Proud of you Alena Media, the people of Eritrea is also very conscious after 2018. I know this is Esaya's dream , but his son is not fit. how ever Eritrean people weak up.
Of course, being Isaias' son, like father like son, he may not exactly know what he was trying to say, but it is better and softer to be stepped on barefoot than with boots /shoes
it's better to correct , Isaias Afwerki was not elected by any one in Eritrea either by the people nor by the parliament, just he been picked by the EPLF assembly group , so how came we can call president.
If Abraham going to be a leader I am not wondering coz inside the country who do you think fight him or stop him...my grandma grandpa or our old family or small small kids which remains behind us....who???
Anta sebay mistierkas felitnayo Ina ztalelelka menisey yelon Aya redi. Nay Abi Seb srah. Nska Neben tehatatay ika. Tefelitka ika Aya redi. Seb aytetallu.
Thank you Alena midea
መርሓባ !!! መድሃኒት ፍትሒ ስሚ ህግደፍ
ዓልካ ክቡር ሓወይ
Proud of you Alena Media, the people of Eritrea is also very conscious after 2018.
I know this is Esaya's dream , but his son is not fit. how ever Eritrean people weak up.
አንታ ንስኻስ ዘይትፈልጦ ነገር የለን.
አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ.
ተድልየና ኢኻ.
ቕንኳዕ ድሓን መጻእካ ጅግና ሃገራዊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና ኢኻሞ ከማኻ ይብዝሑ ኣምበሳ ኣያና።
ሰላም ንዓኻ ባባ ረድእ ማሓሪ
ዕድመን ጥዕናን ንዓኻ ይኹን።
ሓደን ሩቡሑን ኩቡር ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ::
Ageka jegena eka 💓💓💓💓👍
ንሕናስ በብራሃም ተኸኽ ኣይንብልን ክንቀትሎ ኢና ዳሓን።
ነቡኡ ግዳ ዘይትቀትል ክእለት እንተልዩ
@@Faraholland 😂😂😂 ne Isseyas zesarefen zeheson tezeykoinu zeketlo ayraanan.
We need to support ALENA media. I just love him
ጅግና ኩሊሻዕ ጅግና እዩ።ኣጆኻ ቀጽሎ ሓቂ ኣፍልጦ ንህዝብና ።ንምጥርናፍ ካኣ ንጽዓር ካብሽግር ክድሕን ህዝብና።
We need more like you brother.
ኣምላኽ ሓይልን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጭቅናን ጸባብን ክሓጽር ነዞም ጎጃጀልቲ ህግደፋውያን ልቢ ሂቡ ዓድና ክንምለስ ቀልጢፍና።
ኩቡር ጅግና አቦና አቦ ውጽዓት አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አጆካ አምላክ ይሐግዝካ
አብሽር አለና አብ ጎንኩም
Welcome bro and well
በቃ፡ እዚ ጅግና ሰብኣይ እዚ፡ ህግደፍ ካብ ሱሩ ከይተመንቆሰ፡ ኣይዕርፍን እዩ።
You are brave & knowlegebl
Nice thanx
ኣጀካ ኣበሳ ረድኤ ወዲ ህዝቢ
Wow good morning father I learn lot of things from u ajoka we all with u
Thank you 🙏🏼 beloved
ጅግና ኪሮስ ዐወር ን ስለ ሓቀኛ ኤርትራዊ ዘንጸባሪቅ ትብዐትካ ቲዚከር ኣለኻ እሞ ዮሃና ።
ይቀንየልና ወዲ ህዝቢ !!!!!!
Yes, Abraham studyed Eurostar.
ኣጆኻ ኣያና ረድእ ማሓሪ በርትዕ እዞም ጋሓላሉ ከይጠፍኡ ሰላም የለን እሞ ኣኣኣኣኣኣኣኣኣ
ኣጆኻ ውሕ ውሕ ኣቢልካየን ኢኻ ሓቂ ክደፍኑ ይፍትኑ ኣለዉ ::
like father like son we don't know what next about Eritrean people thank you our brother we love your programme cheers 👍
ተስፋ ጥራሕ ጽባሕ ምስ ክብርትና ክነበር ኢና ብ ሓይሊ ኣምላክ።
Thank thank You redie hawna amlak alo inda tenbe teklilom iba nadom yikedu yikonu
Edmen tenana yhbeka ....
Wellcame baba redie 😍😍 😍
ኣጆኻ ኣንበሳ ዕድመን ተናን ይሃብካ
መጺኻለይ ዶ ፍቱው ወዲ ህዝቢ ሓቀኛን ሓቦኛን ኣቦ ፍትሒ ኤርትራዊ ጽሩይ ከም ወርቂ ክቡር ከም ኣልማዝ ደስ ይበልካ ዕድሜኻ ሙሉእ ተሓጎስ
Welcome Alena media amlak edmen tenan yhabka nberelna REDEI MEHARI
Where the most lost people that’s all with out anything no man in Eritrea only isayas and he’s family GOD 😭😭😭
Tamam kulu giziye minshi Haqi elena mideya nay bijaq abhasir giziye kindizi teazemt mirkaba alhamdelilah mikniyatu hizbina subuq timhirt wiwesed alo
⭕WHO IS SUPPORTING ABRAHAM TO DO THIS ? ABRAHAM IS ONE PERSON. IT'S TIME TO STAR A NEW REVOLUTION IN ERITREA.
Metfatom k3latufu iyom brother ,
Nebere nebere k3nu iyom
👌👌👌👌
💓💓💓💓
Baba Redie amlak edmen tienan yihabika 😍😍😍
WELCOME , JGNA JGNA JGNA100%
Redie mehari sleti tgebro zeleka tewefaynet nezi weledo nimihyal hasabka tekaflo zeleka yemesgneka kubur abona 👍
ካብ ጎረቤት ተለቅሖም ኢዮም 50ሺሕ ኣወፍዮም
✊👍❤️
Redie mahari ni hgdf fah_chingra zebele hbun Eritrawi
@Azieb Fesehaye akilu gizye hgdf aromay ab tirah golgol kem kelbi wuwuwuw aytibeli
@Azieb Fesehaye kabten Tirit nay HGDEF diKi Haqey?
@Azieb Fesehaye Haftey abtiawraga abhaymanot hgdf all. higi gn aykthlwun ekhum kemttfau zelekhum fletwo. nebskhi afltya aytashwi
አዚ አሞ ካላኣይ ሞት አዩ
ኣነ እ ካ ቀደም ኣብ 1996 አየ ኩቦ ደርብየላ
ቀቢ ጸ ርሕቀ አታ ሃገር ተመልሰያ ኣይፈልጥን
ሕጂ ግን አቲ ህዝቢ ተረድኦ አዩ ዝመስል
ሃየ በሉ ንበገስ !!!!!
Victory same here !!!
አታ ጅግና ረዲእ ኣለና ምሳካ
Meskinay hizbi Eritrea aybelie ayzareb hade tebae siina hager hidma thiray wegeney
ነቶም ወካሩ ጀነራላት ሲ ይርገጾም ድኣ ንሶም እዮም እዚ ኩሉ ጌሮሙና
ረድኢ መሓሪ ንርኣዮ፤ ስርቅን ምትላልን ዘይበለየሉ ጒሒላ!!
----- -----
ኣብ ዝሓለፈ ግዜ፤ ረድኢ መሓሪ (ኣለና)፡ ኣብ ግዜ ምጥያስ፡ ዳርጋ ንዂለን ኣብ ወረዳ ካርነሽም ዝተጣየሳ ሻዕብየኛታት ደቀንስትዮ፡ “ነጊደ ገንዘብክን ከውልደልክን!” ብምባል፡ ብሓረጣ ወሊዕወን ምንባሩ ገሊጽና ነይርና። ሎሚ እውን ንብዙሓት ኣብ እስራኤል ዝርከቡ መንእሰያት፡ “ናብ ከንዳ ከእትወኲም!” እናበለ ኣሽሓት ዶላራት ይልፍድዶም ኣሎ።
ናይ ረድኢ ጒድ ግን እዚ ጥራይ እውን ኣይኰነን። ኣብ 1998፡ ሰብ ንሃገር ካብ ወያኔ ከተድሕን ተባሂላ፡ ካብ ጫፍ ዓሰብ (ጐቦታት ዓሊ ሙሳ)፡ ክሳብ ጐላጒል ማዕሎባ ድፋዓት ትዂዕት ነይራ። ረድኢ ጒሒላ ድማ፡ ኣብ ጥንቊልሓስ (ከባቢ ኸረን)፡ “ጥልያን ኣብ 1937 ቀቢርዎ ዝኸደ ወርቂ ኣሎ!” ይሰምዕ ስለ-ዝነበረ፡ ነዛ ዂላ መጋርሕን ከባቢኣን ኲዒቱ ሰፈር ቅንፍዝ ኣምሲልዋ ነበረ።
በዚ ስለ ዘይሰለጦ ግን፡ ኣብ 2006፡ ካርቱም ናብ ዝነበረ ቤተ-ሰቡ ተጓዒዙ፡ 256,137 ናቕፋን ተወሳኺ ዶላራትን ከፊሉ፡ ሼኽ ኣሚር ሑሴንን ኣ’ሼኽ ማህዲ ኣሕመድን ዝተባህሉ ክልተ ሱዳናውያን ጠንቋሎ መሻይኽ ኣምጺኡ ነቲ ምድላይ ወርቂ ተተሓሒዝዎ። ወዮም ሱዳናውያን መሻይኽ ግን ጽቡቕ ኣይፈደይዎን። ንዝያዳ ዝርዝር፡ ኣብዚ ትርእይዎ ዘለዂም ቅዳሓት ናይቲ ኣብቲ ግዜ ኣብ መጽሔት ህዝቢን ፖሊስን ዝወጸ፡ “ሳንዱቕ ወርቂ ሕልሚ ዶ ጋህዲ” ዝብል ሰነዳት ፖሊስ ኣለኲም - ንበብዎ።
እዚ ድማ፡ ብዘይካ እቲ ከም ኣባል ሕብእቲ ሰልፊ ሻዕብያን፡ ኣባል ናይታ ብለይቲ ሰባት ክትዕፍን ትሓድር ዝነበረት እንዳ 72 ኰይኑ ዝገበሮ ገበናት’ዩ። ደንበ ፍትሒ፡ ኣቐዲሙ ካብ ከምዚኣቶም ዝኣመሰሉ፡ ምስቲ ጽዩቕ ልምዶም ዘይተባተዂ ጓሓላሉ እዩ ኣውራ ክጸሪ ዘለዎ።
ኣጆኻ ኣያና ረድኢ መሓሪ ሕጂ ልክዕ ከምቲ ዲክታተራት ብውላዶም ወይ ብሰበይቶም ዝቃበጹ ኣብርሃም ባዕሉ ምትሳእ ናይ ኣቡኡ ኣይክዋሓጠሉን እዩ እሞ ባዕሉ ክቐልዖ እዩ።
Anbesa .
Ahlen wo sahlen ya ustaz habibel shaab AM TV.
ብዛዕባ Tigray Media Hause ኣንጻር ኤረትራዊያን ኤርትራን ዝገብርዎ ዘለው እንታይ ትብሉ
Good job
አሎና ረድእ ማሐሪ እድመን ትእናን ይሃብካ ፈታሪ ቆጽሎ ኢካ አብ ጎንካ አለና 🇱🇷🇱🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አጀኳ ረድኢ ቀጽሎሎሎ!!
ረዲኢ ጅግና እዛ ናይ ኣብራሃም post ኣይተብዛሓያ እባ ተለማምደና ኢኻ ዘለኻ መስለኒ ክገዝኣና
zparadizo Asmara nlebam amtelu ba .... slezyeyrdana hzbi Eritrea
Just I am tired and missing home why God punish us this much...what have we done ??? 😢😢
Aseyy Reidei jigena😍
ይውድአልና ድአ ይኸውን ሽግርና አብ
ዝሃጸረ ግዜ ሐድነትና ነበርትዕ አርትራዊያን
የሕዋተይ ብወዱስ አይንርግጽን ይአክለና
ቦቡኡ ዝተረገዝናዮ
هلا
Nhnakea bkongo knregsto ina
50,000 Kkkkkk beka Ne Hezbi Eritrea mexawety geromo
you still going against the wind. dig it up wedi aboi mehari»
eski nememher redie zefetu like yegber
ኣዋጅ-ኣዋጅ-ኣዋጅ
ንደገፍቲ ስርዕዓት ህግደፍን ከምኡውን ሰብ ላንጋ ላንጋ ኤርትራውይን ኣብ ድያስፖራ ትነብሩ !!! Life time President ኢስያስ ኣፈወርቂ ብምክንያት ናይ ጥዕና ጸገማትን ከምኡውን ምስ እርጋን ዝተተሓዘ Alzheimer’s Disease ክጥቃዕ ብምጽንሑን ሕጂ ግን ንዕኡን ንስድርኡን ንምውሓስ ወራስ ዓራት ሚእቲ ሓለቃ ኣብርሃም ኢሳያስ ኣፈወርቂ ክትክኦ ይቃራረብን ስልጠናታትን ክወስድ ከምዝጸነሐ ምስ ኣቡኡ official visite ኣብ ሱዑዲ ዓረብን ከምኡውን እብ ቐጠር ከምኡውን መሓመድ ቓዛፊ ብህይወት ከሎ ኣብ ሊብያ ክምዝከደውን ዝፍለጥ'ዩ ። እዚ እኩል ምድላዋት ዝተገብረሉ ናይ ስልጣን ምስግጋር ሰዓቱ ኣኪሉ ስለዝተረከበ ደፋራት ስድራቤት እንዳ ኢሳያስ ደም ጀጋኑ ስውኣት ኤርትራ ረጊጾም ንፍትሕን ንግዝኣት ሕጊ ኣብ ኤርትራ ክሰፍን ዝተቃለሱን ዝሓለፉ ቀያሕቲ ኤርትራውያን ተረሲዖም እቶም ህልዋት ከኣ ተሓይሮም ኣብ ትሕቲ ምድሪ ሰፊሮም እንዳሃለዉ ስልጣን ህዝቢ ካብ ዲክተተር ናብ ወዱ ክሰጋገር እንዳረአኩምን እንዳሰማዕኩምን ስቅታ ስለዝመረጽኩም ብታሪክ ከይትሕተቱ ።
በሉስከ እንታይ ኢኩም ክትብሉ ? Good Luck!! ህግደፋውያን
You wel come dear
ረድእ ሓዉና መቸም እንዳ ህግደፍ ኣብ ስሪኤን ኮእካ ተሽነን ዘለካ ምክንያቱ ጉዶም ንደገ ተዉጻሎም ስለ ዘለካ።ኣጆካ በርትዕ
ድሃይካ አይታሓባእ ወትሩ ንበረልና አለናልኪ ጅግና
ረድኢ መቸስ እዛ ትገብራ ዘለኻ ከይነኣድኩኻ ክሓልፍ ኣይደልይን ኢየ በርትዕ። ትቃለሶም ኣለኻ ቀጽሎ።
እታ ናትካ ስእሊ ኣብ'ዚ ቪድዮ ዕብይ እንተትብል ጽቡቕ ኔሩ ኣያ።
Eritrean Solutions 🇧🇾🇧🇦
1
ብሓሶት ቁጽሪ ሓደ ኣማንኤል ሓሰና ንብል ኔርና እሞ ብሓሶት መወዳድርቲ ዝሰኣንካስ ንስኻ ተረፍ ፖልዬ ድኣ ዕሱብ።
ንዓዊር ( ኪሮስ ሃብተሚካኤል) ብምዝካርካ ካብ ልቢ የመስግነካ። ኣብ ህግሓኤ ንዓዊር ዘይፈላጥ የለን። ዓዊር ፍሉይ ድፍረት ዝነበሮን በዓል መትከል ተጋዳላይ እዩ። ምስ ወዲ ኣፈወርቂ ካብ ነዊሕ ግዝያት ምትህልላኽ ከምዝነበሮ ዓው ኢሉ ይዛረብ ኔሩ። ዲያብሎስ ከምቲ ልሙድ ኣጋጣሚ ተጠቒሙ ምስቶም G 15 ሂወቱ ቁማር ተበሊዓ።
የመስግነካ ኣለና።
Of course, being Isaias' son, like father like son, he may not exactly know what he was trying to say, but it is better and softer to be stepped on barefoot than with boots /shoes
Nay men dea kiwesid nay Abou wedi medhin berad dictator dekiza sheramut kelbi abey zello eyu ke ezi hade resah chenawi dehan kullu mealti alewo edmen tenan tray nay eziom isias zibehalu kab sirru kitefiu alewom dekiza erray mray
አንታ ፈኽስካ አንቢር ኪምዚ,፡ኪምዝባ ክትብል,፡ሐንቲ,፡ማዐልቲ,፡ቅምነገር ኢንታይ፡ ጊርካ,፡ብጀካ,፡ምልፍላፍ,,20,፡ዕመት,፡ጊርካ,፡ቅምነጊር ዝገብር,፡ነዲኡ፡ ፡ዘይነግር ,ከምዝባሀል,,፡አኺልካ,፡ባባጋሎ,፡ኹንካ ቲርፍካ ፡ተሕዝን
እንቛዕ ብሰላም መጻኻ ኩቡር ሐዉ
እንታይ ምስ ኮኑ ድዮም " እዋይ እዚ ህዝቢ" ዝበሉ ራእሲ ተሰማ? ወየ ደኣ ታሪኽ ኣቦታትና ዘይኮነስ comment ከነንብብ ዝተዓደልና ፒፕል ኮይና እንበር "ባውሬቶ ኤርትራ" ወሰኸ ሲኞር ማርቲን፡ ክገርመኩም ኣጋጣሚ ኮይኑ ቅድሚ 2 መዓልቲ ሓደ ቤተ ሰብ ተደዋዊልናስ ካልእ ኩል ደሓን vise president ምክትል ፕረሲደንት እካ ዘይብልና እንተበልክዏ " ኣይትሰከፍ ደሓን ወዱ ናብ ስልጣን ከምጽኦ"ዩ ኢሉኒ፡ "ኣይትሰከፍ" ኢሉኒ ኤ ዝብለኩም ዘለኩ ኤርትራውያን የሕዋተይ,,እሲኪ በጃኹም ከይቅጽል እሞ ከይተዛርቡኒ፡ ሓደራ ጥራይ comment ገዲፍኩም መጽሓፍቲ ኣንብቡ በጃኹም ብዙሕ ኔሩ ዝብሎ እሞ ከየሰክፈኩም ፈሪሀ,,,, ብዘለኹሞ ሰላም ኩኑለይ ደቂ ኤረይ ጻዕዳ።
Okay thank you
ክቡር ሐው ድሕሪ ሙውቅ ሰላምታ
አንታይ ዐይነት መጽሓፍ አንተንበብና አዩ ዘሓሸ? ን ( reference )
ቡኣኻ ተሳተ ፍነት መጽ ሓፍ ይርከብ ተኾይኑ
ከተባራተእ ይምሐጸነካ
ሰሰናዩ
ስለ ርእይቶካ ኣዝየ የመስግን ክቡር ሓው እዚ ሎሚ ኣብ መራከቢ ብዙሃን ኤርትራውያን ነንሕድሕድና ዘናኽሰና ዘሎ ቀንዲ ሽግር እንታይ'ዩ ምስእንብል ኢሳያስ ዝበሃል ሰብ ኣብ ቦትኡ እንከሎ ናትና ሽግር ከኣ ዘይምንባብ'ዩ ከመይ እንተልካ፡ኣብነት ጅግና ኣቦና ዓብደልቃድ ከቢረ ብማሕበር ኣንደነት ምስ ኢትዮጵይ ምስ ተቀትሉ ብሞቶም መክንያት ኣቦይ ወልደኣብ ወልደማርያም ኣብ ቺነማ ኢምፔሮ ዘስምዕዎ መደ ረ እንተ ኣንቢብካ ንሓድነት ኤርትራውያን ሙስሌምን ክርስትያን ከመይ ከምዘትረርዎ ብሕጺሩ ክትርዳእ ትኽእል( ኣይንፍለላ)(ፈደረሽን ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ) ዝብላ መጽሓፍቲ ኣንብብ፡
ኣል ኣራቢጣን ኤርትራ ኤርትራውያንን ሓደ መሓበር ይኩን ኢሎም ቀጽሪ ሰልፊ ኤርትራ ትበሃል ውድብ ምስ ቆመት ብዛዕባ መሪሕነት(ፕረሲደንት) መን ይኹም ክርስትያናዊ ዶ ኣስላማይ ዝብል ሕቶ ምስተላዕለ በዓል ኣቦና ዑመር ኣኪቶ ንሓድነት ኤርትራውያን ዝተዛረብዎ ኣንብቦ ኣቡኡ ክጸንሓካ'ዩ፡ ታሪኽ ኣቦታት ዘይትፈልጥ ኣዳሜ ከኣ ሎሚ ረኣያ ምልስ ኢላ ሰኣን መጸሓፍቲ ምንባብ መጻዊት በዓል ተስፋጽዮን፡ ኢድሪስ ኮይና ተሪፋ፡ ሰላም ኩነለይ ወዲ ኤረይ ጅግና ይፈትወካ'የ።
እንተዘይተንቀሳቂስኩም ዳኣ ኣብርሃም ኣይኮነን ጋል ኣብርሃም ክትመርሓኩም ኢያ ኣቶ ረድኢ!!!
Tesfalem Araya
ረድኢ ናቱ ይገብር እሎ ናትካ ደእ ግበር. ኤርትራዊ እንተዘይኮንካ ከእ ሱቕ በል::
@@teklehagos9407 ኣይትቖጣዕ ካብ ስምዒት ወጺኢካ ተዛረብ ሰስራሕና ንሰርሕ ኣለና ወዲ መሬት ኣጆኻ ቀሪብና ኢና።
Entedey teqesaqisna dea bel nebska wesikka
ንስኻ ኸ ኣይምልከተካን ድዩ?ዘይምልከተካ እንተ ኾይኑ ውጻእ::ናትካ ርእይቶ ኣይድልየናን እዩ ::
@@ghirmaihaile4419 ካብዚ ኮመንቲ ክወጽእ ይኽእል ኢየ ካብ ኤርትራዊ ሃገራውነት ግን ወይ ሞት ኣይወጽእን ኢየ ሎሚ ኤርትራዊ ጽባሕ ኤርትራዊ!!!
ኢሳያስ ድኣ ብደዉ ዝሞተ ንወዱ ኣይኮነን ንኤርትራውያን ሓንቲ ነጻ ናይ ሰልጣን መቀመጢ ብድሕሪኡ ኮፍ ዝብላላ ሰብ ነከርከብ ሓፊስ ደም ገበን ኣብ ኑጻሃን ትወከልቲ ሰበ ስልጣን ኤርትራውያን ልዕሊ ኣቕሙ ኢጊፍ ክሳብ ዝብሎ ምስ ፈጸመ ንኣብይ ብዘይ ቀላዓለም ስልጣን ሂበካ ኣለኹ ዝብሎ እዚኣስ ኣይሕተተላን ኣነ ምስ በሎ ኣብይ ብሃታሃታ ጎና እክዋ ምቅባል ዝኣበዮ ብዕዳ ደም መወዳእታ ኣብዘይቡሉ ኣዝቕቲ ዝእተወ ኢሳያስ ብሓባር ምስ ኣቡኡ መጥቕለሊቶም ቱኸን ወርሒ ኢያ ለብዘበን እንበር ንወዱ ዝፈትው እንትዝኾን ከም ወዱ ንኤርትራዊ ክሕብሕብ ነይርዉ ኢሳያስ ሓሲድ ሃገርን ሓሲድ ጎረበትን ሓሲድ ዓለምን ኢሳያስ ተኻርጁ ኢዩ ኣብራሃም ነብሱ ዝወጸላ ብእዋኑ ድኣ ይድለያላ እንበር እቲ ስልጣንስ ንንጽህቲ ጎል ሂዋን ኤርትራዊት ተወዲኡላ ኢዩ ኮረሻ ስልጣን እታ ተባዕ ኤርትራውት ጎል ኣባት ክትረከቦ ኢያ።
ካብ ደቂ ኢሰያስ ሓደ ኮ ናይ ትምህርት ኣቅሚ ዘለዎ የለን አዚ ከኣ ኢሰያስ ዘለዎ ኣመራርሓ ኢዩ ዘሬካ ን ገዙኡ ከይመርሐ ከመይ ኢሉ ሃገር ክመርሕ
it's better to correct , Isaias Afwerki was not elected by any one in Eritrea either by the people nor by the parliament, just he been picked by the EPLF assembly group , so how came we can call president.
Eway klte mot dahan ajokum egzabhier amlak alo abona jigna redie edmen tienan yhabka ❤❤❤
If Abraham going to be a leader I am not wondering coz inside the country who do you think fight him or stop him...my grandma grandpa or our old family or small small kids which remains behind us....who???
Kulu tehelifo tsibuk aleka
Nay Abreham wed ketali eseyas gina ayitismeyo nusu meitewieu yiheseb genzebina tiray yerekibena
ጫማ ብ ኣምሓሪና ኮይኑ ብትግሪና ሳእኒ ከም ዝበሃል'የ ዝፈልጥ
ትግርኛ ተምሃር፣ ጫማ፣ ሽዳ፣ ኣስካርባ፣ ሳእኒ ኩሎም ትግርኛ እዮም፣ እቲ ዝፈልዮም ኣስማት ድማ ናይ ዓይነቶምን ኣሰራርሕኦምን እዩ። ኣምሓርኛ ናይ ባዕሉ ዝኾነ ጉንዲ ወይ መሰረት ቋንቋ የብሉን ግን ካብ ግእዝ ወይ ትግርኛ ዝሓከለን carbon copy ምዃኑ እዩ።
@@andrewallace2251 መን ኮንካ ደኣ'ኻ ትግሪና ክትምህር ትደሊዲ ዘለኻ? ካብዞም ኢልካዮም ዘለኻ፡ ምስ'ቲ ኣነ ዝበልክዎ ዘራኽብ የብልካን፡ ወይ ናይ "ጫማ" ዘርኢ ስለ ዘለካ ኢኻ ትዛረብ ዘለኻ
@@simonhaile5837 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣 ጫማ ነብሲ ኣይትሕረቕ ከይትሓርር
Hidie belu
🎓🧠
Men kihafrelka eu
ኣጆኻ ለባም ሰብአይ
Ato Redie wedi Hzbi
Ayzereban neza hager eba amlak yakleka mrgats ybelo wedi mehari
D
🙏WELCOME MY DEAR BROTHER 🙏
🙏❤MY FAVOURITE PROGRAM ❤🙏
💯TRUE CHANNEL
Anta sebay mistierkas felitnayo Ina ztalelelka menisey yelon Aya redi. Nay Abi Seb srah. Nska Neben tehatatay ika. Tefelitka ika Aya redi. Seb aytetallu.
ኢሳያስ ሩጉም ተምቤናይ ረሳሐት ፍሚሊ
hjis 2 mote eyu b abrham kinrigex.
Kkk bolom ajoka ajoka
ታዓውት ወዲ ሐትነይ አዚስ ፍሉጥ ኢዩ ኣልጋ ወራሸ ግን ከይውረስ ክሺፍት ኢዩ ግዲ ብልካን (ግን ስብ አማሚ እዝጊ ፈጻሚ ኢዩ ነግሩ እሞ ክብርትብ ዕድመን ይሃብካ ብስላም ሕደረልና ጽቡቅ ምዕልት፣ (ሚክ ፣ ቺና)