ካብ ኣድናቒትና ዘይተፀበናዮ ሳፕራይዝ ገጢምና🫢😱

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 ก.พ. 2025
  • ዩቱብ ቻናልና like, comment, share, and subscribe ብምግባር ቤተሰብ ንኡድ ስለዝኮንኩም ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏 ሐዚለ ኣብጎንና ኮይንኩም subscribe ብምግባር ስራሕትና ተሎ ክበጽሐኩም እታ ደወል ምልክት ብምንካእ ሞራልኩምን ቤተሰብነትኩምን ኣይፈለየና 🙏🙏

ความคิดเห็น • 778

  • @mabrhitberhe7846
    @mabrhitberhe7846 7 หลายเดือนก่อน +9

    ኤሚየ ሙዑዘይ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ ናይ ብሓቂ መባልዕትኩም ይኹን ዞም ኣሕዋተይ ሓንቲ ነገር ግን ክብለኩም ኣብ ህንፃ ኢኩም ኣቲኩም ዝነኩም ንቆልዓ ልዑል ጥንቃቀ ከድልየኩም እዩ ዋላ ንባዓልኺ ክተፅርዪ እንተለኺ ለማፅ ጫማ ከይትገብሪ ሕርፍፍ ዝበል ግበሪ ዝሓፍተይ ሽታሕ ከይትብሉ ይጠፍኣኩም እዩ ኢለ ግን ኣይኮንኩን ከም ሓፍትኹም ከማኽረኩም ስለዝደሊ እየ

  • @oneday12212
    @oneday12212 7 หลายเดือนก่อน +7

    ኤሚየ ትፈልጢ ዲኪ ሓፍተይ ኮንኪ ትስምዕኒ ያው ኩሉ ትግራዋይ ሓወይ እንድዩ ግን ናስጋ ሓፍተይ ኮንኪ ትምዕኒ ተተሓጊስኪ ብጣዕሚ ደስ ይብለኒ ቤት ኣንበሳ ይግበሮ ዛሓፍተይ❤💛

  • @galtigrayhalal5170
    @galtigrayhalal5170 7 หลายเดือนก่อน +9

    ንዋሃብት እግዚአብሔር አምላክ ወስኩ ይሃባ ዳ ንኡደይ ለ ይግበኢኩም እዩ ምቅራት ስድራ ገዛ ለ መባልዕትኩም ይግበሮ ካብዛ ገዛ ዝኣ ናብ ናይ ባዕልኩም ገዛ ትቅዩርሉ ይግበርኩም ፈጣሪ❤❤❤❤

  • @ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ
    @ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ 7 หลายเดือนก่อน +12

    ናይ ሙዑዝ ብራክ ናፍቆዮ 😂ገለ ግበር ሙዑዘየይ❤❤

  • @ኣቢቲ
    @ኣቢቲ 7 หลายเดือนก่อน +6

    ክራይ ክንደይ ኣሎ ኣብ ስደት ዘላና ኣሕዋትኩም ዝታሓዝ ሒዝና ክንኣትዉ ዋላ ኣብ ገዛ ክራይና ንነብር እንተበልናስ ኣይትኽእሎኦን ከቢድ እዩ መነባብሮ እናበሉ ብዓዲ ተስፋ የቅሩፅናለዉ ንሕና እወን ስደት ፀሊእናዮ ደኺምና እና እንታይ ትመኹሩና ገዛ ክራይ ማራ ድዩ ከቢድ ዘሎ ክትምሉስለይ ብትሕትና ይሓትት ብዝተረፈ ጎቦዛት ኢኹም ኣጆኹም ጠንኩሩ❤💘😊

    • @GgRr-r4y
      @GgRr-r4y 7 หลายเดือนก่อน +3

      ንዓዲ ይመፅእለኩ ምባል ካ ስቅልካ እዩ ዋ ናይ ክልተ ውርሕኪ እቲ ዘድለየኪ ክዳንኪ ኮበርታኪ ትሕውሊ ካብኡ ሐደ 6000 ርያል ቅርሺ አብ እድኪ ሕዝኪ እምነት ተልዩ ግድን ስደት ዋፅካ ይኮነይ ዝህፍተም!!!!እና ስደት መልኡ አይመልአልካን ብቻ ብዘለካ ተመስገን እልካ ምንባር❤

    • @NuedTube
      @NuedTube  7 หลายเดือนก่อน

      ክራይ ብዓቕምካ በቢ ሰፈሩ ትሑቱን ልዑሉን ስለዘሎ እዚ ክትብል ኣይትክእልይ ንእሽተይ መንቐሳቐሲ ቅርሺ ተሒዝካ ግን ዓድካ ዝመስልዎ የለይ ኣጆኩም ኣይትፍርሑ

  • @ሰሉኣዶቃሉ8121
    @ሰሉኣዶቃሉ8121 7 หลายเดือนก่อน +6

    መባልዕቱኩም ይግበሮ ሓዱሽ ገዛ ሓዱሽ ንብረት ብጣዓሚ እየ ዝፈትዮኩም❤❤❤❤ እዛ ናይ ምግቢ ጣውላ ክንደይ ወዲኢኪ ንገርና ኣብ ስደት ዘለና ኣሕዋትካ ዛናይ ክዳን መሕፀቢ እውን ክንደይ ኪሎ ክዳን ከም ዝሐፅብ ቭድዮ ስርሕልና ኢሙዋይ

  • @ትግራይኣምላክየሓልኪ
    @ትግራይኣምላክየሓልኪ 7 หลายเดือนก่อน +2

    እሙየ ብሓቂ ተመስገን እንድሕር እልና ኣምላክ እውን ውስኹ እዩ ዝህበካ እና ልዕድመ ልፍቅሪ ንጋሻ ልትቅቡሉ ይገበርልኹም ኣብዛ ዓለም ዝኣ ተበዘሐ 70 80 እና ንቅመጥ እሞ ከራይ ይኹን ናይ ባዓልካ ይኹን ተመስገን እና ዝሃብኪ እውን ኣብዝሑ ይሃበኪ ኣስተረ ቆንጆ❤❤❤

  • @TsfaEusnkey3114
    @TsfaEusnkey3114 7 หลายเดือนก่อน +3

    ካብዙይ ንዓቀብ ተባረኪ ዝሓፍተይ እግዚአብሔር ይመስገን ስለ ኩሉ ነገር❤❤❤❤❤

  • @aslyhabashy3061
    @aslyhabashy3061 7 หลายเดือนก่อน +3

    ብጣዕሚ ኢኺ ለባም ተመስገን እናበልኺ የንብርኪ ❤❤ቤተ አምበሳ ❤🎉

  • @MeargYohannes-fz9gk
    @MeargYohannes-fz9gk 7 หลายเดือนก่อน +2

    ኤሚ ንእ/ር ኣመስግኒ በእውነት ፀጋሽ ያብዛው

  • @lililove8991
    @lililove8991 7 หลายเดือนก่อน +3

    ሃመይ ደስ ሃምልበለኒ ማርያምን ኤሚ ዋይለ ምስጋናኪ ይብዛሕ ዛሓፈተይ❤🎉

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo182 7 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ደስስስስ ይብል ክብርቲ ሓፍትና እዉን አብዝሑ ይሃብኪ መድኃኔዓለም ብሓቂ ኤሚዋይ አምላኽ ተባሪክካ ኩሉ ነገር ብተመስገን እያ ሂወትካ መቀረት ትረክብ❤❤❤

  • @Medhinabadi6004-j4b
    @Medhinabadi6004-j4b 7 หลายเดือนก่อน +4

    መባልዕትኹም ይኹን ብሩኻተይ ኣስቴረይለ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ብውላድኺ ተኽሓሲ ናይ ሰብ ሓጎስ ለሐጉሶ ሰብ ሓጎስ ይፈጠረሉ ❤️👏

  • @tirhasgebreyohannes403
    @tirhasgebreyohannes403 7 หลายเดือนก่อน +2

    ኣብሱ ሓፍተይ ይግበአኪ እዩ ኣስቴር ከዓ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃባ በረከታ ይብዛሕ

  • @ሃዉልቲጓልትግራይ
    @ሃዉልቲጓልትግራይ 7 หลายเดือนก่อน +2

    ዋዉዉዉ ዓዲ ወለላይ እንካዓ ደስ በሉኩም ባሓቂ ደስ ክብል ዋላ ገዙኡ ይፍለ እዩ ንሓፍትናል ብዘወፀ ይተክእልኪ ማዓረይ እሚየ አምላክ ወሲኩ ወሲሱኩ ያሃብኩም ሓዳሩክም ይባረክ ዉልዱኩም የዕብየሉኩም🙏🙏🙏🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @ሊሀምትግራይ
    @ሊሀምትግራይ 7 หลายเดือนก่อน +2

    ልዋሃዊት ክብሪ ይሃባ ብሓቂ ደስ ይብል ሓዱሽ ገዛ መባልዕትኩም ይግበሮ❤❤❤

  • @AsqAsq-yw5he
    @AsqAsq-yw5he 7 หลายเดือนก่อน +6

    ኣይ ናይገዛ ክራይ ክርተት 😢 ኣምላክ ናይ በዓልትኩም ይፉጠረልኩም❤

  • @Meri.2146
    @Meri.2146 7 หลายเดือนก่อน +2

    መባልዕትኩም ገዛ ይግበሮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ፍቅሪ ልሞልኦ የንብርኩም❤🎉

  • @RahelHaile-h9s
    @RahelHaile-h9s 7 หลายเดือนก่อน +1

    Ruhus ykun marey bitaemi eyu des zbl geza nza haftnala fetari hasab lba yesmrela ❤❤

  • @GideyYohannes
    @GideyYohannes 7 หลายเดือนก่อน +2

    ክንደይናይ ደስ ከምዝበለኒ ክነግረኩም አይካዓልኩን ሙዑዘይ ኤሙዬ ቤቢዬ እንኳዕ ደስ በለኩም አስቴር ለ ዕድመ ጥዕና ያሓባ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @elsaberhe3671
    @elsaberhe3671 7 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይ ደስ ይብል ዝሃበት እዝጊ ይሃባ ትባረኽ እንቓዕ ደስ በለኩም ገዛ ጥዕና ይግበሮ 🙏🙏🙏 ካብዚኣ ድማ ነኝ ብ ገዛኹም ገንዘብኩም

  • @dgvh7060
    @dgvh7060 7 หลายเดือนก่อน +2

    ዋው አስቴር ሓፍትና እግዚኣቢሔር አምላክ አብዚሑ ይሃብኪ 🙏አብየይ ባዓል ጥዕናኩም ይኩን ❤❤❤

  • @AftabAlam-em2jg
    @AftabAlam-em2jg 7 หลายเดือนก่อน +1

    ❤ጎበዝ እቲ ኩሊ ግዚ ተመስገን ዝብል ኣብዘለዎ እዩ ዝዉሰኾ ብሰብ ዝተዋሃበናዉን ኣድምና ንግዚአብሔር ምስግና ነቀርብ ድሕሪኡ ነቲ ሰብ ምኽንካቱ ብሰብገሩ አምላክ ውህበና::

  • @MeazaTube12
    @MeazaTube12 7 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሰይ ሙቁራተይ ይግባኣኩም እዩ ኣብሳየ❤🎉 ንሓፍትና ደሞ ብዝጎደለ ፈጣሪ ይተከኣልኪ ፅቡቁ ግበር ንመን ንማንም ከምዝባሃል ኣብ ሓፍትና ሪኢናዮ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ 🤲🤲🙏🙏ቤት ኣንበሳ ባዓል ጥዕናኩም ይኩን ኣብሳየ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @NuedTube
      @NuedTube  7 หลายเดือนก่อน +1

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና ዛሓፍተይ 🙏🙏

  • @lem607
    @lem607 7 หลายเดือนก่อน +2

    ንኡደይ ርሑስ ውላድ እዩ ሓላላት ስድራ ኣስቴረይ ማዓረይ ብዝወፀ ይተካኣልኪ እግዛብሄር የኽብርኪ ዛምበይተይ ❤❤❤❤❤

  • @Seluselam-h1h
    @Seluselam-h1h 7 หลายเดือนก่อน +1

    ፅቡቅት ስድር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ቤተ አንበሳ ይኸንን ደቀ ዓበይት 🎉❤ለወህቢት አዎን በለወጽእኩዮ ይተካእልኪ🎉❤🌹😊😍😍😘

  • @Atsbawit
    @Atsbawit 7 หลายเดือนก่อน +1

    ኣብሳላዬ ይግበአኪ እዩ የኔ ውድ ናይ ፍቅርንሰላምን መርኣያ ኢኺ ወለላይ ቤተኣምበሳ ይግበረልኪ
    ንኣስቴር ውን ብዘውፅኣቶ ይተከአላ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @hgf6568
    @hgf6568 7 หลายเดือนก่อน +4

    ብዝወፀ ይተክእልኪ ሓፍትና እንኳዕ ደስ በለኩም ፅሩያት

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤❤

  • @dadsfade477
    @dadsfade477 7 หลายเดือนก่อน +2

    አብሳሊተይ ይግበአኪ እዩ ቁኑዕ ሰብ ተኮይንካ ኩሉ ግዜ አምላክ አብ ጎንካ እዩ

  • @Richo_Habeshawit.
    @Richo_Habeshawit. 7 หลายเดือนก่อน +1

    Wow good bless you beautiful couple👩‍❤️‍👨😊 and aster haftna bi ziwetse yitekalki btami des yibl ❤❤🥰🥰

  • @wintafetawitthomasalazar6678
    @wintafetawitthomasalazar6678 7 หลายเดือนก่อน +1

    Gele aynet geza Selam teinan yegberlkum ❤❤❤emti shikor dengxie si tehagosie maletki dyu emi shikor

  • @زهراءكشفالي
    @زهراءكشفالي 7 หลายเดือนก่อน +1

    Einka des belekum kuburat sdira ❤❤❤❤❤absiye haftey abzihe eye zfetweki❤❤❤❤❤❤

  • @letshegidey2935
    @letshegidey2935 7 หลายเดือนก่อน +2

    ናይ ሰብ ተሓጓስ ክትረእስ ክደየናይ ደስ ከም ዝብለኒ መግለፅ የብለይን ኩሉ ሰብ እስቲ ይተሓጎስ ከምዚ ከማኩም ፅቡቃተይ ❤💛❤💛❤❤💛❤

  • @GggGh-kh3jl
    @GggGh-kh3jl 7 หลายเดือนก่อน +1

    ዎውው ደስ ክብል እንቃዕ ደስ በለኩም እግዚአብሔር ብደስታ ትነብርሉ ይግበረልኩም ይግበአኩም እዩ ንሓፍትና ከዓ እግዚአብሔር ወሲኹ ይሃባ ❤❤

  • @ጋልመኻኒ
    @ጋልመኻኒ 7 หลายเดือนก่อน +2

    ብጠዕም ደስ ባሀል እዩ ገዛኡ ደስ ክብል ምፂራየው❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @ፋነይ
    @ፋነይ 7 หลายเดือนก่อน +1

    መባልዕትኹም ገዛ ይግበሮ ንወሃቢት ድማ ኣምላኽ ትሕዝትኣ ይባርኸላ❤❤❤

  • @SlamaXx-l7w
    @SlamaXx-l7w 7 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ደሰባሃሊ አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምቅራት ሰድራ❤❤❤🎉🎉

  • @merigaltewahdo1460
    @merigaltewahdo1460 7 หลายเดือนก่อน +1

    መባልዕትኩም ይኩን ኤሚየይ ንሓፍትና እውን እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣብዚሑ ይሃባ ፅሪተይ❤

  • @FsefDwef
    @FsefDwef 7 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ደስበለኩሞ ኢሚየይ ማዓረይ ብጣዕሚ ደሰኢሉና ኣነስ ዝሓፍተይ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Waanta1234
    @Waanta1234 7 หลายเดือนก่อน +1

    Selam Eami shukor enqa des belki tegediski sla zgeza beknday kem zkare ena zshuwet bezaba geza haberita eba serhlena ❤

  • @natsinettesfay4018
    @natsinettesfay4018 7 หลายเดือนก่อน +2

    ርሑስ ገዛ ይግበረልኩም ደስ በሃሊ ገዛ ።

  • @tigraytigray5893
    @tigraytigray5893 7 หลายเดือนก่อน +9

    ሓሊፍለይ 6 community,ዉሃቢት ❤❤ እንኳዕ አብፅሐኩም አብፅሐና ንገናናው መልአክ ቅዱስ ሚካኤል ዓመታዊ በአል 🙏🙏❤️❤️❤️

    • @HIfti-H
      @HIfti-H 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለየ🎉🎉

    • @tigraytigray5893
      @tigraytigray5893 7 หลายเดือนก่อน +1

      @@HIfti-H እሺ ጓል እኖ ❤️❤️

  • @titisabawit3510
    @titisabawit3510 7 หลายเดือนก่อน +3

    ገዛኹም ደስ ክብል❤❤❤ ንወሃቢትለ ኣምላኽ ይሃባ🙏❤

  • @ኣፀደ
    @ኣፀደ 7 หลายเดือนก่อน +1

    ልዋሃቢት ኣብዚሑ ይሃባ❤ልኣኻትኩምለ መባልዕትኩም ይግበረልኩም ቤተኣምበሳለ ፈጣሪ ፍቅርኹም ይብዛሕ ኤሚየይ❤❤❤

  • @KifleMahari
    @KifleMahari 7 หลายเดือนก่อน

    Waw des ybl nab hezakum yehlfkum shkorat hedarkum ybarek nwahabit demo abzhu yahaba astar ❤❤❤❤❤❤❤

  • @AG-py4xd
    @AG-py4xd 7 หลายเดือนก่อน

    You deserve it tsibkitey
    You’re a joy to watch
    Your beauty
    Your manner
    Your love to your family
    You’re funny
    You’re smart
    Same to your husband
    I can tell he is kind with a beautiful heart ❤️
    But I want to say thank you Aster
    b wediki Tebareki

  • @menkemtg6761
    @menkemtg6761 7 หลายเดือนก่อน +1

    Congratulations mebaleetkum ykun nay teenan naedmen ygberelkum nta lebam haftna kea edmen teenan yhaba

  • @GeniBd
    @GeniBd 7 หลายเดือนก่อน +1

    ብመጀመርያ እንቋዕ ደስ በለኩም ንቤቢ ግን ኮኮሜለን ትርእይዎ ኔርኩም ግን ብጣዕሚ እዩ ሕማቅ ካርቱን ናይ ቆልዑ ኣተርእዮ ንብዙሕ ነገር ፀገም ኣለዎ ተኺኢልኪ ብሰብ ዝተሰርሑ ኣርእዩዎ ኣነ ሪኮመንድ ዝገብረኪ ሚስ ሬቸል እዩ ግን ይቅሬታ ኣብ ምርጫኺ ኣቴ ተኾይነ ኣነ ካብ ልምዲ እየ ብዝተረፈ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምስ ዳምቡጭ ወድኹም

  • @OfficialSamri1221
    @OfficialSamri1221 7 หลายเดือนก่อน +1

    Congratulation ኣብሲዋይ & ሙዑዘይ ቤት ኣንበሳ ይግበረልኹም ❤❤🙏

  • @mebrhitbeyene
    @mebrhitbeyene 7 หลายเดือนก่อน +1

    Aseyyyy des zbl geza hadarkum amlakey ybarkelkum brukat

  • @user-in4hz6ew8oSelam
    @user-in4hz6ew8oSelam 7 หลายเดือนก่อน +2

    ኣምላክ ብዘውፆኦቶ ይተከአላ ናዓኻትኩም ካዓ ዝተባረከ ዘተቀደሰ ሓዳር ይግበረልኩም ቤት ሹሻይ ቤት በረከት ይግበረልኩም ኣሕዋተይ

  • @BereketBerye
    @BereketBerye 7 หลายเดือนก่อน

    Wowww Nay bhaki xebaq edmen tanan yhabukm fetari 🙏🙏🙏

  • @dove8289
    @dove8289 7 หลายเดือนก่อน +2

    ወሃቢት እናሃብኪ የንብርኪ::ፍቅርኹም ይብዛሕ...... እንኮዕ ደስስስ በለኩም::

  • @Tyty112-ij7qm
    @Tyty112-ij7qm 7 หลายเดือนก่อน

    ኤሜተይ ይግበኣኩም እዩ ምክንያቱ ዝትገበረዮ ነረ ኩሉ ብጣዕሚ እኪ ጀግና።❤❤ቤቲ ኣንበሳ ገዛ ውን ደሰ ባሃሊ❤

  • @DBtblfl
    @DBtblfl 7 หลายเดือนก่อน +1

    Beki ey kab adiss gezay nafikha marey estin gezakhumu zenafokumu liki geboruliay❤❤❤

  • @HabuHabu-fn9ko
    @HabuHabu-fn9ko 7 หลายเดือนก่อน +1

    Geza tena ygberelkum selamkmun fkrkum ysesn kuburatey ❤❤❤❤

  • @datfds6793
    @datfds6793 7 หลายเดือนก่อน +1

    Congregation tsbukati🎉

  • @rakebmbrak5184
    @rakebmbrak5184 7 หลายเดือนก่อน +1

    Rhuskum ygbero xbaketey. Aster habtna kea edmen tinan yhabki. Absala mkrti kea bzuh slezeleka aykankan thb wela hanti engera nztemeye tehibka kndti Abi zhb u .

  • @abebakahsay8277
    @abebakahsay8277 7 หลายเดือนก่อน

    Congratulations Beautiful. So happy for you. You deserve it. Stay blessed 🙏🏾 you and your families haftye. Beautiful home 🏡 💙💙💙

  • @medhanitgaltgraytgray2732
    @medhanitgaltgraytgray2732 7 หลายเดือนก่อน +3

    ዋውው ደስ ባሃሊ ክራይ ክንደይ

  • @zufangebrekidan220
    @zufangebrekidan220 7 หลายเดือนก่อน +2

    halafinet ewun eyu tewahibuki eniho beziagatami

  • @KhanKhan-ys9yk
    @KhanKhan-ys9yk 7 หลายเดือนก่อน +1

    ቤትኩም ቤት አምበሳ ይግበሮ ፍቅርኩም ይብዛሕ ንአስቴርለ ብዝወፀ ይተከአላ አብ ተመስገን ዘሎ በረከት ❤

  • @zufangebrekidan220
    @zufangebrekidan220 7 หลายเดือนก่อน +1

    Tsibikiti Arse Eminetiki des yibil bizey makeup , arteficial ............... yifotiyo eye

  • @MengediHaki9324
    @MengediHaki9324 7 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ኢኪ ለባም ተመስገን እናበልኺ አብ ገዘኡ የንብርኪ ❤❤❤ቤተአምበሳ❤❤❤

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤❤

  • @dadsfade477
    @dadsfade477 7 หลายเดือนก่อน +1

    ዋው ትገዛ ደስ ክብል ብጣዕሚ ይምቸየካ ፍትሕ በሉ ደቂ ዓበይቲ

  • @SmilingDinosaurFossils-oi3jx
    @SmilingDinosaurFossils-oi3jx 7 หลายเดือนก่อน +1

    ፍቁራተይእንካዕ ደስ በለኩም ኣጆኩም በርትዑኣብ ዝለዓለ ደረጃ ክትበፅሑ ኢኩም❤ኣብ ፅቡቅ ስራሕ ጥራሕ ተዋፈሩ❤ ተጋሩ ❤ኣሕዋትና ፕራንክ እናበሉ ኣብ ደስ ዘይብል ስራሕ ዝሰርሑ ግን ቢያን ካብ መሕረቂ ዝሰርሑ ንእሽተይ ናይ ትግራይና ዘለ ኩነታት ተዝኮን ፅቡቅ ነይሩ
    ኤሚዋይ ምስ መዓልቲ ገዛኪ ሓጎስኩም መዓረ ክንደይ ከም ዘሐጎሰኒ ❤ክነግረኪ ኣይክእልን

  • @habtamuabera2687
    @habtamuabera2687 7 หลายเดือนก่อน +1

    Congratulations haftye..

  • @bsigalwelday1077
    @bsigalwelday1077 7 หลายเดือนก่อน +2

    ወሳስኩ ያሃብኪ ዋሃብቲ ጎቦዛት ቀፅልሉ 🥰

  • @HsvdHdhd-xm1ho
    @HsvdHdhd-xm1ho 7 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምቅራት ስድራ ❤❤❤

  • @dios7939
    @dios7939 7 หลายเดือนก่อน +1

    ቤተአምበሳ ይግበሮ ፍቅርኩም የብዘሕዮ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብል ገዛኩም ካሞኡ ክፈጥረለይ ብልበይ ተመንየ ❤❤❤❤❤

    • @NuedTube
      @NuedTube  7 หลายเดือนก่อน +1

      ኣሜን🙏🙏 ክፈጥረልኪ እዩ ዛሓፍተይ 🙏

  • @teheshhagos4420
    @teheshhagos4420 7 หลายเดือนก่อน +1

    ደስ ክብል እዉነት ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Melat____
    @Melat____ 7 หลายเดือนก่อน +2

    Wow ማራ እዩ ደስ ዝብል እዚ ናይ ሕጂ ገዛኹም ሓዳርኩም ይባረኽ ❤🎉

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤❤

    • @Melat____
      @Melat____ 7 หลายเดือนก่อน

      ገይረልክን😊

  • @Sabi-24-l2m
    @Sabi-24-l2m 7 หลายเดือนก่อน

    wowwww😮 new home with new staff congratulation🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @liyuhbt9443
    @liyuhbt9443 7 หลายเดือนก่อน +1

    Rhus❤geza❤xbukat sdra amlak memelisu ybarkum 🥰🥰

  • @Tigrayadey123
    @Tigrayadey123 7 หลายเดือนก่อน +2

    Ane kab sebayey wetsaei sebeut adniqe ayfelixn natki sebay gin mis sebayey temesasali tsebay alewom gin natey tsebay metsegemi silezikone natey sebay zigerim sebay filuy koynu yismiani

  • @DBtblfl
    @DBtblfl 7 หลายเดือนก่อน

    Emiy buna eba naflahki eba mesakhumu menti kenmshi marey ❤❤❤❤❤ dessss keteblu ko

  • @RgbeTasfey
    @RgbeTasfey 7 หลายเดือนก่อน +8

    ንምንታይ እና ግን ተጋሩ ልናባዕልና ምድያ ሳብስክራይብ ዘይንገብር እስካ ካብዞምኣምሓሩ ንማሃር ነታባበዖዮም🥰

  • @Mesi-k16
    @Mesi-k16 7 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ደስ በለኩም ምቁራት ስድራ ብጣዕሚ የ ዝፈትወኩም❤❤❤

  • @DBtblfl
    @DBtblfl 7 หลายเดือนก่อน

    Abesaletiy wahale❤❤❤ hadarukhumu zetebarkh yekhunelkhumu

  • @meron8143
    @meron8143 7 หลายเดือนก่อน +1

    ደስታኩም ይብዛሕ mkuratey👍👍👍👍👍

  • @መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ
    @መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ 7 หลายเดือนก่อน +4

    ኣምላክ ሰብ ኾይኑ ካብ ገዛ ክራይ ይምሓረና እውይይ❤❤

  • @MafiHaylay
    @MafiHaylay 7 หลายเดือนก่อน +1

    Desbhaliy eyu mrchakum nskum le desbhaltiy eikum absala shekor

  • @Shewit4569
    @Shewit4569 7 หลายเดือนก่อน

    ቤተ አምበሳ አንካዐ ደስ በለኩም ቡርካተይ ን ኣስቴር ሓፍተና ለ ዐድመን ጥዐናን ይሃባ ብጣዐሚ አየ ዝፈትወኩም 🥰🥰🥰🥰🥰❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹

  • @abdulhashim930
    @abdulhashim930 7 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ፅቡቅ ገዛ

  • @JdjdjJriffi
    @JdjdjJriffi 7 หลายเดือนก่อน +1

    ቤት ኣንበሳ ይግበረልኩም ኣሕዋተይ እዚ ገዛ ደስ ክብል♥️

  • @zayid5204
    @zayid5204 7 หลายเดือนก่อน +1

    አሙዋየ እንኳዕ ደስ በለኪ ማዓራይ ብፍቅሪ ዝትነብርሉ ገዛ ይኹን❤

  • @luchikebede384
    @luchikebede384 7 หลายเดือนก่อน

    Wyy Enkae des belekum
    Des bhalti family ❤❤

  • @kahsayemaryamlij199
    @kahsayemaryamlij199 7 หลายเดือนก่อน +1

    ዋውው ቤት ኣምበሳ ይግበረልኩም ኤሚየይ ማዕረ ክንድዚ ለዋህ ሰብ ኣሎ ድዩ ኣስቴር ሓፍትና እግዚኣብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ብዝወፀ ዕፅፊ ገይሩ ይተካኣልኪ ኣምላክ ❤❤❤❤😊😊😊

  • @afgcg5271
    @afgcg5271 7 หลายเดือนก่อน +2

    ሓዳርኩም ይባረክ ኣሕዋተይ🙏💛🥰🥰❤❤

  • @ደሰታጓልሃገረትግራይ
    @ደሰታጓልሃገረትግራይ 7 หลายเดือนก่อน +2

    ባዓል እንጀራኩም ይኩን ፅሩይ ገዛ ረኪብኩም❤🎉

  • @DBtblfl
    @DBtblfl 7 หลายเดือนก่อน

    Gen sori emiy abey sefer ekhumu zelkhumu ❤❤❤

  • @Lili-qr9ej
    @Lili-qr9ej 7 หลายเดือนก่อน +1

    ዋዉዉ ደሰ ክብል ገዛኩም ኡሙየ 😍😍
    ሳብሰክሪይባ እባ ገበሮን ንሕናዉን ንጂሞሮ ይቱብ😫🤲

  • @AzeAxum
    @AzeAxum 7 หลายเดือนก่อน +3

    ናይ ሽንትቤት ማዕፆ ታንእሽተን ዕፀውያ ከረምቲ ስለዝኾነ ገለ ከይኣትወኹም 🎉❤

  • @liliaregawi-ll5oz
    @liliaregawi-ll5oz 7 หลายเดือนก่อน +4

    እንካዕ ዳሓን መፃእኩም ሓላላተይ❤❤

  • @genetmezgebe
    @genetmezgebe 7 หลายเดือนก่อน

    absiye enkuae des belekum hadarkum zsmere ygberelkum za embetey🥳🥳🥳🥳🥳🥳🥳🥳🥳🥳

  • @merrymerry2356
    @merrymerry2356 7 หลายเดือนก่อน

    Btami des ybl enka des belekum lwahawit ewn egziabher abzihu yhaba ❤❤❤❤

  • @elsadade5439
    @elsadade5439 7 หลายเดือนก่อน +2

    እድግ በል ❤❤❤ማር

  • @MohamedMohamed-on5jw
    @MohamedMohamed-on5jw 7 หลายเดือนก่อน

    አንኳዕ ደሰ በለኩም ፍቁራተይ ልዛ ሓፍትና ላሃበት ይንብራ ሶ ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም ብጣዕሚ አየ ልፎትወኩም❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @AwetGere-cv6ti
    @AwetGere-cv6ti 7 หลายเดือนก่อน +1

    Kendey tekarikum eti geza zehaftey ne family eye deliyeyo abe Sudan masker eyom zelwu ketuwom sele zedlku eye melsi habni zehafty. Awet kab London 🙏

    • @NuedTube
      @NuedTube  7 หลายเดือนก่อน

      ሃምዚ ዓይነት ገዛ ኣብቲ ኣንሕና ለለናሉ ሰፈር ክብር ይብል እዪ ኣብ ላጪ ግን ቕንስ ልበለ ካብ 7 ሽሕ ክሳብ 10 ሽሕ ይርከብ እዩ

  • @bchdydy-dp3qj
    @bchdydy-dp3qj 7 หลายเดือนก่อน +1

    እማየይ ምቅርቲ ይግበአኪ እዩ ❤❤❤❤❤