተዓወት ዘርኢ ሰናይ

  • @yuel8254
    @yuel8254 ปีที่แล้ว

    AKELEGUZAY HKO AB ERITRA
    EYA. TRKEB. 👍🏽🇪🇷♥️👍🏽🇪🇷♥️👍🏽🇪🇷♥️

  • @user-op9ki8es3g
    @user-op9ki8es3g ปีที่แล้ว +1

    Zerisenay nay behaki eritrawi eika ezi lakwa tgraway eyou

    • @user-mt7vp5ck7q
      @user-mt7vp5ck7q ปีที่แล้ว

      1 amxaley endabelos mesarhtna alewu ybl kia menyogn kem shimu laqwa eyu

  • @selamgebremedhin
    @selamgebremedhin ปีที่แล้ว

    ሕጂ ተምጽእዎ ዘለኹም ሕማቅ ኣበሃህላ እንበር ኤርትራዉያን ኣሕዋት ምዃንና ኢና ንፈልጥ ኣብ ኤርትራ ሰሚዕናዮ ኣይንፈልጥን።

  • @user-nt5ev4oj4m
    @user-nt5ev4oj4m ปีที่แล้ว

    ኣይኮነን ዶ አርትራዊ ሲ። ኣምሓሩ ተቐቢልና ክዳኖ ቐለቦም ኩሉ ተመሓይሾም ሰብማ ኮይኖም ተመልከት

  • @meseretmichael4461
    @meseretmichael4461 ปีที่แล้ว

    Atum ahwat kemzi aletinet ab eritrea neru diu ways abzi iyu ,, bitaimy iyu zetsiliaka,, bejakum yeiriywu mefto tselaee aynikun,, anes kab kullu iye ,,, akologuzay seraye bilen even anseba mix iye ,,,, bejakum yeiriywo mefto tegaru iyu izy neger

  • @love-ef4pp
    @love-ef4pp ปีที่แล้ว

    lakwwa king.. lebam edmme nishtey hangol abyy

  • @atoberhanmengasteab3141
    @atoberhanmengasteab3141 ปีที่แล้ว

    Zesenay kulu iko tezrbkayo ika izi laqwa ane wedi hamasen iye bi 9 bhrat tzarbna aynfeltn ina

  • @tesfausinqey1814
    @tesfausinqey1814 ปีที่แล้ว

    Wawww libikea des zebiel zereba ❤️🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷❤️❤️🇪🇷❤️❤️🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷❤️❤️🥰❤️

  • @abe7478
    @abe7478 ปีที่แล้ว +1

    😠😠😠😠😠😠😠😠😠😠😠😠😡😡😡😡😡😡😡😡😡😡👹👹👹🦌🦌🦌🦌👹👹👹👹

  • @petersilie7164
    @petersilie7164 ปีที่แล้ว +2

    Sara i like you

  • @alganesht
    @alganesht ปีที่แล้ว +1

  • @user-er9jw7po4o
    @user-er9jw7po4o ปีที่แล้ว

    ዘርእሰናይ ሓውቦታትካ ደኣ ኣብ ጉርሁ ስርናይ እንድዮም ዘለዉ ፡
    ወለድኻ እኮ ንባዕልኻ ካብ ትግራይ ኢኻ

  • @danidaniel7685
    @danidaniel7685 ปีที่แล้ว

    Hamasenenay nay awraja ayzarebiniu

  • @MANUDIBANGO-cw7uu
    @MANUDIBANGO-cw7uu ปีที่แล้ว

    ዘርኢ ሰናይ ንስኻ መራሒ ናይ ኤሪትራ ኮይኑ ይስምዓካ
    ነብስኻ 🤣🤣🤣 በጃኻ መራሕቲ አለውና ሀለውለው አይትበል
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @natulove5882
    @natulove5882 ปีที่แล้ว

    Lekbat hasawi belo deki hamasien ab welahanti yelewun degefti baelkym tekawemti baelkum poletika tigray ab rskum atiu anxar hzbi hamasien 10 amet xlie sebikkum ikum (jon black darar)

  • @amlakeybehaqisenayeka
    @amlakeybehaqisenayeka ปีที่แล้ว

    Yeah haqi aleka zeriet nebsi.

  • @tiebeasgodom4999
    @tiebeasgodom4999 ปีที่แล้ว

    Amoebas jigena zariet

  • @genetkibret2298
    @genetkibret2298 2 หลายเดือนก่อน

    እኛ አኮለግዛይ ነን ግንማንም አልትናገረንም አትዋሽ አንተውሽተም።

  • @paulosmehari-il9qo
    @paulosmehari-il9qo ปีที่แล้ว

    ካበይ እዩ ሕማም ዓለታውነት ?

  • @fatumaabdalla4588
    @fatumaabdalla4588 ปีที่แล้ว

    Awrajawiyan ab kulu aloo

  • @atoberhanmengasteab3141
    @atoberhanmengasteab3141 ปีที่แล้ว

    Beynu zezareb rete Yebluni Beynu zegoyi reteae Yblun

  • @user-cs1qk7um9y
    @user-cs1qk7um9y ปีที่แล้ว

    Eway ezi Tgringa hzbi afenfinuni kmewet elfi baranda nbaranda deqi sebeyti terebishna

  • @raey2391
    @raey2391 ปีที่แล้ว

    Hasawi beja hamasen tesetah, kulu eritreawi, nezi hizka ktikales entekonick aytewtnika

  • @paulosmehari-il9qo
    @paulosmehari-il9qo ปีที่แล้ว

    እንታይ እዩ ዓለታውነት ዝገበረካ ?

  • @adeytube6750
    @adeytube6750 ปีที่แล้ว

    ቅናት ንሓማቱ ብጀካ ጸርፊ ምስማዕ የለ ገለ የለ‼️

  • @yohanaissac9982
    @yohanaissac9982 ปีที่แล้ว

    ኮር ተገምጠል ይብል yonas minus😅hamasien aletawyan yblu. Men dyu n hamasien ab mediatat kxaref zwel zelon zneberen ezi zhalefe ametat.

  • @araiafamily5328
    @araiafamily5328 ปีที่แล้ว

    Eway mehfer ezom jeganu sweatna eqae temelisom isemeo nezi resah atehasasbakum mehferti.

  • @hberi2489
    @hberi2489 ปีที่แล้ว

    Ata ezi lakwa zbhal entay aynet dunzuz mensey eyu wedey

  • @user-tl9bf1qh4q
    @user-tl9bf1qh4q 11 หลายเดือนก่อน

    በጃ ሓማሴን ጋሕ በል ከዳዓት ከማኹም ክንኸድዕ ሰማይን ምድርን ትላገብ ኦኮሎጉዛይ ማዳ ሃገረ ታሪኩም ኣብ ቀደም እዩ

  • @paulosmehari-il9qo
    @paulosmehari-il9qo ปีที่แล้ว

    ክንየዉ ዓለታውነት እንታይ ክትብል ትደሊ

  • @bitanyahadasalem6878
    @bitanyahadasalem6878 ปีที่แล้ว +2

    ደንቆሮ ብቂ ላቕዋ

  • @edenhabte3916
    @edenhabte3916 ปีที่แล้ว

    Zert jagna xubuk zereba

  • @ShigutTeklu-fq9xz
    @ShigutTeklu-fq9xz ปีที่แล้ว

    ሓማሴን ኣይተልዕል ድፍእ ከየብለካ ጎሓፍ

    • @user-tl9bf1qh4q
      @user-tl9bf1qh4q 11 หลายเดือนก่อน

      ኣጀኻ ኣበይ ከይበጽሓ

  • @user-wi5dq8et8r
    @user-wi5dq8et8r ปีที่แล้ว

    Laqwa do aytebahlen beantewu

  • @eritre123
    @eritre123 ปีที่แล้ว

    ዘርኢት አንበሳ

  • @andesokar4515
    @andesokar4515 ปีที่แล้ว

    Zeriet jigna xbuk srah kexlo

  • @ghebrezghikidane9947
    @ghebrezghikidane9947 ปีที่แล้ว

    Eza hsab ab eritrea mifllay yelen elka esera

  • @merhawitmt2319
    @merhawitmt2319 ปีที่แล้ว

    Nktfelt kurub ktkewn aleka. Dlet yelen

  • @danidaniel7685
    @danidaniel7685 ปีที่แล้ว

    Donkoro nab hamasen keydki elkas eway gize gele kesmana u

  • @sofiaghebremariam2499
    @sofiaghebremariam2499 ปีที่แล้ว

    ትግራዋይ እዩ

  • @m.s1966
    @m.s1966 ปีที่แล้ว

    ደቀሊት ናይ ዓጋመ

  • @brhanehaile4339
    @brhanehaile4339 ปีที่แล้ว

    😂😂😂

  • @netserababraha6847
    @netserababraha6847 ปีที่แล้ว

    Xeba astikana haki ngero

  • @tesfaaloabkulu8443
    @tesfaaloabkulu8443 ปีที่แล้ว

    Ezi qolas xelul eyu mesleni .

  • @genetkidane1215
    @genetkidane1215 ปีที่แล้ว

    No no

  • @m.s1966
    @m.s1966 ปีที่แล้ว

    ደንቆሮ

  • @tsegaygebru
    @tsegaygebru ปีที่แล้ว

    እዚ ድርባይ ተጓር ብኣውራጃ ዝዛረብ ዘሎ እቲ ደረት ኣልቦ ዝኾነ ድንቁርና ናይዞም ደቂ ክልል ከምዝኾነ እዩ ዝነግረና ዘሎ።ፎ ጥራሕ ኢና ንብሎ

  • @netserababraha6847
    @netserababraha6847 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤