መግለፂ ተጋደልቲ ትግራይ፣ ጉባኤተኛታት ንምሕራይ ምድላው፣ ፕ/ባይደን ካብ መረፃ ውፂኡ ንካመላ ሃረስ ሓርዩ ንትራምፕ ትስዕሮዶ? 7/21/2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 15 ก.ย. 2024
  • መግለፂ ተጋደልቲ ትግራይ፣ ጉባኤተኛታት ንምሕራይ ምድላው፣ ፕረዝደንት ባይደን ካብ መረፃ ውፂኡ ንካመላ ሃረስ ሓርዩ ንትራምፕ ትስዕሮዶ እንተስዒርዋኸ ንኩነታት ትግራይ እንታይ ፅልዋ ይህልዎ? 7/21/2024
    www.gofundme.c...
    Please join and become a member / @tigraionline
    #Tigray #Tigrai #Eritrea #ethiopia #amhara #almata #tdf #WesternTigray
    www.tigraionlin...
    / tigraionline
    / tigraionline
    / tigraionline
    / tigraionline

ความคิดเห็น • 52

  • @fregoitom6568
    @fregoitom6568 หลายเดือนก่อน +8

    Kibri ni jeganu deki Tigrai eadey TDF ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-vf4tl9pf9u
    @user-vf4tl9pf9u หลายเดือนก่อน +3

    ኪቡሪ ንጁጋኑና VIVI TDF VIVI TDF❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @semirberhe7592
    @semirberhe7592 หลายเดือนก่อน +1

    TIGRAY TSIER ❤️💛

  • @atsededesta3132
    @atsededesta3132 หลายเดือนก่อน +3

    Thanks ❤🎉❤❤❤

  • @مهديابراهيم-ر7ط
    @مهديابراهيم-ر7ط หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉ጀጋኑና ሻላኹም ኾሪዕና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ኣብ ዘለኹሞ ❤❤❤

  • @user-gj8wf7xe4x
    @user-gj8wf7xe4x หลายเดือนก่อน +1

    🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @michaelnegussie458
    @michaelnegussie458 หลายเดือนก่อน +2

    @TOL, 💯 right about Isayas. He couldn't have been described any better or any other way.

  • @tesfayegebre7706
    @tesfayegebre7706 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ትኽክል ሓውና:: ናይ ትግራይ ታሪኽ ኩሎም ተምሃሮ ክማሃሩ ኣለዎም::

  • @fregoitom6568
    @fregoitom6568 หลายเดือนก่อน +2

    TDF Ambesa Bereka 🌹 🌹 🌹 🌹 🌹 🌹

  • @RrUu-zh5mc
    @RrUu-zh5mc หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤💚

  • @berhanabay7338
    @berhanabay7338 หลายเดือนก่อน +3

    ተግራዋይ መሆን ያኮራል!

  • @azmeratesfay6273
    @azmeratesfay6273 หลายเดือนก่อน

    Selam TOL ❤💛❤💛

  • @fregoitom6568
    @fregoitom6568 หลายเดือนก่อน +2

    TDF 🐅 🐅 🐅 🐅 🐅 🐅 🐅 🐅 🐅 🐅 🐅 viva viva weyanay jeganu hizbii Tigrai ❤❤❤

  • @SlasGebereegzabhier-je3hf
    @SlasGebereegzabhier-je3hf หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤

  • @beniyamhailu8262
    @beniyamhailu8262 หลายเดือนก่อน +1

  • @letemeskelkahsay945
    @letemeskelkahsay945 หลายเดือนก่อน +1

    👍🙏❤️

  • @user-xd9gm8lf3k
    @user-xd9gm8lf3k หลายเดือนก่อน

    ሰላም ክቡር ሓውና ብጅግና ሰራዊትና ዝበሃል ዘሎ ሓሳብ ብጣዕሚ ፅቡቅ ዝሕብን ዝኹርዕ ሓሳብ እዩ ሞ ሆ ኢልና ንለዓል ግዝያዊ ምምሕዳር ይኹን ህውሓት ሕትኹትኽ ግደፉ❤❤

  • @almazadamu9175
    @almazadamu9175 หลายเดือนก่อน +3

    ያቀንየልና TOL እግዚአብሔር እምላክ ነዌሕ ዕደመን ጥዕናን ያሃብኻ ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @seidedris3325
    @seidedris3325 หลายเดือนก่อน +1

    ብዙሓት ባንዳታት ኣፍሪዩ። የሕዝን ታሪክና ኣዛቢዖም

  • @mamitflament9517
    @mamitflament9517 หลายเดือนก่อน

    T D f 🎉🎉🎉❤❤
    Bravon geganux

  • @almazadamu9175
    @almazadamu9175 หลายเดือนก่อน +1

    እት ገዛ ትምህርት እብተቤን ምስራሑ ሕማቅ እይኻነን ኻይኖ ግን እዜኣም ሽርሕም ዘውዳእ ርጉማን ስለዝኻኖፃባሕ እዝ ዐዳና እዩ ኢላም ደማ ናይ ሐሳት ተሪክ ክይፍጥሩ

  • @azmeratesfay6273
    @azmeratesfay6273 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏🙏

  • @Feryweldelchel8502
    @Feryweldelchel8502 หลายเดือนก่อน

    About country that will never changed perfectly you're right, but it doesn't matter about everyone,who is any name brother ONL so you don't need on focused that names people.

  • @seidedris3325
    @seidedris3325 หลายเดือนก่อน

    ሽረ

  • @aberagamlak3941
    @aberagamlak3941 หลายเดือนก่อน

    ኻልእ ብዙሕ ውራይ እናሀለወስ ...

  • @eyobghebrehiwet310
    @eyobghebrehiwet310 หลายเดือนก่อน

    ኣብግዝይ. ትራም, ኣፍርካውያን. ክይ. ማዓባሉ. ክጥፍው. ኤዮም. አልው. ኤሎም ብዝሕ. ታዝርቦም. ክምዝልና. ኤሎም. ሞሶብበ. ምራሔ. ንይ. ኡግድኣ. ክሎም. ውስትንርስ. ክምኡ. ኤዮም. ዝብሉና. ትራም. ሕክጃኣ. ስልኣ. ዝኾንኣ. ትራም. አሎናኣ 🙏

  • @fregoitom6568
    @fregoitom6568 หลายเดือนก่อน +1

    Selam ❤️ Tigrai online ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @engdagizaw3233
    @engdagizaw3233 หลายเดือนก่อน

    tegaru seb sire ajohum hadenutekum ateneru .....................................

  • @Database2024
    @Database2024 หลายเดือนก่อน

    Tigray be ligochuwa tenkara tigil ena meswatinet tekebra tinoralech. Izi wedehanka kubur haw3

  • @letemeskelkahsay945
    @letemeskelkahsay945 หลายเดือนก่อน

    Tigrai Online ሓቅን ጽሩይን ትዛሬብ ንስኻ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ ናይ ጌሊኦም ግን ኬም ቤዓል ሞክሮፎን ሜድያ ጽሩይ ዜይኮኔ ክርዴኣካ ዜይኽእል ቴንኮል ዜሌዎ ዝሜስል ዕሬ ዝጥዕም ዴጌፍ ናይ ጼላኢ ብሓጺሩ ዬስዴምም

  • @seidedris3325
    @seidedris3325 หลายเดือนก่อน

    ሓቂ ።

  • @almazadamu9175
    @almazadamu9175 หลายเดือนก่อน

    እው ትራፕ ተተሜሪፁ ንዐለምና ሕማቅ እዩ ህዝብ ትግራይ ደማ እግዚአብሔር እለው

  • @BrchkoTadese
    @BrchkoTadese หลายเดือนก่อน

    ኣይትጥፋ እንዳ ጠፋእካ እኮ

  • @user-zi2rg6wb6e
    @user-zi2rg6wb6e หลายเดือนก่อน

    ኩሉ አብ አሜሪካ ዝርከብ ናይ ምምራፅ ዕድል ዘለዎ ትግራዋይን ፈታዊ ትግራይን አሕዋትና ኤርትራዊያንን ብሓባር ተወዲቦም አብ መረፃ አሜሪካ እቶም ንዓና ዝድግፉ ሓይሊታት ከሸንፉ ክሰርሕ አለዎ እብል::ትራምፕ ከሸንፍ የብሉን አብዙይ ተአምር ክንሰርሕ ይግባእ::

    • @asmera998
      @asmera998 หลายเดือนก่อน

      ትራምፕ እዩ ዝስዕር ባይ ባይ ባይደን ኤርትራውያን ንትራምፕ ኢና ክንመርፅ 💪🏻💪🏻

  • @alemshaygebremarim4642
    @alemshaygebremarim4642 หลายเดือนก่อน

    ኣነ ዝህዘነንይ ግን ንስካ ካብቶም ሃድ ይርዲኡ እዮም ኩነታት ትግራይ እካ ነይርካ፡ ግን ብዳሃን ይፅናህ የስርህዎ እምበር፡ እዋ እዙይ ህንፃ እዙይ ተጋሩ ክስርሁዎ ኣይክእሉን ስራህ እዩኮ፡ እቱይ ገንብ ክኣ ናይ ትግራይ እዩ፡ ንምኣዝ እዩ ይፅናህ ይፅናህ እንዳበሉ እኮ ውለዲና ፀገም ኣውሪሶምና፡ ንምኣዝ እዩ ይፅናህ ክሳብ ዝርድእኮም ክሳብ ምስኮነ፡ ካብ መጀመሪኡ እቱይ ገንዝብ ካሃሳ እዩ፡ ንሃና እዩ ምን ተሳተፊሉ ምክንያት የብልኩምን፡ ደቖም ስዲዶም ብኣምሃርኛ ክማሃሩ ኣብ ትግራይ ትግርኛ ክማሃሩ ኣለው ቖልዑት ካብ ኢትዮፓ ኣብ ትግራይ ክማሃሩ ዝደልዩ ንቀደም ትግርኛ ክማሃሩ ኣለዎም፡

  • @alemshaygebremarim4642
    @alemshaygebremarim4642 หลายเดือนก่อน

    ኣብ ኢሮሞ ክይዱ ክማሃር ዝደልይ ትግራዋይ የለን፡ ኢትዮፕያዊያን ኣብ ትግራይ ክምሃሩ እንተደልዮም ትግርኛ ክማሃሩ ኣለዎም ዲሃር ክኣ ትግራዋይ ናይ ትምህርትይ ዒዲል ትሃዲጉ ኮይኮነስ ቦታ ዝተርፍ፡

  • @Feryweldelchel8502
    @Feryweldelchel8502 หลายเดือนก่อน

    No more Lula the profile please who has hanged for this week my profile so,I don't need anymore that name so I have preferred Ferwy Tadey

  • @eyobghebrehiwet310
    @eyobghebrehiwet310 หลายเดือนก่อน

    ሓግራውን. ዳግፍቲ. ትራም.ክሱዑር. ኤዩ አዛኣ, ካምላኣ. ፍርቄ. አውን. ኣይትምጽን. ኤያ. ክሎም. ምርሕተእ. አፍርካ. ይስብይዎ. ኣልውኦ

  • @mizaanberhane4002
    @mizaanberhane4002 หลายเดือนก่อน

    ሓዳ ሓደ ሙሁራት ኢና ባሃልቲ ተጋሩ ካብ አምሓራን ኦሮሞን ምፍላይ ከም ጡብ አዲኡ ዝግደፍ ቆልዓ ዝን ዝንሎም ዘደንግጾሙን ምኽንያቶም እንታይ ምኻኑ አይርዳአካን, ብጣዕሚ ይሕዝን

  • @Database2024
    @Database2024 หลายเดือนก่อน

    Shame on you, you are more relying on Amerika. Tigray survived against all odds by its heroic youth and sacrifice. Whatever happens in Amerika, Tigray will prevail, and her enemies will disintegrate and vanish.

  • @alemshaygebremarim4642
    @alemshaygebremarim4642 หลายเดือนก่อน

    ገይጋ ዓብይ ሽግር ኣለዎ፡ ትምህርትይ ናይ መንግስትይ ናይ ህዝብይ ኣገልጉሎት እዩ፡ ብፉፁ ኢሮም ክሳተፊሉ የብሎምን፡ እቱይ ገንዝብ ካብይ እዩ ኣምፄሞ? ንብዓልም ዲካታት እዮም፡ ኣብ መፅነትይ ክኣ ክልል ኢሮምያ ስራዊታ ስዲዶም ተሳትፎም እዮም፡ እቱይ ናይ ትምህርትይ ምስርህይ ገንዝብ ክሃሳ እዩ፡ ህዝብይ ኣፅንቶም ኣብ ትግራይ ኣስር ከስርቱ እዮም ዝፍትኑ ዘሎ፡ ገይጋ እካ ትዛርብ ዘለካ ኣብ መሬትትግራይን ህዝብን ኣስር ዝምስርቱ ዘልው፡ ደቖም ስዲዶም ከምህሩ ይደልዩ እዮም፡ ገይጋ ዲሃር ማለት ብእዋኑ ክውገድ ኣሎ፡ ኣርዳዳኣካ ገይጋ እይይ፡ እዋ ኣውታማይክ ፅልዋ ኣለዎ፡ ንምንታይ ክኣ ከም ክሃሳ ናብ መንግስትይ ትግራይ ከርክብዎ ኣለው፡ እዋ ክሃሳ እዩኮ፡ ብዓቅምና እና እኮ ዓቕምይ ዝይሮሙና፡ ብኢሮም ክልል ኣይኮነን እቱይ ገንዝብ ብካሃሳ ምፅነትይ እዩ፡ እዋ ዓሻ ዲካ ኢሮሞ ክልል ኣብ ትግራይ ኣውራጃታት ትምህርትይ ክስርሁ ምንግስትይ ትግራይ ተፀምዱ ፡ ኣይተርደእካን ዘሎ ብዲህሩ ዘሎ ዓላማ፡ እቱይ ትምህርትይ ተስሪሁ ንምንግስትይ ትግራይ ክርከብ ኣለዎ ብኢሮሞ ዝተፃሃፍ ክዊገድ ኣለዎ፡ ግልፅ ክኮውን ኣለዎ ምፅነትይ ዝፍፀሙ ካሃሳ እዩ ንተምሃሮ ትግራይ ትምህርቶም ዝዒነዊሎም፡ ብፉፁም እዙይ መፅነትይ ተጠቕሞም ኣብ ትግራይ ኣስር ኣይገድፉን፡ ፅልዓ ይህድር እዩ፡ ብድሂሪኦም ፅንፍኛታት ውርርትይ ሃይልይ እዮም፡ ፀልኣይካ ብቐጥታ እንታይሎም ይመፅኩም ብካልኦት እዮም ዝመፅካ፡ ዲሃን ዲሃር ዝባሃል እቱይ ፀገም ክይፍታሃኩም ፀገም ንደቑኩም ክተውርስዎ እኩም ትደልዩ፡ እዋ ኢሮሞ እዮም እካ ፅልጣን ተጋሩይ ይህዲጎም ዝስፋሃህፊሁ፡ ኢሮሞ እዮም ኣዲስ ኣበባ ናህና ዝብሎ ዘለው፡ ንጥንታዊይ ብዓልዋና ትግራዋይን ኣምሃራይን ኣባሪሮም፡ ኣዲስ ኣበባ እኮ ተጋሩ ዝመስርትዎ እዮም፡ ኣምሃራ ኣይኮንኩምን እሎም ናህና እልልም ብብዝህ ህዝቦም ኣስፊሮም ናህና ዝብሉ ኢሮሞ እንዲዮም፡ ኣብ ኣምሃራ ተፅግዑም ፀልእቱይ ትግራይ ኢሮሞ እውን፡ ኣምሃራይ ተባህሎም ኩሎን ናይ ካኣልእ ክልል ተውላድትይ እዮም፡ ኣይትዓሽ ካብ ኣዲሳባባ ንትግራዋይ ዓዱ ኣይኮነን ዝብሉ ኢሮሞ እዮም፡ ካብ ኣምሃራይ ኢሮሞ ይህሽ እንተመስልካ ኩሎም ሃድ እዮም ንትግራዋይ ኣጥፊኦም መሬት ትግራይ ውሪሮም ታሪክ ትግራይ ናትና ዝብሉ፡ እዋ ኣምሃራ ናይ ዓዲዋ ታርክ ናተይ እዩ እሉ ኣብ ኣዲሳበባ ምዝዮም ዝስርሁ፡ ሃንደስተ ውፃኛታት እዮም፡

  • @berhanabay7338
    @berhanabay7338 หลายเดือนก่อน

    በጃንሆይ ገዘ አባ ሀና ወዲ ሀትነይ አቡኡ እተከበሩ ንአዶም ጣሊያን ዝመከቱ አዝማቸ ው
    ነሀ ንሰባሀቱ ንጥላሁን ዩኒቨርሲቲ ደጋአፍ ቀቲሎም አባሀና ጎንደር ዝኮኑ አብዚ ኣአ አይቅበርን ኢሎምና ጥላሁሁን ግን አብ ኣ ተቀቢተሩ ሰብሀቱ out standing student othe AA U ነይሩ ህወነና አቦይ ሰብሀት ናይ ሰብሀቱ ሰም ሀዙ በረካ ወፂኦም። ክሊቲኢም ካብ ራእሲ አርአያ እዩም ዝዉለዱ ግና ልእልት አብ ኣአ አይ በላን ጃንሆይ ንምንታይ ቀቲልካዮም ዘምሀርናዮም ክእርሙና ኢልና እዩ እኮ ኢሎም ይባላል
    ግን Churyter airoplane ተከራይተን ናብ ታ ቅድሰቲ አዱ እንትጮ አድዋ ትግራይ ብማአርግ ካብዙሀ ትግራይ ቦታት ብነጋሪት ፅቡቅ ተቀቢሩ። እዚ አበባና ቆንጆ ሀወይ አባ ሀና ጎንደረ አብ ሰመየ

    • @berhanabay7338
      @berhanabay7338 หลายเดือนก่อน

      ናይ ሰብሀቱ ዉነህ ው ፅኣኢት እዩ ወያነ እና ናይ ጥላሁን ግዛዉ እዪ ወያነ!

    • @berhanabay7338
      @berhanabay7338 หลายเดือนก่อน

      ካልአይ ወያነ እኒ ወ/ሰላሰ ነጋ ሰ
      ሰም የለወጠበት ወደ ሰብሀት Thank you it rmind me daly every time Eth changes we are the victim stil crying?