ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Semhar nay tarik jiggna 1977-78 & 1989-90. Glory to our Martyrs 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wannet xhafo eka.
ክቡር ስነ-ጥበባዊ ኣኪለ እዛ ደርፊ ግጥምን ዜማን መን'ዩ የብላን ። ተዘይተጋጌ ናይ ስውእ ዕቕባጋብር ገ/ትንሳኤ እያ መስለኒ ምኽንያቱ ደዊት መስፍን እዛ ደርፊ ደሪፍዋ ኣሎ። ደርፍታትካ ዘበለ ገጣሚኡን ዘያሚኡን ክትጽሕፈሎ ይላቦ ።
ኣብ ህዝባዊ ግንባር እቲ ዝበዝሐ ስራሕ ግጥሚ ይኹን ዜማ ብሓባር ይስራሕ ስለዝነበረ " ናይ እከለ " ግጥሚ ወይ ዜማ ዘይትብሎ ደርፍታት ይህሉ 'ዩ ። ተፈኖ ድማ ብንጹር ስም ገጠምትን ዘየምትን ኣስፊርዎ ኣሎ ። ግን ኣብቲ ብብዙሓት ስነ ጥበባዉያን እናተቐባበሉ ኣንዳማሓየሽዎ ዝመጹ ደርፍታት ብልክዕ ዋንነት ክትገልጽ ኣጸጋሚ 'ዩ ።
@@shabaymender9126እወ ጽቡቕ ኣለኻ፡ተፈኖ ምስ ባህርያቱ ክንርእዮ ኣለና።ምኽንያቱ ናቱ ጭራም ጥበብ እንድሕር ሃሊዋ ብፍጹም ዝገድፍ ኣይኮነን ስለዚ እዛ ደርፊ ናይ ስዉእ ዕይቕባጋብር ከምዝኾነት ዘማትእ ኣይኮነትን።ስለዚ ንሰነድ ምእንታን ክጥዕም ይደግሞ ከምዘሎ ብትኽክል ክጽሕፎ ኣለዎ።
Wawww seme zeymenwo kubur harbena tegadalay Aklulu foto I miss you
Ybel dmxi ❤
ኣያ ጽቡቅ ስራሕ ወዲ ህዝቢ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ።
ጽቡቅ ስራሕ ዝኽሪ ፈንቅል 🇪🇷👏🇪🇷👏🇪🇷👏🇪🇷
Nay okbagabir eya eza derfi seraki
ደርፍኻ ጥራይ ደኣ የኣኽለካ ናይ ዑቕባጋብርስ ብዝምልከቶ ደኣ ይተዓቀብ።
ምስ ናይ ይቅረታ እዚ ደርፊ ናይ ስዉእ ዕቓጋብር ስለ ዝኮነ ታሪኽ ከይድምሰስ ምስ ናይ ዕቓጋብር ምጽዓን የድሊ ዩ
ሓወይ መዓረይ ምጽዓን ኣይጠፍኣንን ።ግን ሃሳስ ስለዝኾነ ናቱ እየ ደጊመዮ።ናቱ ከምዝኾነ ጥራይ ተረዳእ።እንተዘይገብሮ ኽኣ ብዓቢኡ እቲ ክቡር ሰብ ኣይምተዘከረን መስለኒ ይቐንየለይ
Aklilu tefono 2022
💚❤️💙🇪🇷💚❤️💙🇪🇷💚❤️💙🇪🇷
Eta rem yeremarem tbil kaset nay meda abey abelet ?
ብርግጽ እዚኣ ብ ዑቅባጋብር ኢያ ተዘይማ ዕቅባጋብር ወዲ ባጽዕ ኢዩ
ኣብቲ ደርፊለካ እወ ብዑቕባጋብርዩ ተዘይሙ ንበቦ
🦁🇪🇷❤️💪🇪🇷❤️💪🇪🇷💪✅✊
🇪🇷🇪🇷🇪🇷💝💝💝👍👍👍
በታ ናይ ቀደም ግጥሚ ድገማ በጃኻ፧
ብሉጽ ድምጻዊ ተፈኖ ኣኽባሪ ስነጥበባውያን ከምካንካ ነኽብረካ ንብሉጽ ሰራሕካ ከኣ ነድንቅ
❤❤❤❤❤❤❤
ኮኾብ ኮዋኹብቲ ሐረግ ወሎዶታ ወዲ ኤረ
Tefeno eti dmxkas ktem
ኣቲ እዚስ ናይ ፍቅሪ ደርፊ ዘይምኮነት
Semhar nay tarik jiggna 1977-78 & 1989-90. Glory to our Martyrs 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wannet xhafo eka.
ክቡር ስነ-ጥበባዊ ኣኪለ እዛ ደርፊ ግጥምን ዜማን መን'ዩ የብላን ። ተዘይተጋጌ ናይ ስውእ ዕቕባጋብር ገ/ትንሳኤ እያ መስለኒ ምኽንያቱ ደዊት መስፍን እዛ ደርፊ ደሪፍዋ ኣሎ። ደርፍታትካ ዘበለ ገጣሚኡን ዘያሚኡን ክትጽሕፈሎ ይላቦ ።
ኣብ ህዝባዊ ግንባር እቲ ዝበዝሐ ስራሕ ግጥሚ ይኹን ዜማ ብሓባር ይስራሕ ስለዝነበረ " ናይ እከለ " ግጥሚ ወይ ዜማ ዘይትብሎ ደርፍታት ይህሉ 'ዩ ። ተፈኖ ድማ ብንጹር ስም ገጠምትን ዘየምትን ኣስፊርዎ ኣሎ ። ግን ኣብቲ ብብዙሓት ስነ ጥበባዉያን እናተቐባበሉ ኣንዳማሓየሽዎ ዝመጹ ደርፍታት ብልክዕ ዋንነት ክትገልጽ ኣጸጋሚ 'ዩ ።
@@shabaymender9126እወ ጽቡቕ ኣለኻ፡ተፈኖ ምስ ባህርያቱ ክንርእዮ ኣለና።ምኽንያቱ ናቱ ጭራም ጥበብ እንድሕር ሃሊዋ ብፍጹም ዝገድፍ ኣይኮነን ስለዚ እዛ ደርፊ ናይ ስዉእ ዕይቕባጋብር ከምዝኾነት ዘማትእ ኣይኮነትን።ስለዚ ንሰነድ ምእንታን ክጥዕም ይደግሞ ከምዘሎ ብትኽክል ክጽሕፎ ኣለዎ።
Wawww seme zeymenwo kubur harbena tegadalay Aklulu foto
I miss you