DW International ዋዕላ ዓለምለኸ ማሕበረሰብ ሙሁራትን ሰብሞያን ትግራይ ቐዳማይ ክፋል ፣ 09 ነሓሰ 2016 ዓ/ም\watch Live Streaming

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 32

  • @G.Ge-m8v
    @G.Ge-m8v 2 หลายเดือนก่อน +2

    Thank you Dr.G/kidan and all participants for your dedications!!

  • @almazeyassu6532
    @almazeyassu6532 2 หลายเดือนก่อน +1

    Subuk Tesfa lesinik silelikone likdmit nisegum Selam ,fikri, hadnet le hzbi Tigray Semaetatina kibri moges yibsehayom 👍❤💪💖👌🌷

  • @dagnachewweldu9762
    @dagnachewweldu9762 2 หลายเดือนก่อน +1

    Woww well done keep going 👏

  • @epnlt
    @epnlt 2 หลายเดือนก่อน +1

    Good Job to bring Intellectuals together

  • @MehariTeklay-vi2dq
    @MehariTeklay-vi2dq 2 หลายเดือนก่อน +1

    ክብርን ሞጎስን ምእንተ ዓደሙን ህዝቦምን ኢሎም ዝተሰውኡ ጀጋኑና

  • @TeamrMirutsi
    @TeamrMirutsi 2 หลายเดือนก่อน +4

    መቐለ በዓል 2 ጉበኤ እዚ ግርም መማረፂ እዪ ትግራዋይ ዋላ ኩነታት ዘመዛዘዝ እንተኾነ እዚ ትገብርዎ ዘለኹ ዋዕላ ደበስ ሰዋኣትናን ተስፋ ዘስንቕ ስለዝኾነ ክብሪ ንዓኹም 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @zenebeberehe7257
    @zenebeberehe7257 2 หลายเดือนก่อน +2

    በረትዐ፡ሙሁራን፡ትግራይ።ማእኸልኩም፡ነይ፡ትግራይ፡ረብሓ፡ትግራይ፡ክኸዉን።ንምነ፡ወዓላኹም፡ዕዉት፡ክኸዉን፡ይምነ።
    ትግራይ፡ተስዕረ!!!❤❤❤

  • @Tekleaxmite
    @Tekleaxmite 2 หลายเดือนก่อน

    Dimtisi..... Weyane.....Tg...
    ..Citly........ Country

  • @DanielTadesse-so3fm
    @DanielTadesse-so3fm 2 หลายเดือนก่อน

    Harif ketslulu

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 2 หลายเดือนก่อน +3

    ግርምባ ህዝቢ ዳኸፋፈልካስ ናይ ሙሁራን አኼባ ተአኪቦም ህዝቢ ናብ ሓድነት አምፅኡ መጀመርያ ህዝቢ ናብ መረበቱ መልሱ ሃደሃደ ቅኑአት ክልው ይኽእሉ እዮም ግን እቶም ብቂምን በቀልን ነኺሶም ሒዞም ንትካል ህዝቢ ትግራይ ህውሃት ከፍርሱ ላኽ ዝብሉ ዘለው አካላት አብ ውሽጥኹም አለው አገብ ክባሃሉ ይግባእ ህዝቢ የአብይ መንድዩ አምሂርኩም።

  • @dargealem
    @dargealem 2 หลายเดือนก่อน +1

    ምዝራብ ምዝራብ ምዝራብ ጥራሕ መፍትሒ ዘይከኸውን ስለዝኽእል፤ ምስ ባይታ ዝዛመድ
    መስርሕ ወፅኢዎ ናብ ተግባር ተዝእተው። ተዘይኮኑ ናይ አደራሽ ጥራሕ ኮይኑ ናይ ምትራፍ ዕድሉ ዝሰፍሐ ይኸውን። ንትግራይ ዘድልያ
    1,
    2,
    3,
    ብቅደም ሰዓብ ተቀምጡ ነዙይ ዝከታተል ምእኹል ዝኮነ መምርሒን መስርሕን ከምኡውን ጠንካራ ሓላፍነትን ክብርን ህብካ ስራሕ ተዝስራሕ። ዳይ ዳይ ዳይ....

  • @destatesema2882
    @destatesema2882 2 หลายเดือนก่อน

    Keep it up. Ezuy lzimesil hasabat ab meret kiwerid alewo, li tigray terifu li ethiopian li misrak afrika zitekim selamin democrasin bikemziy eyu kimetsi.

  • @NigusHaftu-v7e
    @NigusHaftu-v7e 2 หลายเดือนก่อน

    ቃይሕ መስምር ዝርግፀ ቦልው።።።

  • @LifeforJesus-k2d
    @LifeforJesus-k2d 2 หลายเดือนก่อน +4

    ለምን መወያየት ጠላህ ጌታቸው???

  • @NigusHaftu-v7e
    @NigusHaftu-v7e 2 หลายเดือนก่อน

    አዝም ዕንክልል ዝቡለው ቦልውም ሓድሽ ዎሎዶ አና ንድልይ ገች ውድ ረዳ

  • @AaAa-v8u5d
    @AaAa-v8u5d 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዋይ ኣሸንዳ እኾ ፖለቲካ ቀይርኩሞ

  • @girmagumataw
    @girmagumataw 2 หลายเดือนก่อน

    I WISH THE THINK TANK GROUPS COULD NOT BE THINK TALK BUT THINK ACT GROUPS GECHO.

  • @hadushgebrezgiher1431
    @hadushgebrezgiher1431 2 หลายเดือนก่อน +1

    እንታ እዩ እዚ ዋዕላ መንግስት ምቅያር ዲዩ እዚ ኣጀንዳ ወይስ ናይ ኣሸንዳ ባዓል እዩ? ንምታይ እዪ ፖለቲካን ኣሸንዳን ተሓዋዊሱ ?እንታይ እዩ እዚ ዋዕላ ናይ ገታቾው ረዳ ናይ ቢልፅግናን ድራማ መድረክ ዲዩስ ወይ ናይ ኣሸንዳ ባዓል?
    ንምንታይ እዩ ከ እዚ ዋዕላ ምስ መበል 14 ጉባኤ ህወሓት ተደሪቡ ?🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾

  • @DestaMekonnen-x3b
    @DestaMekonnen-x3b 2 หลายเดือนก่อน +1

    Dw diyu fana or etv ? Nay wudib akeba zeyizegebes nay mihurat tigiray akeba ! Eiski bihade tsenihna kulu nimiriay yebikeana.resah media

  • @arcominnab2871
    @arcominnab2871 2 หลายเดือนก่อน

    ትግራይ ኣዲ ገባርን ውጽዓትያ ስለዚህ መንግስታ ድማ ብውጽዓት ዝቆመ ክኸውን ኣለዎ። ትግራይ መንግስቲ ብዓብይ ኣህመድ ደመወዝ ተቀበልቲ ኣይትመሃዳደርን።
    ትግራይ ቅድሚ ፮ ኣመታት ባእላ ንባእላ ተመሃድር ነይራ። ኢዚ ስንኩል ውላድ ድማ ተማሂሩላኮስ ሀዚ ህዝባ ፈቆዶ ፋህ ብትን ኢሉ ኣብ ድንኮናት ዝንበር መንግስቲ ወጊኑ ይዛረብ ኣሎ።

  • @abrahamhayantu5910
    @abrahamhayantu5910 2 หลายเดือนก่อน +1

    ተጋሩ ምእካብ ጥራሕ ኢኹም ሽግርኩም ወየንቲ መለስ ኩርኩር ናይ ምዕራብ ኮይኑ ኤረትራ አጥፊእካ ዐባይ ትግራይ ዝብል ስነሐሳ እዩ አጽኒቱኩም ካልእ ዐለም ለኻዊ ዉዕላትን ሕግን አይተኽብሩን ኢኹም ስለዚ ባዕልኹም ብትምክሕቲ በጀካ ንስኻትኩም ሐይል ካልእ የለን ኢልኩም ስለትአምኑ ተታሐሒዝኩም ናብ ገደል ጸዲፍኩም።

  • @LifeforJesus-k2d
    @LifeforJesus-k2d 2 หลายเดือนก่อน +3

    ጌታቸው ተሳስተሀል

  • @Tekleaxmite
    @Tekleaxmite 2 หลายเดือนก่อน

    H

  • @Araya.wedikeshi
    @Araya.wedikeshi 2 หลายเดือนก่อน

    ,✌

  • @tadessekahsay5515
    @tadessekahsay5515 2 หลายเดือนก่อน

    እዙይ ኹሉ ክፍጠር ዝኸአለ ብመሪሕነት ሕወሐት እዩ። ኸዚ ለለ መፍትሒኡ ምሁር ተአከበ ሰብ ሞያ ተናጋጊረምሉ ገለ ልልበል ምንም አይአምነሉይ አነ። ልምንታይ ኣብ ትግራይ ጆኦ ፖለቲክስ ወይ ህላዊ ኹነታት ትግራይ ምትንታን የኾነይ ፀጊምዎ ዘሎ ህዝቢ እዙይ ማንም ሰብ ኮፍ ኢሉ ለዉግዖ እዳ ሸሃይ ቡና እዩ። 50 ዓመት ዲስከስ ተገይርዎ እዩ። ኸዚ መፍትሒ ኣብዙይ አደራሽ ምእካብ ተይኾነይ ብኣኹም ልምራሕ ሰልፊ ተገይሩ እቲ ዘሎ ሓይሊ ክእለ ምግባር። completely No ብልብል ቅዋም ዶ መሐሸይ መድርኽ እማ 50 ዓመት እኮ ገይሩ። ዙ ግናይ ዉድብ ካብ ስሩ ምእላይ እያ እታ መፍትሒት ተዘይ ኾይኑ ምንም ልመፅእ ለዉጢ የለይ። ፅዋ እዩ ትርፉ።

  • @Araya.wedikeshi
    @Araya.wedikeshi 2 หลายเดือนก่อน

    አቱም ምሁራት ተስፋ ትግራይ አብኢድኩምያ እዚ ግዜ ትሪእዋ አለኹም መራሕቲ ትግራይዉን ትሪእዎም አለኹም ሕወሓት ክንድንሶም ግን አብ ክልተ ተመቒሎም ንህዝቢ ትግራይ ይብፅብፅዎ አለዉ።
    ከምቲ ዝፍለጥ ቅድሚ ኩናት መራሕቲ ሕወሓት ምርጫ ተዘይይ ገይረ ሞይተ ክሓድር እየ ኢሉ ህዝቢ ትግራይ ድማ ዘረባ መራሕቱ ሰሚዑ ምርጫ ገይሩ እዩ
    ነገር ግን ድሕሪ ፕሪቶርያ ስምምዕ ሕወሓት ምስ ህዝቢ ትግራይ ከይተዛተየ ምርጫ ንኽስረዝ ገይርዎ እዩ
    ሕጂ ድማ ሕወሓት አብ ክልተ መቒሉ ጉባኤ ተዘይገይረ ሞይተ ክሓድርየ ኢሉ ጉባኤ ይገብር አሎ እዝኑ ድማ ንህዝቢ ትግራይ ከቢድ ፈተና እዩ ዝኸዉን
    ነገር ግን ምሑራት ደቃ ስለዘለኽምዋ ተስፋ ንገብር እወ ተስፋ ትግራይ አብ TDF ን አብ ምሁራት ተጋሩን እያ።

  • @hadushgebrezgiher1431
    @hadushgebrezgiher1431 2 หลายเดือนก่อน +1

    እንታ እዩ እዚ ዋዕላ መንግስት ምቅያር ዲዩ እዚ ኣጀንዳ ወይስ ናይ ኣሸንዳ ባዓል እዩ? ንምታይ እዪ ፖለቲካን ኣሸንዳን ተሓዋዊሱ ?እንታይ እዩ እዚ ዋዕላ ናይ ገታቾው ረዳ ናይ ቢልፅግናን ድራማ መድረክ ዲዩስ ወይ ናይ ኣሸንዳ ባዓል?
    ንምንታይ እዩ ከ እዚ ዋዕላ ምስ መበል 14 ጉባኤ ህወሓት ተደሪቡ ?🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾

  • @AaAa-v8u5d
    @AaAa-v8u5d 2 หลายเดือนก่อน

    ዋይ ኣሸንዳ እኾ ፖለቲካ ቀይርኩሞ

  • @hadushgebrezgiher1431
    @hadushgebrezgiher1431 2 หลายเดือนก่อน

    እንታ እዩ እዚ ዋዕላ መንግስት ምቅያር ዲዩ እዚ ኣጀንዳ ወይስ ናይ ኣሸንዳ ባዓል እዩ? ንምታይ እዪ ፖለቲካን ኣሸንዳን ተሓዋዊሱ ?እንታይ እዩ እዚ ዋዕላ ናይ ገታቾው ረዳ ናይ ቢልፅግናን ድራማ መድረክ ዲዩስ ወይ ናይ ኣሸንዳ ባዓል?
    ንምንታይ እዩ ከ እዚ ዋዕላ ምስ መበል 14 ጉባኤ ህወሓት ተደሪቡ ?🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾