290 ኣፍሪቃዊት ታይላንድ / African Thailand - تايلاند الأفريقية

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 18 ก.ย. 2024
  • #eritrea #pfdj #eritreandiaspora #weditaba #awelsaid
    current affairs, critiquing a viewpoint disguised as an interview, is a Hyena roaming in a capital city news? Examples of self-centered, wobbly partisans who present their opportunism as principles.
    Fundraising for awate-negarit:
    awate.com/plea...

ความคิดเห็น • 52

  • @Hadera-od7jn
    @Hadera-od7jn 31 นาทีที่ผ่านมา

    Thank you staz salih❤

  • @salehtaha826
    @salehtaha826 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    As always educational program thanks Estaz

  • @Freedom-bk6rt
    @Freedom-bk6rt 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ ሐዉ ሳነልሕ ❤❤

  • @ahmedhag469
    @ahmedhag469 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    تحياتي استاز صالح ربنا يطول في عمرك
    جمعة طيبة تقبل الله من الجميع

  • @yemanegebrezghi5458
    @yemanegebrezghi5458 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እስታዝ ሳልሕ ፍልጠትን ሐቅን መታን ክንመሃር ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ።

  • @Mnbarkiele-wj7jt
    @Mnbarkiele-wj7jt ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Bravo wedi hagerrr🎉🎉🎉🎉

  • @saratowfik9611
    @saratowfik9611 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኩላትና ማይ ደሊና ኢልና ዲጋ ዓዲ ሃሎ እንተኸድና ድማ ሽግሩ ካልእ ነገር ክኸውን ኢዩ፡ ተጸጊዕኩምኒ ገለመለ....

  • @peacelover5890
    @peacelover5890 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

  • @haylesemere4285
    @haylesemere4285 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @berhnihadguberhnihadgu4110
    @berhnihadguberhnihadgu4110 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Yes 100

  • @naodasmerom4900
    @naodasmerom4900 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    💙💫💥💙💥💫💜

  • @jewharamohamed2109
    @jewharamohamed2109 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉❤

  • @jemalyonus7244
    @jemalyonus7244 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🦁 🦁 🎉🎉🎉

  • @mehariemehazion9718
    @mehariemehazion9718 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Selam selam salh ❤❤❤

  • @YonasG
    @YonasG 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    "it is difficult to free a happy slave" 😃

  • @user-nd8ww8gq9u
    @user-nd8ww8gq9u 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    اتمنى لك السعاده في حياتك اليوميه❤

  • @suudnurhussien1487
    @suudnurhussien1487 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Selam Estaz Saleh

  • @coredawit3260
    @coredawit3260 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሐለወለው

  • @mansurmohammed-d6i
    @mansurmohammed-d6i 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Salih hb kemakha yibzah ni Eritreawuyan zihasib wuhdu iyu

  • @husssa.1169
    @husssa.1169 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    comment krie atyes seb zeyele😂😂
    ...
    I'm z first one 😮😊

  • @barolehamid4140
    @barolehamid4140 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    A slave's dream is not freedom, but to take the place of the master. (Anonymous)

  • @abuahmed9307
    @abuahmed9307 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🌹👌🌹💜💙💜💜💜👌👌👌👌🌹🌹♥️♥️💚♥️💜

  • @TeweldeberhanTzeggai-Amenay
    @TeweldeberhanTzeggai-Amenay 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Brutus was his son. You are great, Saleh. Than you.....

    • @NEGARIT
      @NEGARIT  ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Thanks brother. I have come across that before, but there was a lover or concubine of Julius. She was Greek and the mother of Brutus. Also the mother of Brutus, who could have been Julius' lover after Brutus was born-I think she was the connection. But Julius was too young at the time Brutus was born. That's why I avoided mentioning the father son relationship because I am not certain.

  • @gagahani
    @gagahani 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ab Eritrean bezehu alo zeterfena gena ena segeratena be democracy zefetah ay konen ezi zelo mengesetu beflay atehza zegetato yeserehi yelen

  • @huruyghidey5700
    @huruyghidey5700 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ክትልፍልፍ ጸሓይ ዓሪባትካ ጅብሃ ዓባይ ክትብል ጸማም ሓደ ደርፉ ክክክክክክክ

  • @baneweditesfai364
    @baneweditesfai364 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Hahaha ኣቦ ዕቦ

  • @Yacob-bn1jw
    @Yacob-bn1jw 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    NLEBAM AMETELU N ASHA DERGUHALU KINDYENAY KEYSHTO. 1DEDHRI ADGI...TIRAT ADGI LEMEDE.
    2 NDHRIT KEM SHINTI GEMEL.
    BEKA TESEBILKA?
    ELOM ELA ELU?
    MISAKHA ZEYKEYID?

  • @iskatl1098
    @iskatl1098 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ስጋኻባ ጽቢቕ ዘረባ ጣባ ዶ ቅንጥብጣብዶ ዝነደዩ አራሪዮም።

  • @y7k31
    @y7k31 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብትግኛ ቄሳር እዩ ይመስለኒ፡

  • @YosefTsehay
    @YosefTsehay 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ሙሩክ ኣወል ወዲ ጣባ ኣሪትራስ ታይላንድ ተቀይራ ጸኒሃትኒ ? ቦግ በል ኣንታ ካድረ ደርጊ ነበር ፥ ንህማቅ ግዘስ ባኣል ጋአሳ ኣለዋ ትብል ነበረት ኣማየይ፥ቁሩብ ጸኒህናስ ጉድ ክንሪአን ክንሰምአ ኢና ፥ልክበጣ ኣሪትራውያን በዚሁ ፥ ኣሻ ወዲ ቀሺስ ኢየሱስ ሃወብኡ ይመስሎ፥ ኣብ ኣለምና ዝነብር ህዝቢ አምበር ናይ ዘልኣለም ስርኣት ንዘልኣለም ዝነብር ኮንቶ ኣይተራአየን ፥አዞም ሎሚ ለክበጥበጥ ትብሉ ዘለኩም ጽባህ ምስወገሀ ህፍረት ክትካናነቡ ኢኩም ፥ መስፍን ሃጎስ አቶም ኣብ 1973 ዉድብ ንምአራም ዝተንቀቃሱ ዲሞክራሲያውያን ተሃደልቲ ምቅንጻል ንምንታይ ነቶም ኣረምቲ ቀቲልኩሞም ተባሂሉ ኣብ ዝተሃተተሉ አዋም፥( ቦታ መአሰሪ ስለ ዘይነበረና ቀቲልናዮም ክብል መሊሱ) ከም ብኣል መስፍን ሃጎስ ኢሰያስ ኣፎርቂ፥ኣሊ ሲኢድ፥ካልኦት ብሂወት ዘለዉን ኣብ ግሃነብ አሳት ዝተፋነውን መራህቲ ህግ ነበር ፥ሃገር ናብ ጸልማት የአትዮም ህዝቢ ኣጽነቶም፥ህጂ ኣሪትራ መናአሰይ ዘይረኣየላ ሃገር ኮይና ዝብሉ ይመጹና ጀሚሮም፥ይምሃረና ዝብል አዩ ፥

  • @mesfinabraham6412
    @mesfinabraham6412 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ** ሓውና ሳልህ * እቲ ዝብኢ ኣስመራ ዝኣተወ ኣባል ህግደፍ ካብ ቤት ጽሕፈት ፕረዚዳንት መንቀሳቀሲ ዝወሰደ ናይ ፍሉይ ስርሂት ኣባል'ዩ ኔሩ *😅😅😅

  • @0mohammed703
    @0mohammed703 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Thanks Mr. Gadi for your new educational episode:
    Just my 2 cents worth:
    1. The zibee who was seen walking in godena harinet proudly, did have nay "yilef wereQet" from higdef according to the deQi asmera. 😊
    2. I believe Awel is not modern day Cicero rather issayas's Joseph Goebel, hitler's propaganda minister version in Eritrea. I wonder, his name is not to the liking of the nihnan alamanan proponents, however, they may use him for some time before they throw him as a used...c...
    3. What is most annoying, you see a bunch of deQi komarit telling genuine eris that they won't be allowed to set their foot in Eritrea as if Eritrea belongs to their mothers and aunts. 😂

  • @AdayHiwet
    @AdayHiwet 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ወዲ ጣባ፡ ሓደ ሎቕማፅ፡ አብ እንዳስዋ ዝዐበየ ምስ ኢሰፓ ሎቕመፅመፅ ዝብል ዝነበረ ፡ ናይ ክእለት ዘረባ ዘለዎ እዩ፡ ሓደ ሓውአብኡ ብዛዕባ ወዲ ጣባ ዝተዛረቦ አሎ፡ ካብቲ እቲ ዘመዱ ዝብሎ ወርቂ አዲኡ ሰሪቑ ተአሲሩ ከምዝነበረን ፡ ሻዕብያ ሃገር መስአተወት ምስቶም ናይ ኢሰባ ተአሲሩ ከምዝነበረን ካልእ ብዙሕ ዝተዛሪቦ አሎ።
    ስለዝስ ነቶም ናእሽቱ ድአ በር ንኻልእ ከታልል አይክእልን እዩ።

  • @UseurtimeNow
    @UseurtimeNow 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣይተ ሳሊሕ ገውሃር ፣ ንስኻ ትግራዋይ እንተይኲንካ ኣይትቐርን ንምንታይ ስራሕኻ ኩሉ ስራሕ ትግራዋይ ኢዩ !!!!!!
    ጽቡቕ ናይ ሰብ ዓወት ናይ ሰባት ራህዋ ናይ ሰባት በምንም ተኣምር ኣይትፈቱን ብሕስድና ብቕንኢ ብቶንኮል ብምንቕኝነት ዝተጨማለቕካ ብሱሩ ስራሕ ትግራዋይ ኢኻ እትሰሪሕ ወዲ ጣባ ናብ ህዝቡን ሃገሩን ናብ መንግስቱን እንተተመልሰ ብሓዘን ጋሕ ንክትብል ለይቐሪ ኮይኑ ይስመዓኒ ኢዩ ለሎ ኣብ ክንዲ ኣብ ስቕያት ትነብር ዎ ኣቦና ኣብ ዓዲ * ሃሎ * እትነብር ኣቦይ ኢሳያስ ንዓይ ንጥፉእ ወድኻ ምሕረት ግበረለይ ኢልካ ተናሳሕ ናብ ዓድኻ ተመለስ ኣብ ከረን ጻዕዳ ተመሊስካ ተዛወር ፉል ናይ ኣጃክ ቑረስ ሻሂ ናይ ወዲ ቐሺ ሸርብ ኣብ ባር እስጢፋኖስ ኣብ በት ብልዒ ኣራጋይ ነበር ተመሳሕ ኣብ ክንዲ ካሚቻ ናይ ሓራጅ ትክደን ካብ ኢድካ እትነዊሕ ረኣያ እንዶ ዓቢ መስትያት ናይ ኣርማድዮ የብልካን ዲኻ በይዛኻ ክዳን ዕ ቕንካ ግዛእ ወይ ኣብ ዓራያይ ክዳን ከድካ ኣዕሪዮ ንየው በሎ ሕስድና ቶንኮል !!!!!

    • @NEGARIT
      @NEGARIT  2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      እዚ ኹሉ ጽልኢ ካበይ መጺኡ? እንታይ ክንድዚ ዓበርበር ዘብለካ ዘሎ? ናትካ ግበር ኣብ ዘየድሊ ስድነት ኣይትኺድ። ዓቅምኻ ኣይኮነን ፣ ሰቅ ኢልካ ስማዕ ወይ ዕርብ በል።

    • @UseurtimeNow
      @UseurtimeNow 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@NEGARIT ኣይተ ሳሊሕ በይዛክም ናብ ዓድክም ትግራይ ምካድ ይሕሸክም ላብ *ኣሽዓ* ማለት ኣክሱም ሽረ ዓዱዋ ከድክም ናይ ምረጹኒ ጎስጓስ ኣካይዱ ኤርትራ ናይ ኤርትራውያን ኢያ ።

    • @Hadera-od7jn
      @Hadera-od7jn 27 นาทีที่ผ่านมา

      Kkkkkkk yewardka ! Tigraway intezikhewin mehasho! Kab kabana hademti gewanu!😂

  • @themadman5763
    @themadman5763 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Klae suk bel fangas wiegin men eritrawi eka ms beleka eka 😂😂😂

    • @moed1964
      @moed1964 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ጽሉል ሓደ ደርፉ

  • @rttr3992
    @rttr3992 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤💔💔💔💔💔💔💔💔❓❓❓❓❓❓Hegedef. 0000000❌❌❌❌⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫❓❓❓❓❓

  • @Petruspetrus1
    @Petruspetrus1 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እላላላላላ እላላላ መም ሳልሕ ብድልኽ ምዉሓጥ አብዩኻ😂ኣዋዘን ሰናፍጭን ቀሪበ አብዩኒ ምዉሓጥ😂ወዲ ጣባ መትኸሉ ኸብዱ እዩ::ብዛዕባ ማይ አብ መንሳዕን ገለብን ንዘለዋ አዴታት ምርኣይሲ ይትረፎ ነዛ ታይላንድ ዝብላ ዘሎ አስመራኸ ማይ ኣለዋ😢ንኣወል ሲዒድ ብጣዓሚ ኸቢድ ስም ሂበኻዬ እቲ ክእለት ዘረቡ አብ ሥቃይ ን መከራን ህዝቢ ደናጉላ ዝድርቢ ዘሎ ኮይኑ እዩ ዝሥምዓኒ ::ወዳሓንኻ

  • @WHabte
    @WHabte 24 นาทีที่ผ่านมา

    ቁምነገር ዘይብልካ loser ኣብ ስደት ክትበሊን ኣብ ስደት ክትቅበርን ኢኻ። እቲ ንህዝቡን መንግስቱን ተጋግየ ዝበለ ግን ኮሪዑ ሃገሩ ክረግጻ ኢዩ። ብቑዘማን ኣውያትን 40 ዓመት ጌርካ ብዘይ ፍረ።

  • @bereketsiyoum1275
    @bereketsiyoum1275 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኩሉ ዘረባኻ ኮለል እዩ ኮለል ክትብል 40 ዓመት ተዛሪብካ ከይ ኣፍሬኻ ተሪፍካ ቀጽሎ

  • @Abraham-wj8xt
    @Abraham-wj8xt 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አብ ስደት ከም ከልቢ እንዳ ነባሕካ ክትበሊ ኢኻ

    • @moed1964
      @moed1964 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      እስኻ ድማ ከም ባሪያ ክትበሊ ኢኻ

    • @tewzoldebereket9952
      @tewzoldebereket9952 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ብሩኽ ሐው አእምሮኻ ኽፈቶ ኻብ ጽልኢ ወጺኻ ኽትምሀር ፈትን ኻብ መም ሳልሕ እንምበር እታ ዓድና ድአ ኸመይ ኸምዘላ ሰብን እዝግን ይፈልጦ እዩ እሞ ጥዕና ይሃበለይ

    • @mesfinabraham6412
      @mesfinabraham6412 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      አብ ስደት ከለኻ ባንዴራ ኢትዮጵያ ተሰኪምካ ተደምረናል ዝበልካ ጊላ ኢሳያስ ዓጋመ ወዲ ኣባት ጦር'ዳ እንታይ ክንብለካ 😀 ሎክሳስ ኣድጊ ለካቲት 😅😅😅

  • @Abraham-wj8xt
    @Abraham-wj8xt 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ገጽካ ትርሓቕ ድርባይ

    • @moed1964
      @moed1964 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ገጽ ዘይብሉ ወይ ሓባኢ ገጹ

    • @jewharamohamed2109
      @jewharamohamed2109 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      መስኪና ዓቕምኻ ፍለጥ🙏

    • @mesfinabraham6412
      @mesfinabraham6412 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኣስተማቅሮ ነቲ ባርነት ትህቲ ኢሳያስ ወዲ ተምቤን ኩራዕ ብድንቁርናኻ ወሽላኽ ​@@moed1964