ንምሕረተይ (ሓማተይ) ብጣዕሚ ኣሕዚነያ😓 ንኤልዳና፣ ጃኖን ኣስልን መኪረ ምስ ካልእ ወዲ ይጀናጀን ከምዘለኩ ኣእሚነያ☺️ 🌍 ከንቱ ኢላ😥

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 6 ก.พ. 2025
  • #gereemun #tigray #habesha #tigraymusic #tigraynews

ความคิดเห็น • 580

  • @ምሕረትፈታዊትአዲአ
    @ምሕረትፈታዊትአዲአ 2 หลายเดือนก่อน +44

    በዓለይ ቀዳመይቲ ትፅቢ እየውዒለ ❤❤❤

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  2 หลายเดือนก่อน +1

      @@ምሕረትፈታዊትአዲአ ❤🙏

    • @SebleKahsay-m7l
      @SebleKahsay-m7l 2 หลายเดือนก่อน +2

      ሽኾር ዝኮነት ሓማት❤❤❤❤❤

    • @ምሕረትፈታዊትአዲአ
      @ምሕረትፈታዊትአዲአ 2 หลายเดือนก่อน

      @@SebleKahsay-m7l ሓማተይ ከምዚአ ክትከነለይ ይምነ🙏❤

    • @SebleKahsay-m7l
      @SebleKahsay-m7l 2 หลายเดือนก่อน +1

      @@ምሕረትፈታዊትአዲአ አነኻ ሓማት ኣለዋኒ አየን ዋ

    • @ምሕረትፈታዊትአዲአ
      @ምሕረትፈታዊትአዲአ 2 หลายเดือนก่อน

      @@SebleKahsay-m7l አነውን እኮ አለዋኒ ግን ብአካል አይፈሊጠኒን እየ አብ ስደት እየ ተፋሊጠዮ ሰብአየይ

  • @LokMo-s4g
    @LokMo-s4g 2 หลายเดือนก่อน +196

    ሳማሪየ ደሰ ባሃሊ ኘራንኽ አዮ
    ሳማሪየ ሰብኣይኪ ኣፋልጥና እትብላ ላይኪ ግበራ 😊😅😅

  • @Sarah-c8b4q
    @Sarah-c8b4q 2 หลายเดือนก่อน +50

    ጆኖ መራሰኒት 😁ኣድነቅቲ ጆኖ ኣበይ ኣለኩሙ ላይክ ወቅጡኒ❤

  • @yohannes9891
    @yohannes9891 2 หลายเดือนก่อน +43

    እዘን ወላዲት ብጣዕሚየን ኣስሊ ብዙሕ ዝረኣያ ኢየን ዝመስላ ሳፊጋልሹቅ ምካነ ርዱእ ዕድመ ይሃብክን ❤❤ በርጌድ ንሓመዱ ካብ ሆላድንዲ 💙💙💙💙💙

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  2 หลายเดือนก่อน +4

      ዝተምሃረትን ዘበናዊትን ኣደ እያ ምሕረተይ ❤❤❤ ንሕና መርዑታ ውን ብጣዕሚ ኢና ንፈትዋ

    • @rozy1257
      @rozy1257 หลายเดือนก่อน

      Hamed bla.brged nhamedu ye hahhahahahaha dmsus

    • @ዕባይ-ዓጋመ
      @ዕባይ-ዓጋመ หลายเดือนก่อน +2

      ብርጌድ ንሓመዱ ወገናትና❤

  • @ሜሪፍታዊትኣዳኣ
    @ሜሪፍታዊትኣዳኣ 2 หลายเดือนก่อน +13

    ቅዱስ ሚካኣል ኣቦይ ከምዚአን ዘበላ ሓማት ሃበኒ😢

  • @rozrooza1511
    @rozrooza1511 2 หลายเดือนก่อน +42

    ማማዋይ 1000 ዓመት ንበራልና ዘለወን ዓቅሊ ስጦታ ይዋሃበን ትብሉ likeግበሩ ❤❤❤❤😂

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  2 หลายเดือนก่อน

      😍❤🙏

    • @Albaadallbadr
      @Albaadallbadr 2 หลายเดือนก่อน

      ኣቱም ስጦታ ስጦታ ትበሉ ግን ካበይ ከትምፅእ ያ ሽር ናገበረና ነተባብዓያ

    • @ZFANMEKONEN
      @ZFANMEKONEN 2 หลายเดือนก่อน

      ጋል ዱሙፁ ፅሪቲይ ሓፍተይ መሲልኪ ትስመዕኒ❤❤❤

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  2 หลายเดือนก่อน

      @ZFANMEKONEN ውይ ዙፌዋይ መዓረይ ተዓዲለ😍 ሓፍትኪ እየኮ ሐዝለ ወለላዋይ ❤🙏

  • @MySelf-t5m
    @MySelf-t5m 2 หลายเดือนก่อน +11

    እንኳዕ ዳሓን መፃክን ሙቁራተይ ቀፅላሉ ኣይትደንጉያና ብጣዓምሚ እየ ዝናፍቀክን❤❤❤❤❤❤

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  2 หลายเดือนก่อน

      እሹኒ 😍 የቀንየልና መዓርዋይ ❤🙏

  • @ብርሃንደሰታማሓሪ
    @ብርሃንደሰታማሓሪ หลายเดือนก่อน +6

    ዋይ ኣደዋኒ ትዕግሰትን ልቦናን100%❤ሂበየን ኣለኩ ኣነ ተትኮን ግን 5 ደቂቃ የምተዓገሰኩኩን ኔረ 😂😂😂😂

  • @AaAs-ns7sx
    @AaAs-ns7sx 2 หลายเดือนก่อน +15

    ፅሩያተይ እግዚአብሔር ኣምላኬ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ❤🙏❤ ማርያምን ናወለድና ኣተሓሳስባኮ ደስ ክብል ከምኣቶም እምነቲና ያ ተነፅንዒ😥❤🙏ኣደዉተይ ፅሪቲ 🥰 ቻይና ድዩያ 😂😂

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  2 หลายเดือนก่อน

      የቀንየልና መዓረይ ❤🙏 😁😁😁🤣🤣

  • @JrddHgfc
    @JrddHgfc หลายเดือนก่อน +3

    ብሓቂ ክብድ እዩ እንድሕሪ ወልድካ ማሚየይ ለባም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹን እግዚአብሄ አምላኽ ሓማቱ ይሃበና ፈጣሪ❤❤❤😂😂😂😢😢

  • @HdOi-w9r
    @HdOi-w9r 2 หลายเดือนก่อน +11

    ዝገርም ኘራክ ሳምሪየይ 😂 ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፅሩያት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  2 หลายเดือนก่อน +2

      @@HdOi-w9r የቀንየልና ወለላይ ❤🙏

  • @hgf6568
    @hgf6568 2 หลายเดือนก่อน +8

    ዘን አደና አብ ልዕለኪ ዘለወን እምነት ሳምሪየይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  2 หลายเดือนก่อน +1

      የቀንየልና መዓርዋይ 😍❤🙏

  • @hyatssa9035
    @hyatssa9035 หลายเดือนก่อน +2

    ፅብቃት ፍጥረት ዕድመይ ጥዕናን ያሃብኽን

  • @مريم-غ1م4ظ
    @مريم-غ1م4ظ 2 หลายเดือนก่อน +6

    እሰይይይ ኣደዋይ ጥዕምቲ ላዛ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን እግዚአብሔር አምላክ ❤️💚🥀 ሳምርየይ ለባም ምሕረተይ ትብሊ ተለክስ ደስ ክትብሊ ብፍቅርይ ስኒትይ የንብርክን እግዚኣብሄር ኣምላክ ክሳብ ዘልኣለም ❤ጃኖዋይ ዋይ በሊፃ እኮ ኮይና ኤሌዳናይ ኣይተክኣልክንይ መራሰኖ እኮ ኮይነን በቃ 😂😂😁😋ቀፅላሉ ኣብ ዝዓበየ ደረጃ የብፅሕክን ፈጣሪ 💚🥀

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ኣሜን ወለላይ😍 የቀንየልና ክብረት ይሃበልና ❤🙏

  • @Amon-f2t
    @Amon-f2t 2 หลายเดือนก่อน +5

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ክብርቲ ሓፍተይ❤❤❤❤❤

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  2 หลายเดือนก่อน

      የቀንየለይ መዓረይ ❤🙏

  • @UffFsd
    @UffFsd 2 หลายเดือนก่อน +6

    ማሚየ ዕድመን ጢዒናን ያሃብኪ❤❤❤

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን መዓርዋይ ❤🙏

  • @سلام-ل5ف
    @سلام-ل5ف 2 หลายเดือนก่อน +13

    ሳምሪየይ ፅብቅቲ ምስደቅኺ ኣብዝቀረባ እየ ፈሊጠክን ከሉ ቪድዬክን ሪኤዮ ኣይትምነዋን እኮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኽን❤💘

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  2 หลายเดือนก่อน +1

      የቀንየልና መዓርዋይ 😍❤🙏

  • @Beryeyey
    @Beryeyey หลายเดือนก่อน +1

    እግዚአብሔር ኣምላክ ይመሰገን ሳምርየይ❤❤ ማማዋይ ፅርይቲ ብሓቂ መልክዕ ታይ ገባሪ ቁምነገር ዘለዎ እመበር ትዕግስተን❤❤❤ዘን ቆልዑ መልዋየን😂 ከምዙይ እዩ ዘብላያ😂😂መትኩኩ😂

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  หลายเดือนก่อน

      🤣🤣😍❤🙏

  • @yyghhu9146
    @yyghhu9146 หลายเดือนก่อน +2

    ብሓቂ ክብድ እዩ እንድሕሪ ወልድካ ማሚየይ ለባም❤❤❤❤❤

  • @ممنن-ص6خ
    @ممنن-ص6خ หลายเดือนก่อน +3

    እዋይ ደስ ክብላ ዘን ቆልዓ 🎉🎉🎉🎉 ❤❤❤😘😘😘😘

  • @sarayan525
    @sarayan525 2 หลายเดือนก่อน +8

    ዋይ ትፅቢ ዉዒለስ ተቀዲመ ❤❤❤ሳምሪየይ ቆናጁ❤

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  2 หลายเดือนก่อน

      😊😊😊😍❤ መዓረይ 🙏

  • @Nebyatgal
    @Nebyatgal 2 หลายเดือนก่อน +11

    ኣነስ ዘን ቆልዑ ገሪመናኒ 😂😂😂❤❤❤🎉

  • @ፋነይ
    @ፋነይ 2 หลายเดือนก่อน +4

    ውይ እዘን ቆልዑ ደስ ክብላኻ ድራማ ተትሰርሓ ወላዲትና ግን ህድኣተን ዋው❤❤🎉🎉

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  2 หลายเดือนก่อน

      😍❤🙏

  • @zewdugebretekle394
    @zewdugebretekle394 2 หลายเดือนก่อน +8

    እንካዕ ዳሕና መፃእኽን ምጭዋት ❤ጃኖይ ግን ትፍለ እያ❤

  • @GhFd-v7w
    @GhFd-v7w 2 หลายเดือนก่อน +6

    ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኹም ፅሩያት ስድራ❤❤❤❤ልገርም ፕራንክ😂😂😂😂😂

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  2 หลายเดือนก่อน

      የቀንየልና መዓረይ ❤🙏

  • @Bakariraheltadesse
    @Bakariraheltadesse หลายเดือนก่อน +2

    ኣሕዚናትኒ እዛ ኣደና ዘን ቆልዑ ጉዳማት የን ዕድመን ጥዕናን ንዓኽን ❤❤❤

  • @kesenetkahsey2874
    @kesenetkahsey2874 หลายเดือนก่อน

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ማማዋይ❤❤❤

  • @helendirar1368
    @helendirar1368 หลายเดือนก่อน

    Eway eza ade keberka betami adengitsenani betami miskin ade. Anes😢😢😢😢😢 behaki❤❤❤❤❤ lwhaten

  • @ሊሊይቱብሊሊይቱብ
    @ሊሊይቱብሊሊይቱብ 2 หลายเดือนก่อน +7

    ኣየ ጃኖ😂😂 ማማዋይ ማዓረይ❤❤🎉

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  2 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤🙏

  • @AsAf-x8z
    @AsAf-x8z 16 วันที่ผ่านมา

    ቡሱም ኢልዳና ምስሊ ሓፍተይ❤❤❤❤

  • @sslm6254
    @sslm6254 22 วันที่ผ่านมา

    እታይ ገበራኪ ጓለይ ብጣዕሚ ኣሕዚነናኒ

  • @HewiYeboaz-ez6hq
    @HewiYeboaz-ez6hq หลายเดือนก่อน

    ስለለዕበይኦ ናወዲ ሓፍተን ፅቡቅ አየን ልምነያ ኹለን ሓማት ተለይኾና ጥዑያት ልመርዓተን ፅቡቅ ልምነያ አኒሄዋ አዚኤንለ ካብተን ቅንዓት ሓንቲ አየን ዕድመን ጥዕናን ልምሕረተይ❤ ሕማቃት ሓማታት ት/ቲ ካብዚኤን ይውሰዳ

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  หลายเดือนก่อน +1

      😍የቀንየልና ሂወተይ መዓር ❤🙏

  • @مريمعلي-ش3ث
    @مريمعلي-ش3ث 2 หลายเดือนก่อน +9

    ኣቤት ጃኖ መራሰንት ኣይተካኣለትን😂ኣይዘክን ጎቡዛ❤🥰

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  2 หลายเดือนก่อน

      😍❤🙏

  • @brizafzerau8868
    @brizafzerau8868 2 หลายเดือนก่อน +9

    ኣቤት ሓማት ትዕግስቲ ከምአን ይፍጠረልና❤❤

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  2 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤🙏

  • @عليعلي-ص5ظ9ج
    @عليعلي-ص5ظ9ج 2 หลายเดือนก่อน +16

    ሱዑዲ ዓረብያ እዪ ዝመስል እያ ጃኑ ሞይተ😂😂❤❤

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  2 หลายเดือนก่อน

      🤣🤣🤣🤣🤣🤣❤🙏

    • @fifiGALGERYE
      @fifiGALGERYE หลายเดือนก่อน

      ትብሎ ጠፊእዋ እዩኮ😁😁😁😁

  • @mhretgdey7545
    @mhretgdey7545 2 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዕሚ ዝገርም ናይዘን ኣዶ ኣዛራርበአን ወሊድካ ኣይትኪዶ ወሊዱ ኣይምፃእካ ዶ በላ😢 ብዝኮነ ደስ ባሃሊ ቀፅልሉ❤

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  2 หลายเดือนก่อน +1

      ሓቂ እዩ❤ ክልቲኡ ይከብድ እዩ 🙏የቀንየልና መዓረይ 🤗

  • @DhYtf
    @DhYtf หลายเดือนก่อน

    ኣየ ጃኖዋ የኔ መሕር❤❤

  • @aaaabbbb3894
    @aaaabbbb3894 หลายเดือนก่อน

    ዘን ማማስ ሕርርርር ኢለን ናሃለዋስ ሕማቅ ዘይወፀተን ተዓዲልኪ ሳምሪየ ከምዚአን ዝበላ ሓማት ካልኤቲ ኣዴኺ ምርካብኪ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ንኩልኽን🙏❤❤❤❤❤❤🌹😘

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  หลายเดือนก่อน +1

      ኣሜን ኣሜን 😍 ብሓቂ ሕማቅ ቃል ዘይወፃ ❤የቀንየለይ መዓርዋይ ❤🙏

    • @aaaabbbb3894
      @aaaabbbb3894 หลายเดือนก่อน

      @WeyniDemtsu 😘😘😘😘🌹

  • @SelamTesfay-ix5xn
    @SelamTesfay-ix5xn หลายเดือนก่อน

    ሓማትኪ ዘይኮነት ማሓዛኪ እያ ደስ ክትብል ዋውውው❤❤❤❤

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  หลายเดือนก่อน

      ሓቅኪ ሰሉዋይ ❤🙏

  • @CuteGirl-s2v
    @CuteGirl-s2v หลายเดือนก่อน

    ሳምርየይ ጥዕቲ ሓመት ኣራክብኪ ማምየይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 💓💓💓💓💕💕💕💖💖💖💖💖💖💖

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  หลายเดือนก่อน

      ኣሜን 🙏የቀንየለይ ሐዓርዋይ ❤🙏

  • @selamYouTube-p4x
    @selamYouTube-p4x 2 หลายเดือนก่อน +4

    ብጣዓሚ ለባም ኣዳ❤

    • @Hadu_8
      @Hadu_8 2 หลายเดือนก่อน +1

      ደምርኒ❤

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  2 หลายเดือนก่อน

      😍❤🙏

  • @liliaregawi-ll5oz
    @liliaregawi-ll5oz 2 หลายเดือนก่อน +3

    እዞን ኣዶ ደስስ ክብለካ ❤❤❤ ምሰኪን ኣዶ❤

  • @wnyenegesti4791
    @wnyenegesti4791 2 หลายเดือนก่อน +3

    ደሰ ክብላ ዘን ሰበይቲ❤

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  2 หลายเดือนก่อน +1

      የቀንየልና መዓረይ ❤🙏

  • @Maryam-l2h2i
    @Maryam-l2h2i หลายเดือนก่อน

    ስምርየ ይ ብጣዕሚ ስ በሃሊ ብራንክ

  • @Selamtube-B21
    @Selamtube-B21 2 หลายเดือนก่อน +6

    ማሚየ ሸኮረ ሳምርየ ሓይል ብራንክ🥰

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  2 หลายเดือนก่อน

      ሰሉዋይ ❤

  • @GgHh-gw2fh
    @GgHh-gw2fh 2 หลายเดือนก่อน +6

    መበል እየ እና 👍❤❤❤❤❤

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  2 หลายเดือนก่อน +1

      @@GgHh-gw2fh ❤🙏

  • @sarabrhane-tb7jx
    @sarabrhane-tb7jx หลายเดือนก่อน +3

    ንፉዓት ኢኽን 😂😂😂😂በተለይ ዘን ቆልዑ በሲለን እየን 😂😂😂😂ጆኖ ይመቸያ
    ንስብኣይኪ ፕራንክ ግበርዮ ትብሉ👍ጠውቁ 🎉🎉🎉🎉

  • @LiLiBerhe1221
    @LiLiBerhe1221 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሰይ ተዐግሰቲ ለባም ኣዶ❤❤❤

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  2 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤

  • @Hi-y8wምንባር
    @Hi-y8wምንባር หลายเดือนก่อน

    ናይ ሳምሪ ደምፃ ደስ ክብል❤❤❤

  • @MaMa-h9t6p
    @MaMa-h9t6p 2 หลายเดือนก่อน +9

    ኣደዋይ መቀረት❤❤

  • @CuteGirl-s2v
    @CuteGirl-s2v หลายเดือนก่อน

    ሽሕ ዓመት የንብርክን 1000👌

  • @GalaxyKha-b7d
    @GalaxyKha-b7d 7 วันที่ผ่านมา

    ጃኖ ቢሱሩ ደይትኻኣለት 😂ይመችኽን❤❤

  • @HggfreGtttghhjj
    @HggfreGtttghhjj หลายเดือนก่อน

    እዛ ቆላዑ ኣማርር ኣራስን ኣቢለናአን ንማማ ግን ሳሚሪ ካ ኣታሓሳስባ ብራንኪኪ ጎቦዝ ኪ ግን ንእሽተይ ዘስተዌዓለኪ ትግጠሚ ኪ ዋ ክምስ ኣይትበሊ ከም ኤልዳና ትርር በሊ ፀምረር ካኣሊ እና i love ምስ ደቂኪ ካዓ ሳሚሪተይ ክፈትወኪን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  หลายเดือนก่อน

      🤣🤣🤣❤🙏

  • @Taemetube-bo5xo
    @Taemetube-bo5xo หลายเดือนก่อน

    ብልፅቲ ኣዶ❤❤❤❤

  • @Maregዪቲብ
    @Maregዪቲብ 2 หลายเดือนก่อน +8

    ፅቡቃት ስድራ ❤❤❤

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  2 หลายเดือนก่อน

      ❤🙏

    • @Hadu_8
      @Hadu_8 2 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ❤

  • @MohamedDebesh
    @MohamedDebesh 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኤልዳናዋይ እንኮዕ ዳሕና መፃኩኪ ናፊቀኪ ነይረ❤❤

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  2 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤🙏

  • @WxIb-g7k
    @WxIb-g7k 2 หลายเดือนก่อน +5

    ማዓርይ ኣዶዋኒ😂❤❤❤❤

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  2 หลายเดือนก่อน

      😍😍😍🙏

  • @EyerusalemHmaryam
    @EyerusalemHmaryam 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣደዋይ መዓረይ😂 ልኣኽን ለ ውዒለናልክን💞💞

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  2 หลายเดือนก่อน +1

      🤣🤣🤣🤣🤣❤🙏

  • @DyanaDiyana
    @DyanaDiyana 2 หลายเดือนก่อน +2

    😮ክክክክ ኣብየት ክነቕሓ ዘን ቆልዑ 😂😂😂😂😂እዘን ኣዶ ግን ይመችየን ጓል ግዜ ይመስላ ንቕሕቲ ❤❤❤

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  2 หลายเดือนก่อน

      ብጣዕሚ ❤🙏

  • @Wegenemekonen-y9m
    @Wegenemekonen-y9m 2 หลายเดือนก่อน

    Eway eten qolueu gn meraseno eyen 😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤ tsiwon Maryam kab kufu tahalwena🙏🙏🙏

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ኣሜን መዓርዋይ ❤🙏

  • @Êndertãwti
    @Êndertãwti หลายเดือนก่อน

    ኣይ ሳምሪ እዙን ቆልዑ ካበይ እኺ ትእክብየን 😂😂 ሳምሪ ማዓተብ ግብሪ እንቤተዋይ😌❤

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  หลายเดือนก่อน

      @@Êndertãwti እሹኒ ❤🙏

  • @ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ
    @ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ หลายเดือนก่อน

    ዋው ደቅኪ ከይ ኣድነቅክወን ኸሓልፍ ኣይ ደልይ ሳምሪየ🎉❤ ገለ ዓይነት ፕራንክ ካኣ ተሓድር ዶ ያ ነገር ናማማ ነገር😅😅😅ግን ትዕግስተኛ ሓማት ኣለባኪ♥️👌

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  หลายเดือนก่อน

      @@ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ 🤣😍❤🙏

  • @HelenHagos-yn7ch
    @HelenHagos-yn7ch 2 หลายเดือนก่อน +5

    Legerem beranek tugmat sedera❤❤❤❤❤❤❤

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  2 หลายเดือนก่อน

      ሄሉዋይ ❤🙏

  • @malataregawe8730
    @malataregawe8730 2 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዓሚ ለባም ኣዶ❤❤❤❤

  • @Gixgfd
    @Gixgfd 2 หลายเดือนก่อน +7

    ከምዚኢን ሓማት ልኩሉ ካሎኦት ምካናማ ምወሰናልኪ ዝሮ ልሊ ጃኑ ኤልዳና ኣይተካኣላይ prank ምግባር ይመችይን😂❤

  • @yyghhu9146
    @yyghhu9146 หลายเดือนก่อน

    ኣረ ይምችክን ማሚየይይ❤❤❤❤❤❤❤

  • @NorehaAli
    @NorehaAli 26 วันที่ผ่านมา

    ማሚተይ ማዓረይ ቻይና ድዩ ያ😂😂😂😂❤❤

  • @bryebrye2008
    @bryebrye2008 2 หลายเดือนก่อน +1

    ሳምርየይ ፅብቅተይ ሓማተይ ከምዚአን ተመንየ🤣

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  2 หลายเดือนก่อน +1

      ናይ ብሓቂ 🥰 ብረይዋይ ይግበረልኪ 👍

  • @tmmm4016
    @tmmm4016 2 หลายเดือนก่อน +3

    ደስ ዝብላ እዘን ስድራ ❤❤❤❤

  • @Fujk-f4c
    @Fujk-f4c 2 หลายเดือนก่อน +5

    ኣየ ማማዋይ ❤ቻይና ድዩ እማ😂😂😂😂😂

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  2 หลายเดือนก่อน

      🤣🤣🤣❤🙏

  • @SalamSha-wl4tm
    @SalamSha-wl4tm หลายเดือนก่อน

    ዋውውውው ፅሪይቲ ዝኮና ሓማት❤❤❤❤

  • @yetewhadoljoch
    @yetewhadoljoch 2 หลายเดือนก่อน +5

    ከቢድ ብራንክ ማማየ ሓላል ዝብልኣ ጠፊእወን ❤ሳምሪ ከ ማማ ሪኤናኪ ድዩ ኣብ መኪና ዋላስ እተን ቆልዑ ስለዝነገርኤን ከወፃፅኣ እዩ 😂

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  2 หลายเดือนก่อน

      😍😍😍 ክተወፃፅአኒ ባ 🤣🤣🤣 😍❤🙏

    • @SelamTesfay-me1qy
      @SelamTesfay-me1qy 2 หลายเดือนก่อน +1

      ብሚላ ክአትዋኣ ደልየን እኳ እዩ😂

  • @gjshsh1337
    @gjshsh1337 2 หลายเดือนก่อน

    ጃኖየ ምቅርተይ ዘለዋ ፀባይ እግዚአብሔር ብጥበቡ ያዕብየልኪ ደቅኺ ሳሚሪየ❤❤🎉🎉

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  2 หลายเดือนก่อน

      የቀንየለይ መዓርዋይ ❤🙏

  • @سارةاحمد-س5غ
    @سارةاحمد-س5غ 2 หลายเดือนก่อน

    ብሓቅ ማሚየይ❤

  • @RahelEndalw
    @RahelEndalw 2 หลายเดือนก่อน +1

    ፅቡቃተይ❤❤❤

  • @feetsfwef3563
    @feetsfwef3563 2 หลายเดือนก่อน +5

    ፁቡቃት ስድራ አብ ዉቅሮ ድክን ዘለክን ❤❤❤❤❤❤

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  2 หลายเดือนก่อน

      @@feetsfwef3563 መቐለ ኢና መዓረይ 😍

  • @سلامخعفوي
    @سلامخعفوي 2 หลายเดือนก่อน +2

    ጃኖ አሰሒቃትኒ ገወዘ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @YasinAli-x9p
    @YasinAli-x9p 2 หลายเดือนก่อน +9

    ሓያል ፕራንክ እተን ኣዴና ክልብማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኽን ንኹልክን ኣዴና ዘለወን ትዕግሰቲ🙏🙏🙏ኣብ እምነትና የፅነዐና ፈጣሪ

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን 🙏 የቀንየልና መዓርዋይ ❤🙏

    • @YasinAli-x9p
      @YasinAli-x9p 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@WeyniDemtsuኣባኺ ዘለወን ክብረትን ሓልዮትን ክነቅሓ ክንደይ ሰበ ኣሎ እንኳን ደቅኺ ረኢና ዋላ ፕራንክ ይኹን ናበላሰ ብተብሃለኳ ዝኣምንሰ ናይ ብሓቂ ክብርቲ

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  2 หลายเดือนก่อน

      @YasinAli-x9p የቀንየልና መዓረይ ❤🙏

  • @MaMa-h9t6p
    @MaMa-h9t6p 2 หลายเดือนก่อน +2

    ሳሚሪየይ ይፍተወኪ እየ ❤

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  2 หลายเดือนก่อน

      @@MaMa-h9t6p የቀንየለይ መዓርዋይ ❤🙏

  • @SAa-pv8vy
    @SAa-pv8vy หลายเดือนก่อน +1

    አፍፍፍ የኔ ናት😢😢😢😢😢

  • @samirahkfch8417
    @samirahkfch8417 2 หลายเดือนก่อน +2

    mehrtey ayney adeway❤❤❤missss u

  • @Smert-g6f
    @Smert-g6f 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣደዋይ መቀረት❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @KingKing-e3g
    @KingKing-e3g 5 วันที่ผ่านมา

    Ze reaction aytehtsereyo,,,,esu eyu temelkati leseheb,,, be terefa harif serah eyu ketselalu

  • @rgruerhswhd3330
    @rgruerhswhd3330 หลายเดือนก่อน

    ምስ ስብኣይኪለ ምጺ

  • @DjdhEnenej
    @DjdhEnenej 2 หลายเดือนก่อน +2

    ለባም ኣደ ተቆጢዓ❤❤❤❤❤❤

  • @VioBip-q2d
    @VioBip-q2d 2 หลายเดือนก่อน +1

    እፍ ደስ ትብላ❤❤❤❤

  • @SamiBirhane-o3o
    @SamiBirhane-o3o หลายเดือนก่อน

    Neana ewun Kem nayki hamat yhabena tkela eikn g

  • @FhgfFhhf-f5j
    @FhgfFhhf-f5j 2 หลายเดือนก่อน +3

    ትኽክል መጀመርታ ካ ልመስል የለን❤❤❤

  • @ብርሃንደሰታማሓሪ
    @ብርሃንደሰታማሓሪ หลายเดือนก่อน

    ደሞ ደምርኒ ሳምሪተይ❤

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  หลายเดือนก่อน +1

      ደሚረኪ ❤

  • @alaytmael2576
    @alaytmael2576 2 หลายเดือนก่อน

    Azin ade lebam eyen ❤

  • @ዓዊ
    @ዓዊ 2 หลายเดือนก่อน +2

    ማማ ክብርቲ❤❤

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  2 หลายเดือนก่อน +1

      @@ዓዊ ❤🙏

  • @mhrettewele2514
    @mhrettewele2514 หลายเดือนก่อน

    Abeyt Nay eta ade akli zegerm

  • @Meri-o1h
    @Meri-o1h 2 หลายเดือนก่อน +2

    mukurateyy❤❤❤❤

  • @genettesfay-j9k
    @genettesfay-j9k 2 หลายเดือนก่อน +1

    ወይ ሐማት ንበይና ዐይነት ሽልማት የድልያ አእዩ

  • @ተግራይዝዓደይ
    @ተግራይዝዓደይ 2 หลายเดือนก่อน +6

    እዋይ ሳምርየ ፀይቁልኪ እኮ 😁😁😁🙈🙈 እረ ቻይናዊ ከይከዉን 😋😋

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  2 หลายเดือนก่อน +1

      🤣🤣🤣🤣 ፀይቁለይ ጋለይ ❤🙏

    • @Salam-q6j
      @Salam-q6j 2 หลายเดือนก่อน +1

      😂😂😂

  • @Abeba1985
    @Abeba1985 2 หลายเดือนก่อน +3

    እተን ቆልዑት ኪነፈዓ ጺብቃት

  • @YewhinVlogs21
    @YewhinVlogs21 2 หลายเดือนก่อน +1

    ደምራኒ ተጋሩዋይ ክምልስ እየ❤❤❤

  • @SamriSamri-wk7eu
    @SamriSamri-wk7eu หลายเดือนก่อน +1

    በርቲዒ ምስ ደቅኪ ❤

  • @ትግራይ
    @ትግራይ 2 หลายเดือนก่อน +2

    ማማዋይ ምስክን ትሓድር ዶ ከይዳ ያ😅ዘን ቆልዑ ከዓ ክነቅሓ😂❤

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  2 หลายเดือนก่อน

      🤣🤣🤣🤣🤣😂😂😂😂❤🙏

  • @roozrozate
    @roozrozate 2 หลายเดือนก่อน +1

    ናምሕረተይ ትዕግስቲ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @WeyniDemtsu
      @WeyniDemtsu  2 หลายเดือนก่อน

      ብጣዕሚ ❤🙏