ምስጢራት ህግደፍ ሓዚላ ተሓቢኣ ዝጸንሐነት ቪድዮ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 14 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 13

  • @woldebruknegussie2713
    @woldebruknegussie2713 วันที่ผ่านมา +1

    Good Job 🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @MengsteabHailemariam
    @MengsteabHailemariam วันที่ผ่านมา +2

    ካኘቴን ፍቅረ ወልዳይ ኣብ 3ይ ወራር ንሻዕብያ ቀልጢፉ ዝነቃሓላ ተጋዳላይ እዩ::
    ንክርሸን ዉን ተወዲእሉ ዝነበረ እዩ::
    ነቀሒሎም ሰለ ዝነበረ ግን ነብሱ ኣውጺኡ::

  • @rigatkifle342
    @rigatkifle342 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    🦋🦋🦋🩵🩵🩵✅

  • @BabuurTafla
    @BabuurTafla 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ናይ መደብ ኣሰናአቲ ሕቶክም ኣይግድን፡ ሓደ ገባቲ ስርዓት ዝጥቀሎም መላ ብጣዕሚ ረቀቅቲ ኢዮም ስለዚ ክምዚ ዘይኮውን ነበረ ገጋ ኣተሓሳስባ ኢዩ። ብዟሕ ተፈቲኑ ኩሎም ተበሊዖም። ኣቅሊልኩም ኣይትርኣይዎ።

  • @okbetekhlu4796
    @okbetekhlu4796 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    እወ እዚ ታጋዳላይ እዚ ቡቁዑ እዩ ሕሞርት ጎል ሕሞረት ዝብል ካሴት ቪዱዬ ሐቲሙ ኔሩ ዲሕሪ ሕብእቲ ሰልፋ ምፍራስ ጋል ሕመር ዝብል ቪዬ ሐቲሙ ኒሩ ብሐቂ ሐርበኛ ታጋዳላይ እዩ❤❤❤

  • @KweghEyu
    @KweghEyu 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    🙌 ደሳለ ጽቡቕ ጊርካ ኣብ መደብካ ዘሕለፍካዮ። እንተኾነ ኣብ ዓመተ 2003 ዝተገብረ ምዃኑ እንተትጽሕፈሉ ብዝይዳ ንሰማዕቲ ገላጺ ምኾነ። ንሕና ኣባላት 5ይ ዙርያ ኮይና ናብ ሰራዊት ኣብ ዝተጸንበርናሉ ብቀጥታ ናብ ዉግእ ኢዮም የእትዮሙና። ካፒቴን ፍቕረ ወልዳይ ኣብቲ ሻዕቢያ ዝወልዕዎ ዉግእ ኣብ መሬት ሱዳን / ቶጋን ኣብ 1997 ዝተኻይደ ዉግእ መራሒ ኮይኑ ኣዋጊኡን ተወጊኡን ኣብ ሕክምና ሓይሊ ምድሪ ከረን ብሓንስብ ደቂስና ነይርና።

  • @alonaeyob6648
    @alonaeyob6648 วันที่ผ่านมา +3

    Enty kehbi di kulu seb zerayo endyu

  • @ዓዲገዳ
    @ዓዲገዳ วันที่ผ่านมา +1

    ክሳብ ሎሚ ኤርትራዊ ሃገር እናበለ ንመሰሉ ከይተቅለሰ ዝመጸ እየ ሃገር ማለት ህዝቢ ማለት ምካኑ ዘይፈልጥ ብዙሕ እዩ ንመሰል እንተንቃለስ ከምዚ ኢልና ኣይምተበተናን ካሳብ ሎሚ ምክንያት እናፈጠርካ ንድሕሪት ተመሊስና

  • @George-rq1yp
    @George-rq1yp 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    When was this recorded?

    • @KweghEyu
      @KweghEyu 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

      2003 Stockholm

  • @berihuembaye7210
    @berihuembaye7210 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ክንድዚ ዝከውን ኣርእስቲ ሂብኩም እንታይ ሕቡእ ምስጢር ኣውጺኡ ብዘይካ ጽልኢ ወያነ ክሳብ ሕጂ ኣብርእሱ ምህላዉ ዝሓበሮ ሚስጢር የለን

    • @KweghEyu
      @KweghEyu 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ጽቡቕ ኣለኻ እንተኾነ እዚ ቃለ-መሕትት ኣብ 2003 ኢዩ ነይሩ።

  • @gebreyewhansmehari9968
    @gebreyewhansmehari9968 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣየ ኤረትራ እዛ ኩላ ኣበላይ ከፊላ ዶ ተጻዊቱልና እባ እዚ ጉሕላ ተመን ሕዝኩምልና መጽኩም