ወዮ ይመጽእ ኣሎ ራእ 9፣12

แชร์
ฝัง

ความคิดเห็น • 390

  • @user-ck2kx6ld1x
    @user-ck2kx6ld1x ปีที่แล้ว +96

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏ስልጣን ሓወይ ኣነስ እምነተይ ኣዝዩ ልዑል ኢዩ ኩሉ ናይ እምነተይ ዝማሃሮ ድማ ሕርክርክ ዘይብሉ ግልፂ ኢዩ ብዛዕባ ሃይማኖተይ ቁዱሳን ኣቦታተይ ናይ ቅድስተ ቁዱሳን ድንግል ማርያም ኣደይ ኩሉ ነገር እቲ ዝኣምነሉ ክማሃር ክሰምዕ ሙሉእ ደስታ ይስማዓኒ ካብኡ ንእሹተን ውፅእ እንተይለ ካኣ ብሓጥያን ዝተቀበርኩ ኢየ ታይ ክገብር ኦ ጎይታየይን መድሓንይን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ቤትካ ክፀንዕ ሓይልን በርተዐን ሃበኒ 🙏🙏🙏

    • @sababerhe2404
      @sababerhe2404 ปีที่แล้ว

      Amennnnn

    • @qdstarssiemaq.a439
      @qdstarssiemaq.a439 ปีที่แล้ว +5

      ኣሜን ቅድስት ኣርሴማ እዛ ቻነል ሓዳስ እያ እሞ ሳብክራይብ ላኪ ሸር በበሩለይ እግዝኣብሄር ይክብረለይ ወረባት እዩ ዝስደ መንፈሳዊ

    • @user-ck2kx6ld1x
      @user-ck2kx6ld1x ปีที่แล้ว

      @@qdstarssiemaq.a439 ወድያው ምቅርተይ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰

    • @rrthffbhv4990
      @rrthffbhv4990 ปีที่แล้ว

      😥😥😥😥😥😥🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

    • @hdj6401
      @hdj6401 ปีที่แล้ว

      Amen

  • @selam801
    @selam801 ปีที่แล้ว +42

    አቤቱ ጌታዬ ሆይ ካብ ፍጸምቲ ትንቢት ምኳን ሰውረና ሰደትና አሕጺርኻ ልሞት ንሰሀ አብቀዐና😥💔

  • @habtomfsehaye
    @habtomfsehaye ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማልና ሰልጠነ ሓወይ አዋናዊ ቃልአዩ ኣዙይ ንቅሓት ዘድልዮ ግዜ አዩ ፡

  • @atheeralfarsi344
    @atheeralfarsi344 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን🤲🤲🤲ብሓጥያት ነብስና ማሓረና እየሱስ🙏🙏🙏❤👏👏👏🌻

  • @user-ki8th7fn7p
    @user-ki8th7fn7p ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐሌና ክቡር ሓውና አብ ስደት ዘለና ስደትና አሕፂሩ ለንስሀ ሞት የብቀዓና እግዚአብሔር አምላክ አሜን

  • @selam801
    @selam801 ปีที่แล้ว +83

    ለዓመታዊ መታሰብያ ክብረ በዓል ሰማዕቱ ቅዱሰ ጊዮርጊሰ እንኳን አደረሳችሁ የተዋህዶ ልጆች so ገባ ገባ በሉ አብረን እናዳምጥ

    • @xhvudv4292
      @xhvudv4292 ปีที่แล้ว +5

      አሜን

    • @slamslam8991
      @slamslam8991 ปีที่แล้ว +3

      Amen🙏🙏🙏

    • @mimitekulu7296
      @mimitekulu7296 ปีที่แล้ว +3

      Amen🙏🥰

    • @jdt6fter414
      @jdt6fter414 ปีที่แล้ว +3

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የሰመዐልና እግዚአብሔር ፀጉኡ የብዘሐልኻ

    • @user-pl7re2gz8z
      @user-pl7re2gz8z ปีที่แล้ว +7

      የኔ ቆንጆ ናይ ኩሎም ኢኺ ትከታተሊ ትምርቲ ጎበዝ🙏♥️

  • @user-jb4tt8pi1u
    @user-jb4tt8pi1u ปีที่แล้ว +5

    ኣቤቱ አምላኬ ካብ ፈጸምቲ ትምቢት ምኳን ሰውረና🙏😥

  • @user-cc1qs7lb2c
    @user-cc1qs7lb2c ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት ቃለ ሰናይ የስምዐልና ስልጣን ሓውና እግዚአብሔር አምላክ ጸጋ አብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልካ ካብውዳሴ ከንቱ ይሓልካ ፈጣሪ አብ ቤቱ የጽንዕካ🙏💕💕💕

  • @tsegshTube5kk3g
    @tsegshTube5kk3g ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት ያስማልን ጸጋውን ያብዛልን ዲያቆን ወንድማችን💒🙏

  • @fserfeer2063
    @fserfeer2063 ปีที่แล้ว

    ቃል ሂወት የስመዐልና ክብር ሓውና ስልጣን ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ አብ እምነትና.የፅነዐና እግዚአብሔር ኣምላክ

  • @user-gq8is9wu6b
    @user-gq8is9wu6b ปีที่แล้ว

    አሜንአሜን ቃል ህይወት ያሰመዐልና ክብርመምህርና ሰልጣን

  • @MaMa-sg4hz
    @MaMa-sg4hz ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና ክቡር መምህርና

  • @motherland1510
    @motherland1510 ปีที่แล้ว

    ኣሜን.. ኣሜን.. ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና 🙏🙏🙏

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo182 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላኽ ክቡር መምህርና

  • @user-kr1zb2kl9s
    @user-kr1zb2kl9s ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን እንኳዕ ብሰላም መጺእካ ክቡር መምህርና ቃል ህይወት የሰመዐልና 🙏

  • @gfgcdgg7248
    @gfgcdgg7248 ปีที่แล้ว +1

    አሜን ቃል ህይወት ያሰማልን

  • @solamsalma7429
    @solamsalma7429 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ሂይወት የስመዐልና ክቡር መምህር ስልጣን ሓውና ናብ ንሳሃ የብቀዐና ብፍላይ ዓዲ ዓረብ ዘለና🙏

  • @HgHg-gc1dd
    @HgHg-gc1dd ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቓለ ሂወት የስመዐና መምህረይ መዓረይ ፀግኡ የብዘሐልካ :: ስልጣን ሓወይ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጥዑይ መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ይርከብ ዶ ተሓባበኒ ::

  • @meronbrhane964
    @meronbrhane964 ปีที่แล้ว +2

    ክብሪ ይሃበለይ መምህራንና ስልጣን ኣነስ ተጨኒቀ እየነረ እዚ ምስ ሰማዕኩ ግን ሃዲአ እየ ቀጽሎ መምህር ንኩላትና ናይንስሓ ዕድመ ይሃበና ጾሎትን በረከትን ናይ ቁዱሳን ምሳና ይኩን ክርስቶስን ድንግልን ማርያም ቁዱሳን ምሳና ይኩኑ ♥ኣሜን ኣሜን ኣሜን♥

  • @meharigoitom2365
    @meharigoitom2365 ปีที่แล้ว

    ቃል ሂወት የስመዓልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏

  • @fetaritium5552
    @fetaritium5552 ปีที่แล้ว

    Enqae nab ametawi beal kudus giorgis aboy biselam biteena abtsehana tselotun bereketun rediaetun nay kudus giorgis ayfeleyena amen amen amen

  • @segenatobrhan1406
    @segenatobrhan1406 ปีที่แล้ว +7

    ቃል ሂወት የስምዓልና ኣነስ አዚ ናይ ትንብት ክፍጸም ክርኢ ከለኩ ከብደይ አየ ዝሓቁፍ ኣምልካ ኣቦይ ኑጹህ ሕልና መስ ተግባር ዓድለኒ ብመንግስኻ ዘክረኒ ከም ግብርና ዘይ ኮነስ ከም ምሕረትካ ይኩን

  • @user-xx6nj4hw5p
    @user-xx6nj4hw5p ปีที่แล้ว +2

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ክቡር መምህርና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና 🤲🏻
    እመ ብርሃን ዓደይ ስደትና ኣሕፅርኪ ናብ ንሳሃ ሞት ኣዉቅዕና እምቤተ 🥺🥺

  • @BrhanBrhan-wc4zu
    @BrhanBrhan-wc4zu ปีที่แล้ว

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዝሕ ክቡር መምህርና
    ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ
    ኦ ኣምላክ ብመንገደካ ምርሐና ካብፍፀምቲይ ወንጌል ምካን መሓርና ከም ሓጥያተይ ኣይትክደ
    ኣብታ መወደእታ ግዘ ብመንግስት ተቀበለኒይ
    አሜን አሜን አሜን

  • @brllabay3842
    @brllabay3842 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክቡር ሓውና ስልጣን

  • @YoDaha
    @YoDaha ปีที่แล้ว +2

    ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልካ ፈጣሪ ንእምነትና ዝፈታትን ፈተና የርሕቀልና ኣቱምሰባት ሀገርና ክንምለስ ንሰላም ንፀሊ

  • @user-lo8lg5jd1f
    @user-lo8lg5jd1f ปีที่แล้ว +1

    እንኳዕ ብሰላም መፅእካ ክቡር ሓውና መምህርና ስልጣን ብሓቂ ቃለ ህወይት የስመዐልና ፀጉኡ በረከቱ የብዝሐልካ እግዚእብሔር አምላክና ብሓቂ መስተወዐል ልቦና ይሃበና ሰመዕት ዘይኮነስ ተግበርት የግበረና እግዚእብሔር አምላክና ስድትና የሕፅረልና እግዚእብሔር አምላክና አብ ፀሎትካ ዘኪረና ደካማታት አሕዋትካ ስልጣን ሓውና ናይ ስድት አቦና ዕድመና ጥዕና ይሃበለ ፈጣሪ ✝️👏💛❤️💛

  • @mdallehossan3201
    @mdallehossan3201 ปีที่แล้ว

    ኦ ኣምላክ ብዓይን ምሕረትኻ ምርሐና 💔 🙏 ቃል ህይወት ያሰምዐልና ክቡር ሓውና ኣሜን (3)

  • @angesommesfn3994
    @angesommesfn3994 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐና

  • @yonimyonim5645
    @yonimyonim5645 ปีที่แล้ว

    ኣሜን (3) ቃል ሂወትይ የስማዓልና

  • @vcd5555
    @vcd5555 ปีที่แล้ว

    ብሓቅ ቃል ሂወት ያሰማልን ሱልጣን ሓውና እግዚአብሔር ኣምላኽና አብ እምነትና ያፅነዐና 🤲🏻👏

  • @user-qi7de1hp2h
    @user-qi7de1hp2h ปีที่แล้ว +2

    ቃል ህይወት ይስመዐልና ፀጋኡ ይብዘሐልካ ስልጣን ሓወይ እግዚኦ ተዘከረነ በዉስተ መንግስትከ፫😭😭😭ኣያአነ ሓጥያተኛ ሰማዕት እበር ተግባር ዘይብለይ እፍፍፍ ስድትና አሕጭራካ ናብ ቅድስት ስፍራኻ ለንሳህ አብቀዕና ፈጣሪ ኩሉ አለም😥😥😥

  • @brhanwejerat516
    @brhanwejerat516 ปีที่แล้ว +2

    ኦ ኣምላኽ ብዓይን ምሕረትኻ ምርሐና💔🙏 ቃለ ህይወት የስመዐና ኣሜን(3)🙏♥️

  • @hiwigaltigray4301
    @hiwigaltigray4301 ปีที่แล้ว

    ቃለ ህይወት የስመዓልና ክቡር መምህርና ንሓቀኛ ንሰሃ ሞት የብቀዐና እግዚኣብሔር ኣምላክ

  • @user-hs6mf9ge2z
    @user-hs6mf9ge2z ปีที่แล้ว +5

    ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አብ እምነትና የጽንዐና✝️🤲

  • @komaistekle4512
    @komaistekle4512 ปีที่แล้ว

    ኣቤቱ ጌታ ሆይ ለንስሃ ሞት ኣብቀዐና😭

  • @brhangaiembrhan8516
    @brhangaiembrhan8516 ปีที่แล้ว +1

    እመ ብርሃን አደይ ናብ ንሳሓ ሞት ንክበቅዕ ብፆሎትኪ ሓግዝኒ🎚😥

  • @maryamaadogoytaykyoneyfre2452
    @maryamaadogoytaykyoneyfre2452 ปีที่แล้ว +3

    እንኳዓ ብሰላም መጻእካ ክቡር መምህርና ስልጣን ከሰተ ተባዕ ወታደር ክርስቶስ ወሲኩ ጥበቡን ምስጢሩን ይግለጸልካ 🤲🤲✝️✝️
    ኦ ጎይታ ፈጸምቲ ወንገሌካ ኣይትግበረና 😢

  • @rtrt9276
    @rtrt9276 ปีที่แล้ว +3

    ብሓቂ ኩቡር መምህር መፅሓፍ ቁዱስ ንኣምን ክንጣራጠርን ክንግርምን ኣይግእበናን ዩ ዝመፀና ኣሜን ኢና ንእመን🙏ኣምላኽ ከምሓጥያትና ከይኮነ ከም ምሕረቱ ይጠምተና🙏🙏

  • @SsSs-yq3ym
    @SsSs-yq3ym ปีที่แล้ว

    ኣሜን (3) ቃለ ሂወት ያስምዓና ክቡር ሓውና

  • @user-yt1iz5iu9h
    @user-yt1iz5iu9h ปีที่แล้ว +10

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ⛪️⛪️⛪️🙏🙏🙏💛❤️💛❤️⛪️🙏🙏

  • @genetgebrekidan9124
    @genetgebrekidan9124 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen kale huwet yesimelina sulitano hawuna tegae yebuthehelika egziabher amulak bhaki👏👏👏

  • @lovetigray7773
    @lovetigray7773 ปีที่แล้ว +13

    ኦ ፈጣሪ ከም ሓጥያትና ኣይትኪድ ብቅኑዕ መንገድኻ ምርሐና 😥😥 ብሓቂ ቃለሂወት የስመዐልና ዘስተዉዕል ልቦና ዝሰምዕ ኣእምሮ ይሃበና ስልጣነይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 👑👏👑👏👑

  • @hdgkadswe7283
    @hdgkadswe7283 ปีที่แล้ว

    ኦጎይታ አብእምነትና አፅንዐና ሞትንስሀ አብቀዐና

  • @user-gh2lq3cz3c
    @user-gh2lq3cz3c ปีที่แล้ว +19

    እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ስልጣነይ😍💟
    ቃል ህይወት የስመዓልና ስልጣነይ ፀግኡ የብዝሐልካ ብሓቂ ንሕና ተደሃልቲ ኢና ምክንያቱ እምነትና ጎዶሎ እዩ እግዚአብሔር ኣብ ምፅኣቱ ይዘክረና

  • @solomuntrsfslem6031
    @solomuntrsfslem6031 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህወት የስማኣልና ሃውና ሰልጠነ

  • @ngstiabera1085
    @ngstiabera1085 ปีที่แล้ว +8

    እንኳዕ ብሰላም መጻእካ ስልጣነይ ማኣረይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐና ጸጉኡ የብዘሐልካ ኣምላክ ቅዱሳን💗✝️💗 ኣብ ስደት ዘለና ወገናተይ ስደትና የሕጽረልና ናብ ንስሃ ሞት የብቀዐና🥺 ፈጸምቲ ትንቢት ኣይበለና ፈጣሪ አሜን ፫

  • @habtomkahsay9949
    @habtomkahsay9949 ปีที่แล้ว

    ኣሜን፡ ኣሜን፡ ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና፡ እግዚኣብሄት ጸግኡ የብዝሓልካ ዝሓወይ

  • @grmaneshalal4401
    @grmaneshalal4401 ปีที่แล้ว +9

    ክቡር መምህር እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ
    ደንጊዩና እናበልኹ ነይረ ብዛዕባ እዚ ዘይምሃርኻና ሐዝግን መፂእኻ❤
    እቱ ድምፆም ግን ከፍርሕ ኣብ በዝሒ ሸር ይበሃል ኣሎ።ኣነ እውን ብኸመይ እዮም ናብቲ ማይ ውሽጢ ተደርብዮም ኢለ ብውሽጠይ ይሓስብ ነይረ ሐዝግን መሊስኻለይ❤ብኖህ ግዜ ከምዝኾነ ተረዲአ ኣለኹ
    ኣብ ስደት ዘለና ብሰላም ናብ መሬት ዓድና መሊሱ ናብ ንሰሃ ሞት የብቀዐና እግዛብሔር ኣምላክ
    ሱልጣነይ ዘፍርሐናማ ከይተነሰሕና ከይንሞት እዩ😥
    ዘፍርሐናውን መፅሓፍ ቁዱስ ብዘይምንባብና እዩ። ኣነ ኣንቢበ ኣይፈልጥን ተንበብኹዎለ ኦሪት እየ እምበር ራእይ ኣንቢበዮ ኣይፈልጥን ነዚ ግዲ እዩ ፈሪሐ😥
    ክነንብብ ይግበአና💒✅
    ፀግኡ የብዘሐልኻ ክቡር መምህር

  • @fevenmehari8574
    @fevenmehari8574 ปีที่แล้ว +6

    እንካዕ ብዳሓና መፅእካ ክቡር ሓውና ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሕልካ እግዚኣብሄር ኣምላክ ኦ ጎይታ መዳሃኒና እየሱስ ክርስቶስ ኣብ ምፅእትካ ዘክረኒ ከም ሓጥያትና ዘይኮንስ ከም ምሕረትካ ይቅር በለለና ።

  • @user-sl9ki1ox9k
    @user-sl9ki1ox9k ปีที่แล้ว +2

    እኳዕ ብሰላም መፀኻ ስልጣን ሓወይ ቃል ህይወተ ያስምዕልና ጸጋኡ ያብዝሔልኻ አሜን አሜን አሜን🥰🕊🤲🙏

  • @ROZAROZA_
    @ROZAROZA_ ปีที่แล้ว +2

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ስልጣን ሓውና እና ( ብዛዕባ ትንሳኤ ዝተሰበከት ስብከት ብዛዕባ መልአክ አብ ልዕሊ እምኒ ኮፍ ከም ዝብለ ደልየ ስእነያ ዋ አብታ እትልእከ ከለካ እባ አብ ኮሞት ቦታ ሕደገለይ)🙏

  • @user-hd3gd6lg8p
    @user-hd3gd6lg8p ปีที่แล้ว

    ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር መምህርና

  • @user-jt8eh6bz6y
    @user-jt8eh6bz6y ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏

  • @szazlzazm9647
    @szazlzazm9647 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልናእግዛብሄር ኣምላክ ዕደሜ ን ጥዕናናን ይሃብካ ስልጣን ሓውና❤️
    ኦ ኣምላከይ ካብ ፈፀምት ትንብቲ ምኻን ኣድሕነና
    🙏🙏🙏

  • @user-ls1wg4ih9j
    @user-ls1wg4ih9j ปีที่แล้ว

    ልዑል እግዚአብሔር ይመስገን ክቡር መምህርና እንኳዕ ብሰላም መፁ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ።

  • @user-kf1xp8dg5e
    @user-kf1xp8dg5e ปีที่แล้ว +4

    ቃል ህይወት የስመዐልና ስልጣነይ ኦ ፈጣሪ ኹሉ ዓለም ሓደራካ ስደትና ኣሕፀረልና ልንሳሃ ሞት ኣብቀዐና ኣብ ቅድስት ሃገርና ይኩን ሞትና ካብ ልይተነስሃካ ሞት ይማሓረና ስላሴ ፈጣሪና🤲🤲🤲😥

    • @hugfjfuhhg1555
      @hugfjfuhhg1555 ปีที่แล้ว

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    • @user-pf6oh4cx6v
      @user-pf6oh4cx6v ปีที่แล้ว

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቲቲ ዋይ ማዓርይ

  • @user-nt5sw6qi4x
    @user-nt5sw6qi4x ปีที่แล้ว +3

    ቓለ ሕይወት የስምዓልና ስልጣን ሓወይ!
    እንኳዕ ኣብጸሐና ንቁስቋም ማርያም🙌

  • @zendozeray4267
    @zendozeray4267 ปีที่แล้ว

    ኦ እግዚአብሔር ኣምላኸይ ይቅረ በለልና ሓጥያትና ውን ኣስተስርየልና ንንስሃ ሞት እውን ኣብቃዓና 😭😭😭🤲🤲🤲🤲🤲

  • @bhi8499
    @bhi8499 ปีที่แล้ว +1

    አሜን (3) ቃል ህይወት ያሰማልን 🙏🥀🌹

  • @lemlemdesat199
    @lemlemdesat199 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን (3)ቃል ሂወት የስመዐልና መምህረይ

  • @lemlemkesete9916
    @lemlemkesete9916 ปีที่แล้ว

    Qalie hiwet yesmslna memhirna Abet kab fexmet tmbhit mukan yswerna fetari 🙏💒🤲 libe lideya zekefeta libna yelefetlna balu amen(3)🙏 😭🙏

  • @user-oj2zs7if8k
    @user-oj2zs7if8k ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስምዐልና ኽቡር መምህርና እንኳዕ ብሰላም መፃኻ

  • @RobelGhebrelu
    @RobelGhebrelu ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ቓል ህይወት የስመዓልና ክቡር ሓው🙏።

  • @user-pu5cy9gy4f
    @user-pu5cy9gy4f ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜንንንንን 🙏🙏🙏

  • @shjjjh5537
    @shjjjh5537 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት ያስመዐልና እግዚአብሔር አብ እምነትና የፅንዐና 🤲👏👏👏

  • @user-mp5zt9zq4l
    @user-mp5zt9zq4l ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ሂወት የስመዐልና ስልጣን ሓውና
    ንዓናም ልንስሃ ሞት የብቀዐና

  • @user-cq8ki3lw2u
    @user-cq8ki3lw2u ปีที่แล้ว

    ባሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ክብር መምህርና እግዚአብሔር አምላክና ስደትና አሕጺሩ ናብ ንሳሃ ሞት የብቀዐና

  • @kflomgereziher2072
    @kflomgereziher2072 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ሂወት የስመዓና እንካዕ ብሰላም መፃእካ ኩቡር መምህርና ስልጣን ሓዉና ⛪️🙏🙏🙏

  • @user-dy4ly4is1b
    @user-dy4ly4is1b ปีที่แล้ว

    ባሓቂ ቃል ሂይወት የስማዓና ኩቡር መምህርና ሓውና ሰልጣን

  • @SalamSalam-fg6tg
    @SalamSalam-fg6tg ปีที่แล้ว

    ሰላም እግዚአብሔር ኣምላኽ የብዝሐልካ ስልጣን ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ እግዚኣብሔር አምላኽ
    ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና እግዚኣብሔር አምላኽ
    ኦ ጎይታና መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና ከመ ሓጥያትና ዘይ ኮነስ ከመ ምሕረትካ ማሓረና

  • @user-nu1ye9nw4v
    @user-nu1ye9nw4v ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስምዐልና ክቡር መምህርና👏👏👏

  • @user-br1qr2hw7f
    @user-br1qr2hw7f ปีที่แล้ว

    እንኮዕ ብሰላም መፃካ ክቡር መምህርና ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና ብመንገዲ ፅድቅን ሓቅን ክንማላለስ ይደግፈና😥🤲

  • @yohanaaregay3101
    @yohanaaregay3101 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen qal hiwet yesmaena hawey nateyy

  • @merrymerry7445
    @merrymerry7445 ปีที่แล้ว

    O'Amlakey yqre gbarelna nay nsha gize habena baenu mhret ytemtana 🙏❤

  • @user-py6yh8pm7z
    @user-py6yh8pm7z ปีที่แล้ว

    እንኮን ደሓን መጻካ ስልጣን ሓወይ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዝሕ

  • @user-lk9ov1px9j
    @user-lk9ov1px9j ปีที่แล้ว +2

    እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ክቡር መምህረይ እንኳዕ ብሰላም መጻእካ አብ ጸሎትካ ዘክረን መምህረይ

  • @user-kv3cz6hi1s
    @user-kv3cz6hi1s ปีที่แล้ว +3

    እግዚአብሔር ይመሰገን ሰላምታካ ይብዛሕ ክብር ሓውና መምህርና ስልጣን እንኳዕ ብስላም መፃኣካ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዛሕልካ እግዚአብሄር ኣምላክ

  • @raheliraheli2321
    @raheliraheli2321 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ሂወት የስመዐልና ፈጣሪ አምላክ ብመንገዱ ይምረሐና

  • @user-rd7kr3tq6e
    @user-rd7kr3tq6e ปีที่แล้ว +2

    ቃል ሂወት የስመዐልና🤲 ሰልጣን ሓወይ ዕድመናን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ

  • @user-vz8ov4sv7j
    @user-vz8ov4sv7j ปีที่แล้ว +5

    ብሓቅ ቃለ ህይወት የስመዓልና መምህረይ ናይ አገልግሎት ዘመንካ እግዚአብሔር አምላክ ይባርክ❤❤❤❤❤❤❤👏👏👏👏👏

  • @semerehaile5512
    @semerehaile5512 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ቃል ሂወት የስመኣልና ኩቡር ሓውና

  • @atheeralfarsi344
    @atheeralfarsi344 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @user-xe4gq4gg7w
    @user-xe4gq4gg7w ปีที่แล้ว +1

    ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ስልጣን ሓወይ💐💝

  • @user-dc1te3il3c
    @user-dc1te3il3c ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ቃለ ህይወት የሥመዓልና✍️

  • @user-ni4dm8hu9t
    @user-ni4dm8hu9t ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐና ክብር መምህርና ድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ

  • @user-jw9tk6mh8q
    @user-jw9tk6mh8q ปีที่แล้ว

    አሜን ቃል ሂወት የስመዕልካ ክቡር መምህረይ ጸጉኡ ያብዘሐልኻ እግዚአብሔር አምላክ💟💟💟💚💚💚

  • @sofiafitwi
    @sofiafitwi ปีที่แล้ว

    Amen amen kale hiwet yesmaelna hewuna egzaebher xeghu yebzahelka

  • @tesfalemghebreslasie8022
    @tesfalemghebreslasie8022 ปีที่แล้ว +1

    🕊🕊🌿🌷ቃለ ሂወት የስማዕልና። 🙏🏼🙏🙏🏿🙏🏽⛪️

  • @brhangaltewahdo2523
    @brhangaltewahdo2523 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ስልጣን ሓዉና ፀግኡን በረከቱን የብዝሓልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ኣብ ስደት ዘለና ኣምላክ ስደትና ኣሕፂሩ ናብ ንስሃ ሞት የብቅዐና ብሓቂ ግዘኡ ከቢድ እዩ 🙏🙏😥😥

  • @godislove2693
    @godislove2693 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ሂወት የስመዓልና ፡ እግዛኣብሄር ፀግኡ የብዘሓልካ ።

  • @merhawitsegay8211
    @merhawitsegay8211 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen kale hiwet yesmalna memeherna

  • @user-ot4st7eu9v
    @user-ot4st7eu9v ปีที่แล้ว +10

    እንኳዕ ብሠላም መፃካ ክቡር መምህረና ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ♥️

    • @qdstarssiemaq.a439
      @qdstarssiemaq.a439 ปีที่แล้ว

      ሰላም ክብርት ሓፍተይ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ቻነል ሓዳስ እያ በርርክርት ንሳተፍ ሳብክራይብ ላክ ሸር

  • @simretgebre1445
    @simretgebre1445 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen 🙏 Kalehiwet yesmealna Kubur Hawina

  • @Paris-sh3qm
    @Paris-sh3qm ปีที่แล้ว +1

    መምህርይ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ✝️🙏🙏🙏✝️🙏

  • @user-mx4yg6yq4b
    @user-mx4yg6yq4b ปีที่แล้ว +2

    ኩቡረ ሓዉና እግዚኣብሕረ ኣምላክ ፁኑዕ እምነት ይዓድለና

  • @edeneden889
    @edeneden889 ปีที่แล้ว

    እግዝኣቢሄር ይመስገን ስልጣን ሓወይ ብሓቂ ጽቡቅ ትምህርቲ ኣምላክ በዓይኑ ምሕረቱ ይጠምተና ዱንግል ማርያም ወላዲተ ኣምላክ ኩሉ ግዜ ደገፋ ኣይፈለየና።

  • @atakiltihadish4523
    @atakiltihadish4523 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ቃለሂወት የስመዓልና እግዚኣብሄር ናይ ኣጎልጉለት ዘበንካ ይባርከልካን ይቀድሰልካን ኣሜን

  • @fusfv877
    @fusfv877 ปีที่แล้ว

    እንቋ ድሓን መጻኻ መምህር ስልጣን ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኣሜን ምስትውዓ ይዓድለና ፈጣሪ ኣሜን 🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲👏👏👏👏👏👏👏👏❤️💙❤️❤️❤️💙💜💚❤️
    💚💚💚💚💚💚💚💚💚
    💛💛 🕊 ሰላም 🕊 💛💛
    ❤️❤️❤️❤️❤️️❤️️❤️️❤️️❤️

  • @ibrahimalsharif9013
    @ibrahimalsharif9013 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen 🙏kalehiwet yesmeana kubur hawuna