ፍሉይ መደብ ብምክንያት በዓል ፋሲካ - Part 1 - New Eritrean Show 2024 - Habesha Easter / Fasika - Awdeamet show

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 383

  • @Shiroentertainment1
    @Shiroentertainment1  7 หลายเดือนก่อน +46

    ሼርን ላይክን ብምግባር ሞራልኩም አይፈለዮም። ርሑስ አውደአመት❤

    • @ጓልተዋህዶ-ሠ4ቨ
      @ጓልተዋህዶ-ሠ4ቨ 7 หลายเดือนก่อน +1

      ጽቡቅ መደብ ክብራት ኣሕዋት ብፍላይ መንፈሳዊ ሕቶ ምምጻእኩም ግን ብመጽናዕቲ ክከዉን ኣለዎ ካብ ዘስተዉዓልክዎ ጌጋ መልሲ ዘምጻእክምዎ 1/ ንጎይታናን መድሓኒናን እዮሱስ ክርስቶስ ዝሠዓቦ ቅዱስ ሃወርያ ጴጥሮስ ኣይኮነን ወንጌላዊ ፍቁር እግዚእ ቅዱስ ዮሓንስ እዩ 2/ናይ ጾም ኣርባዓ 8ሠናብቲ ከይነን ቅድስት ረሲዕኩም ትንሳኤ ኣእቱኩም ትንሳኤ ታሽዓይቲ እያ ትዉዕል ካብ ቁጽሪ ወጻኢ ማለት እዩ ፣ ዘወረደ ፣ቅድስት፣ ምኩራብ ፣መጻጉእ ፣ደብረዘይት፣ ገብርኄር፣ ኒቆዲምስ፣ ሆሳእና፣ ይበሃሉ 8 ሠናብቲ ቀጺሉ ዓርቢ ስቅለት ትንሳኤ ማለት እዩ❤

    • @meZSengellou
      @meZSengellou 7 หลายเดือนก่อน

      You have betrayed our martyrs by allowing to be slaves of tegarus. We will unsubscribe your channel in group, while tegarus harass and disturb Eritrean mothers and children in the diaspora, you opted to join agames and celebrate with them. This event will cost you hope your tegaru cousins help you sustain every Eritrean in the diaspora is extremely disappointed.

  • @passenger8644
    @passenger8644 7 หลายเดือนก่อน +38

    ኤሳው ከምዚ ዘይጽበዮ ዝንበርኩ ኣወዳድቃ ቃላቱ ዝመርጾም ቃላት ኣቱም ሰባት ከምዚ ዓይነት ሰባት የድልዩና ኣለዉ።

  • @biniasmerom5757
    @biniasmerom5757 7 หลายเดือนก่อน +58

    ኣቤት ደስ ክትብሉ ህዝቢ ኤርትራ ትግራይ ፍቕሪ እዩ ዘጸብቐልና ፈጣሪ ኣቦይ ሰላም ኣውርደሉ እዚ ህዝቢ ቀጽልዎ ርሑስ ኣውድኣምት ይግበረልና

  • @freweyniberhe7418
    @freweyniberhe7418 7 หลายเดือนก่อน +27

    ኡፍፍፍፍፍ ከም ሎሚ ተሓጉሰ ኣይ ፈልጥን ኢየ ንብዓተይ ምቁጽጻር ሲኢነዮ ብታሕጋስ እዚ ክልተ ህዝቢ ሰላም ኢዩ ዘጸብቐሉ ኣምላኽ ሰላም የውርደልና ርሑስ ኣውደኣመት ደቂ እረይ ማዓረይ ከም ኡ ወን ን መላእ ኣመንቲ ክርስትያን ❤❤❤❤❤❤❤

    • @alenalkieritrea3862
      @alenalkieritrea3862 7 หลายเดือนก่อน

      እሞ ኬድኪ ሳዕስዒ

    • @gmercy6144
      @gmercy6144 7 หลายเดือนก่อน

      ERITREAWIYAN NI Tegaru hibire Aynikum silezefetewikun nibretikum rasiyomo segegomukum bushimikum Eritreawiyan Ellom shuwetom

    • @gmercy6144
      @gmercy6144 7 หลายเดือนก่อน

      Tegaru ni Eritreawiyan kiqetilu hizibe Ethiopia hizom qetillomom bizuhi gifie

  • @ተስፋኣሎኒ-ጠ9ገ
    @ተስፋኣሎኒ-ጠ9ገ 7 หลายเดือนก่อน +67

    ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን። ሰላም ንህዝቢ ኤርትራን ትግራይን። ፍቕሪ እዩ ዘጥዕመልና

    • @amenhiwet1313
      @amenhiwet1313 7 หลายเดือนก่อน +2

      Wedi aregit gahba funfun alet agame resah hangol

    • @SelamHT
      @SelamHT 7 หลายเดือนก่อน

      Awdamet mdri hmaq aitzareb kirstos ytensie ab libka ​@@amenhiwet1313

    • @yoditfkrieuhiwetey3333
      @yoditfkrieuhiwetey3333 7 หลายเดือนก่อน

      Entay hmak sle ztezarebe ezom mare xlei zelekum eti hzbi fkri sle zeytdeltu eu eber hmak aytezareben​@@amenhiwet1313

    • @gmercy6144
      @gmercy6144 7 หลายเดือนก่อน

      Tegaru ni Eritreawiyan ketefuqiru atum hasewite tenkolrgnstat

    • @devorajossi4909
      @devorajossi4909 7 หลายเดือนก่อน

      @@gmercy6144ezom tewaseb libom eziom qondafat hasadat eyom 🇪🇷❤️💪

  • @edenzer8597
    @edenzer8597 7 หลายเดือนก่อน +76

    ደስ ክብል በቃ ከምዚ ኢልና ንተሓዋወስ ኤርትራ & ትግራይ ሰላሙ ይምለሰልና ደቂ ትግሪኛ❤❤❤

    • @tsigeredahaile-i1m
      @tsigeredahaile-i1m 7 หลายเดือนก่อน

      @edenzer8597 SHAME ON U ,FANATIC AND BELOW ANIMAL ,DONT MENTION OUR ETHNIC GROUP, 9,6,2= ERITREA

    • @tsigeredahaile-i1m
      @tsigeredahaile-i1m 7 หลายเดือนก่อน

      @edenzer8597 POOR AND THE DOG OF WEYANE AND THE GANGISTER ALULA ABA NEGA CUTTED 850 ERITREANS HANDS AND LEGS, U ARE CRUEL EFFFFFF

    • @fruitsarelife7073
      @fruitsarelife7073 7 หลายเดือนก่อน

      💙🩵🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🎊🎊🎊🕊️🕊️

    • @HoldanaMebrahtu
      @HoldanaMebrahtu 7 หลายเดือนก่อน +1

      Kem tigrina zemabeln zewedeken zelo alit yelen alitawi riesest dki Eritera yo eziom Eritera 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @senaithaile8584
      @senaithaile8584 7 หลายเดือนก่อน

      ዶ ተደልዮም ይደቡሉ ተደልዮም ግዓሩ ቡሳዕሲዒት ዝሕዉስ ሀገር ተራእዮን ተሰሚዑን አይፈልጥን አለና ሻዕቡያ ንዉልድ ወለዶ ሕለሙ

  • @jagalskarerjagalskarer7590
    @jagalskarerjagalskarer7590 7 หลายเดือนก่อน +11

    ተመሲጠ ስቅ ኢለ ክሪኣ ጸኒሐስ መሊሰ ኣብ መወዳእዳ ክቃጻጸሮ ዝይክእድ ደስታ ተሰሚዒኒ ኣሰይ ዝባህልና ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤

  • @brhanalem5387
    @brhanalem5387 7 หลายเดือนก่อน +13

    እዚ ናይ ባሕልና ኣከዳድና ክጽብቅኩሉኹም ብፍላይ ኩሉኹም ከም ናይ ኣቦታትናን ኣቦሓጎታትና ብፍላይ ኩሉኹም ዚ ኣሰናዳኢ መደብ ምስ ቆቢኡ በትሪ ከማን ትህልዎ ኢያ ይብል ንስኻትኩም ፍልጣት ስለዝኮንኩም ብዝተካእለ መጠን እቲ ናይባህላዊ ኣብ ከምዚሕጂ የሕልፍዎ ብርዲኢት ንዝተወለዱን ብሕጂ ዝዉለዱ ኣዉርሱ እሰይ እንታይ ድዩ ቸዋ ግ ኣይኮነን ምዑርግ በቃ ዉርዙይ ኣቃዉም ኡ ደስ ዝብል ጠወሳኺ ካ ኣብዚ ዕድመ እዚ ማሰ ክትክእሎ ብጣዕሚ ጽቡቅ ሚቲ ሂበካ ኣለኹ❤🎉❤🎉
    ኣምላኽ ን ካብ ኣጽናፍ ዝጋብ ኣጽናፍ ዘሎ ህዝብና ይባርኽ

    • @habesha6883
      @habesha6883 5 หลายเดือนก่อน

      ናይ በሓቂ:: ከመይ ኣማዕርጊዎም ኣሎ ረኣዮ እስከ:: ባድላ ዝብልዎ ጸላእኩ:: ብፍላይ ኣወዳት እዚ ኣብ ውራያትና በዓላትናን ባድላ ምኽዳን ክገድፉዎ ኣሎዎም:: ኣዋልድ እኮ ደሓን ኢየን:: ካብዚ ዝጽብቅ ክዳንን ባህልን እንታይ ኣሎ

  • @ruthh1755
    @ruthh1755 7 หลายเดือนก่อน +13

    My favorites Esaw and Edu, much appreciated for preserving our Tigrigna culture ,we must continue to create it because our culture is our identity 💯 keep going 👍 thanks Rodas and Sami as well👍 Happy Easter to you all🙏🙏💕💕 Peace and love forever 💖

  • @DenTek918
    @DenTek918 7 หลายเดือนก่อน +10

    Esaw, I am immensely proud of you for your remarkable contributions to our culture. Your achievements resonate not only with you but with the entire Eritrean Tigrigna community. You stand as the most extraordinary and revered singer in Eritrea. Keep up the exceptional work; we fully support you. We understand that the government may not endorse you because you refuse to endorse their misguided leadership. You are not a conformist; you are a genuine musician. I will always appreciate you."

    • @kbriSelam
      @kbriSelam 7 หลายเดือนก่อน

      ​@@AdayHiwet denkero mehayim

    • @SamiDanny
      @SamiDanny 7 หลายเดือนก่อน

      You are right..let's support him guys he is genuinely smart and has alot to do for the future ❤

  • @abelkiflai6567
    @abelkiflai6567 7 หลายเดือนก่อน +7

    ፈተዮ ኢዚ ኤሳው ጅግና። ኩላትኩም፡ንፉዓት ብፍላይ ምስ ተጋሩ የሕዋትና ሓቢርኩም ባህልናን ቃንቃናን ንቅድሚት ውሰድዎ። ክትዝለፉ ኢኩም በዞም ጸበብቲ ርእሲ ደሓር ግን ክትነግሱ ኢኩም ኣብ ርእሲ ኩልና ክትስቀሉ ኢኩም ሩሑስ ኣውዳመት

    • @Erey647-l9p
      @Erey647-l9p 7 หลายเดือนก่อน +2

      Ab hawi etow men iyu ahwatna gele tbel zeleka eritrea neritrawuyan beeitrawuyan iyu hwunetna

    • @abelkiflai6567
      @abelkiflai6567 7 หลายเดือนก่อน +1

      @@Erey647-l9p ሕስርቲ ስደተኛ ኣብ ስደት ኮንኪስ ካብ ሃገርና ኪደልና ትብሊ ኣለኪ ክክክክ ቆሳል ማህጸን ኢሰያስ ኢኮ ወዲ 40 ኢዩ ንሱ ተኸይዱ ይኸይድ ክክክክ

    • @Erey647-l9p
      @Erey647-l9p 7 หลายเดือนก่อน +2

      @@abelkiflai6567 hji wun eritrea 🇪🇷 nay eritrawuyan iya tewelije wedi 40 santana hizka tgrayka kid

  • @galtigray5257
    @galtigray5257 7 หลายเดือนก่อน +33

    ተጋሩ ዶ ኣለዎኩም ሓቅይ ፅቡቅ እዩ ኣጃኩም ፈጣረ ሰላም ይገበረልና ንፍቅር ንዘመር ኣብይ እዩ ግን

    • @ዜድዕባይኣፅቢ
      @ዜድዕባይኣፅቢ 7 หลายเดือนก่อน +6

      ኣለና ጋል ሪመይ ምሉእ እስኪ ይግበሮ🙏❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @tsigeredahaile-i1m
      @tsigeredahaile-i1m 7 หลายเดือนก่อน +2

      @galtigray5257 TEGARU // ETHIOPIA// NESKUM AFKIRU , KULU SEB SELAM YEDLIYO

    • @fruitsarelife7073
      @fruitsarelife7073 7 หลายเดือนก่อน

      @@ዜድዕባይኣፅቢ💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿❤️💛❤️💛❤️

    • @fhgf6561
      @fhgf6561 7 หลายเดือนก่อน +1

      ተካል ረሳሕ ደስ ኢሉኪ ድዩ ጋልዛ ጋሕባ ብሰንክኩም እዩ ንሰላም ንዘምር ናበልኩም ዓድና ኣዉሪርክምዋ ጋሓቡ ከም ትግራዋይ ዓሻ ኣብዚ ምድሪ የለን ኣዲስ ኮይኑ ክባን ዕፅዋን ናበለ ዝቀለደልካ ሐዚ ሰላም ምስ ኮነ ሰለማዊ ሰብ መሲሉ ምሳኩም ክጭፍር ክሪኦ ከለኩ የሕዝን😢😢

    • @galtigray5257
      @galtigray5257 7 หลายเดือนก่อน +1

      @@fhgf6561 ካበይ ንላዓል ትግራዋይ ክትኩን ኣይትከእልን ወዲ ደካ ጓል ኣይፈልጥን ግን ሰዲ እካ ጋሕ የብልካ ኣደይ ታይ ገይረትካ ሰዲ

  • @yonasteweldebrhane2784
    @yonasteweldebrhane2784 7 หลายเดือนก่อน +7

    Esaw harif, I am proud of you. U r Special

  • @DenyTeam-ii7su
    @DenyTeam-ii7su 7 หลายเดือนก่อน +22

    ፍቅሪ ጥዕም ጎብዛት ዘእሕዋተይ እግዚአብሔር ካምዚ ገይሩ የሓዋውሰና❤

  • @ካብዝንካብትንCHANNEL21
    @ካብዝንካብትንCHANNEL21 7 หลายเดือนก่อน +23

    ርሑስ ብዓል ፋሲጋ ❤ ኤዲተይ፡ሮዲተይ፡ሳሚተይ፡ኤሱ❤
    ኣድነቕቲ ኤሳውን ኣዲተይ❤ እስከ ችርስ ደጊመ ርሑስ ብዓል ንኣመንቲ ክርስትና❤

    • @HzbawitKeshi
      @HzbawitKeshi 7 หลายเดือนก่อน

      Anem chirese

  • @akilove3701
    @akilove3701 7 หลายเดือนก่อน +17

    ፅቡቅ ጅማሮ ቀፅልሉ ሰላም ንህዝቢ ኤርትራ ሰላም ንህዝቢ ትግራይ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤❤❤❤❤❤❤️❤❤❤❤️❤️❤❤❤️❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @SAMFOTO1
    @SAMFOTO1 7 หลายเดือนก่อน +1

    Okey yehwat xbuq medeb ente kone gn
    Abta nay goytanan medhaninan eyesus krstos 8 senabti mesren
    1, zewerede
    2, qdst
    3, mukurab
    4, mexague
    5, debrezeyti
    6, gebriher
    7, niqedimos
    8, hosanena
    Ab 1:12:57 minutes zela melsi
    Thank you 🙏

  • @የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ
    @የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ 7 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚአብሔር አምላክ በቸርነቱ ይጠብቃቹ ከሁሉ ነገር ፍቅር ይበልጣል ያሸንፋልም ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @FtsumTeweldebrhan-un2kz
    @FtsumTeweldebrhan-un2kz 7 หลายเดือนก่อน +1

    ኣብ ጾም ኣርብዓ 8 ሰናብቲ ዝጠቀስካየን 2 ቅድስቲ እያ ትብሃል ትንሳኤ የላን ከም ተወሳኺት 9 እያ ኣረጋግጻ ግን❤ርሑስ ፋሲካ ይግበረልና ንኹልና ኣመንቲ ክርስትና

  • @مناهل-ج1ق
    @مناهل-ج1ق 7 หลายเดือนก่อน +13

    ኤዱ ሽኮር ኣድናቕኽ እየ ቀፅልሉ ካብ ትግራይ

    • @kerenmariamdearit7733
      @kerenmariamdearit7733 7 หลายเดือนก่อน +1

      Habibi/tiiiiii 💗💗💗💗💝wala nihna nifetwekum tegaru

  • @Asa-dv3gv
    @Asa-dv3gv 7 หลายเดือนก่อน +7

    ደሰ ክብል በቃ ከምዚ ኢልና ንተሓዋወሰ ❤️❤️❤️

    • @NAraya-nt5xw
      @NAraya-nt5xw 7 หลายเดือนก่อน

      Tegaru hasasat. mease ekume kitemebelu keme delayena. endatekayayerna ena abe gesekume negoyolikum.

    • @devorajossi4909
      @devorajossi4909 7 หลายเดือนก่อน

      Tewayat hasewti 10 melhasom mesakum entay derakeb alena zuria kea hbri eyu kale walahade
      Tergum yebelun ❤️🇪🇷💪

  • @mebrieeyob9991
    @mebrieeyob9991 7 หลายเดือนก่อน

    ደቂ ኤረይ ሽኮሪናታት ሲያምርባቹ አረ በጣም ነው የምታምሩት እንኳን አደረሳቹ ❤🇪🇷❤🇪🇷

  • @Adhin629
    @Adhin629 7 หลายเดือนก่อน +1

    Selam selam nhzbi Eritrea Tigray ybel grman xbaqen tbeben❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @nfqriyeznebr3868
    @nfqriyeznebr3868 7 หลายเดือนก่อน

    Danke!
    ሽልም ሽልም ከኣ ነብሎም :: ግን ጥንቅቕ ኢልና ካብቲ መተቕዒ ባእታ ከየብዛሕና 😉😂♥️

  • @MuluebrhanOkbazghi
    @MuluebrhanOkbazghi 7 หลายเดือนก่อน +2

    Big respect and appreciation easaw jgna....rly hats off!!

  • @filmonberhanetesfagabir5353
    @filmonberhanetesfagabir5353 7 หลายเดือนก่อน +6

    ውረስ ኤሳው ❤ ገረመድህን ብስራት ወለዱ ነጋሽ ሳግላ ወለዱ ተመልሶ ቀለተ ወልዱ ተወልደ ማዓሾ ወለዱ
    ኣቱም ትግሪኛ ብዙሁ ተዋለዱ
    ሰብ እምበር እዝጊ ዶ ሓንጊዱ
    ብዝሁ ተባዝሁ ኣሕዋትኩም ልመዱ
    ንዓዱ ክምለስ ጽልዩ በርጌድ ንሓመዱ
    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @luwamgebrehiwot1882
    @luwamgebrehiwot1882 7 หลายเดือนก่อน +10

    ኤዱና ምቅርቲ $ኤሳው ደቂ ኤረይ ቡሉጻተይ ብጣዕሚ የ ዝፈትወኩም ሩሑስ በዓል ትንሳኤ ይግበረልና ❤❤❤❤❤

  • @ጓልተዋህዶ-ሠ4ቨ
    @ጓልተዋህዶ-ሠ4ቨ 7 หลายเดือนก่อน +1

    ጽቡቅ መደብ ክብራት ኣሕዋት ብፍላይ መንፈሳዊ ሕቶ ምምጻእኩም ግን ብመጽናዕቲ ክከዉን ኣለዎ ካብ ዘስተዉዓልክዎ ጌጋ መልሲ ዘምጻእክምዎ 1/ ንጎይታናን መድሓኒናን እዮሱስ ክርስቶስ ዝሠዓቦ ቅዱስ ሃወርያ ጴጥሮስ ኣይኮነን ወንጌላዊ ፍቁር እግዚእ ቅዱስ ዮሓንስ እዩ 2/ናይ ጾም ኣርባዓ 8ሠናብቲ ከይነን ቅድስት ረሲዕኩም ትንሳኤ ኣእቱኩም ትንሳኤ ታሽዓይቲ እያ ትዉዕል ካብ ቁጽሪ ወጻኢ ማለት እዩ ፣ ዘወረደ ፣ቅድስት፣ ምኩራብ ፣መጻጉእ ፣ደብረዘይት፣ ገብርኄር፣ ኒቆዲምስ፣ ሆሳእና፣ ይበሃሉ 8 ሠናብቲ ቀጺሉ ዓርቢ ስቅለት ትንሳኤ ማለት እዩ

  • @LihemMesfn
    @LihemMesfn 7 หลายเดือนก่อน +2

    Esaw Esaw betami kab azerarebaka muklulenetka adenike ayxegebkukan 🎉 bejaka aytetfana goyta tigrina ❤ you are brilliant man ❤

  • @YacobMichael-vz6vv
    @YacobMichael-vz6vv 7 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ.
    ኣብቲ ናይ ሕቶታት ከም ርእቶ.
    ኣብታ መርዓት ምስ ተመራወት ትጸንሃላ መልሲ ( ቤትሕማ ) ግን ክልቲኦም መርዓትን መራውትን እዮም ኣብ ቤት ሕማ ዝጸንሑ.

  • @HadasTedros
    @HadasTedros 7 หลายเดือนก่อน +6

    ፍቅሪ ጥዑም ደስ ክብሉ ሰላም ኣዉርድ ንኩሉ ዓለም ❤❤

  • @YohanaRufael
    @YohanaRufael 7 หลายเดือนก่อน +12

    ብጣዕሚ ደስ ዘብል ሰላም የውርደሉ ነዚ ክልተ ህዝቢ❤

    • @tsigeredahaile-i1m
      @tsigeredahaile-i1m 7 หลายเดือนก่อน

      THERE IS NO PROBLEM AMONG PEOPLES, THE PROBLEM IS WITH THE MAFYA POLETICS.
      AMONGO HIZBI SHIGIR YELEN, MEHBEE AYTITEKEMULU

    • @YohanaRufael
      @YohanaRufael 7 หลายเดือนก่อน

      @@tsigeredahaile-i1m hataf neyenay ina mehbie teteqimnalu

  • @peterpetros5402
    @peterpetros5402 7 หลายเดือนก่อน +2

    @SHROENTERTAINMENT እዛ ቻነል ብዕጽፊ በረከታ ይብዛሕ፡ ኣታ ፈታው ባህሉን መንነቱን ሃይማነቱን፡ ሓጎሰይ ወሰን ይበሉን ኣውድ ኣመት ምድሪ ጻዕዳ ንክርኢ ዝገበርካ ጻዕዳ ይኹን መጻኢኻ፣ ንኩሎም ድምጻውያንን ሳዕሳዕትን ኣብዛ ስራሕ ዝተሳተፍኩም፡ ብፍላይ ከኣ ባህሊ ዓድና ንምዕባይ ዝነጥፉ ዘለዉ ድምጻውያን ሳሙኤል ኤሳውን ኤደን ከሰተን፡ ብሓፈሻ ንመላእ ህዝበ ክርስትያን ድማ ርሑስ ኣውድ ኣመት ❤❤❤❤❤❤

  • @loveyoueri8312
    @loveyoueri8312 7 หลายเดือนก่อน

    መርሓባ ደቂ ኤረይ ፡❤ ደስ ኪትብሉ ዓይኒ ጸላኢኩም ይደፈን ❤፡ ብዝያዳ ኣድናቂ ኤዱ የ፡ ካብ ግዜ ሽንግርዋ ብሕልፊ ሚላኖኖ ሓጺር ስረን ናይ ሜዳ ኪትደርፍ ከላ ኣዝየ የ ኣድኒቐያ፡ ኣብዛ ናይ ሎምቅነ ሕብሪ ኣለባብሳ ግን ቁሩብ ስክፍታ ኣሎኒ፡ ምናልባት ብዘይምስትውዓል ኪኸዊን ይኽእል ዩ እንተኾነ ግን እታ ምጭውቲን ድምቕትን ባንደራና ዘለዋ ሕብሪ ክደምቃ ምተገብአ፡ ማለት እታ ዙርያ ቀጠልያ ወይ ሰማያዊ ኪውሰኻ ኔርዎ። ❤ እዞም ውዒግን ንክብሪን ፍቕሪ ባንደርኦም መሲልዎም ይርብሹና ኣለዉ ሞ ፡በጃኹም ገለ ግበሩ❤ እቲ ሓቂ ንገርዎም ክነዕርፍ❤❤❤

  • @FiranSintayehu-ee9vc
    @FiranSintayehu-ee9vc 7 หลายเดือนก่อน +8

    ደስ በሃላይ ቀፁሉሉ ህዝቢ ትግራይ እና ህዝቢ ኤርትራ ፍቅር ክንከዉን እንተለና የጥዕመልና ዘበለፀ ደሞ ሓድሽ ዓመት አሸንዳ ብደንቢ ስርሑሉ ።

  • @FhgEgy
    @FhgEgy 7 หลายเดือนก่อน +17

    ተጋሩ መክብሪቲ ስብ ከብምኮኖም ዝተላዓለ ወሪዱ ሹሽ አቢልዋም ትግራዋይነት❤🎉

  • @weyniissac2053
    @weyniissac2053 7 หลายเดือนก่อน +7

    በራዩ ህግደፍ ከም ሰብ እስከ ሕሰቡ ካብ ጽልኢ ቅንኢ ውጹ ዶናቁር ንሕና ፍቅሪ ምድግጋፍ ምትሕልላይ ኢዩ ዘድልየና ዘሎ ስነጥበብ ጽቡቅ ጅማሮ ኢዩ ኣጆኹም ❤❤❤🎉🎉🎉

    • @alextom6372
      @alextom6372 7 หลายเดือนก่อน +2

      Ignorant. We eritreans have no issues with Ethiopians or tegaru except TPLF leadership. I read all the comments. I didn't see any negative comments from eritreans. I have no issues with eritreans working with any ethiopian artists, even tegaru, because there should not be politics .

    • @AF-mz8my
      @AF-mz8my 7 หลายเดือนก่อน

      ባራዩ ህግደፈ በልካ ሎቅማፀ ንስካ ባርያ ወያኔ

  • @shewhut822
    @shewhut822 7 หลายเดือนก่อน +3

    ESAW ur answer so amaizing ❤❤

  • @abrehatgebrhansgebrhans9400
    @abrehatgebrhansgebrhans9400 7 หลายเดือนก่อน +4

    አሰይ አሰይ ንጫወት ንደሰት ከምዙይ ምፍቃር እዩ ዘጥዕመልና አሕዋት ተሠስገን ምሉእ ይግበሮ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰💙💙💙💙💙💙💙💊💊💊💊💊💊💙💙💊💙💊💙💊💙💊💙💊💙💊🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

    • @alextom6372
      @alextom6372 7 หลายเดือนก่อน +1

      No, this is eritrean flag, 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤❤❤

  • @maryameyawahesnayhiwetey9422
    @maryameyawahesnayhiwetey9422 7 หลายเดือนก่อน

    I am in love with esaw ❤ he is great 👌 nadu kea mhret yeredela fetari bhafsha kef alekum deqi erey mearey ❤️💯😍😘

  • @liyashikor9097
    @liyashikor9097 7 หลายเดือนก่อน

    Great job guys love ❤️ u from Asmara

  • @HoldanaMebrahtu
    @HoldanaMebrahtu 7 หลายเดือนก่อน

    Eriterawian 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 esawen ,edun beka awedamet youm kolu negerommm
    And da kolkum ab za medeb zelkum tenu medeb temerhhh ny behki ab za medeb zedemoayom sebat kef alowommm ❤❤❤❤

  • @nawetna6593
    @nawetna6593 7 หลายเดือนก่อน

    ጽቡቕ ምድላውን ምቕራብን መደብ።
    ባህላዊ ትሕዝቶ ክነሱ ምድላው ተገይሩ ከብቅዕ፡ መራሕ መደብ ኣብ ጊዜ መኣዲ ቆብዕ ክወጽእ ይግብኦ። ክቡር ሓውና ካብ ምርሳዕ ክኸውን ዝኽእል ኢዩ።
    ምስ ኣድናቖታዊ ናእዳን እቅሬታን።
    የቐንየልና ንባህላዊ ተገዳስነትኩምን ኣቀራርባኹምን። ቀጽልዎ ድማ እብለኩም።

  • @Luwamzemichael1001
    @Luwamzemichael1001 7 หลายเดือนก่อน +1

    Esaw hawuna btaemi gobez abo bahli eleka aleku👏👏👏❤️🙏

  • @Eyob302
    @Eyob302 7 หลายเดือนก่อน +5

    Eden agame
    Why you didn't disgen eritrean 🇪🇷 flag than
    Tigray flag,
    Dislike and no more your fun,
    We need someone who respect our flag
    Glory to our matrys
    Awet N'Hefash !
    My flag wherever and everywhere 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    Happy Easter
    Happy independence eritrean family 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @Erina1won
      @Erina1won 7 หลายเดือนก่อน +1

      Iza channel win nay agametat and anchiwa nhamedom koyna iya...we should all unsubscribe ASAP.

  • @habendemsas6698
    @habendemsas6698 7 หลายเดือนก่อน +1

    Well come deki erey rehus beal❤❤❤❤❤❤❤

  • @bahlibigirmay3021
    @bahlibigirmay3021 7 หลายเดือนก่อน

    Edu yahoo Chebeti ayoki yebel aya zeraabruk ayoki aske, kulukum ke behabera ruhus beal Fasika ❤

  • @ROZAROZA_
    @ROZAROZA_ 7 หลายเดือนก่อน

    ከመጀመርያ ከስካብ መጨረሻ ዝሳዓቦ ቅዱስ ሃወርያ ዮወሃንስ ይብሃል💕💐

  • @rahwit_b8188
    @rahwit_b8188 7 หลายเดือนก่อน +21

    ቅዱስ የውሃንስ ወልደነጎድዳድ እዩ ን እየሱስ ክሳብ መወዳእታ ዝሰዓቦ!

  • @senaitkidane3774
    @senaitkidane3774 7 หลายเดือนก่อน

    Elelele deqi Eri ah ketiemelkum. Asaw wow goyta bahli ❤❤❤❤
    Tinu Asey yeqenyelna bhaqi ❤❤❤ Rhus Awdeamet kulatna ab meretna yakakibena ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🌹🌹🌹💋💋💋

  • @GhirmayTesfamariam
    @GhirmayTesfamariam 7 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ
    ኣብዚኣ ሲ ገለ መኣረምታዶ ክህበኩም
    1.ኣብታ ሓረስታይ ብኢዱ ድሕዛ ናውቲ ማሕረሻ ደይኮንት ትባሃልሲ
    ናውቲ ማሕረስ ተባሂሉ ይተኣረም
    2. ኣብ ጾመርበዓ 8 ሰናብቲ ደይኮናስ
    9 ሰናብቲ ተባሂለን ይተኣረማ
    ኣስማተን ከኣ
    1 ዘወረደ 2 ቅድስት 3 ሙክራብ 4 መጻጉእ 5 ደብረዘይት 6 ገብሪሄር 7 ኒቀዲሞስ 8 ሆሳኢና 9 ትንሳኤ
    2 ቅድስቲ ነጢርካያ
    የቐኔለይ።

  • @berihuembaye7210
    @berihuembaye7210 7 หลายเดือนก่อน +1

    ወረደ ማይ ኣበይ ከባቢ ኢዩ ዝብሃል

  • @Ademrose90
    @Ademrose90 7 หลายเดือนก่อน

    One nation but staying in 2 countries tigraians with brother eritrean ❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @edenteklegiorgis9889
    @edenteklegiorgis9889 7 หลายเดือนก่อน +21

    😂😂❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯Antum mehrefti, Ruhus Awdeamet Artists, Girma hager Eritrea 🇪🇷 ♥️ ❤️ Lovely 🇪🇷 show ♥️ ❤️

    • @weyniissac2053
      @weyniissac2053 7 หลายเดือนก่อน

      💀💀💀💀💀ባርያ

    • @edenteklegiorgis9889
      @edenteklegiorgis9889 7 หลายเดือนก่อน +1

      @@weyniissac2053
      KIBRITATKA MEKITITAL SEGA EU EMO KAB XERFI TEQOTEBI YEBL, , LIBIKI BESALA MENDELAY KEBIRKI MIHLAWKI AYTIRESIE EKI, 🙏💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏💯

    • @senaitzemicael6369
      @senaitzemicael6369 7 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@weyniissac2053 besehak kale keyeri Faschinu halfi iyu😂

    • @berihuembaye7210
      @berihuembaye7210 7 หลายเดือนก่อน

      ጽቡቅ ጌርካ ራኣያ ደጋጊምካ

  • @SamiDanny
    @SamiDanny 7 หลายเดือนก่อน +2

    Selam yewrdelana ..kab xlien qrhntn zrkeb yelen ...❤asey deki bahli adna aytmutu!!!!!!.🌹🌹🌹💃💃🕺🕺💃

  • @alemayeri5401
    @alemayeri5401 7 หลายเดือนก่อน +3

    ✨️Just because they play Eritrean music and lived Eritrea, who says they're all Eritreans✨️🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷 when people show you where they stand believe them don't argue 🙏🇪🇷

    • @binagazi
      @binagazi 7 หลายเดือนก่อน

      Asagirkayom hhh dembia neski ka nebalki ketsegogi iki

    • @bilenabraham4114
      @bilenabraham4114 7 หลายเดือนก่อน

      Hmm please enlighten us what is wrong with what they are doing?

    • @merathetewahdo2539
      @merathetewahdo2539 7 หลายเดือนก่อน +1

      Taking a picture with the current flag of Eritrea doesn’t make you Eritrean .

    • @Semay125
      @Semay125 7 หลายเดือนก่อน

      They are Eritrean period . Just because they broadcast it from Ethiopia it doesn’t make them less Eritrean. They are born and served live them alone.

  • @filimonmsgna1994
    @filimonmsgna1994 7 หลายเดือนก่อน +2

    ብሓቂ ልቢ ዘረስልስ ስሪሓ ሰርሒኩም ሰላምን ፍቕርን ዘለዎ ዘመን ይግበረልና
    ንኩላትኩ ርሑስ በዓል ትንሳኤ ይግበረልኩምን ይግበረልናን

  • @sukmbalmefthiaykonen300
    @sukmbalmefthiaykonen300 7 หลายเดือนก่อน

    anbesaderat selam bflay netom abzi kereba kab eritrea mexyom bnkhat nkulu mekitom musicegnatat koinom zhalefwa teawetu kulukum kab fkri kulu yrkeb

  • @GualEri13
    @GualEri13 7 หลายเดือนก่อน

    Ruhus Audamet deki Eri. We love you shiro entertainment. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ssolomongebre7706
    @ssolomongebre7706 7 หลายเดือนก่อน +1

    Wow hji germ kone kamzi kekwen alwo fekri zblexe mes tegru

  • @gebremariamdebalkew507
    @gebremariamdebalkew507 7 หลายเดือนก่อน

    ህዝቢ ሰሜንን ደቡብን ትግራይ ትግርኚ ፀላኢ ዓይንኹም ይደፈን።
    እዙ ወናኒ ታሪኽን ስልጣንን ህዝቢ ብሰንኪ ፀላእቱን ብሰንኪ ስንፍንኡን እናተዳመየ ነይሩን ኣሎን😢😢😢😢
    ከም ሰብ ከቢሩ መንነቱን ታሪኹን ሓልዩ ክነብር እንተኾይኑ ዕብዳን ይኣኽለኒ ኢሉ ማይ ሂወት ክሰቲ ኣለዎ።
    እቶም ኣድገ በቕሊ ዝተኸልሉ ልዕሊ 100 ዓመት ዘሕለፈ ሓፁር ፅልኢ በንቂሩ ክድርብዮ ይግባእ።
    ሰምየንን ደቡብን ተዛራቢ ትግርኛ ትንሳኤኻ ቀረባ እዩ ❤❤❤❤

  • @muluesultan7663
    @muluesultan7663 7 หลายเดือนก่อน

    Looks amzing be continue

  • @negagetachew974
    @negagetachew974 7 หลายเดือนก่อน +4

    ጽቡቅ ምርኢት፣ ባሕሊ ኤርትራ፣ ኢትዩጽያ ከምእውን ትግራይ ሕዝቢ ናፊቅዎ ዘሎ ከምዚ ዓይነት ፍቅሪን ምክብባርን እዩ፣ ጽልዕን ኩናትን ንኩሉ አዕናዊን 100 ዓመት ንድሕሪት ዘትርፍ እዩ።

    • @addisalemmesfin4849
      @addisalemmesfin4849 7 หลายเดือนก่อน +1

      ጡዑም ባህሊ ትግሪኛ።

  • @SemereMebrahtu-o5x
    @SemereMebrahtu-o5x 7 หลายเดือนก่อน

    Agzabher admen tianan yihabkum absrahkum asalto yibel akedadnakum bahlawi nayabotatna keep it up!

  • @legessenegusse5569
    @legessenegusse5569 7 หลายเดือนก่อน

    Wow very fantastic song

  • @edenteklegiorgis9889
    @edenteklegiorgis9889 7 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏Lovely live show ever🎉🎉🎉🎉

  • @johannis6860
    @johannis6860 7 หลายเดือนก่อน +1

    ቪድዮታቱ ክርኢ ከለኹ ግብረሰዶማዊ ዝዋሳእ ዘሎ ዝመስለኒ ኣነ ጥራይ ድየ? Sami maletey u???

  • @abielberhe6266
    @abielberhe6266 4 หลายเดือนก่อน

    Part 2 ኸ ደኣ ?

  • @akilove3701
    @akilove3701 7 หลายเดือนก่อน +1

    ተመሰገን ፈጣሪ 🙏🙏🙏🙏🙏🌹❤❤❤️❤️ሰላም ንኩሉ ወድሰብ ❤❤️❤❤❤❤️❤️

  • @ghezaeasfahale6213
    @ghezaeasfahale6213 7 หลายเดือนก่อน

    Gzyekum yibarek.....❤❤❤❤

  • @genygen5351
    @genygen5351 7 หลายเดือนก่อน

    Bahli kemzi eyu, kab meninetka riehka zikiyed akayda eniyniy eyu zebileka. SELAM NEZI KILITIU HIZBI.... ETOM BITSILIE TEBAETKUM ZELEKUM TIFIUUU..

  • @AbeilHabte
    @AbeilHabte 7 หลายเดือนก่อน

    ኢድን ክብረትኪ ብኣልኪ ይህሲርኪ ናይ ትግራይ ባንዳራ ዘግብር ኣይናበረክን ኒሒና ኣክቢርናኪ እንበር ማሰይ ይሕስርናኪ ብኣልኪ ካብ ጀመርክዮ ግን ሕዚ በሊ ኣቲ ኮፍ ኢላን ደዊላን ሓደ ለውጢ ዘይብላ ብከብዳ ትግዛእ ቆማል ሳሕሳሕ እንበር ብኣኪ ኣይንሓስር እይንከብር ኣታ ጢኑ ክ ከኣ ዓገብ ዘይትብላ😢😢😢😢😢😢😢😢😢

    • @LuleyNatey
      @LuleyNatey 7 หลายเดือนก่อน

      ኣቤት ድንቁርና ክንዲ ሰላም ዝደለዩ ድዩ እዚ ኹሉ

  • @FtsumTeweldebrhan-un2kz
    @FtsumTeweldebrhan-un2kz 7 หลายเดือนก่อน

    ኣብ ጾም ኣርብዓ ዘለዋ 8 ሰናብቲ 1 ዘወረድ 2ቅድስት 3 ሙክራብ 4መጻጉእ 5 ደብረዘይት 6ገብርሄር 7 ኒቆዲሞስ 8 ሆሳእና እየን ዝብሃላ

  • @luwamyakob7361
    @luwamyakob7361 7 หลายเดือนก่อน

    Praise God bless you guys this is the way of love well done

  • @meharihagos5967
    @meharihagos5967 7 หลายเดือนก่อน +1

    ንመጀመርያ ግዜ ዝመሰጠንን ዝፈተኽዎን መደብ ተዓዚበ ደስ ትብሉ።

  • @keleabtsehaye4480
    @keleabtsehaye4480 7 หลายเดือนก่อน

    💙💜💝 ወዜራዚር ኩሑሎ ምልጭ ቁንጂና ወዜሮ 🌹👍👍👍

  • @genetabraham6028
    @genetabraham6028 7 หลายเดือนก่อน +3

    Eritreawan entay eyu xegemkum ms xelatkum Tegaru

    • @peacetotheworld1737
      @peacetotheworld1737 7 หลายเดือนก่อน +1

      ንስኪ እኪ ጸላኢትና:: 🇪🇷

    • @genetabraham6028
      @genetabraham6028 7 หลายเดือนก่อน

      Qondafat agame xelati eritrea emo Yelen bgulbab selam abay tigray

    • @asterhailehruy1175
      @asterhailehruy1175 7 หลายเดือนก่อน

      ​@@genetabraham6028አንቲ ሐሳድ ሸርሙጣ ባራኪና ውሰድላ ክሕሸኪ

  • @samuelteferi-sg8gs
    @samuelteferi-sg8gs 7 หลายเดือนก่อน

    Asaw great artist and all of you look good guys ❤

  • @tigstiweldemicheal3288
    @tigstiweldemicheal3288 7 หลายเดือนก่อน

    Temesgen amlakey selamn fkrn yewrdelna fetari ❤❤

  • @Robielokbagergs
    @Robielokbagergs 7 หลายเดือนก่อน

    Nay behaqi good job qexlwo selamn fqrn kea yewrdelna

  • @DimyanaHaben
    @DimyanaHaben 7 หลายเดือนก่อน

    Esaw bhaqi ab lbey atikani love u.

  • @meharikuflu8654
    @meharikuflu8654 7 หลายเดือนก่อน

    waww bitiami kef alekum shikorat deki eri bruk awdiamet 😍😍😇

  • @ፋጡማጓልቀሺ
    @ፋጡማጓልቀሺ 7 หลายเดือนก่อน +10

    1M subscribe ይግበኣ እዛ ቻነር ገዛ ፍቅሪ❤❤

  • @mlientesfahney
    @mlientesfahney 7 หลายเดือนก่อน

    8//ሃዋርያ ቅዱስ ፍቁረ እግዚእ ዮውሃንስ ዩ ንጎይታና ከሳብ መጨረሻ ዝሰዓቦ ::
    ቀፅልሉ plis
    ፍቅርን ሰላምን ንደላይ ሰላም ኩሉ 🌹♥️

  • @ERiStreamIPtv
    @ERiStreamIPtv 7 หลายเดือนก่อน

    ርሑስ ዕለተ ትንሣኤ ጐይታናን መድኃኒንና ኣምላኽናን ኢየሱስ ክርስቶስ ይግበረልና። እርማት ኣብ ሕቶ ንጐይታና ኣምላኽናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ክሳዕ መወዳእታ ፍርዱ ዝሰዓቦ ቅዱስ ሓዋርያ ቅዱስ ጴጥሮስ ዘሎ ብቅዱስ ዮሓንስ ይተኣረም። ብዝተረፈ ሠናይ መደብ

  • @eyerusalemweldegebriel6204
    @eyerusalemweldegebriel6204 7 หลายเดือนก่อน +1

    ንጎይታ ከሳብ መወዳእታ ዝሰኣቦ ጲጥሮስ ዘይኮነስ የወሓንስ እየ ዝበሃል

  • @Tigray_Hagerey
    @Tigray_Hagerey 7 หลายเดือนก่อน

    ኤዱ ሽኮር ቀንበጥ ንግስቲ ኣዋልድ😍⚘️💘🌻⭐️
    ንምታይ ኤደን ጥራይ ከይትብሉኒ ኩሎም ሽኮራት 'ዮም😂😂

  • @genetabraham6028
    @genetabraham6028 7 หลายเดือนก่อน

    Selam nay hzibi eritrea zeymineyu klil tigray selam aytizemru Bahamat

  • @medhin8187
    @medhin8187 7 หลายเดือนก่อน +3

    ፅቡቕ መንገዲ ዩ ደስ ይብል ተስፋ ሂብኩምና ❤
    ቀጽሉሉ ጸላኢ ይደፈን

  • @gadumeresa3017
    @gadumeresa3017 7 หลายเดือนก่อน +2

    ዓመታት አይደቀሰናን ሰላም ክንብል ፅቡቅ ጅማሮ እዩ ተመሰገን🙏💙♥

  • @nomoneynoproblem7890
    @nomoneynoproblem7890 7 หลายเดือนก่อน +1

    Good program
    Peace to everyone 🕊
    One love one ❤️ 🇪🇷💊
    Form Eritrea, I love you, Tegaru, my people's

  • @helenabraha1572
    @helenabraha1572 7 หลายเดือนก่อน

    Esaw Ayney ❤ love

  • @genetaynealem8828
    @genetaynealem8828 7 หลายเดือนก่อน

    Essawey shikor u r super talented❤

  • @ArronKhebre
    @ArronKhebre 7 หลายเดือนก่อน

    ቀጽሉዎ፡ ጸላኢኹም ዓይኑ ይደፈን።

  • @luwamgebrehiwot1882
    @luwamgebrehiwot1882 7 หลายเดือนก่อน

    እሰይይይይይ ክንደይ ደኣ ትጽብቁ ኢኩም ደቂ ኤረይ ቡሉጻት❤❤❤❤❤ ሩሑስ ትንሳኤ ይግበረልና

  • @denzel31561
    @denzel31561 7 หลายเดือนก่อน

    Tigrigna culture beutiful ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @senaitghebrelul4547
    @senaitghebrelul4547 7 หลายเดือนก่อน +2

    How is his mother ? She was sick before

  • @habesha6883
    @habesha6883 5 หลายเดือนก่อน

    ኣዋልድ እኮ ጹቡቅ ኢዩ ዘሎ ኣወዳት ግን ባህላዊ ክዳን ክኽደኑ ኣብ መርዓ ጥምቀት ካልእ ኣውደኣመትናን ውራያትናን ክድፍኣሉ ኣሎዎ:: ንምንታይ ኢና ኩለን ኣዋልድና ዙርያ እንዳ ገበራ ኣብ ውራያት ባድላ ንገብር ኣይርድኣንን ኢዩ:: ረኣይዎ ክጽብቅ ሓበሻ ክዳን ኣብ ኣወዳት:: ማዕረ ክንደይ ኣማዕሪጉዎምን ኣጸቢቁዎምን ኣሎ:: እዚ ዝመስል ናይ ኣሽሓት ዓመታት ኣከዳድናን ባህልን ዘለና ህዝቢ ነቲ ናትና እንተ ዓቀብናዮ ኢዩ ዘጸብቀልና:: እቲ ጹቡቅ ምስልና እውን ብኡ ኢዩ ዝኹላዕ

  • @ሸባብ
    @ሸባብ 7 หลายเดือนก่อน

    ኣነ ዝገርመኒ መንዩ እቲ ትግረዋይ ኣይተረድኣንን

  • @davidgidey4713
    @davidgidey4713 7 หลายเดือนก่อน +1

    Thank 🎉💙💛you 🙏🙏🙏💯🥰😍☘