New Eritrean interview part 3 Artist Rusom Teweldebrhane Barakyo by Tesfaldet Mebrahtu TOPO
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 29 ก.ย. 2024
- ሰላም ንዓኹም ይኹን ተኸታተልቲ ዛራ ፋልፋሊት ብመጀመርታ ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ኣብ ጥዕናኩም ምሉእ ጥዕና እናተመነኩ እንበርኣከስ ዝተፋላለይ ስራሓት ሕዝናልኩም ክንመጽህ ኤና ኣብ ቻነል ተኻታተልቲ ንክትኮኑ ንዑድም
interview Rusom Teweldebrhane Barakyo
Copyright Zara felfalit Entertainment 2020
An unauthorized NL, distribution, re-upload or
ransmitted in any form or use without the prior
written permission of the publisher is strictly
prohibited.
O All rights reserved.
• #ZarafelfalitEntertain...
• #ZarafelfalitEntertain...
• Video
• Video
• Video
• Video
• Video
• Video
• Video
• Video
• Video
Topo zegret jeganuna tekbrelna deleka kbri yhabka
ባራክዮ ጅግና ኣርቲስት ብሓቂ እየ፡ ዘድንቀካ፡ እቲ ዘሕዝነኒ ከማካ ዓይነት ብሉጻት ተዋሳእቲ ስ ኣበይ እዩ፡ ክርከብ ፡ ክቡሩ ኣያይ ዕድመን ጥዕናን ንዓካን ንስድራካን፡ ይምነየልካ።
Abona artist resom (barakyo) ny bhaqi eilalka tume edmen tenan yhabka btaemi ika tkelo wey tmeslo nay bhaqi adhanom konka ktseh keleka btaemi iye zshq
Barakiyo king of art amlak edmen tenan yehabka
ባራክዮ ኣብ ኣንበልብሊ ዝሰራሕካዮ ዘይርሳዕ ገጽ ባህሪ ኣርኢካና ተባዕ ተዋሳኣይ ኣድኒቀካ በቃ ቸንቶ 100%
ጅግናን ብሉጽን ኣቦን ተዋሳእን ኣቦና ርእሶም፣ ይበል ልኡም ዘረባ፣፣
መርድእ ንኤርትራ!
ሎሚ ምዓልቲ ካብ ወሃቢ ቃል ሰራዊት ምክልኻል ትግራይ፥ ተጋዳላይ ገብረ ገ/ጻድቃን፡ ብዛዕባ እቲ ኣብ ትግራይ ንወርሒ መመላእታ ክኸይድ ዝጸንሕን፥ ገና’ውን ዝቕጽል ዘሎን ኩናት፥ ናብ ዝሓለፍ ሰለስተ ምዓልታት ዘሰንብድ ጸብጻብ ሰሚዕና።
ብመሰረት እዚ ሎሚ ተዋሂቡ ዘሎ ጸብጻብ፥ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኩናት፥ ዳርጋ ሙሉእ ብሙሉእ ክበሃል ብዝከኣል መንገዲ፥ ብሉዑል ተሳትፎን ናይ ህይወት ዋጋን ኤርትራውያን ይካየድ ከምዘሎ ምሰናይ ዝርዝራቱ፥ ሰፊሕ ትንታኔን መግለጽን ሂቡ። በዚ መሰረት፥ እተን ኣብዚ ኩናት ግጥም ዝካየደለን ዘሎ ግንባራትን፥ ኣብኡ ዝሳተፋ ዘለዋ ክፍላተሰራዊታትን ብርጌዳትን ኤርትራ፥ ብመሰረት እዚ ሎሚ ዝቐረበ ጸብጻብ፥ እንበኣርከስ፥ እተን ዝሳተፋ ዘለዋ፥ ናይ ኤርትራ ምክልኻል ሓይልታት እዘን ዝስዕባ እየን
ኣብ ግንባር ሰሜንን ሰሜናዊ ምዕራብ ኤርትራውያን ብርጌዳትን ክ/ሰራዊታትን
18, 21, 26, 31, 35, 37, 57, 65, 46 (መካናይዝድ ከቢድ ብረት), 48 (መካናይዝድ ከቢድ ብረት)
ኣብ ግንባር ራማ ኤርትራውያን ብርጌዳትን ክ/ሰራዊታትን
53, 39, 525 (ኮማንዶ), 42 (መካናይዝድ ከቢድ ብረት)
ኣብ ግንባር ዛላምበሳ ኤርትራውያን ብርጌዳትን ክ/ሰራዊታትን
11, 17, 19, 27, 33, 22, 49 (መካናይዝድ ከቢድ ብረት)
ኣብ ግንባር ገርሁሰናይ ኤርትራውያን ብርጌዳትን ክ/ሰራዊታትን
39, 525 (ኮማንዶ), 36, 13, 55, 42 (መካናይዝድ ከቢድ ብረት)
እዚ ዝካየድ ዘሎ ኩናት፥ ብቕንዱ፥ ኣብ ውሽጢ ኢትዮጵያን፥ ሕድ ሕድ ኩናት ኢትዮጵያውያን እዩ እኳ እንተተባህለ፥ ኤርትራውያን ኣሕዋትና፥ ደቅና፥ ኣዝማድና ዝርከቡሉ ክፍላተሰራዊትን ብርጌዳትን ይሳተፍ ከምዘለው ብቐጻሊ ይሕበር ኣሎ። እሞ እዚ ካብ ኮነ እቲ ሓቂ፥ ሞትን መቁሰልትን ንዓና ንኤርትራውያን ሎሚ ዋላ ክንኣምኖ እንተደይደለና፥ ጽባሕ ግን ባዕሉ በቤትና ኳሕኩሑ ከርድኣና እዩ።
ንምዃኑ ስለምንታይ ምስታፍ ኣብዚ ኩናት?
ስለምንታይ ሞትን መቕዘፍትን የህዋትናን ኣያታትናን ኣብዘይ ምልከተና፥ ኣብዘይጉዳይና፥ኢልና’ዶ ነብስና ንሓትት ኣለና?
እቶም ኣብዚ ሞት ክናና ክንጸንት ዝፈርዱና ዘለው፥ ብሞትና ዘይኮነስ፥ ብስንክልናና’ውን ዘይግደሱ፥ ካብ ሞት ድሒና፥ ሰንኪልና ምስዝረኽቡና’ውን ምእንታን ክንመውት ዘዳግሙና እዮም።
ነዞም ብዘይ ሓላፍነት ኣብደይ ናቶም ኩናት ብከንቱ ዝጠፍኡ ዘለው ኤርትራውያን የሕዋትና፥ ከነእውየሎም ዝግብኣና፥ እቶም ፍንጫሕ መሰንገሎምን መዋልዶምን ኤርትራውያን ኢና ክንከውን ኔርና።
እሞ ነእውየሎም ዲና ዘለና ወይስ ነቲ ኣብዚ ዝበሃል ዘሎ ኣሕላቒ ኩናት ምስታፎም’ን’ውን ብቐጻሊ ኣብ ምክሓድ ኢና ንርከብ?
ኣምላኽ ነቲ ተገዲዱ ኣብ ሓዊ ክጥበስ ዝግበር ዘሎ ሰራዊት ኤርትራ የድሕን!
ነቲ ብቦምባታትን መዳፍዕን ዝድብደብ ዘሎ ህዝቢ ትግራይ ኣምላኽ መዋጽእቲ ይፍጠረሉ።
ሰላምን ድሕነትን ንህዝብታት ኤርትራ፥ ትግራይን ኢትዮጵያን!
ኤልሳ ጭሩም
ምሉእ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ጅግና ኣያኒ ንበር ክበር።
ባራኪዮ ዓቢ ሰብ much respect
Eze Tewsaiy eze zesrho serah ykuonen Zerbu kenan kulu Des yeble beill germa🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Eiry ayne xelekuom ydefen
Jgna eka nay behaki
Ane gn key fletkuka nay bhaqi kedea ymesleni neyru ab xneat maletey eye
Hekiyaka betaemi xebuk barekiyo
ተመስገን🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏💖💖💖💯💯💯
Herzlichen Willkommen deki eri Barakya by
መርሐባ አቦ ስነ ጥበብ ጅግና ኤርትራዊ ንበረልና ኩሉ ዘጸብቀልካ
Shaq Rae hayes adem tanan yabkum fetary kem balk tesfe enqa nana konkum tarkina an and terkbu zelkum bhaqi
ንፉዕ ስነ ጥበበኛ።
እቲ ንሱ ዝሰርሖ ፍልምታት ኣብ መንጎ መንጎ እንተ ተምሱዎ ጽቡቅ ኔይሩ,
Adhanom yake god bless you
Topo shikor betom temxealna snetbebeyatan azina eina ndnkeka. So ebet naka abrham alem abi ketemxealna nmhxen
አስኪ ባራክዮ ንኸተጥቅዑ አንዳ ኣተኹምሲ ኣብቅድሜኻ ሓደ ካብ ተጋደልቲ ኣብ ቅድሜኻ ብናቱ ቦምባ ኢድ መስዋአቲ ጌሩ ከመይ አያ ኔራ
Ent zeytgagye eta bunba fethu kedrbya kebel kelo kab xelaei zetetkose ab aflbu tharmu ab edu kola kea tefenjera key derbya kelo
Shanbel nay bhaqi
Welcome back
My favourite ❤ Artist humble and honest.
ባራኪዮ ጅግና ንበረለይ እሰከ
Yfetweka yekbeka y nes kulu endia tkene dmen tenan yhaka🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Bara jigna
I appreciate your whole films .
Well done.
Kahsay ....barakiyo Edmen tinan deqi Abeyti
ባራክዮ ፍልምታትካ ኣዝዩ ደኣ ይብለኒ ኩሉ ግዜ ሑጉስ ኮይነ ይሰምዖ ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ተስፍየ እዚ ቻነል ግን ኣብ ውሽጢ ሃገርና ህዝብና ንከሰምዕወ ካኣ ክትሰርሑ ኣለኹም ን ኣብ ደገ ዘሎ ጥራይ ንኽንሰምዖ ኣብ ዩቲብ ትጽዕንወ እንተሊኹም እቲ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘሎ ኩሉ ታ ሃገር ክገድፋ ዩ ስለዚ ኣብ ሃገርና ኻኣ ሙሉእ እንተርነት ኣቲኻ ኩላትና ንካታቶ ግበርወ
🇪🇷👍
Kkkkkkkkk barakyo malet gzawtna ketema elkaya Bela emo tahtay geza dea kixelueka eyom kemta nfetweka 💓❤❤❤
Barakyo shkor emo kea halal eka mlise feteka
love u my brother barakio.
ንዓብደል ረዛቕ ድማኒ ኣቅርበልና።
Enaa beslam mexk barKyo
barakyo we love you
Merhaba Deki Eri enkae dhan metsaekum
ባራክዮ ዓቢ ሰብ
Dissolo zbehal derasay eba men u ngeruna
Bflay nay Tigray lahja btaemi mesatn lbi zsebn eyu karakter temtsio. Bflay Trhas tbl film. Please kurts endabelka ab interview amtsealna. Tray interview akali aykonen Tesfie nebsi.
Nay bhaki knetb zey kal netbi felfali snehasab akmey whud u jigna eleka bkulu melekei
Barakiyo 😍♥️😍
Barakiyo My hero 👍🏽❤️
ባራክዮ ካብቶም ዓበይቲ ኣርካናት ንጥበብ ዝተፈጥረ ስነጥበበኛ
Deki eri mkuratey
🥰🥰🥰🥰🥰
Wutuh dika dma
Good bless
መርሓባ ሞክሲ ጅግና አድመን ተአናን ይሃበለይ ፍጣሪ
Geza Sebuut
Barakyooo AkSeneee
Edmennn Tenan yemnyelkaaa
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ቶፖ ካብ ማይ ግን ስዋ እባ ኣውርዶሎም ስሕት ኢልካ
ኣያ ኣድናቂኻ ኢየ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ
Abta zkedacala dia nybhaki mesuluna xelienaca nerna enber teberbiru zeywuda mar konca xenihca abeyti sebat
Nay tesfaldet mebrahtu telifon khbeni zkel seb telo yxehafeley
4ይ ክፋል ግን ንምንታይ ተደምሲሳ? ?????
Part 4 adongikuma topooooo
Ab comedy xubuk zieyada medmaka like suzieno
እዛ ዝተሓተትካያን ዘይሚሚላስ ዘረባ ኣንዊሕካ ኮለል ምባል ሲ ኢሰያስ ኣፎርቂ ኣላሞድዎ ነዚ ህዝቢ ።
ኣየነየቲ ሕቶ ኢያ?
ናይ ውልቁን ነብሱን እንዲዩ?
ክገልጾ ዘይደሊ እንተኮይኑ ከ?
Barakyo enqa beslam mexka
Baraky
Barakyo
💎