ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ዓሰርተ መብጻዓ ኣይኮናን ንጽበ ተግባር ጥራሕ።
ደስ የሚያሰኝ ነው 🎉🎉🎉
ጀነራል ጻድቃን ጥራሕ እዩ አብ ትክክለኛ ዓላማ እና መስመር ዘሎ ከ
ክንደይ ሓሸዉቲ ሰሚዐ እሞ ከምዚ ምድያ እዝኣ ግን ትፈለ እያ ተልፋስ😂😂😂😂
ሰክት!
ጌታቸው ክልተ ዓመት ሙሉእ ኣብ መብፅዓ እዩ ፀኒሑ ። እንታይ ሓዲሽ ነገር ተዛሪቡ እዩ ኣብሲሩ እትብሎ ?ጌታቸው ንህዝቢ ትግራይ እናታለለ ኣብ ስልጣን ክፀንሕ ዝደሊ ንህዝቢ ትግራይ ዝጠለመ ምስሌነ ብልፅግና እዩ።
ዘይብላዕ ተስፋ ኮይኑና
አሽካዕላል ሎሚኸ ሰነ 30 ድዮም ክብሉ ሒፈሩ ትዛረቡ ትርስዑ
ሓሳዊ ኣበይ ነይሩ እዪ ሕዚ ኸምዚ ዝበለ መግለፂ ዝህብ
wedi Sharmuta midiya
ብዛባ ዲዲኣርከስ በዓሎም ብግልፂ ኣይኮነን ድዩ ፃድቃን ወፂሁ ሰራዊት ዕናቀለብና ኣይንነብርን ፖሊስን ምልሻ ጥራይ ዕኹልዩ ስራዊት ኢትዮጵያ ክዓቱ ኣለዎ ልበለ ሕጂ ግልብጥ ዒሉ ሰራዊት ንምፍራስ ኣይሰራናን ልብል ሕሞ መን ሰሪዑ ናቱ ኣሻከር ልኮነ መዘክር ኣባዲ ኣይኮነን ድዩ ጀነራላትና ሕናሸወ ስሞም ዕናጥፈሐ ልውል ለሎ ሕጂ ወፂሁ ድማ ከም ፃድቅ የዉግ ይኣክለካ ጌታቸው ይኣክል መንሰይ ሕጂውን ቃልስካ ኣይሎ
ኣብዛ ዓለም ክንዲ ትግራዋይ ደንቆሮን ንነገራት ኣንዊሑ ዘይርእን የለን እቶም ብድዲኣር ዝምለሱ ተጋሩ ናበይድዮም ክኸዱ ናብ ማርሲ ድዮም ክኸዱ ኣይ ኣብትግራይዶ ኣይኮኑን እዮም ዝነበሩ? ትግራዋይ ንትግራዋይ ጸላኢኡ ኢዩ እቲ ናይድዲኣር ገንዘብ ተቀቢሉ እናበል ዐን እናሰርሐን ተጸንሐ ንትግራይ ሓይሊ ኢዩ ዝኾና እምበር ካል እ ሽግር ኣየምጸአላን ስለዚይ ተጋሩ በጃኹም ኣእምሮኹም ካብምቅኝነትን ቅን ኣትን ኣውጽ እ ኣቢልኩም ጽቡቅ ነገራት ክሓስብ ግበሩዎ ብዚ ዓይነት እንድሕር ትጓዓዙ ኮይንኹም ዘለኩም ዕድል ምጥፋእ ኢዩ መሕረሮ ፡፡
አታ ገይታቸዉ ይኩን ደብረጼን ሐደ እዮም ተናቢቦም እዮም ዝሰርሑ ዘለዉ ገይታቸዉ ሱጉምቲ ከይዉሰዶም ይሽፍን ንሳቶም ይሰርቁ ክሳብ ማዓስ እዮም ዘታሉልና በቃ በልዎም ወይ ጻድቃን ከይሰርሕ አሲሮም ብላዕልን ብታሕትን ሒዞሞ ዶ አይኮኑን ዘለዉ
ገታቸው ዘይ አትዎ ቃልን ዘይምሕሎን ዘይዛረቦን የለን ኩሉ እዩ ዝዛረብ ሓንቲ ሓቂ ተዛሪቡ ስለ ዘይፈልጥ ሓሳዊ አዩ ሓሶት እዩ
ክክክክ ያስቀኛል የዝህ ሰው ነገር ምንም አልልም
ምዕራብ ትግራይ ዝወረረ ይውረሮ ዝሰፈረ ይስፈሮ እናበለ ምዕራብ ትግራይ ዝተረፉ ሎምውን እናተሰጉ ይፃወታሉ ?
ኣንታ ክሳዕ ክንደይ እኻ ነዚ ህዝቢ ተደናግር እዚ ዘረባ ክንደይ ግዜ ዘይሰማዕናዮ 😂
ሓሰዊ እኒ ፃዲቃን tdfንምፊራስ ጉዩ ናበይ ናብ ሓሶት
ንምንታይ ኢና ዓይንና ዘይንከፍት ብናይዚኦም ቁማር ንብላዕ ኩሉ ሳዕ ካዉንስል ካብ ዝብሃል ክንደይ ኮይኑዎ አሎ ገይታቸዉ ሐቂ ተዝህልዎ እዚአ ንምጽዳቅ ሙሉእ ስልጣን አለዎ ሐሳዊ እዩ እዚ ጻድቃን ከይሰርሕ ጥራሕ ተባሂሉ ዶ አይኮነን ክልተ ምክትል ግምት ተገይሮም ተሸይሞም ጻድቃን ሽም እንበር ምንም ስልጣን ዘይብሉ ገይሮም አልሚሶሞ ዘለዉ
ምሂሳው አመል አሠዩ ምሲተወጠርካ ምሂሳው ኘዉሪ
/

ምዕራብ ትግራይ ዝወረረ ይውረሮ ዝሰፈረ ይስፈሮ እናበለ
ምዕራብ ትግራይ ዝተረፉ ሎምውን እናተሰጉ ይፃወታሉ ?