ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ኣሕዋት እታ ብዛዓባ ኣሸንዳ ዝመለስክዋ ኣነ ብዝመሰለኒ እየ መሊሰ እንድሕር ተጋግየ እውን ካብ ልቢ ይቅርታ እናሓተትኩ። ግን እንድሕር ሃይማነታዊ ኮይኑ ንምንታይ ኣብ ካንኦት ዓድታት ዘይኽበር ምኽንያታዊ (ኣዕጋቢ) መልሲ ክትምልሳለይ ክፅበ እየ❤
@@Yrgutube ሓደ እዙይ ኢልኪ ካብ ትምልሲ ንኣቦታት እንተትሓቲ ምሐሸ። መስቀል ከ ኣብ ካልኦት ዘይክበርስ ባህላዊ ድዩ? እዚኣ መልሲ??
@@Yrgutube ይርጉዋይ የኔ ጠንካራ ሴት መጀመሪያ ምሰ ደቅኺ ብሰላም የራኽብኺ ብምቅጻል አሸንዳ ሃይማኖታዊ እዩ አብ ካልኦት ሃገራት ንምንታይ ዘይክበር ብባህላዊ ኾይኑ ሰለ ዘይወጽእ እዩ ኾይኑ እምበር አብ ቤተ ክርሰትያን ይክበር እዩ።አብ ናትና ከኣ እቲ ሃይማኖታዊ ንኢንቨሰትመንት ኢሎም ናብ ባህሊ ሰለ ዝቅይርዎ ኹሉ ሰብ ይላማመዶ በተለይ አብዚ ዘለናዮ ክፍለ ዘመን ካብኡ ብፍሉይ አብ ትግራይ ይከበር አሎ። ዘይተወሓጠልኺ ሓሳብ ተልዩ ብውሸጢ ንረዳዳእ #Selam_Ydani_Ahet እየ😊
@@Haregte ልመሰለኒ ክምልስ መሰለይ እዩ ሓሳብ ተልይኪ ዝሐሸ እውን ኣቕምጢ ተዘየለ ኣነ ንዝምልሶ መልሲ ንማንም ምሕታት ኣየድልየንን ዝመሰለኒ እየ ዝምልስ
@@selam801 ሰሉዋይ እሺኒ ብውሽጢ ነዋግዐሉ ኢና
@@Yrgutube ታማ ተናዲድኪ እእ🤔🤔 እዙይ እኮ ሃይማኖት እዩ ኣፍልጦ ተዘይብካ ወይ ትሓትት ወይ ሱቅ ትብል🤔 መሰል ታይ ኣምፆኦ ኣብዚ ንዳማመፅ እባ ኣብ ሓዳር ኣብ ኣነባብራ ከም ድላይካ ጌርካ ትምልስ ።
ንሕቶይ ኣኽቢርኪ ስለ ዝመለስክለይ እግዛኣብሄር የኽብረለይ የሩጉ ሓፍተይ እታ ናይ መጨረሻ ዝተዛረብኪያ ዶሞ ኣብ ተግባር ክተዉዕልያ እመብራሃነይ ትሓግዝኪ👏🥰
ክብርቲ ሓፍተይ ኣሸንዳ ሃይማኖታዊ እበር ባህላዊ ኣይኮነን ስለምንተይ ዳኣ እተን ካሎኦት ኦሬታል ቤተ ክርስትያን ዘየክብሮኦ ዝብል ምሰአን ብዶጉማ ኢና ሓደ እበር ብቆነና (ብስራዓት ) ሓደ ሓደ ዝተፋለለየ ኣለና እዩ ኣሸንዳ ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ዕርገት እዩ ባህላዊ ተዝኸውን ነይሩ ስለምንታይ እቶም ኻሊእ እምነት ዝኽተሉ ዘየክብርዎ ስለዚ ቅድሚ ባህላዊ እዩ ምባልና ነቦታትና ንሕተት እቲ መልሲ ኣቡኡ ክንረኽቦ ኢና 👏ደሞ በርትዒ ክብርቲ ሓፍተይ ምስ ትፈትውዮም ደቅኺ ብሰላም የራክብኺ 😍
ኣሜን ዛምበይተይ የኽብረለይ ዝመስለኪ ሓሳብ ብዘይፀርፊ ገሊፅኪ ኣብ መወዳእታ ምብርትታዕኺ ክበርለይ ❤🙏💜
ብሓቂ ክብረተይ አሸንዳ ሃይማኖታዊ እዩ ዕርገት ናይ እመ ብርሃን እናሓሰብና ኢና ነክብሮ የርግዋይ ለ ጎቡዚ ፍትውተይ❤
❤❤❤❤ገፅ ደቁኪ የርኢኪ እግዚአብሔር አምላክ ❤❤ኣሸንዳ ሃይማኖታዊ እዩ ሓደ ናይ ኣደና ቅድስት ድንግል ማርያም 16 ዝዓረገቱሉ እዩ
ኣትን እትሓታ ክዓ ንዝፈልጡ መማህራን ሕተታ ይርጉ ክዓ ዘይትፈልጥዮ ኣይፈልጦን /ሓቲተ ክምለሰልክን ምባል ፁቡቅ እዩ🙏
❤❤❤
ኣሸንዳ ሃይማኖታዊ እዩ ዛናተይ ማለት ናይ ኣደና ቅድስት ድንግል ማርያም ዕርገት ስለ ዝኮነ❤
ሳብሰክራይብ ግበረለይ ወለላይ
ሰላም በትስብ ደመረና ተጋረዋይ ይመችኩም ላይክ ቡስመይ ጡኑስቲ አየ🙄🙄👑👑👍👍👌👌❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ኣትን ጥኑሳት ግን ኮላይ ላዬክ ድዩ ቃሕ ልብለክን አ😁
ደሚረኪ ዉዴ ንስኪ እዉ ግጨዊ❤❤
ይርጉዋይ አነ አይሓተትኽኹን ብውሸጢ ብሓሳብ ሰለ ንረዳዳእ so አብታ ናይ አሸንዳ ዝመለሰኽያ ተትሓልፍያ ጽቡቕ ኔሩ😊
አሸንዳ ሃይማኖታዊ እዩ ክብረተይ
"ኣሸንዳ ባህላዊ ድዩ ወይስ ሃይማኖታዊ ባዓል ? ነታ ሓጻር ጽሕፍቲ ንከተላ ! ናይ ሃይማኖትና ሥርዓት ኩሉ ትርጉም ዘለዎ፣ ምሳሌ ዘለዎ እዩ እምበር እምኃበ አልቦ ኃበ ቦ ዝመጽአ ኣይኮነን።ብዘመነ ብሉይ"ብሔዋን ምክንያት ደቂ ኣንስትዮ ይንዓቓ ነይረን ፣ርስቲ እውን ኣየካፍልወንን ነይሮም። ምክንያቱ ሔዋን ጓል አንስተይቲ እያ ስለዚ ካብ ገነት ዝወጻእና ብኣኻትክን ምክንያት እዩ እናበሉ ደቂ ተባዕትዮ ንደቂ አንስትዮ የሸግሩወን ፣ይጸርፉወን ይንዕቕወን ነይሮም ። ጠቕላላ ብዘመነ ብሉይ ደቂ አንስትዮ ዝተንዓቓ ፣ቦታ ዘይውሃበን እየን ነይረን።ብመን ምክንያት ? ብሔዋን።እግዚኣብሔር ብዝፈቐዶ ብዘይካ ራኬብ፣ ትዕማር ፣ሩት እቶን ካልኦት ደቂ አንስትዮ ካብ ምንዓቕ ዝትለዓለ ካሊእ ተሪፉ አብ ናይ ዘርኢ ሓረግ እውን ኣይኣትዋን ነይረን።ድንግል ማርያም ተወሊዳ ንኣምላኽ እስካዕ ትወልድ ዘሎ ጊዜ ንደቂ ኣንስትዮ ጽቡቕ ከም ዘይነበረ እዩ ዝፍለጥ።"ወበከመ አውጽአ ብእሲ ብእሲተ እንበለ ብእሲት ከማሁ አውጽአት ብእሲት ብእሴ እንበለ ብእሲ ወሀሎ ዕዳ ላዕለ ትዝምደ አንስት ወበእንተዝ ኮነት ፈዳይተ እዳሃ ለሔዋን። ትርጉም፦ሰብኣይ (ኣዳም)ብዘይ ሰበይቲ ንሰበይቲ ከምዘውጽአ ክምኡ ከዓ ሰበይቲ ብዘይ ሰብአይ ወዲ አውጺኣ ፣ኣብ ደቂ አንስትዮ ወገን ዕዳ ነይሩ ።ስለዚ ናይ ሔዋን ዝነበረ ዕዳ ከፋሊት ኮይና ይብል። ድንግል ማርያም ብዘይ ሰብአይ ንክርስቶስ ወሊዳ ነታ ብዘይ ሰበይቲ ካብ ሰብአይ ጥራሕ ዝተረኸበት ሔዋን መመክሒት ኮይና ይብል። ቅዱስ ያሬድ ድማ፦ ትምክልተ ዘመድነ በወሊዶተ ዚአከ ይእቲ እግዝእትነ/ንዓኻ ብምውላዳ ናይ ዘመድና መመክሒት ጎተይትና ማርያም እያ ኢሉ። ቅዱስ ኤፍሬም እውን ፦ምክሆን ለደናግል /ናይ ደናግል መመክሒት ኢሉ ተናጊሩ። ከምኡ ድማ በእንተ ሔዋን ተዓጽወ ኆኅተ ገነት ወበእንተ ድንግል ማርያሞ ተርህወ ለነ ዳግመ/ብሔዋን ምክንያት ዝተዓጸወ ገነት ብድንግል ማርያም ምክንያት ተኸፊቱ ኢሉ ድንግል ማርያም ናይ ኩሉ መመክሒት ምዃና ሓቢሩ። ካብ ኣዳም ብዘይ ሰበይቲ ዝተረኸበት ሔዋን ገነት ንሞዕጻው ምክንያት ኮይና ንደቂ አንስትዮ መንዐቒተን ኮይና። ድንግል ማርያም ንክርስቶስ ብዘይ ሰብኣይ ብምውላዳ ንደቂ አንስትዮ መመክሒተን ኮይና።ስለዚ ኣሸንዳ ንምንታይ እየን ደቂ አንስትዮ ቖጽሊ አብ ሽምጠን ኣሲረን ዘኽብራ ዘለዋ ክብሃል ከሎ ምሳሌ ዘለዎ ነገር እምበር በዘፈቀደ ኣይኮነን። ቅድስት ድንግል ማርያም ናብ ሰማይ ክትዓርግ ከላ ብቅዱሳን መላእክት ተዓጂባ ብክንፎም ተጋሪዳ ቅዱሳን እናዘመሩላ ብክብሪ እናመስገንዋ ነይሮም እንዘ ይትጓድኡ አክናፈ ለአክናፍ ለቀበላኪ ወረዱ አእላፍ/ክንፊ ንክንፊ እናተጋጨዩ መላእክት ንክቕበሉኺ ወረዱ ይብል። ስለዚ እቲ ናይ ኣሸንዳ ቖጽሊ ናይ መላእክት ክንፊ ምሳሌ እዩ።ናብ የማን ናብ ጸጋም እናበላ ዘብልኦ ነገር መላእክት ብየማን ብጸጋም ኮይኖም ብአክናፎም ዓጂቦምዋ ናብ ሰማይ ሒዞሞዋ ምውጽኦም ዘዘከር እዩ። ስለዝኾነ ኣሸንዳ ሃይማኖታዊ እምበር ባህላዊ አይኮነን። ሐዚ ሐዚ እዩ እምበር እተን ቖልዑ ኣሸንዳ እናተጻወታ ውዒለን ዝረኸብኦ ገንዘብ ናብ ቤተ ክርስቲያን ሒዘን ኸይደን ተኣኪበን ቤተ ክርስቲያን ዞይረን ስዒመን እየን እቲ ገንዘብ ዝህባ ዝነበራ። ግን ክርሳዕ ዘይብሉ ነገር እቲ ኣሸንዳ ሃይማኖታዊ በዓል እናሃለወ ናብ ዘመናዊነት ተሳሒቡ ከም ዘሎ እዩ።ብዘመናዊነት ተሸፊኑ ዝኽበር ሃይማኖ
ናይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና🙏
ኣሰይይይይ እግዚአብሔር ብጥበቡ የዕብየልኪ ደሞ ብሰላም ናብ ደቅኪ ይምለስኪ ጠንካራዋይ❤
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ
@@NgstKahsuገይረልኪ ናአይ እውን ግበርለይ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ሓላለይምስደቂኪብሰላምየራክብኪ❤❤❤❤❤❤
ይርግዋ ምጭውቲ ፍጥረት❤
ዘይትፈልጥዮ መልሲ አይትመልሲ ብግምት አይትመልሲ ብዝተረፈ ፅቡቅ ብዛዕባ አሸንዳ ግን ዝፈልጡ ጠይቂ
ዋውውውውው እዛ ጓል ጀግና እያ ብሓቂ ኣጀኺ ወላ ናሓና ኣለና ኣበ ገነኺ በፈላይ ኣበ ገጥር ዘረኸባ ደቂ ኣንስትዮ ፀብቅ ሓሳበ እዩ
ይርጉዋይ ወይዘሪት ፈታዊት ኣሕዋታ ❤
Wowይርጉየ ለባም ሓፍቲ🎁🙏❤❤❤ኩሉ ነገረ ዘረባክስ ብሱልን ጥዑምን✅🤞ነገሩ ጓል መን ዱኺ☺️ጓልተን እንዱባትን ለባማትን ኣዶታትና ኢኺ ወሲድኪ ለባመይ🙏🙏🙏❤❤
ኣብታ ናይ ደቅኪ ማዕረ ክትርእይዮም ኣለኪ ኣነ ባዕለይ ጓለይ ወላዲተይ እያ ኣዕብያታ ግን ማራ እየ ዝፈትዋ ❤❤❤ ዛጓለይ
ቱምንፋቕ እዩ እንበር ፍትወት ዳኣ ማዓረ እየ ዝፈትዎም
@@Yrgutube እሺ ማዓረይ ምክንያቱ ምድያ ስለ ዝኮነ ፅባሕ ንጎሆ ከይትርኦ እሞ ቂምታ ከይትሕዝ እየ ዛቤተይ እና ምስ ይቅርታ ካዓ ደፍረ 😍
እንኳዕ ዳሕና መፃኪ ይርጉዋይ ደስ ዝብል ኣገላልፃ እዩ ግን ኣሸንዳ ግን ሃይማኖታዊ እዩ ኣብዝሓ ሕብረተሰብና ባህላዊ ገይሩ እዩ ዝወስዶ ምክንያቱ ሕብረተሰብና ኣብ ሃይማኖቱ ዘለዎ ኣፍልጦ ትሑት እዩ ከዚ ከዚ እዩ ስብከት ወንጌል ዝስፋሕፋሓሎ እምበይ ቀደም ብዙሕ የነበረይ ።
@@NaniTaame ብወገነይ ግን ከምኡ ዘይኮነስ ሀዚ እዩ ተባላሽዩ መንግስቲ ኣትዩ ባህላዊ ገይሩ ሓዋዊሱዎ እቲ ዝነበረ ዶ ኣሎ እዩ እቲ ምባዓሉ ፁቡቅ ኮይኑ ኣብ ኣባዓዕላ ግን ታሓዋዊሱ
@@NaniTaame ንሓሳብኪ የኽብረለይ ዛሓፍተይ ካማኺ ዝበላ ብሓሳብ ከረድኣ ዝፍትና ይብዝሓልና ዛምበይተይ🙏
አሸንዳ ሃይማነታዊ እዩ ይርጉ ሓፍተይ ነቦታት ሕተቲ ሙሉእ መልሲ ክትረክቢ ኢካ እና ብጣዕሚ እየ ዘደንቀኪ ❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🥰🥰🥰🥰
ይርጉዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Dbhhfkd
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ይሩጉየ ተባዕ መንእሰይን ኣዶን ኢኪሞ ክብሪ ይግብኣኺ ብሓቂ ኣብ ስደት ኾይንካ ቆልዓ ከቢድ እዩሞ ጥንካረክን ግርም እዩ ዝብለኒ🙏❤ኣነስ ኣብ ውልቂ ሂወትካ ክሕተት ደስ ኣይብለንን ክሓትት ናይ ሰብ ሂወቱ ክፈልጥ ለ ዘይደሊ😔እና ሓሳብ ልብኪ የስምረልኪ ብሓቂ ጓል ኣንስተይቲ ብምሉእ ናጽነት ትናገር ኣለዋ ኣብ መድረክ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ የብጽሕኺ🙏ኣሸንዳ እውን ሃይማኖታዊ እዩ ምስ ዕርገት ቅድስት ድንግል ማርያም ድማ ይትሓሓዝ በተለይ ኣብ ናይ ትግራይ ኦርተዶክሳዊት ቤተክርስቲያን ኣስፍሕ ኣቢሎም ምስ ብሉይ ኪዳን ምትሓሓዝ እውን ከም ዘለዎ ሊቃውንት ኣቦታት ክንደይ ይገልጹ እዮም እና ኣሸንዳ ሃይማኖታዊ እዩ ብፉሉይ ኣብ ትግራይ ናብ ዮንስኮ ክምዝገብ ስለ ዝደልዩ ቶም ቱርስት ከም ባህላዊ እዮም ዝቆጽርዎ ሐዚ መስቀል ኣብ ዓጋመ ብጣዓሚ ይክበር ብፉሉይ ካብ ምሉእ ኢትዮጵያ ማለት እዩ ትግራይ ዘይንሰምዓ እናኾንና እምበር ሃይማኖታዊት እያ በቃ ብሓቂን ብግብርን እያ ትነብሮ ማለት ትውፊት ናይ ቀደም አቦው ቤተክርስትያን ብድሙቅ እያ ተክብሮ ይብለኺ ሰላምኺ ይብዛሕ ዝሓፍተይ
የኽብረለይ💜🙏
ይርጉየይ
❤❤❤❤🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰
❤❤❤🥰🥰
ገዲደ ፎትየኪ❤❤❤
🥰🥰🥰🥰🥰🥰
❤❤❤️❤️🥰
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ጓል ዓደይ ፅሪቲ
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
ናሸንዳግንንንንን በስምኣብ ባልላዊ😢😢😢😊
እምበይተዋይ ጓል አፅቢ ድኪ ❤❤❤
ጎበዝ ቀፅልሉ ጓል እኖ
በርትዒ ይርጉ😊❤
ይርጉዋይ❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
ለባም አኪ ምቅረተይ❤❤❤
ይርጉ መጨጨት🎉❤❤
ኣርሕቢ ይርግሽ 😍💙
ዝፈትወኪ ❤❤
ዌል የሩጉዋይ 🥰
God bless your union!!!
መጀመርታ ጋሻ እየ ናብዚ ገዛ ግን ብዝሕ ኮሞንት እየ ኣንቢበ ማለተይ ክርስትያን ኮናስ ኣሸንዳስ ባህለዊ እዩ ዝብል ሓሳብ ክትዛረባ በስማኣም ንምታይ ዲና ዳኣ ንፀዉም ክልተ ቅና ምሉእ ኣሸንዳ ሃይመናታዊ እዩ ዘይትፈልጣ እንተሃልክን እዉን ንወለድክን ሕተታ ብድሕርኡ እቲ ሓቂ ትፈልጦኦ ብዝና ኮመንት እዉን ፂሒፈ ኣይፈልጥን መጀመርታይ ግዘ እየ
እዛ ኣሸንዳ ሃይማኖታዊ ኣይኮነን ዝበልክያ ግን ጌጋ እወ ሃይማኖታዊ እዩ ኣሸንዳ እቲ ቆፅሊ እዩ ናይ ቅድስት ድግል ማርያም ዕርገት እዩ ንምታይ ድኣ ንፆም?ማርያ ናይ ሊቃውንት መማህራን ከመይ ከም ዝባዓል ስምዒ?ከምትዝበልክዮ እንተዝኸውን እውን ንምታይ ድኣ ከማና መስቀል ዘክየክብሩ ኢለ ክጥይቀኪ ዘይንፈልጦ ተዘይንምልስ??
ሓፍተይ ናተይ ቀፅልዮ ❤❤❤❤
ይርጉ ምቅርቲ🎉
ከመይ? ዓድና ሰላም ድያ?ዓድኺ ብሰላም እንኳዕ ኣተኺ።
ተጋርዋይ ጀማሪት እየ ሰብስክራይብ ግበርለይ 🙏❤️
ናየይ ከ🤔😳
@@tarintarin ፅባሕ😫
ዩቱብኪ ተመሊሱ ዶ ይርጉ?
ተጋርዋይ ኩለኩም ግጨዉኒ አነዉ ክድምረኩ ክድምረክን እየ በዕልና ልባዕልና ንዕበ❤❤❤
ዋይ ጋልዓደይ ኢኺ ዘሓፍተይ
ኣሽንዳ ሃይማኖታዊ እዩ
ኣነስ ክፈትወኪ
ይርጉዋይ ኣሸዳ ሃይማኖታዊ እዩ ምቅርተይ
ኣብዛ ናሩታ ጋልኪ ግን ምስ ዓበየት ትሪኦ ልኮነ ስምዒት ከይፈጥረልኪ ወለላይ
ታይሞ ሕማቕ ተናጊረ ድየ ወለላይ❤
@@Yrgutube ኖ ሕማቅ ተኮይነስ ሃምቲ ሞር ነቲ ወድኪ ዝፈተኪ ከይመስላ ኢለ ልኮነ ኣብ ባዕለይ ሂወት ክሳብ ዉነ ዝገብር አነ ኣቦ ብልኮነት ዘይፈትየኒ አዩ ዝመስለኒ ክሳብ 20ዓመተይ ዝገብር ከዚ ኣሎ ፅምዒት ልስመዐካ
አሸንዳ ሀይማኖታዊ።ባህሊ ድሕር ሀይማኖት እዩ
ኣሸንዳ ባህላዊ እዩ ንኣይ ምክንያቱ ሃይማኖታዊ እንተዝኮንስ ብመዝሙር ምኮነ ነይሩ ብባንድን ብብዙሓት ምዚቀኛታትን ባንድን ኣይምኮነን ነይሩ ዋ
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ይርጉዋይ❤❤❤❤
❤❤❤❤❤😊😊😊😊
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉
❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
ኣሕዋት እታ ብዛዓባ ኣሸንዳ ዝመለስክዋ ኣነ ብዝመሰለኒ እየ መሊሰ እንድሕር ተጋግየ እውን ካብ ልቢ ይቅርታ እናሓተትኩ። ግን እንድሕር ሃይማነታዊ ኮይኑ ንምንታይ ኣብ ካንኦት ዓድታት ዘይኽበር ምኽንያታዊ (ኣዕጋቢ) መልሲ ክትምልሳለይ ክፅበ እየ❤
@@Yrgutube ሓደ እዙይ ኢልኪ ካብ ትምልሲ ንኣቦታት እንተትሓቲ ምሐሸ። መስቀል ከ ኣብ ካልኦት ዘይክበርስ ባህላዊ ድዩ? እዚኣ መልሲ??
@@Yrgutube ይርጉዋይ የኔ ጠንካራ ሴት መጀመሪያ ምሰ ደቅኺ ብሰላም የራኽብኺ ብምቅጻል አሸንዳ ሃይማኖታዊ እዩ አብ ካልኦት ሃገራት ንምንታይ ዘይክበር ብባህላዊ ኾይኑ ሰለ ዘይወጽእ እዩ ኾይኑ እምበር አብ ቤተ ክርሰትያን ይክበር እዩ።አብ ናትና ከኣ እቲ ሃይማኖታዊ ንኢንቨሰትመንት ኢሎም ናብ ባህሊ ሰለ ዝቅይርዎ ኹሉ ሰብ ይላማመዶ በተለይ አብዚ ዘለናዮ ክፍለ ዘመን ካብኡ ብፍሉይ አብ ትግራይ ይከበር አሎ። ዘይተወሓጠልኺ ሓሳብ ተልዩ ብውሸጢ ንረዳዳእ #Selam_Ydani_Ahet እየ😊
@@Haregte ልመሰለኒ ክምልስ መሰለይ እዩ ሓሳብ ተልይኪ ዝሐሸ እውን ኣቕምጢ ተዘየለ ኣነ ንዝምልሶ መልሲ ንማንም ምሕታት ኣየድልየንን ዝመሰለኒ እየ ዝምልስ
@@selam801 ሰሉዋይ እሺኒ ብውሽጢ ነዋግዐሉ ኢና
@@Yrgutube ታማ ተናዲድኪ እእ🤔🤔 እዙይ እኮ ሃይማኖት እዩ ኣፍልጦ ተዘይብካ ወይ ትሓትት ወይ ሱቅ ትብል🤔 መሰል ታይ ኣምፆኦ ኣብዚ ንዳማመፅ እባ ኣብ ሓዳር ኣብ ኣነባብራ ከም ድላይካ ጌርካ ትምልስ ።
ንሕቶይ ኣኽቢርኪ ስለ ዝመለስክለይ እግዛኣብሄር የኽብረለይ የሩጉ ሓፍተይ እታ ናይ መጨረሻ ዝተዛረብኪያ ዶሞ ኣብ ተግባር ክተዉዕልያ እመብራሃነይ ትሓግዝኪ👏🥰
ክብርቲ ሓፍተይ ኣሸንዳ ሃይማኖታዊ እበር ባህላዊ ኣይኮነን
ስለምንተይ ዳኣ እተን ካሎኦት ኦሬታል ቤተ ክርስትያን ዘየክብሮኦ ዝብል ምሰአን ብዶጉማ ኢና ሓደ እበር ብቆነና (ብስራዓት ) ሓደ ሓደ ዝተፋለለየ ኣለና እዩ
ኣሸንዳ ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ዕርገት እዩ ባህላዊ ተዝኸውን ነይሩ ስለምንታይ እቶም ኻሊእ እምነት ዝኽተሉ ዘየክብርዎ
ስለዚ ቅድሚ ባህላዊ እዩ ምባልና ነቦታትና ንሕተት እቲ መልሲ ኣቡኡ ክንረኽቦ ኢና 👏
ደሞ በርትዒ ክብርቲ ሓፍተይ ምስ ትፈትውዮም ደቅኺ ብሰላም የራክብኺ 😍
ኣሜን ዛምበይተይ የኽብረለይ ዝመስለኪ ሓሳብ ብዘይፀርፊ ገሊፅኪ ኣብ መወዳእታ ምብርትታዕኺ ክበርለይ ❤🙏💜
ብሓቂ ክብረተይ አሸንዳ ሃይማኖታዊ እዩ ዕርገት ናይ እመ ብርሃን እናሓሰብና ኢና ነክብሮ የርግዋይ ለ ጎቡዚ ፍትውተይ❤
❤❤❤❤ገፅ ደቁኪ የርኢኪ እግዚአብሔር አምላክ ❤❤ኣሸንዳ ሃይማኖታዊ እዩ ሓደ ናይ ኣደና ቅድስት ድንግል ማርያም 16 ዝዓረገቱሉ እዩ
ኣትን እትሓታ ክዓ ንዝፈልጡ መማህራን ሕተታ ይርጉ ክዓ ዘይትፈልጥዮ ኣይፈልጦን /ሓቲተ ክምለሰልክን ምባል ፁቡቅ እዩ🙏
❤❤❤
ኣሸንዳ ሃይማኖታዊ እዩ ዛናተይ ማለት ናይ ኣደና ቅድስት ድንግል ማርያም ዕርገት ስለ ዝኮነ❤
ሳብሰክራይብ ግበረለይ ወለላይ
ሰላም በትስብ ደመረና ተጋረዋይ ይመችኩም ላይክ ቡስመይ ጡኑስቲ አየ🙄🙄👑👑👍👍👌👌❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ኣትን ጥኑሳት ግን ኮላይ ላዬክ ድዩ ቃሕ ልብለክን አ😁
ደሚረኪ ዉዴ ንስኪ እዉ ግጨዊ❤❤
ይርጉዋይ አነ አይሓተትኽኹን ብውሸጢ ብሓሳብ ሰለ ንረዳዳእ so አብታ ናይ አሸንዳ ዝመለሰኽያ ተትሓልፍያ ጽቡቕ ኔሩ😊
አሸንዳ ሃይማኖታዊ እዩ ክብረተይ
"ኣሸንዳ ባህላዊ ድዩ ወይስ ሃይማኖታዊ ባዓል ?
ነታ ሓጻር ጽሕፍቲ ንከተላ !
ናይ ሃይማኖትና ሥርዓት ኩሉ ትርጉም ዘለዎ፣ ምሳሌ ዘለዎ እዩ እምበር እምኃበ አልቦ ኃበ ቦ ዝመጽአ ኣይኮነን።
ብዘመነ ብሉይ"ብሔዋን ምክንያት ደቂ ኣንስትዮ ይንዓቓ ነይረን ፣ርስቲ እውን ኣየካፍልወንን ነይሮም።
ምክንያቱ ሔዋን ጓል አንስተይቲ እያ ስለዚ ካብ ገነት ዝወጻእና ብኣኻትክን ምክንያት እዩ እናበሉ ደቂ ተባዕትዮ ንደቂ አንስትዮ የሸግሩወን ፣ይጸርፉወን ይንዕቕወን ነይሮም ።
ጠቕላላ ብዘመነ ብሉይ ደቂ አንስትዮ ዝተንዓቓ ፣ቦታ ዘይውሃበን እየን ነይረን።
ብመን ምክንያት ? ብሔዋን።
እግዚኣብሔር ብዝፈቐዶ ብዘይካ ራኬብ፣ ትዕማር ፣ሩት እቶን ካልኦት ደቂ አንስትዮ ካብ ምንዓቕ ዝትለዓለ ካሊእ ተሪፉ አብ ናይ ዘርኢ ሓረግ እውን ኣይኣትዋን ነይረን።
ድንግል ማርያም ተወሊዳ ንኣምላኽ እስካዕ ትወልድ ዘሎ ጊዜ ንደቂ ኣንስትዮ ጽቡቕ ከም ዘይነበረ እዩ ዝፍለጥ።
"ወበከመ አውጽአ ብእሲ ብእሲተ እንበለ ብእሲት ከማሁ አውጽአት ብእሲት ብእሴ እንበለ ብእሲ ወሀሎ ዕዳ ላዕለ ትዝምደ አንስት ወበእንተዝ ኮነት ፈዳይተ እዳሃ ለሔዋን።
ትርጉም፦ሰብኣይ (ኣዳም)ብዘይ ሰበይቲ ንሰበይቲ ከምዘውጽአ ክምኡ ከዓ ሰበይቲ ብዘይ ሰብአይ ወዲ አውጺኣ ፣ኣብ ደቂ አንስትዮ ወገን ዕዳ ነይሩ ።
ስለዚ ናይ ሔዋን ዝነበረ ዕዳ ከፋሊት ኮይና ይብል።
ድንግል ማርያም ብዘይ ሰብአይ ንክርስቶስ ወሊዳ ነታ ብዘይ ሰበይቲ ካብ ሰብአይ ጥራሕ ዝተረኸበት ሔዋን መመክሒት ኮይና ይብል።
ቅዱስ ያሬድ ድማ፦ ትምክልተ ዘመድነ በወሊዶተ ዚአከ ይእቲ እግዝእትነ/ንዓኻ ብምውላዳ ናይ ዘመድና መመክሒት ጎተይትና ማርያም እያ ኢሉ።
ቅዱስ ኤፍሬም እውን ፦ምክሆን ለደናግል /ናይ ደናግል መመክሒት ኢሉ ተናጊሩ።
ከምኡ ድማ በእንተ ሔዋን ተዓጽወ ኆኅተ ገነት ወበእንተ ድንግል ማርያሞ ተርህወ ለነ ዳግመ/ብሔዋን ምክንያት ዝተዓጸወ ገነት ብድንግል ማርያም ምክንያት ተኸፊቱ ኢሉ ድንግል ማርያም ናይ ኩሉ መመክሒት ምዃና ሓቢሩ።
ካብ ኣዳም ብዘይ ሰበይቲ ዝተረኸበት ሔዋን ገነት ንሞዕጻው ምክንያት ኮይና ንደቂ አንስትዮ መንዐቒተን ኮይና።
ድንግል ማርያም ንክርስቶስ ብዘይ ሰብኣይ ብምውላዳ ንደቂ አንስትዮ መመክሒተን ኮይና።
ስለዚ ኣሸንዳ ንምንታይ እየን ደቂ አንስትዮ ቖጽሊ አብ ሽምጠን ኣሲረን ዘኽብራ ዘለዋ ክብሃል ከሎ
ምሳሌ ዘለዎ ነገር እምበር በዘፈቀደ ኣይኮነን።
ቅድስት ድንግል ማርያም ናብ ሰማይ ክትዓርግ ከላ ብቅዱሳን መላእክት ተዓጂባ ብክንፎም ተጋሪዳ ቅዱሳን እናዘመሩላ ብክብሪ እናመስገንዋ ነይሮም
እንዘ ይትጓድኡ አክናፈ ለአክናፍ ለቀበላኪ ወረዱ አእላፍ/ክንፊ ንክንፊ እናተጋጨዩ መላእክት ንክቕበሉኺ ወረዱ ይብል።
ስለዚ እቲ ናይ ኣሸንዳ ቖጽሊ ናይ መላእክት ክንፊ ምሳሌ እዩ።
ናብ የማን ናብ ጸጋም እናበላ ዘብልኦ ነገር መላእክት ብየማን ብጸጋም ኮይኖም ብአክናፎም ዓጂቦምዋ ናብ ሰማይ ሒዞሞዋ ምውጽኦም ዘዘከር እዩ።
ስለዝኾነ ኣሸንዳ ሃይማኖታዊ እምበር ባህላዊ አይኮነን።
ሐዚ ሐዚ እዩ እምበር እተን ቖልዑ ኣሸንዳ እናተጻወታ ውዒለን ዝረኸብኦ ገንዘብ ናብ ቤተ ክርስቲያን ሒዘን ኸይደን ተኣኪበን ቤተ ክርስቲያን ዞይረን ስዒመን እየን እቲ ገንዘብ ዝህባ ዝነበራ።
ግን ክርሳዕ ዘይብሉ ነገር እቲ ኣሸንዳ ሃይማኖታዊ በዓል እናሃለወ ናብ ዘመናዊነት ተሳሒቡ ከም ዘሎ እዩ።
ብዘመናዊነት ተሸፊኑ ዝኽበር ሃይማኖ
ናይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና🙏
ኣሰይይይይ እግዚአብሔር ብጥበቡ የዕብየልኪ ደሞ ብሰላም ናብ ደቅኪ ይምለስኪ ጠንካራዋይ❤
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ
@@NgstKahsuገይረልኪ ናአይ እውን ግበርለይ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ሓላለይምስደቂኪብሰላምየራክብኪ❤❤❤❤❤❤
ይርግዋ ምጭውቲ ፍጥረት❤
ሳብሰክራይብ ግበረለይ ወለላይ
ዘይትፈልጥዮ መልሲ አይትመልሲ ብግምት አይትመልሲ ብዝተረፈ ፅቡቅ ብዛዕባ አሸንዳ ግን ዝፈልጡ ጠይቂ
ዋውውውውው እዛ ጓል ጀግና እያ ብሓቂ ኣጀኺ ወላ ናሓና ኣለና ኣበ ገነኺ በፈላይ ኣበ ገጥር ዘረኸባ ደቂ ኣንስትዮ ፀብቅ ሓሳበ እዩ
ይርጉዋይ ወይዘሪት ፈታዊት ኣሕዋታ ❤
Wowይርጉየ ለባም ሓፍቲ🎁🙏❤❤❤ኩሉ ነገረ ዘረባክስ ብሱልን ጥዑምን✅🤞ነገሩ ጓል መን ዱኺ☺️ጓልተን እንዱባትን ለባማትን ኣዶታትና ኢኺ ወሲድኪ ለባመይ🙏🙏🙏❤❤
ኣብታ ናይ ደቅኪ ማዕረ ክትርእይዮም ኣለኪ ኣነ ባዕለይ ጓለይ ወላዲተይ እያ ኣዕብያታ ግን ማራ እየ ዝፈትዋ ❤❤❤ ዛጓለይ
ቱምንፋቕ እዩ እንበር ፍትወት ዳኣ ማዓረ እየ ዝፈትዎም
@@Yrgutube እሺ ማዓረይ ምክንያቱ ምድያ ስለ ዝኮነ ፅባሕ ንጎሆ ከይትርኦ እሞ ቂምታ ከይትሕዝ እየ ዛቤተይ እና ምስ ይቅርታ ካዓ ደፍረ 😍
እንኳዕ ዳሕና መፃኪ ይርጉዋይ ደስ ዝብል ኣገላልፃ እዩ ግን ኣሸንዳ ግን ሃይማኖታዊ እዩ ኣብዝሓ ሕብረተሰብና ባህላዊ ገይሩ እዩ ዝወስዶ ምክንያቱ ሕብረተሰብና ኣብ ሃይማኖቱ ዘለዎ ኣፍልጦ ትሑት እዩ ከዚ ከዚ እዩ ስብከት ወንጌል ዝስፋሕፋሓሎ እምበይ ቀደም ብዙሕ የነበረይ ።
@@NaniTaame ብወገነይ ግን ከምኡ ዘይኮነስ ሀዚ እዩ ተባላሽዩ መንግስቲ ኣትዩ ባህላዊ ገይሩ ሓዋዊሱዎ እቲ ዝነበረ ዶ ኣሎ እዩ እቲ ምባዓሉ ፁቡቅ ኮይኑ ኣብ ኣባዓዕላ ግን ታሓዋዊሱ
@@NaniTaame ንሓሳብኪ የኽብረለይ ዛሓፍተይ ካማኺ ዝበላ ብሓሳብ ከረድኣ ዝፍትና ይብዝሓልና ዛምበይተይ🙏
አሸንዳ ሃይማነታዊ እዩ ይርጉ ሓፍተይ ነቦታት ሕተቲ ሙሉእ መልሲ ክትረክቢ ኢካ እና ብጣዕሚ እየ ዘደንቀኪ ❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🥰🥰🥰🥰
ይርጉዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Dbhhfkd
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ይሩጉየ ተባዕ መንእሰይን ኣዶን ኢኪሞ ክብሪ ይግብኣኺ ብሓቂ ኣብ ስደት ኾይንካ ቆልዓ ከቢድ እዩሞ ጥንካረክን ግርም እዩ ዝብለኒ🙏❤ኣነስ ኣብ ውልቂ ሂወትካ ክሕተት ደስ ኣይብለንን ክሓትት ናይ ሰብ ሂወቱ ክፈልጥ ለ ዘይደሊ😔እና ሓሳብ ልብኪ የስምረልኪ ብሓቂ ጓል ኣንስተይቲ ብምሉእ ናጽነት ትናገር ኣለዋ ኣብ መድረክ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ የብጽሕኺ🙏ኣሸንዳ እውን ሃይማኖታዊ እዩ ምስ ዕርገት ቅድስት ድንግል ማርያም ድማ ይትሓሓዝ በተለይ ኣብ ናይ ትግራይ ኦርተዶክሳዊት ቤተክርስቲያን ኣስፍሕ ኣቢሎም ምስ ብሉይ ኪዳን ምትሓሓዝ እውን ከም ዘለዎ ሊቃውንት ኣቦታት ክንደይ ይገልጹ እዮም እና ኣሸንዳ ሃይማኖታዊ እዩ ብፉሉይ ኣብ ትግራይ ናብ ዮንስኮ ክምዝገብ ስለ ዝደልዩ ቶም ቱርስት ከም ባህላዊ እዮም ዝቆጽርዎ ሐዚ መስቀል ኣብ ዓጋመ ብጣዓሚ ይክበር ብፉሉይ ካብ ምሉእ ኢትዮጵያ ማለት እዩ ትግራይ ዘይንሰምዓ እናኾንና እምበር ሃይማኖታዊት እያ በቃ ብሓቂን ብግብርን እያ ትነብሮ ማለት ትውፊት ናይ ቀደም አቦው ቤተክርስትያን ብድሙቅ እያ ተክብሮ ይብለኺ ሰላምኺ ይብዛሕ ዝሓፍተይ
የኽብረለይ💜🙏
ይርጉየይ
❤❤❤❤🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰
❤❤❤🥰🥰
❤❤❤
ገዲደ ፎትየኪ❤❤❤
🥰🥰🥰🥰🥰🥰
❤❤❤️❤️🥰
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ጓል ዓደይ ፅሪቲ
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
ናሸንዳግንንንንን በስምኣብ ባልላዊ😢😢😢😊
እምበይተዋይ ጓል አፅቢ ድኪ ❤❤❤
ጎበዝ ቀፅልሉ ጓል እኖ
በርትዒ ይርጉ😊❤
ይርጉዋይ❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
ለባም አኪ ምቅረተይ❤❤❤
ይርጉ መጨጨት🎉❤❤
ኣርሕቢ ይርግሽ 😍💙
ዝፈትወኪ ❤❤
ዌል የሩጉዋይ 🥰
God bless your union!!!
መጀመርታ ጋሻ እየ ናብዚ ገዛ ግን ብዝሕ ኮሞንት እየ ኣንቢበ ማለተይ ክርስትያን ኮናስ ኣሸንዳስ ባህለዊ እዩ ዝብል ሓሳብ ክትዛረባ በስማኣም ንምታይ ዲና ዳኣ ንፀዉም ክልተ ቅና ምሉእ ኣሸንዳ ሃይመናታዊ እዩ ዘይትፈልጣ እንተሃልክን እዉን ንወለድክን ሕተታ ብድሕርኡ እቲ ሓቂ ትፈልጦኦ ብዝና ኮመንት እዉን ፂሒፈ ኣይፈልጥን መጀመርታይ ግዘ እየ
እዛ ኣሸንዳ ሃይማኖታዊ ኣይኮነን ዝበልክያ ግን ጌጋ እወ ሃይማኖታዊ እዩ ኣሸንዳ እቲ ቆፅሊ እዩ ናይ ቅድስት ድግል ማርያም ዕርገት እዩ ንምታይ ድኣ ንፆም?ማርያ ናይ ሊቃውንት መማህራን ከመይ ከም ዝባዓል ስምዒ?ከምትዝበልክዮ እንተዝኸውን እውን ንምታይ ድኣ ከማና መስቀል ዘክየክብሩ ኢለ ክጥይቀኪ ዘይንፈልጦ ተዘይንምልስ??
❤❤❤
ሓፍተይ ናተይ ቀፅልዮ ❤❤❤❤
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ
ይርጉ ምቅርቲ🎉
ከመይ? ዓድና ሰላም ድያ?ዓድኺ ብሰላም እንኳዕ ኣተኺ።
ተጋርዋይ ጀማሪት እየ ሰብስክራይብ ግበርለይ 🙏❤️
ናየይ ከ🤔😳
@@tarintarin ፅባሕ😫
ዩቱብኪ ተመሊሱ ዶ ይርጉ?
ተጋርዋይ ኩለኩም ግጨዉኒ አነዉ ክድምረኩ ክድምረክን እየ በዕልና ልባዕልና ንዕበ❤❤❤
ዋይ ጋልዓደይ ኢኺ ዘሓፍተይ
ኣሽንዳ ሃይማኖታዊ እዩ
ኣነስ ክፈትወኪ
ይርጉዋይ ኣሸዳ ሃይማኖታዊ እዩ ምቅርተይ
ኣብዛ ናሩታ ጋልኪ ግን ምስ ዓበየት ትሪኦ ልኮነ ስምዒት ከይፈጥረልኪ ወለላይ
ታይሞ ሕማቕ ተናጊረ ድየ ወለላይ❤
@@Yrgutube ኖ ሕማቅ ተኮይነስ ሃምቲ ሞር ነቲ ወድኪ ዝፈተኪ ከይመስላ ኢለ ልኮነ ኣብ ባዕለይ ሂወት ክሳብ ዉነ ዝገብር አነ ኣቦ ብልኮነት ዘይፈትየኒ አዩ ዝመስለኒ ክሳብ 20ዓመተይ ዝገብር ከዚ ኣሎ ፅምዒት ልስመዐካ
አሸንዳ ሀይማኖታዊ።
ባህሊ ድሕር ሀይማኖት እዩ