ብከመይ ካብ ርሑቅ ሰብ ጠሊፍካ ትቆጻጸር፧

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 22 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 440

  • @FhFt-t7w
    @FhFt-t7w 3 วันที่ผ่านมา +2

    ሰላም ዝሓወይ ብመሰጀረ እባ ርከበኒ ጸዋር ኩን ልበይ ኢልካ ርከበኒ ክብረይ 🙏🙏🙏😢

    • @AGMediaEri
      @AGMediaEri  3 วันที่ผ่านมา

      Ag Tippo ኢልካ/ኪ hi በለኒ/ልኒ።

  • @ተመስገንኣምላከይ-ቸ5ጨ
    @ተመስገንኣምላከይ-ቸ5ጨ ปีที่แล้ว +6

    ጎቦዝ ብሓቂ ፍርሃት እግዘኣቢሀር ዘለከ ሰብ ኢካ ቀፅለሉ ዝሓወይ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @gfftggt6311
    @gfftggt6311 3 ปีที่แล้ว +56

    ክቡር ሓወይ ማዕተብካ ምስ መስቀላ ምስ ርኣኩ ከመይ ድየ ሕጉስ ኢለ ተቀዳዲመ ናብ ክሳድ እየ ዝጥምት

    • @ሄሩጓልትግራይሓላል
      @ሄሩጓልትግራይሓላል 3 ปีที่แล้ว +6

      ትክክል ማዕተብና እያ ሂወትና.ክብረተይ

    • @dubkhfffkkxhu9048
      @dubkhfffkkxhu9048 9 หลายเดือนก่อน +2

      ዋላ አነ እየ ናብ ክሳድ እየ ዝጥምት ❤

    • @ማራናታ-ዐ5ለ
      @ማራናታ-ዐ5ለ 4 หลายเดือนก่อน

      ክርስትና ብማዕየብ ድዩ ዝግለጽ???

  • @helengebrehiwet882
    @helengebrehiwet882 3 ปีที่แล้ว +1

    ጎበዝ ናይ በሓቂ መምህር ኢካ ኣምላክ ይሓግዝካ

  • @hiwaen
    @hiwaen 5 หลายเดือนก่อน +1

    ንሓቂ ምስራሕ ሓጢያት ዝባሃል የለን ❤

  • @zefari445
    @zefari445 3 ปีที่แล้ว +21

    ሰላም ዝሓወይ ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ኣብ ህይወትካ ሰላም። ብምቅጻል ንሰብ ምክትታል ነዉሪን ሓጥያትን እዩ፡ብከመይ ከም ዝከታተሉካ ዘሉዉ ትፈልጥን /ትዓጽወምን ክተርእየና ክንጽበየካ አና።

  • @ትግራይዓደይ-ኈ4ሸ
    @ትግራይዓደይ-ኈ4ሸ ปีที่แล้ว +2

    ናይ ብሓቂ ✅ ሕማቅ እዩ እግዚኣብሄር አምላክ ኣይፎትን

  • @UskvskSkvdkv
    @UskvskSkvdkv 9 หลายเดือนก่อน +1

    ዋይ ብሓቂ ድራረይ ገዲፈ ናባካ ተመሲጠማ ድራረይ ከልቢ ወሲድዋ ፆሞይ ሓዲረ 😂😂😂

  • @YacobTesfalem
    @YacobTesfalem 11 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ካ ንፉዕ ግን ቀጽሎ ዝሓወይ❤❤❤

  • @Sened_lsan19
    @Sened_lsan19 ปีที่แล้ว +1

    Haqi ztezarebe seb hade beleley❤❤❤

  • @SadddGsfg-gh8ze
    @SadddGsfg-gh8ze 9 หลายเดือนก่อน +1

    ብዝኾነ ግን ብጣዕሚ እየ አድኒቀካ ወንድሜ ቀፅለሉሉ🙏💘💘💘ምኹላፍስ ኮሊፍካና ኢኻ ዋ 🤪😫🤣🤣

  • @LookeLooke-j2s
    @LookeLooke-j2s 4 หลายเดือนก่อน +1

    አነ ከዓ ድራረይ ገዲፈ ሃነን ክብል ፀኒሐ ይመቸካ ግን😂😂❤❤

    • @FhFt-t7w
      @FhFt-t7w 3 วันที่ผ่านมา

      😂😂😂😂

  • @tesfamichaelteweldebrhan6061
    @tesfamichaelteweldebrhan6061 3 ปีที่แล้ว

    Bravo enqae aiwredakaya.
    Xbuk aleka fxm agedaci aikonen
    Thank you.

  • @miligaltgray
    @miligaltgray 10 หลายเดือนก่อน +1

    ጎበዝ መጀመርያ ልምንታይ ሓጥያት እዩ😢🙏 ኢለ ነይረ ግን መጨረሻ ፅቡቅ ገይርካዩ ዛሓወይ❤❤

  • @Slam-c2l
    @Slam-c2l 2 หลายเดือนก่อน

    የቅኔልና ብሩከይ ❤❤❤🎉🎉

  • @Whchbj
    @Whchbj 10 หลายเดือนก่อน +1

    ይኩለፋካ😂😂👍❤

    • @JosiGhilwet
      @JosiGhilwet 2 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂

  • @BsratBiniam
    @BsratBiniam 11 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ,,,❤

  • @hayeee5187
    @hayeee5187 3 ปีที่แล้ว +2

    ትክክል ሓወይ ማዓረይ

  • @kusungebretsadik
    @kusungebretsadik 5 หลายเดือนก่อน

    😂😂😂😂😂😂😂😂😂ዋይ ክንደይ እየ ዝተፀበኩይመችካ ብሮ😅😅😅😅😅

  • @FghhFgh-s5u
    @FghhFgh-s5u 9 หลายเดือนก่อน

    ዋይ ማርያምን ኣነማ ክፃረፍ ተፀብየ ነይረ ይመቺካ ወድነይ😂ኣዳሜ ሃህ ኢላ ተሪፋ😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @ZuganLove
    @ZuganLove 3 หลายเดือนก่อน

    የቅኔልና ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @DhoIsi
    @DhoIsi 2 หลายเดือนก่อน

    ዋይ ፅናሕ ንራከብ እና

  • @ساره-ذ1ه
    @ساره-ذ1ه 6 หลายเดือนก่อน

    ብሩኽ ዘርኢ🎉❤

  • @santhoshmk5693
    @santhoshmk5693 5 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ጎቦዝ አካ ❤❤❤❤

  • @MkH-h3e
    @MkH-h3e 3 หลายเดือนก่อน

    ልባመይ🙏🙏

  • @WelduTeklesenbet
    @WelduTeklesenbet 10 วันที่ผ่านมา

    ሰብ ዝበለ ይበል እዝኒ ፡ኣይትሃቦ ምኽንያቱ ከልቢ ይነብሕ ገመል ይመርሕ ከምእዩ እቲ ጉዳይ ቀጽሎ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ተሓግስካ ንበር ምስ ፈተውትኻንን ስድራኻን ሽሻይካ ይብዛሕ ኣይትበል ብናይ ሰብ እዋይ ኣነ ዓሕ
    ስራሓኻን ግዜኻን ከይባኽነካ ቀጽለሉ

  • @Hfyfugfyjtyf
    @Hfyfugfyjtyf 2 ปีที่แล้ว

    ኣሙሓሩን ላሓሸዩ ኣፅለእሙኒ ንስካውን ደግምካኒ

  • @delinatadese301
    @delinatadese301 3 ปีที่แล้ว +4

    ውሽጥኻ ዘይኣምነሉ ብሰባት ተገዲድካ ኣይትስራሕ ምናልባት እንተ ኣሚንካሉ ሰሪሕካዮ ከኣ ኣምላኽ እሲ ጸድፊ ይፈጥር እሞ መደያይቦ ከኣ ይሰርሓሉ ፡ ንስካ ከኣ ከመይ ገርካ ትጠልፍ እንተሰሪሕካ ከመይ ገርካ ካብቲ መጥለፍቲ ትድሕን ዝብል ከኣ ክትሰርሕ ኣለካ ። ነቲ ተንኮል ሓሲቡ ክጠልፍ ዝሓስብ ከኣ እቲ ገርሂ ሓደ ስጉምቲ ሓሊፉዎ ከምዝጸንሕ ግበር ። ዘረባ ኣንዊሐልካ ይቕሬታ ስለ እትገብሮ ምድላዋት Thank you so much !!!!

    • @ጓልመምህር-ደ1ለ
      @ጓልመምህር-ደ1ለ 7 หลายเดือนก่อน +1

      ባሓቂ ዋ ዘይ ምጥላፍ ከ ታይ ኣሎ ሕማቅ😢

  • @ተመስገንኣምላክኣበይ
    @ተመስገንኣምላክኣበይ 3 ปีที่แล้ว

    ፅብቅቲ ሓሳብ ኣፍቃርየይ ላዘረ ኣብይኒዋ ኣፀብካ ኣረደአኒ ክክክ

  • @mm7760
    @mm7760 6 หลายเดือนก่อน

    ጽቡቕ ገበርካዮም ክክክ🎉🎉❤❤❤

  • @TesfaTesfa-g4e
    @TesfaTesfa-g4e ปีที่แล้ว

    ❤❤❤ትክክል ዝሓወይ ኣይትንገሮም

  • @HadiMaa-e9m
    @HadiMaa-e9m หลายเดือนก่อน

    ገፅካ ትርሓቅ ብሳባት ኣትላገፅ ዓንጋር

  • @GebrekirosGher
    @GebrekirosGher 4 หลายเดือนก่อน

    wow you are smart !!!

  • @AsdDsa-cg2jf
    @AsdDsa-cg2jf 7 หลายเดือนก่อน

    ሓቢቢ ይመችኻ

  • @TeklweiniEyob
    @TeklweiniEyob 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣታ እግዚአብሔር ኣብ ጽቡቅ ዘበለ የጽንዕና ክብረተይ

  • @samiኣብፍቅሪእዩእምነተይ
    @samiኣብፍቅሪእዩእምነተይ 3 ปีที่แล้ว +29

    ሰባት ነቲ ጽቡቅኻ ገዲፎም ንሕማቅኻ ዝጥምቱ ሕብረተሰብ ስለ ዝኾና ንስኻ ንሰናይ ኽሳብ ዝሓሰብኻ ቀጽሎ ነቲ መደባት ናትኻ ማራ እየ ዝንእዶ

  • @abebeabrha-pc1cr
    @abebeabrha-pc1cr 9 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤ ጎበዝ

  • @SlamSalam-ne6jt
    @SlamSalam-ne6jt 7 หลายเดือนก่อน

    ክብረተይ ❤❤❤❤❤

  • @rfduv1457
    @rfduv1457 9 หลายเดือนก่อน

    ሰርሕካለይ ባ ስራሐይ ገድፈ ኮፍ እለ ይፅበ 😢 ታይ ገይርናካ ወደይ😂😂😂

  • @ምስጢርዓወትቕንዕና
    @ምስጢርዓወትቕንዕና 3 ปีที่แล้ว +4

    ናይ ባሓቂ ዝናኣድ ስራሕ ለባም ቀጽሎ ምስኻ ኣብ ጎንኻ ወትሩ ኣጆኻ ኣብ ሓቂ ጥራይ ደው በል

  • @shamnail2069
    @shamnail2069 9 หลายเดือนก่อน

    ሃረር ኢለ ተጸቤካ ጨ ጌርካኒ ወዲ ሓራም 😂😂😂😂😂

  • @ቅሱጋልትግራይ-ቘ2ዀ
    @ቅሱጋልትግራይ-ቘ2ዀ 3 ปีที่แล้ว +10

    እንታ ከመይ ዲካ መቅሰን አነሲ ብትክክል ክተውርዳ መሲሉኒ ተሻቂለ ነይረ እና ሰላምካ ብዝሕ ይበለለይ❤️👈

    • @peacelove1806
      @peacelove1806 3 ปีที่แล้ว +1

      ዘሻቅል ዶ ሃልዩኪ ኮይንኪ ኢኺ ክንድዚ ትሻቀሊ ድኣ ?

    • @lemlemmedia8975
      @lemlemmedia8975 3 ปีที่แล้ว

      Kkkkk

    • @ቅሱጋልትግራይ-ቘ2ዀ
      @ቅሱጋልትግራይ-ቘ2ዀ 3 ปีที่แล้ว

      @@peacelove1806 ዘሻቅል ዳአ ቡዙሕ ግናጀዋለይ እንትርፊ ባዕለይ ከሊእ ክርኤለይ ስለዘይደሊ እዩ።

  • @SaraKahasay
    @SaraKahasay 10 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤ገቦዝ

  • @brhanermiyas8375
    @brhanermiyas8375 3 ปีที่แล้ว

    egzabher ybarkeka ab hiwetka mlu tinan yhabka

  • @ሰላምእየ
    @ሰላምእየ 11 หลายเดือนก่อน

    Mes men kem zerakbe kenrio

  • @axumawitigray189
    @axumawitigray189 3 ปีที่แล้ว

    ንምንታይ ተሰሪሑ ?

  • @Kkkkkkkkgff
    @Kkkkkkkkgff 8 วันที่ผ่านมา

    😂😂😂😂❤❤❤❤❤👍👍👍👍goboz nay behaqi

  • @siemhabtom1771
    @siemhabtom1771 3 ปีที่แล้ว +1

    Great bro

  • @fnanlovemeda1534
    @fnanlovemeda1534 3 ปีที่แล้ว

    ክክክ

  • @Nabi__Love01
    @Nabi__Love01 หลายเดือนก่อน

    😂😂😂ኮመነቲ ምንባብ ፅቡቅ😮😅😅😅

  • @YohannesTeklu-w9s
    @YohannesTeklu-w9s 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤ykra ykunka😊

  • @AdhanomhabtegabrAdhanomhabtega
    @AdhanomhabtegabrAdhanomhabtega 6 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ኩቡር ሓወይ ስለቲ ሓሳብና ትገልጸልና ዘለካ ከይመስገንኩኻ ክሓልፍ ኣይደልይን እየ ብዝኣ ናይምጥላፍ ኣፕከሸን ግን ኣይትጠራጠር ንሕማቅ ጥራይ ኣይኮናን ንጥከሞሎ ኣነ ሕጂ ኣብ ልብያ ኣለኩ ኣብዚ ብሰምሰርቲ ንዋረድ ስለ ዝኮና ናብ ይኑሱኣር ካኣ ምሕበሪ ተኮነና በጀኻ ግለጸልና ጥራይ ዝኮነ እንተ ኮና ካኣ ናይ ብዓልና ጉዳይ ኣዩ

  • @MikiSerekebrhan
    @MikiSerekebrhan 5 หลายเดือนก่อน

    Ya❤

  • @mikaldivora566
    @mikaldivora566 ปีที่แล้ว

    ጉሓፍ ብሰብ ትላገጽ

  • @Albaadallbadr
    @Albaadallbadr 11 หลายเดือนก่อน

    ግብዝ ዘሓወይ ጅግና😂😂😂😂😂😂😂

  • @ብሰመኪክጀመር
    @ብሰመኪክጀመር หลายเดือนก่อน

    😂😂😂😂ዋይ ከማካ ሪእ ኣይፈልጢ😂😂😂

  • @DanielZewde-f2w
    @DanielZewde-f2w 9 หลายเดือนก่อน

    ይኩሎፍካ ስዲ ባዕ ንገረና ወዲ ዛ ባሕቲ

  • @angesomgebreyesus7190
    @angesomgebreyesus7190 3 ปีที่แล้ว

    you are smart

  • @Abi-d8z2u
    @Abi-d8z2u 6 หลายเดือนก่อน

    ata nesika wedi seqi ek aleyi mareyi fetika kemwit gebezi jegena ❤❤❤❤

  • @takledgrmai
    @takledgrmai 10 หลายเดือนก่อน

    ሓወይ ክረክበካ ደልየ ብምንታይ ክረክበካ ይክእል በጃካ🙏🙏

    • @AGMediaEri
      @AGMediaEri  10 หลายเดือนก่อน

      Ag Tippo እዩ ዝብል ናተይ Facebook.

  • @messishugut6247
    @messishugut6247 3 ปีที่แล้ว

    Btaem nufue

  • @ኤልማስተለመን
    @ኤልማስተለመን 3 ปีที่แล้ว

    ከይሰመዓኩ እባ ስቅ ኢለ ምጽሓፈይ ይግድድ ኣነ ከኣ
    መዓልቲ ሓሶት ኢልኩም ንስካ መምህር ጀርጆ ኣሰንቢድኩምና እኮ ህኮት ደኣ ይብሃል

  • @hawaibrahim3696
    @hawaibrahim3696 3 ปีที่แล้ว

    Thank you ❤❤❤💞💞💞💞💞

  • @AbyeLove
    @AbyeLove 26 วันที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉🎉

  • @WediHadish-k9v
    @WediHadish-k9v 2 หลายเดือนก่อน

    ወድ ሰበይት

    • @AGMediaEri
      @AGMediaEri  2 หลายเดือนก่อน

      Yes, I'm!

  • @ሃዋክያንያስታግስልን
    @ሃዋክያንያስታግስልን 10 หลายเดือนก่อน

    ዋይ ምፅባየይ ይገድድ😢 ክምልሳ ታ ሳብስክራይብ😂😂

  • @ኤሪትራኣስመራ
    @ኤሪትራኣስመራ 10 หลายเดือนก่อน

    ኣጆኻ

  • @ተመስገንኣምላኬ-ቈ7ወ
    @ተመስገንኣምላኬ-ቈ7ወ 3 ปีที่แล้ว

    ይቅርታ ብውሽጠይ ክፀርፈካ ፀኒሐ ትክክል ኢካ ዝሓወየሰ 💞💞💞

  • @chimichai7066
    @chimichai7066 3 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ሳብስክራይበይ ክስሕብ ዲስላይክ ክገብር ተዳሌ ኔረ እሳ ስለ ዝኾነት ዓቕመይ እምበር ማራ የሕሪቕካኒ ኔርካ ክክክክክ

  • @brhanuke3584
    @brhanuke3584 3 ปีที่แล้ว

    Neza wifi si hanti awrdklna nerka gen wela hanti ketsrhlna ayklten

  • @Tesfalem-c1s
    @Tesfalem-c1s หลายเดือนก่อน

    😢😢

  • @SadddGsfg-gh8ze
    @SadddGsfg-gh8ze 9 หลายเดือนก่อน

    ዋይ ይኹለፍካ ሃህ ኢለ ይፅበ 🤣🤣🤣🤣🤪🤪🤪🤪🤪

  • @mizankeshi4276
    @mizankeshi4276 3 ปีที่แล้ว +1

    የቐንየልና ኩቡር ሓው ጥዑም መ.ሓሶት
    ግን ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ኣብ ካመራ ደሊት ዝኮነ ፎቶ ይምለስ ዳ ይመስለካ ?

  • @ሓበንተወልደ
    @ሓበንተወልደ 3 ปีที่แล้ว

    Bro iPhone abini Entay kgebr aleni tegediska melsley Bitte

  • @filmonteages7837
    @filmonteages7837 2 ปีที่แล้ว

    ጽቡቕ ገበርካዮም ክክክክ

  • @tdf9673
    @tdf9673 3 ปีที่แล้ว

    ዋይ😂😂😂😂😂ጉድ ጌርካኒ ባ😂😂

  • @ጃኖtube
    @ጃኖtube 11 หลายเดือนก่อน

    ዋይ ሰራሕኻለይባ ሃህ እለ ተፀብየ🧐😂🤣🤣

  • @ATSBII
    @ATSBII 11 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @MewaelKeren
    @MewaelKeren หลายเดือนก่อน

    ንምንታይ ሰብ ተንጠልጥል?ኣውቲሩ ይጥለምካ

  • @amanuelrussom7186
    @amanuelrussom7186 3 ปีที่แล้ว

    Ati shikor eskisi nice guy

  • @Urrhev
    @Urrhev 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @salamsalam-o4j
    @salamsalam-o4j 7 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤✅👍👍👍👍👍

  • @haftomggg3483
    @haftomggg3483 ปีที่แล้ว

    ማሃይም

  • @rigbesemereab2011
    @rigbesemereab2011 3 ปีที่แล้ว

    Ata mhrf😃

  • @SadddGsfg-gh8ze
    @SadddGsfg-gh8ze 9 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤👍👍👍👍👍

  • @GhHhh-y5n
    @GhHhh-y5n 6 หลายเดือนก่อน

    ትሮባእ ኣነስ ይፈልጣ እየ

  • @brhanehaben5795
    @brhanehaben5795 3 ปีที่แล้ว

    Wwwwwwwww abesa 👌💟💯🤝

  • @ዮርዲጋልትግራይ
    @ዮርዲጋልትግራይ 10 หลายเดือนก่อน

    ሓወይ ዝተጠለፈ ሰልኪ ከመይ ግርካ ይመልስ መልሰለይ

    • @AGMediaEri
      @AGMediaEri  10 หลายเดือนก่อน

      ሰላም
      ብfb
      Ag medina ኢልኪ/ካ hi በለኒ/ልኒ።

  • @weynitekle5152
    @weynitekle5152 3 ปีที่แล้ว +5

    ተርኤና መሲልኒ ብውሽጠይ ክጸርፈካ ጸኒሐ

  • @azebazeb5277
    @azebazeb5277 3 ปีที่แล้ว

    ከከከከከከከከከከከከከከከ እዋይ ዝገርም እዩ

  • @ዝፋንሓብሻክዲዉንቲ
    @ዝፋንሓብሻክዲዉንቲ ปีที่แล้ว

    ኣነ ይገድድ ንኣፍቅሪየይ ክጥልፍ ትሓጎሰ ነረ ግን ነሕ ሕዘኒ ኣሎ ክጥልፎ እየ

  • @wedimahari1009
    @wedimahari1009 3 ปีที่แล้ว

    ክክክክክክክክክክክክ በል እዛ ላይክ ዝበልኩዋ ክድምምስሳ

    • @AGMediaEri
      @AGMediaEri  3 ปีที่แล้ว

      ግደፍ ግደፍ ክክክ

  • @habtomnega9777
    @habtomnega9777 3 ปีที่แล้ว +1

    ክክክክክክክክክክክ ኣንግሽ ሓፋስ ሂብካያ ነዛ ኩላ ሰብ ስሓቅ ኮ, ቀቲልካኒ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @ጋልጉድባሕሪ
    @ጋልጉድባሕሪ 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @shammeda3060
    @shammeda3060 3 ปีที่แล้ว +1

    ጉኑፍ ኣይፈልጥን ደይትብል unlike ሃብዎ ኩሉኹም ክትልምን ተደሊኻ ላይክ ዘይትልምን

  • @ፊሊሓዊኣሌክ
    @ፊሊሓዊኣሌክ 3 ปีที่แล้ว +2

    ዝገበርካኒ ክክክክክ ሃህ እባ ኣቢልካኒ😃😃

  • @genetokube2508
    @genetokube2508 3 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ዝሓወይ ለባም ኣነስ በዚኣ ኣቭልከሽን እዚኣ ተሳቅየ ኣለኹ

  • @ገዳሙገዳሙ
    @ገዳሙገዳሙ 2 หลายเดือนก่อน

    ሓሳዊ

  • @abagfartv5259
    @abagfartv5259 2 ปีที่แล้ว

    Mushmush

  • @ናሆምሓጎስ
    @ናሆምሓጎስ ปีที่แล้ว

    ንኣፍቃሪተይ ናብ ሻውር ክትኣቱ ከላ ክሪኣ ኢለ ተሃንጢየ ነይረ 😁😂