ንወዲ ትካቦ ህግደፍ ድዮም ናብ ስዊዝ ዘምጹኡዎ ዘለዉ?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 24 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น •

  • @abebaabraha726
    @abebaabraha726 4 วันที่ผ่านมา +1

    The best of luck so much respect for both of you 🌹🌹

  • @adhanomghebreyohannes9990
    @adhanomghebreyohannes9990 4 วันที่ผ่านมา +1

    Thank you Aman. You are a medicine brother.

  • @BN_Ageneration_mussie1973
    @BN_Ageneration_mussie1973 4 วันที่ผ่านมา +3

    እዚ ወዲ ብዙሕ ግዜ ብዘይ ጭብጢ 😏 ሰብ ከጽልም ይርእዮ ንነብሱ ከመይ'ዩ ዝርእያ እንድዒ ኣመና ትዕቢት/ትምክሕቲ ኣነ ይፈልጥ ጥራይ'ዩ ናይ ብሓቂ ጸገም ኣለዎ ።
    እዞም ታፔላ ዝልጥፋ ሰባት !!! ሓደገኛታት ኢዮም ንባዕሎም ታርግኦም ዘይፍለጥ ።
    ኣማን ጽቡቕ ሓበሬታ ቀጽል 🎉🌿💙🦁✌️

  • @johannesbeyene641
    @johannesbeyene641 3 วันที่ผ่านมา +1

    💙💙💙💙💙💙💙

  • @BiniYonas
    @BiniYonas 5 วันที่ผ่านมา +3

    ዝገርም አዩ ዘይትመጹ ይብሉ ናብዚ ደንበ ፈትሒ ዝተጸንበሩ ሰብ ህልና ከም ብዓል ወዲ ትካቦ ክንደይ ዝዘመሩን ንፍትሒ ብ ጥበቦም ዝጸዉዑን ካብ መን አዮም ፍቃድ ክሓቱ ኣብዚ መድያ ከማን ዘዋዕውዕ ይራኣናን ምስጋና ንዓካ ኣማኑአል

  • @solomonliza
    @solomonliza 5 วันที่ผ่านมา +3

    ብራቮ ኤማ በርትዕ 💙💙💙

  • @Hayet-m1x
    @Hayet-m1x 4 วันที่ผ่านมา +1

    ጨብረቅረቕ ናይ ሻዕዉያ ወይጦ ተዘይኮይኑ ወዲ ትካቦ ኑጹር ደላይ ፍትሒ እዩ 👍👍

  • @GebreyesusPetros-do8iw
    @GebreyesusPetros-do8iw 3 วันที่ผ่านมา +1

    ሰብ ኣታዓንቅፉ ኩሉኹም ወዲ ትካቦ ኣብ ዕላምኡ ጹኑዑ ኢዮ ኩሉኹም በርጌድ ንሓመዱ ኩሉኹም ዓጅቡዎ ንወዲ ትካቦ ፍቲሒ ንህዝብ ኤርትራ በጃኹሙ ቀንኣት ኣፍኩም ኣድቡልና

  • @YonatanMahari-q3q
    @YonatanMahari-q3q 4 วันที่ผ่านมา +1

    hasad u zemesel ezi wedi

  • @arefainealem9233
    @arefainealem9233 4 วันที่ผ่านมา +1

    Thanks

  • @AmanuelAbrehe
    @AmanuelAbrehe 4 วันที่ผ่านมา +1

    ሰላም ሰላም ቲቢ ገዛና ሐሳብካ ብጣዒሚ እዩ ድስ ዚቢል አጀኮ ቀጹሎ ነዞም ሐሰዉቲ አቃላዓዬም :
    ንዑዑከ መንዩ ተቃላሳይ ገይሩዎ ሰለዚይ ነዚ ደበ ተቃለሲቲ ኮነ ኢሎም ከዒንዉ ዚታዓጠቁ እዬም ንሒና ግን ነሲተዉዒል ።

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 4 วันที่ผ่านมา +1

    welcome it Gezana

  • @YonatanMahari-q3q
    @YonatanMahari-q3q 4 วันที่ผ่านมา +2

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @andompillastro6856
    @andompillastro6856 4 วันที่ผ่านมา +1

    💚💛❤💚💚💛❤❤💙💙💙👌💃✅✅✅

  • @yessir9421
    @yessir9421 4 วันที่ผ่านมา

    ዕስለ ኣህባይ ጀሚርወን😂😂ናብ ሓበሻ ባራትን ሬስቶራንትን ክኸዱ ከለዉ ግን ከየጻረ'ዩ ኢዮም ቲፎ ዝኣትዉ😂😂

  • @Tareke-cr1md
    @Tareke-cr1md 4 วันที่ผ่านมา +1

    ትግራወይቲ ድያ ኤርትራዊት ብዘየገድስ ኣብዚ ቃልሲ ብርጌድ ንሓመዱ እንታይ ኣረኣእያ ኣለዋ እዩ ወሳኒ ተጋሩ ኮይኖም ደገፍቲ ሻዕብያ ኣለዉ እዮም ስለዚ ረብሓና ኣይኮነን

  • @ፍሽኽታቻነልsmileChanel
    @ፍሽኽታቻነልsmileChanel 4 วันที่ผ่านมา +2

    ትም አልና አኮ ኣይኮናን በርጊድ ንሓመዱ ተጋሩ አክም ንበልኩም ትግራውይቲ ንምናታይ ነውዲ ትካቦ ዓዲማቶ

    • @alexkahsay3997
      @alexkahsay3997 4 วันที่ผ่านมา

      ጉሓፍ።ህግደፍ ውን ኮ ኣምሓሩ ዓዲምኩም ኢኹም።

    • @tigezana3605
      @tigezana3605  4 วันที่ผ่านมา

      እወ ተጋሩ ኢና። እዚ ደኣ መዓስ'ከ ተጋጊዂም ኢልና ንፈልጥ።

  • @abrahamtekle8327
    @abrahamtekle8327 4 วันที่ผ่านมา +1

    ፍእ, ስቅ እልካ አለካ በለካ ኮይኑ ናብራ ኤርትራውያን.

  • @HagosElyas
    @HagosElyas 4 วันที่ผ่านมา +1

    Bishim deleyti fthi kone elom hgdef eyom keymexie ziblu zelewu

  • @elilta70
    @elilta70 4 วันที่ผ่านมา +2

    መቸም ሲዊስ ትጋገዮ አለኹም ናትኩም ሕምቀት ኢዩ እቶም ብርጌድ ንሐመዱ ትባሃሉ ምኽንያቱ ንስኹም ባዕልኹም ከተምጽእዎ ነይሪኩም ሰለዚ ከዲዑና ትብሉ ዘለኹም ዓገብ ኢዩ ::

  • @alexkahsay3997
    @alexkahsay3997 4 วันที่ผ่านมา

    መን ኮይኑ እዩ ክስቶ ነብሱ ዘይዉክል ደንቆሮ ወዲ ደንቆሮ በልዎ።

  • @solo850
    @solo850 5 วันที่ผ่านมา +2

    ኢትዮጵያዊት ምዃና ንሶም ውን ኮምኡ እሎም ኢዮም ፣ዝብሉ ዘለው ኢትዮጵያዊት ክነሳ ግን ትኸይድ ኢያ ጭብጢ አለና ኢዮም ዝብሉ ዘለው። ስለዚ ንስኻ ናይ ህግደፍ ደጋፍት ከምዘይኮነት መራጋገፂ ከተምጻልና አለካ

    • @tigezana3605
      @tigezana3605  4 วันที่ผ่านมา

      ጥቃ ህግደፍ ቀሪባ ኣይትፈልጥን። ናብታ ንነበርታ ጋህነብ ዝኾነት ኤርትራ ካኣ ከይዳ ኣይትፈልጥን።

  • @YonatanMahari-q3q
    @YonatanMahari-q3q 4 วันที่ผ่านมา +1

    kenae u zemesel eritrawi entay u zekewen zelo

  • @ቁሱንሰብ
    @ቁሱንሰብ 3 วันที่ผ่านมา

    ይገርም እዩ እቶም ብርጌድ ንሓመዱ ናይ ስዊዝ ምዝንጋዕ ክትእከቡ ከለኹም ንብዓል እዚ ኣማኑኤል ተጠንቀቕሎም ምስ ሻዕብያ ለሓስሓስ ዳበሉ ብስም ዉልቀ ሰባት ኣመኽንዮም ኣንጻር ሓደ ከባቢ ናይ ኤርትራ ጎስጋስ ካብ ድጅምሩ ነዊሕ ጌሮም ኣለዉ ከይልክምኹም። ወዲ ትካቦ እኹል ሓበሬታ ደይክህልዎ ይኽእል እዩ ሰብኣይ ገነት ኣንጻር ብርጌድ ንሓመዱ ምኻኑ ስለንፈልጥ ሓደ ብርጌድ ንሓመዱ ቅጫ ጸላኢኡ ከብስል ድኸደሉ ምኽንያት የለን ንወዲ ትካቦ ግን ኣብ ካልእ ሃገራት ድገብሮ መደብ ኣብ ጎኑ ለና

  • @BereketTsegai-g9b
    @BereketTsegai-g9b 4 วันที่ผ่านมา +2

    እንታይ ሓበጠኩም ገንዘቡ ዘይእክብ ዋላ ምስ ኣልሽባብ ዘይሰርሕ

  • @manhope9753
    @manhope9753 4 วันที่ผ่านมา

    gega tezarb aleka meknytu entay afelto aleka bergid negmedu mes wedi tikabo kem zeytzararbe komu ewan ne genet zefltkya hymslnen yekerta geberlay gega tezarb aleka

  • @TesfagiorgisTesfazion
    @TesfagiorgisTesfazion 5 วันที่ผ่านมา +1

    Ezom xebebti seb bexbixomo ezom denakur

  • @eyobhagos3249
    @eyobhagos3249 4 วันที่ผ่านมา +1

    እዚ እንታይ ይብሎ መስለካ ሕሰዳ ኤርትራውያን ብሕሰዳ ዘርክቦም የለን ንምንታይ ንሕና ዘይገበርናዮ ድዩ ግበር እቲ ፋሕ ምባል ካብ አቦሓጎታትካ ስለዝወረስካ ቀጽሎ

  • @awetgebrehiwet8723
    @awetgebrehiwet8723 4 วันที่ผ่านมา +1

    ኣነ ኢየ ተዛሪበ ኣይትሓሱ ኣይትሸፍን ሰብኣይ ገነት ህግደፍ ኢዩ ንሳ ውን ናብ ኤርትራ ኣትያ ካላኣይ ንወዲ ትካቦ ተረኺቡ ኢዩ ስለዚ ዩቱብ ስለ ዝኸፈትካ ኣይትሓሱ

    • @tigezana3605
      @tigezana3605  4 วันที่ผ่านมา

      ሰብኣይ ገነት ህግደፍ ኮይኑ ኣይፈልጥን። ኣነ ጽቡቅ ገይረ ይፈልጦ ኢየ። ንስኻ ብዛዕባ ዘይትፈልጦም ሰባት ኣይትሓሱ።

    • @berhanenegash5365
      @berhanenegash5365 4 วันที่ผ่านมา

      ዓወት? ንስኻን Tigezanን ፊት ንፊት ኣብ ማስመዲያ (massmedia) ቀሪብኩም ብጪብጢ ኢንተ-ትበርህ ጽቡቕ ኔሩ።ኣብ ስዊዝ(Switzerland)ዘለዋ ባራትን ዱካናትን ዳርጋ-ኩለን ትካላት ሻዕቢያ ኢየን፡ በጀካ ሓደንቲ ዱካን ወዲ-ገዳም(ኣብ ዙሪክ(Zurich) ።

  • @alexkahsay3997
    @alexkahsay3997 4 วันที่ผ่านมา

    ዓሊታዉያን እዮም፡ወድ ትካቦ ወዲ ዓዶም ስለዘይኮነ እዩ።ዕስለ ስለዝኮኑ እዮም።ዉፉይ ወይ ሰልጠነ ክህልዉ ኣለዎም ናይ ተቃለስቲ እዩ ክብልዎ እንተ ኾይኖም።

  • @anmeb6220
    @anmeb6220 4 วันที่ผ่านมา

    ወዲ ንጉስ ጭቃ ኣብኲዑ፡ ጠፍጢፉ ዝሰርሖ ሮቦት እዩ እዚ ወዲ። ንነብሱ ከይመሰለ፡ ብሪሞት ናይ ወዲ ንጉስ ክንቀሳቐስ ፡ ምምጻእ ክርስቶስ ከተርክቦ እያ።

  • @arefainealem9233
    @arefainealem9233 4 วันที่ผ่านมา +1

    Thanks