CATH፣መንፈሳዊ ፊልም ቅዱስ ዮሓንስ ኣፈወቅ|1ይ ክፋል፣Eritrean Orthodox Film |2021|St. John Chrysostom|part 1

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 1 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น •

  • @ተመስገንአምላኬ-ቨ6ቈ
    @ተመስገንአምላኬ-ቨ6ቈ 2 ปีที่แล้ว +65

    ኣነስ ነዛ ናይ ኣቦና ቅዱስ ዮሐንስ ኣፈወርቅ ፍልም ደጋግመ ይሰምዖ ደክማ ይፀንሕ እሞ ተስፋ ድማ ይገብር በርከት ናይ ኣቦና ምስ ኩልና ይኩን አሜን (፫)👏👏❤

    • @GDGGHrty
      @GDGGHrty 11 หลายเดือนก่อน

      አሜን ማዓረይ አነ ውን😢🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

    • @filiteklitfiliteklit7447
      @filiteklitfiliteklit7447 9 หลายเดือนก่อน

      Amen Amen 🙏

    • @yonasbereket7629
      @yonasbereket7629 4 หลายเดือนก่อน

      Amen Amen Amen❤❤❤❤

  • @dawitgebre1446
    @dawitgebre1446 2 ปีที่แล้ว +15

    ቃለ ህይወት ያሰማልን የቅዱስ ዩሃንስ ኣፈወርቅ በረከት ይድረሰን

  • @fhh5953
    @fhh5953 10 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜንንን(3)ቃል ሂወት የሰመዐልናበረክት ናይ ኣቦና ቅዱስ የወሃንሰ ኣፈወረቅ ኣይለይና ክቡራተይ

  • @astermesho3513
    @astermesho3513 2 ปีที่แล้ว +18

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የበዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ዓይኒ ልበነና ይክፈተልና አምላክ ኤስራኤል 💐💐💐

  • @ምስጋናዩመልሰይmsganaumelse
    @ምስጋናዩመልሰይmsganaumelse 4 ปีที่แล้ว +263

    እግዚኣብሄር ኣምላክ ሂወትና ንቅየረሉ ልብና ዝበስዓሉ ብፍቅሪ እግዚኣብሄር ንነብዓሉ ሰናይ ትምህርትን ፊልምን ይግበረልና ኣሜን

  • @ruessomneamn
    @ruessomneamn 2 ปีที่แล้ว +3

    እግዚኣቢሀር ኣምላክ ሂወትና ንቅየረሉ ልብና ቃል እግዚኣብሄር ኣብ ልብና ዝሓድረሉ ግዜ ይፍጠረና

  • @sannayisan7439
    @sannayisan7439 6 หลายเดือนก่อน +2

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የሥመዐልና ቡጹኡ ኣቦና ቅዱሥ ዮዋሃንሥ አፈ ወርቂ በረከትኹ ይሕደረና🤲🤲🤲

  • @RgbeyTirnh
    @RgbeyTirnh ปีที่แล้ว +4

    ናይ ኣቦና ቅዱስ ዮዋሃንስ ኣፈወርቂ ንተስፍ ዝቅርጸ ሰብ ተስፍ ይገበረና ፆሎተሞን በረክተሞን ይሕደረና ንኩላትን ህዝቢ ክርስትያን

  • @logostube5696
    @logostube5696 2 ปีที่แล้ว +9

    ቃል ሕይወት የስምዓልና!!! ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዝሓልኩም!!! ኣዝዩ መሃሪ እዩ እሞ ቀጽልዎ ኢኹም። ጸሎትን በረኸትን ቅዱስ ኣቦና ዮሓንስ ኣፈወርቅ ምስ ኩልና ይኹን።

  • @sbegge7121
    @sbegge7121 10 หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤❤❤❤❤❤ቃል ህይወት የሰመዐልና🙏🙏🙏

  • @ጋልወጀራትቱኡ
    @ጋልወጀራትቱኡ 2 ปีที่แล้ว +11

    እስይይ ተዋህዶ ሃይማኖት መሆኔን እጅግ ደስ በሉኛል እግዛብሔር ሂዎትና ይቀይረልና

  • @regaatdm8523
    @regaatdm8523 4 ปีที่แล้ว +2

    Amen Amen Amen Kal hiwet yesiman kuburan abotstin yehiwatni

  • @اشكلالزهراني
    @اشكلالزهراني ปีที่แล้ว +5

    ኣሜን ቃል ህይወት ያስመዐልና ፀጋእ ያብዘሐልኽም ናይ ብሓቂ ናይ ቅዱስ ዮውሃንስ ኣፈወርቂ በረኸትኽም ይሕደረና

  • @merasweet3227
    @merasweet3227 4 ปีที่แล้ว +21

    ቃለ ህይወት የስመዓልና በረከት ናይ ቅዱስ ዮውሃንስ ኣፈወርቅ ምስ ኩልና ይኩን💒❤🙏.
    ነዚ ናይ ቤተክርስትያና ዘሎ ውን ከም ቅዱስ ዮውሃንስ በዓል ጸጋ ኣምጽኡ ኣምላክ ዕርቅን ሰላምን ሓቅን ከንግሰልና ሰናይ ፍቃዱ ይኩን።

  • @Meri-d9f
    @Meri-d9f ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ወይ ኩን ቃል ህይወት የሰመዐልና ጸጉኡ የብዝሕ ቁድስ አቦና❤❤❤

  • @ራሄል-ረ9ጨ
    @ራሄል-ረ9ጨ 4 ปีที่แล้ว +6

    Amen amen ቃል ኣምላኩ ጥዑም ኦ ኣምላካ ናብ ፅቡቁ ምራሓና ራሃራሃልና

  • @softmaker5298
    @softmaker5298 4 ปีที่แล้ว +129

    ሊቁ ቅዱስ ዮሃንስ ኣፈወርቅ በርኽቱ ኣይፍለየ ናይ ባሕቂ ኣቦ

  • @ቅድስትድንግልማርያምቁሚከ
    @ቅድስትድንግልማርያምቁሚከ 3 ปีที่แล้ว +2

    Temesgen getaye lezich dekika ekf dgf adrgo yaderesen amen amen amen keri Zemenachnn ezgabiher ybarkln amen amen amen

  • @-eliyahu4916
    @-eliyahu4916 4 ปีที่แล้ว +99

    ሕጂ'ሲ ኣነ ምስ ሰብ ድየ ዝቑጸር፡
    ኣቦና ጾሎትኩም ተግሣጽኩሙን ኣይፈለየና።

    • @-eliyahu4916
      @-eliyahu4916 4 ปีที่แล้ว +10

      @Mehari Haile እንታይ እዩ እቲ ጸገም ብርግጽ የፈልጦ የለኹን ኩሎም ቅዱሳን ብዙሕ ኣጸያፊ ሂወት እዮም የሕሊፎም ኣነ ውን ካብ ናታቶም ብዝገደደ ግን ንሳቶም ተለዊጦም ኣነ ውን ቅሩብ ግን ከም ዕንቅርኦብ ኣብ ጭቃ ምንባር ለሚደ፡ንሳቶም መኒኖም ንነብሶም ኮይኖም ንሃገሮም ንዓለም ከማን ኣነ ግን ንነብሰይ ከማን ክኸዉን ኣይክኣልኩን በቃ ንሳቶም 100ቲ 12ተ 7ተ ዓመታት ኣብ ጾሎት ብተመስጦ ክጽልዩ ክለዉ ኣነ ግን ንሓንቲ ደቂቅ ትኹን ውን ኣይክእልን ነዚ ድማ እየ ኣነ'ሲ ምስ ሰብ ድየ ክቁጸር ዝበልኩ።

    • @-eliyahu4916
      @-eliyahu4916 4 ปีที่แล้ว +5

      @Mehari Haile እሺ ሓወይ ክብረት ይሃበለይ ኣብ ጸሎት ካ ድማ ዘክረኒ።

    • @tiemtidawitgebre5892
      @tiemtidawitgebre5892 4 ปีที่แล้ว

      ኣማን ኣማን ኣምን

    • @almazshebeshi1410
      @almazshebeshi1410 3 ปีที่แล้ว

      @@-eliyahu4916
      Mm

    • @AlemetuEndalo
      @AlemetuEndalo 3 หลายเดือนก่อน

      አሜን አሜን አሜን

  • @ሄዋነይ-ወ2ነ
    @ሄዋነይ-ወ2ነ 3 หลายเดือนก่อน

    እግዝኣብሄር ዘስተውዕል ልቦና ይዓድለና ሂወትና ዝቅየረሉ ቃሎም ነኽብረሉ ነተግብረሉ ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና ትሉዑል ፈጣሪ👏💚🥺

  • @SaudiSaudi-d3y
    @SaudiSaudi-d3y 8 หลายเดือนก่อน +1

    የቅዱስ. ዮሀንስ. አፈወርቅ. በረከቱ. ይደረብ. ልቦናችንን. ያብራልን❤❤❤❤

  • @ዝምታውሴጤኖው
    @ዝምታውሴጤኖው ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን(3)ቃለሂወት የሰመአና👏♥️👏♥️

  • @djlion1652
    @djlion1652 4 ปีที่แล้ว +52

    ኦ ኣምላከይ ንዓይ ንድኩም ፍትረት ነዚ ክርኢ ዝፈቀድካለይ ኣመስግነካ ኣለኩ ኣሜን

  • @hayathabash4553
    @hayathabash4553 4 ปีที่แล้ว +3

    ሊቁቅዱሰዩሃንሰኣፈወረቅ
    በረኽቱኣይፍለዩና🙏🙏⛪⛪⛪🌻🌻🌻

  • @amineteklemaryam9032
    @amineteklemaryam9032 4 ปีที่แล้ว +10

    ስለ ቃሉ ዝከቨረን ዝተመስገነን ይክን ቃል ሂወት የስምኣና ይህዋተይ

  • @samsomalem5221
    @samsomalem5221 4 ปีที่แล้ว +12

    ኣሰይይይይይይ ልቢ ዘረስርስ ቃላት ናይ ኣቦና ቃለ ሂወት የስማልና በረከቶም ጸሎቶም ኣይፈለየና

  • @wasli8257
    @wasli8257 4 ปีที่แล้ว

    ሊቅ ቅዱስ ዮውሃንስ አፍወርቃ በረከቱ አይፈለየና አንሕና እውን ብመንገዲ እግዚአብሔር ይመርሐና አሜን አሜን አሜን

  • @ትግራይዓደይ-ኈ4ሸ
    @ትግራይዓደይ-ኈ4ሸ 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስመዐልና ክቡር መምህረይ 🤲🤲🤲✝️
    🙋🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🌿🌿🌿🌿🕊️🕊️👏👏👏👏👏👏👏

  • @tedrosgebrihiwet2927
    @tedrosgebrihiwet2927 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen qal hiwet yesmaelna bereket qudus yohans ayfeleyena

  • @መቅደስመቅደስ-ዠ7ቘ
    @መቅደስመቅደስ-ዠ7ቘ 4 ปีที่แล้ว +34

    እንካዕ ብዳሓን መፃእኹም ቡሩኻተይ ዕልልልልልልልል ብሃንቀውታ ንፅበለና ዘናይ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና

  • @ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ

    ቅዱስ ዮሐንስ ኣፈወሪቃ ብጣዕሚ እየ ዝፈትው ትምህርት ዝፅሓፎ መፅሓፍ ኩሉ ደስ እዩ ዝብለኒ ፀሎት በረከት ናይ ቅዱስ ዮሐንስ ኣፈወሪቃ ኣይፈለየና🙏💗

  • @AlmazWayni
    @AlmazWayni หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐና
    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️

  • @mussieteklit4010
    @mussieteklit4010 4 ปีที่แล้ว +20

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስማዓልና።እግዚኣብሔር ካብ በረኸት ናይ ቅዱስ ኣቦና ዮዉሃንስ ኣይፈወርቂ የካፍለና ተባዕ ጅግና ወተሃደር ክርስቶስ ከምዚ ከምኡ የተንስኣልና ሂወትና ፍትወት ዓለም መሊኡ ዘሎ።

    • @weldababraham3218
      @weldababraham3218 4 ปีที่แล้ว

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ።

    • @tiemtidawitgebre5892
      @tiemtidawitgebre5892 4 ปีที่แล้ว

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስማዓልና እግዝዚኣብሔር ካብ በረኸት ናይ ቅዱስ ኣቦና ዮውሃንስ ኣይፈወርቂ የካፍለና +++++++

  • @tediwedidebeshen3504
    @tediwedidebeshen3504 2 ปีที่แล้ว +7

    አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ኩቡራት ደቂ ኩሩስቶስ👏

  • @bietmezmurtewahdo3838
    @bietmezmurtewahdo3838 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረኸት ናይ ኣቦና ቅዱስ ዮውሃንስ ኣፈወርቅ ምስ ኩሉና ይኩን ኣሜን።

  • @michaelmehari1053
    @michaelmehari1053 4 ปีที่แล้ว +10

    ቃል ህወት የስመዓልና አሜን በረከት ናይ ኣቦና ቅዱስ ዮሓንስ ኣፈወርቅ የካፍለና ብጸለቱ ይምሓረና ህዝበ ክርስቲያን አሜን አሜን አሜን። ነዝ ክከውን ዝገበርኩም ኣብ ትሕት ፈጣሪ ነመስግነኩም ካብ ድኩማት የሕዋትኩም ደቅ እምነት ተዋህዶ ናይ ዞም ቅዱሳን ኣቦታትና ታርኩምን ዝሓለፉዎ ጽንዓቶምን ኣብዝ ናይ ሎም ዘለና ወሎዶ ዓብ ሓገዝ ስለ ዝኮነ ከም ፍቃድ ኣምላክ ድካምኩም ከይጸብጸብኩም ንዓና ንድኩማት የሕዋትኩም ኣብ እምነትና ዋልታ እምነት ተቀንትና ኣሰር ኣቦታትና ክንክተል ስለ ዝሕግዘና ኣብ ትሕቲ ኣምላክ ከምዝ እናገበርኩም ሓገዝኩም ክንጽበ እና። ምሕረት ጎይታናን ኣምላክናን ኢዮስስ ክርስቶስ ኣማላድነት ናይ ኣዴና ቅድስት ቅዱሳን ድንግል ማርያም ተራዳኢነት ናይ ኩሎም ቅዱሳን መላእክትን ጸሎት ናይ ጻድቃናትን ምሳኩምን ምሳናን ይኩን ደቅ ተዋህዶ የሕዋተይ።

  • @Zenayemane
    @Zenayemane 15 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የሰመዐና ናይ ኣቦና የዋሃንስ

  • @ኤልማስተለመን
    @ኤልማስተለመን 4 ปีที่แล้ว +9

    በረከትን ረዲኤትን ናይ ኣቦና የውሃንስ ኣፍወርቂ ምስ ኩላትና ይኩነና

  • @saaa-ht5vs
    @saaa-ht5vs 2 ปีที่แล้ว

    Nay kuds yhens aefewerke bereket aeyfeleyena btsoletka hsebena amen amen amen

  • @ተመስገንአምላኽይ
    @ተመስገንአምላኽይ 4 ปีที่แล้ว +3

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና በረክት ናይ ኣቦና ቅዱስ የወሃንስ ኣፈወርቅ አይለይና ክቡራተይ

  • @زينب-ف9ت
    @زينب-ف9ت 6 หลายเดือนก่อน

    ቃልህይወት ያሰማልን የቅድስ ዩሃንስ በረከት ይድረሰን❤❤❤

  • @shamsamule610
    @shamsamule610 4 ปีที่แล้ว +4

    ኣሜን (((3))) ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ናይ ዘመን ኣጎልጉሎትኩም ይባርከልኩም ጸሎት ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ኣዴና ኣይፈልየና ናይ ኣቦና ሊቅ ቤተክርስትያን ዮሃንስ ኣፈወርቅ ጸለቱን ብረከትን ጸግኡን ይክፈለና 30 60 100 ሰናይ ፍረ ክንፈሪ እግዚኣብሄር ኣምላክና ቅዱስ ፍቃዱ ይኩን 2 ክፋል ክንጽበየኩም ኢና ኣይትደንጉይና እግዚኣብሄር ኣምላክ ዓስብኩም ይክፈልኩም ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩኒ ።

  • @እግዚኣብሄርይመስገን-ሰ6ቀ
    @እግዚኣብሄርይመስገን-ሰ6ቀ 4 ปีที่แล้ว +24

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ናይ ብሓቂ መሃሪት 2ይ ክፋል ኣይትደንጉና
    ናይቲ ብርሃን ቤተክርስትያና ከምዚ ገርኩም ናባና ምቅራብኩም ዓስብኹም ብኣምላኽ ጸጋ ድማ የብዝሓልኩም

    • @h.klearnchannel8490
      @h.klearnchannel8490 4 ปีที่แล้ว

      ብዘለና ዓቅሚ ሕብረተሰብና ንማሃር!!
      ኩቡራት ኣሕዋት! መባእታዊ ትምህርቲ ኮምፒተር ምስ እትደልዩ ኣብዛ link ብምጥዋቅ subscribe ጌርኩም ክትማሃሩ ትክእሉ ኢኩም ። th-cam.com/channels/y-3WRCR13GA4gjMp-ZQ83w.html
      ዝኮነ ክቀርበልኩም ትደልዎ ትምህርቲ ድማ ፣ ከዳልወልኩም ቅሩብ እዩ ። የቀንየለይ ።
      th-cam.com/channels/y-3WRCR13GA4gjMp-ZQ83w.html

  • @almazalema
    @almazalema 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ፫ ቃል ህይወት የስመዐልና በረከት ናይ ቅዱስ የውሓንስ ኣፈወርቃ ይሕድረልና🌿🙏🙏🙏

  • @ሓጎሳጋልፃባትአመኣምላክእ
    @ሓጎሳጋልፃባትአመኣምላክእ 4 ปีที่แล้ว +4

    ቃለ ህይወት የስመዐልና በረከት ናይ ቅዱስ ዮሃንስ ኣፈወርቂ ይሕደረና
    ፍቅራተይ ኣይትዘንግዑና ብተሰፋ ንፅበ

  • @sofyaaesufyflyheky9613
    @sofyaaesufyflyheky9613 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን ጸጉኡ የብዝሕልካም ❤❤❤

  • @ኦወዲዳዊትየዕንተይክፈተን
    @ኦወዲዳዊትየዕንተይክፈተን 4 ปีที่แล้ว +33

    ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም 2ይ ክፋል ንጽበ

  • @sabiyasook9680
    @sabiyasook9680 2 ปีที่แล้ว +4

    ቃለ ህወት የስመዐና ቅዱስ ይውሃንስ ይሓልኹም ኣሕዋተይ

  • @SolomunRezene-fn6jr
    @SolomunRezene-fn6jr 10 หลายเดือนก่อน

    ቃል ህይወት የስማዓልና በረከቶም ረድኤተምን ናይ ቅዱስ ዮውሃንስ ኣፈወርቒ ኣዩ ፈለየና

  • @azekrilednglazekriledngl8551
    @azekrilednglazekriledngl8551 4 ปีที่แล้ว +2

    Berektn redden nay kudus yohans afowerki ayfeleyena kulu hbe krstiyan
    Amen amen amen

  • @teklye12
    @teklye12 4 ปีที่แล้ว +5

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ቅዱስ ዮሓንስ ኣፈወርቅ ጸሎትን ብረከቱን ኣይፍለየና።

    • @ssddssdddr3112
      @ssddssdddr3112 4 ปีที่แล้ว +1

      አሜን አሜን አሜን ናይ ቅዱስ ዮሓንስ ኣፈወርቅ ጸሎትን ብረከቱን ኣይፍለየና አሜን

  • @goytomhabtom1208
    @goytomhabtom1208 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna berektu ney qdus abona yohans aferqi xegun berktun yhderena Amen

  • @ማርያምሆይኣማልድሽ
    @ማርያምሆይኣማልድሽ 4 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ይዓድልኩም መሃርን ናብ ንስሓን ዝመልስ መንፈሳዊ ፊልም እዩ ክብራት ማሕበር ኣቡነ ተክለሃይማኖት ንህዝቢ ብከምዚ ዝኣመሰለ ምጉስጎስን ምዕባይን ጽቡቅ እዩ ካብዚ ንላዕሊ ነቲ ተሪፉ ዘሎ ብምቱርጎም ተካፈልቲ በረከትኩም ብምኮን ንመሃረሉ መታን ኪከውን ጥበቡ ይዓድልኩም በረከት ጸሎት ናይ ቅዱስ ኣቦና ዮውሃንስ ኣፎርቅ ምሳኩም ይኩን ኣብ ቀጻሊ ካልእ ክንጽበ ኢና ክብርን ምስጋና ነቲ ሰማይን መሪትን ንዓና ፍጡራቱ ዝፈጠረ ህያውን ዘልኣለማውን ጎይታናን መድሃኔናን ኢየሱስ ክርስቶስ ይኩን ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም በማላድነታ ትደግፍኩም ።

  • @geni2251
    @geni2251 3 ปีที่แล้ว +3

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ክቡራት ኣቦታትና

  • @yorranos1238
    @yorranos1238 2 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማልና 🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰

  • @yonasgheremeskel9897
    @yonasgheremeskel9897 2 ปีที่แล้ว

    ጸጋን በረኸትን ምሕረትን አምላከ ቅዱስ ዮውሓንስ ኣፈወርቂ ምስ ኩላትና ይኹን፡ ጸጋኡ የብዝሓልኩም

  • @محمدمحمود-خ9ت7ش
    @محمدمحمود-خ9ت7ش 4 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ይሰመዐና በረከቶም ፆሎቶምን ኣይፈለየና
    ንሃገርና ካቡዙ ቁልውላው ዓለም ሰላም የውረደልና

  • @SsAa-gv4mz
    @SsAa-gv4mz หลายเดือนก่อน

    ናይ ኣቦና ቅዱስ ዩወሃንሰ ኣፈወርቂ ንተሰፍ ዝቅርፀ ሰብ ተስፍ ይገበረና ፆሎተምን በረክተምን ይሕደረና ንኩላን ህዝቢ ከርሰትያን ❤️❤️🙏🙏

  • @adeytigray6384
    @adeytigray6384 2 ปีที่แล้ว

    ካብ ናይ ምድሪ ንጉስ ናይ ስማይ ንጉስ ምፍራሕ እንበር ናይ ምድሪ ንጉስ ግዝያዊ እዩ ኣሜን
    ኣሜን
    ኣሜን
    ቃል ሂወት የስመዐና ናይ ፅባሕ ሰባት ይበለና ቱሉዑል ኣምላክናን ጎይታናን መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ

  • @ሂወትደስታጓልትግራይ-ረ9ቨ
    @ሂወትደስታጓልትግራይ-ረ9ቨ 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ብሓቂ ፆሎቶሙን በረከቶምን ኣይፈለየና ኣሜን

  • @abrahalebrahane8977
    @abrahalebrahane8977 4 ปีที่แล้ว +2

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna ahiwatey nay kidus Afuwerki yowahans bereketu Ayfeleyena

  • @jejejsjsj1906
    @jejejsjsj1906 ปีที่แล้ว

    ቃለ ህይወት የስመዐና ናይ አቦና ቅዱስ የዉሓንስ ኣፈወርቂምሕረትን በረከትን ምስ ኩላትና ይኩን

  • @GenetGebrekidan-n1t
    @GenetGebrekidan-n1t 10 หลายเดือนก่อน

    ቃለ ህይወት የስመዐልና በረከቶም ይሕደረና አቦና ዮሃንስ አፈወርቅ👏👏👏👏

  • @merigaltigray1093
    @merigaltigray1093 4 ปีที่แล้ว +2

    ኦ አምላከይ ናብ መንገድካ ክንክተል ልቦና አበና።

  • @kisanetshmangus8229
    @kisanetshmangus8229 2 ปีที่แล้ว +1

    አምላክ ዓይኒ ልቦናና የብርሃልና ሰናይ ስራሕ ክንገብር ፊልሚ ይግበረልና፡፡

  • @keshiabrehaleyazeze1815
    @keshiabrehaleyazeze1815 4 ปีที่แล้ว +7

    ብጣዕሚ መሳጢ ፍልም ናይዚ ቅዱስ ኣቦ ዮሃንስ ኣፎወርቅ በረኾቱ ይሕደረና ኣቦና ቀሺ ጸጋይ ምስ ኩሎም ኣባላት ቤት ትምህርቲ ሰንበት ኣቡነ ተክለ ሃይማኖት ዘመንኩም ይባርኽ ጸጋኹም የብዝሓዮ ምስዚ ዘሎ ግዜ ዝሳማማዕ ወቅታዊ ፍልም ካልኣይ ክፋል ብሓንቀውታ ንጽበ።

    • @ktsegaymi9512
      @ktsegaymi9512 4 ปีที่แล้ว

      ኩቡር ኣቦና ኣሜን ንኩልና ጸጋኡ የዓድለና

    • @h.klearnchannel8490
      @h.klearnchannel8490 4 ปีที่แล้ว

      ብዘለና ዓቅሚ ሕብረተሰብና ንማሃር!!
      ኩቡራት ኣሕዋት! መባእታዊ ትምህርቲ ኮምፒተር ምስ እትደልዩ ኣብዛ link ብምጥዋቅ subscribe ጌርኩም ክትማሃሩ ትክእሉ ኢኩም ። th-cam.com/channels/y-3WRCR13GA4gjMp-ZQ83w.html
      ዝኮነ ክቀርበልኩም ትደልዎ ትምህርቲ ድማ ፣ ከዳልወልኩም ቅሩብ እዩ ። የቀንየለይ ።
      th-cam.com/channels/y-3WRCR13GA4gjMp-ZQ83w.html

  • @simonkifleyesus3929
    @simonkifleyesus3929 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክና ፡ ስለ ኩሉ ሰናይ ውዕለታቱ ዝከበረን ዝተመስገነን ይኩን ፡ ጸሎት በረከት ጸጋ ናይ ኣቦና ቅዱስ ዮሃንስ ኣፈወርቅ ምስ ኩሉና ይኩን ፡ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዛሓልኩም ።

  • @egzetneegzetne6186
    @egzetneegzetne6186 4 ปีที่แล้ว +1

    Amen qale hiwet yesmealna xegau yebzhalkum ahwatey nkulkum nay agelglot edme yhabelna. Aboy keshi tsegay wn zemenkum ybark 🙏💒⛪👏🙏❤♥️💒

  • @ሜሪጓልሰብዓእንደርታ
    @ሜሪጓልሰብዓእንደርታ 2 ปีที่แล้ว

    ቃል ሂወት የስመዐልና እግዝኣብሄር ፀግኡ የብዘሐልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏🙏💒💒💒💒💈💈💐💐💐💐💜💜💜💙💙💙💙💙💐💐💐💐💐

  • @mqoteymqotey6350
    @mqoteymqotey6350 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጾሎቶምን በረከቶምን ኣይፈለየና ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኹን

  • @delina9715
    @delina9715 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ቃለ ሰናይ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ናይ ባሓቂ ጥዕምቲ መንፈሳዊ ድራማ

  • @habtomkahsay9949
    @habtomkahsay9949 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን፡ ኣሜን፡ ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ብሓይሊ ጸጋ መንፈስ ቅዱስ ይደግፈና ፍቕሪ እግዚኣብሄር ኣብ ልብና ይንገስ

  • @በረኸትኣብርሃ
    @በረኸትኣብርሃ 4 ปีที่แล้ว +1

    በረኽት ናያ ኣቦና ቅዱስ የዉሃንስ ኣፈወርቂ ምስ ኩሉና ይኩን ንዝተርጎምኩማ ማሕበር ኣብነተክለ ሃይማኖት ኣምላክ ምንፈስቅዱ ሊኢኩ ይበርትዕኩም ⛪⛪⛪🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️

  • @መንበረፍቕሪYouTube
    @መንበረፍቕሪYouTube 4 ปีที่แล้ว +3

    ናይ ኣቦና ቅዱስ የዉሃንስ ኣፈወርቅ ፆሎቱን በረከቱን ኣይፈለየና

  • @CsefFsff
    @CsefFsff 4 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የሰመዓልና ❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲

  • @merhawiberaki9610
    @merhawiberaki9610 4 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወኣት የስማዓልና በረከትን ረዲኣትን ኣምላድነትን ናይ ቁዱስ ዮውሃንስ ኣፎዎርቂ ምስ ኩላትና ህዝቢ ክርስትያን ይኩን

  • @Eritrea-First177
    @Eritrea-First177 4 ปีที่แล้ว +4

    ናይ ብሕቕ ደስ ዝብል ኢዩ
    በረኸት ናይ ኣቦና ቁዱስ ዮውሃንስ ኣፈወርቅ ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስታን ይኹን
    የሕዋትና ክኣ እግዛብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም
    ካልኣይ ክፋል ክኣ ብሃንቆውታ ክንጽበየኩም ኢና

  • @ፀጋጋልኣባሰላማ
    @ፀጋጋልኣባሰላማ 4 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና✝️⛪️እግዚአብሔር ኣምላኬክ ናይ ቅዱስ ኣቦና ዮዉሃንስ ኣፈወርቂ ረድአቶም በረኸት ምስ ክልና ህዝቢ ክርስትያን ይኹን ✝️⛪️✝️⛪️✝️⛪️➕➕➕🙏🙏🙏

  • @hiwetgaltigray2147
    @hiwetgaltigray2147 2 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና❤❤❤

  • @ጋልዞምሰብታሪክ
    @ጋልዞምሰብታሪክ 4 ปีที่แล้ว +1

    እግዛቢሄር አምላክ ሂወትና ንቅየሩሉ መስተዎዓሊ ልቦና የዓድለና ኦ አምላኬ ኩሉ ናባካ ገዲፍናዮ እናሞ በደልና ገዲፍቃ መስተዋዓሊ ልቦና ዓድላና አብ ቤትካ ክንነብር አምላኬ ንስካ ኢካ ዘይትጭክነልናሞ 💒⛪⛪⛪⛪👏👏👏👏👏👏👏👏👏⛪💒💒💒

  • @coolmom8537
    @coolmom8537 4 ปีที่แล้ว +4

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቓል ሂወት ያስማልና ብተኣሚ ደስ ዝብል አግዚኣብሄር ተግኡ ይብዝሓልኩም ኣሕዋተይ ከምዚ ገርኩም ዘክረብኩምልና 🙏

  • @Mebrahti_BeIay
    @Mebrahti_BeIay 4 ปีที่แล้ว +3

    አሰይይይ ክንደይ ደስ ዝብል መንፈሳዊ ፍልም አምላክ ብመንፈሳዊ ሂወትና ንክንዓቢ ይሓግዘና ፍትዋተይ 2ይ ክፋል ብሃንቀብታን

  • @መኑየሃድገነእምፍቅሮለክር
    @መኑየሃድገነእምፍቅሮለክር 4 ปีที่แล้ว +1

    ቁዱስ የውሃንስ ኣፈወርቂ በረከቱን ረደቱን ኣይፈለየና ናይ ብሓቂ ኣነ ከምዚ መንፈሳዊ ፍሊም ክርኢ ከለኩ ብታሚ ኢየ ውሽየይ ሓጎስ ዝስማዓኒ ብመንግድካ ምርሓና እግዚኣብሄር ጎታ ዓለም ።
    በጃኩም ቂጺልኩም ስዲድልና ብሃቀውታ ይጽበ ኣለኩ

  • @zegeresgebrekstos5780
    @zegeresgebrekstos5780 4 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna breket nay kudus Yowhanes Afewerki ayfeleyna

  • @kidanetekle4757
    @kidanetekle4757 4 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen Qal Hiwet yesmealna Egziabihier amlak bereket kdus Yowhans afwerk ms kulna hzbe krstyan ykun. Egziabihier amlak tsegeu yebzhalkum

  • @lme5630
    @lme5630 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና በረከቱን ጸሎቱን ናይ ቁዱስ ዮውሃንስ ኣፈወርቂ ኣይፈለየና ኣሜን

  • @mariammm9672
    @mariammm9672 4 ปีที่แล้ว

    አቦና ቅዱስ ዮሃንስ አፈውርቅ በረከትኩም አይፈለይና አሜን አሜን አሜን

  • @ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ኀ8ጰ
    @ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ኀ8ጰ 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ናይ ቅዱስ የውሃንስ ኣፈወርቂ ሊቅ ናይ ቤት ክርስቲያንና በረኸት ጸሎት ምስ ኩልና ይኹን የሕዋት ኣሓት
    ሩሑስ ኣወዳትን በዓል የውሃንስ መስቀል ይግበረልና

  • @enatmesfin
    @enatmesfin 4 ปีที่แล้ว +6

    ቃለ ሕይወት ያሰማልን እግዚአብሔር እድሜ ጤና ይስጣችሁ የቅዱሳን በረከት ይደርብን በአማርኛ ቋንቋ ብትሰሩ ጥሩ ነው

  • @ruftalbey8635
    @ruftalbey8635 4 ปีที่แล้ว +4

    ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም ደቂ ማሕበረይ በረኸት ናይ ኣቦና ቅዱስ ዮሓንስ ኣፈወርቅ ምስ ኩላትና ይኹን ኣሜን።

  • @Trhasmuez
    @Trhasmuez 10 หลายเดือนก่อน

    Kal hiwet yesmalna xeletu bereketu nay liq kdus abona yohans afe werq ayfeleyena❤❤❤

  • @rahelguesh7680
    @rahelguesh7680 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቓለሂወት የብዝሓልና ኩቡራት ማሕበር እግዚኣብሄር ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም የባርከልኩም

  • @danitfanus926
    @danitfanus926 3 ปีที่แล้ว

    ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጋን በረከትን የብዝሓልኩም።በረከት ናይ ኣቦና ዮሓንስ ኣፈወርቅ ይክፈለና

  • @Ffddd-g6t
    @Ffddd-g6t 18 วันที่ผ่านมา

    ቃል ህይወት የስመዐና❤❤❤

  • @AliAli-vo8ez
    @AliAli-vo8ez 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የሰመዐና

  • @fevenshumay3537
    @fevenshumay3537 4 ปีที่แล้ว +1

    Amen qal hiwet yesmalna fquratey xegu ybzhalkum egzabiher amlak hiwetna nqyrelu film ygberelna 🙏🏾🙏🏼⛪💒

  • @kahsayemane4559
    @kahsayemane4559 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና በረከትን ረዲኤትን ናይ ኣቦና ቅዱስ ዮውሃንስ ምስ ኩለና ህዝበ ክርስትያን ይኹን።

  • @bsratbs6688
    @bsratbs6688 4 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃል ህይውት የስመእልና ፀጉኡ የብዝሕሎም ክቡራት ኣሕዋተይ በረድኤቶም ኣይፍለየና ኣሜን 📖

  • @bietmezmurtewahdo3838
    @bietmezmurtewahdo3838 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ብሓቂ ናይ ዚ ቅዱስ ኣቦ ርኤ ደጋጊመ ዘይጸግቦ ታሪኽ ኢዩ ኣብ ሂወት ፍሉይ ኢዩ። በቃ ቃላት የብለይን

  • @kidunkidun7758
    @kidunkidun7758 4 ปีที่แล้ว +4

    ኣሜን ኣሜን በረኸት ናይቁዱስ ኣፈወርቅ ምስኩላትና ይኹን ኣሜን