🔴መንፈሳዊ ሕቶታት ብምክያት በዓለ ጰራቅሊጦስ ምምስራት ትምህርቲ ሰንበት ደብረ ጽዮን ምስካየ ስዱዳን ማዓስከር ማይ ዓይኒ ኣብ (ኣዲስ ኣበባ)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 7 มิ.ย. 2023

ความคิดเห็น • 15

  • @xhv5054
    @xhv5054 ปีที่แล้ว +2

    _ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ቅዱስ እግዚአብሔር አምላክ_

  • @KedsanWeldgerges
    @KedsanWeldgerges 15 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤

  • @nastnettesfagaber6546
    @nastnettesfagaber6546 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen kal hiwet ysmaelna egzabeher xegu yebzahalkkumu❤❤❤❤

  • @user-db5hu8wh3f
    @user-db5hu8wh3f ปีที่แล้ว

    በእውነት ቃለ ህይውት ያሰምዕልና ዝማሬ መላእክት ያሰምዕልና ክቡራትይ ❤

  • @AlemYirga-ge6so
    @AlemYirga-ge6so ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤ኣሜን !ቃል ህይወት የስመዓልና!!!! ❤❤❤❤

  • @E_Y_O_R_S_A_L_E_M
    @E_Y_O_R_S_A_L_E_M ปีที่แล้ว

    ቃለ ሕይወት የስመዓልና ብሩኻት፡ እግዚአብሔር ኣምላኽ ሕይወትኩም ይባርኽ።

  • @user-cf8fo8li4b
    @user-cf8fo8li4b ปีที่แล้ว

    እሰይይይይ ፀጋኡ ያብዘሐልኩም ፍቅራት አሕዋተይ አሓተይ

  • @simonkifleyesus3929
    @simonkifleyesus3929 ปีที่แล้ว

    እግዚኣብሔር ኣምላኽና ሰላሙ ይሃበና ኣጆኹም በርትዑ ንፉዓት ሓቢርና ነገልግለሉ ግዜ ይሃበና

  • @freweynihailemichael3385
    @freweynihailemichael3385 ปีที่แล้ว

    Aseyyy shkorinatattt yehwateyyy egziabher amlak xegue yebzehelkum kuburat yehwateyyy ajekum

  • @yesus_goytayu1233
    @yesus_goytayu1233 ปีที่แล้ว

    አሰይይይ እዞም ደቀይ ብጣዕሚ ደስ ዘብል መደብ ቀጽልዎ በርትዑ👏👏👏 ጐይታ ጸግኡ የብዝሓልኩም 🙏✝️❤️

  • @user-xz2ix2xm5f
    @user-xz2ix2xm5f ปีที่แล้ว

    Amlak xegau yebzhalkum

  • @user-nm5kw3tw7u
    @user-nm5kw3tw7u ปีที่แล้ว

    አሰይይይ ድሰሰ ክብሉ

  • @eluelu259
    @eluelu259 ปีที่แล้ว

    ክብሪ ንወሃቢ መንፈስ ይኩን ብምቅጻል ግን ኣብ ጉዳይ ሽመት እየ ክዛረብ ደልየ መጋቤ ኣዲስ,ሊቀ ጉባኤ,ሊቀ ትጉሃን,ሊቀ መዘመራን,ቦክረ ዘማርያን ወዘተረፈ ኢልኩም ሰይምኩም ኣለኩም እዚ ግን እንታይን?ከመይን ዝበለ ሰብ ድዮ ዝወሃብ ወይ'ስ ጸርፊ ኢኩም ሰይምክሞም ስለዚ ዘይናይ ቤተክርስትያና ሕጊ ኣይትግበሩ.

    • @eluelu259
      @eluelu259 ปีที่แล้ว

      ስርዓት ቤተክርስትያን እሞ ከምዚ ኣይኮነን ከመይ እንተእልካኒ ንኣብነት ኣሸብር ኣብ ትሕቲ መን? ኣቦ ኮፍ ኢሉ ምስጢር ኣራቂቁ/ወይ ኣደላዲሉ ኮይኑ ኢዮ መጋቤ ኣዲስ ኢልና ሰይምናዮ ኣለና ትብሉ ኣሕዋት አረ ድፍረት እዮ ኣብ መዓስከር ህዝቢ የረጋግእ ኔሩ እይሞ ኢልካስ መተባብዒ ስልማት ይወሃብ እምበር ጥር ኢልካስ መጋቤ ኣዲስ ጸወታ ኮይኑ እቲ ማዕርግ.

  • @AbrahamTesfazghi-pf4xi
    @AbrahamTesfazghi-pf4xi ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤