#Zaramedia

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 1 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 74

  • @Zaramedianet
    @Zaramedianet  4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Hello family! Pls subscribe, share, & like us. Support us Zelle/cash app-571-622-8891. Be a member donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/1b6a40d7

  • @ማማG-o3i
    @ማማG-o3i 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    ጀጋኑ አሕዋትና ማራ እና ንኮረዐልኩም ❤❤❤🎉🎉 አስታልን ቀፅለሉ እዚ ሰካራም ምስ ፀላእቲና ኮኑ ዝሰረሖ ዘሎ ሽርሒ ንትግራይ ዝበታትን እዩሞ ተቃለስዎ አጀኩም

  • @LetayKmariyam
    @LetayKmariyam 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሕጅዉን ሕወሓት በርትዓ ካብ 50 ዓመት ንላዓሊ ኪትሰርሕ እያ

  • @Zabbie-b4r
    @Zabbie-b4r 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    Selameletegeraye

  • @GereGeru
    @GereGeru 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ጀጋኑና ኣዟኩን በሪታዓ

  • @gebremedhinnegash9898
    @gebremedhinnegash9898 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Thank you Stalin
    For your program

  • @SibhatLemlem
    @SibhatLemlem 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    አብዙእዋን እዙይ ትግራይ ዝሕምሳ ዘሎ ፃድቃን ዝበሃል

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      በጃ ጻድቃን ውሕጅ ይሰድካ ጀነራል ጻድቃን ትግራይ ከውሕሳ እዩ

  • @abrahamgebremedhin7854
    @abrahamgebremedhin7854 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Thank you Zara media Rey good discussion

  • @zemaryamboy6794
    @zemaryamboy6794 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እስታሊን ጅግና ከምዘን ኣሕዋትና ዋዕሮታት ናብ ሚድያ እንዳቕረብካ ከምዚ ዓይነት ዘተ የድሊ እዩ ብጣዕሚ ፅቡቕ ገይረን ገሊፀንኦ እየን።❤❤❤❤ ስለዚ ቀፅለሉ ኣድላይ እዩ

  • @tesfayhailu700
    @tesfayhailu700 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Thank you asefu Abeba Stalin it is educational ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @teklehaymanotassefa4687
    @teklehaymanotassefa4687 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    የኛ ሚድያ

  • @tirhaswelu
    @tirhaswelu 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Wow Jigen 🙏👏❤️‍🔥

  • @nigistyg.b4354
    @nigistyg.b4354 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤🎉❤🎉❤

  • @MerhawitTeklay-b2r
    @MerhawitTeklay-b2r 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Thank you stalin ajokum 🙏❤❤❤❤

  • @LetayKmariyam
    @LetayKmariyam 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጀጋኑ በርትዕ

  • @TeshemeTadese
    @TeshemeTadese 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ምቅላሰይ ዋላ እንተዘይፀላእኹዋ እዚ ሰብ እዚ ከሰምዖ ከለኹ ግን ኣብ ሕቶ ምሎክት ኮነይኑ ኣሎ ።ስታሊን ግን ቃልሲኻ ምእንተ እቲ ውፁዐ ህዝቢ ከይደኸምካ ተቓለስ ዝሓወይ ።

  • @Woldu-s8u
    @Woldu-s8u 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ህወሓት ክሕተት ተኾይኑስ ደብረፅዮን ሓቲትካ ንጌታቸው ትገድፈሉ መስርሕ ዘሎ ኣይመስለንን። ኩሉ ኣብ ጊዚኡ ምሕታቱ ኣይተርፍን። ሽግርና ቅድመ ተኸተል ኣቐሚጥካ ምስራሕ የድሊ። ህወሕት ኣይጠፍእን ክፍለጥ ኣለዎ። ህወሕት ክወርድ ይኽእል እዩ። ብካርዲ መረፃ ጥራሕ። ወታደራዊ ዓወት ናብ ፖለቲካዊ ዓወት ክቕይርዎ ኣይካኣሉን። መን ምኻንኩም ፈሊጥናኩም።

  • @freybare5825
    @freybare5825 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    What I believe is that there is one Tigray and one love.❤

  • @harfemengesha3845
    @harfemengesha3845 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Thank you Stalin, being brought out this waerotatna❤ proud of them ❤

  • @Zabbie-b4r
    @Zabbie-b4r 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Srlame

  • @dejengerezgiher1947
    @dejengerezgiher1947 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Please please Tigray hamak keyrekba

  • @assefatsadik7288
    @assefatsadik7288 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እስታሊን ጅግና ሃውና ጌታቸውን ፃድቃን እስኪ ብኡነት ትግራይ ይመርህ አለኩ ክብለና አሎ ነገር ግን ትግራዋይ ካብ ጫፍ እስካብ ጨፍ ብጥምየት ይውዳእ አሎ ምን ዝጠቀምዎ ነገር የለን ንባእሎም ንስልጣን ድልድል ይቀላጠፉ አሎው እንበይ ሓደ ጠብ ትብል ቁምነገር ዝሰርህዎ የብሎምን ህጅውን መሲሉና እንበይ ብህወሓት ሽፋን ኮይኖም ዝመፅኡና ተገልቢጦም ፀላኢ ትግራዋይ ክኮኑና አይመሰለናን ነይሩ ህጅ ግን ስነ ምግባሮም ተቀይሩ ውሽጡውሽጡ ተግባሮም ናይ ጸላእትና ማዳሪያ ኮይኖም ሽርሂ እዮም ዝሰርሁ ዘለው እና ብቅልጡፍ ምስ ሙሁራን ትግራይ ክመያየጡሉ ይግባእ ተይዘይኮይኑ ትግራዋይ ክጥቀም አብ ስደት ተመዛቢሉ ዘሎ ትግራዋይ ናብ መረበቱ ከይምለስ አብ መከራ ዝነብር ዘሎ ትግራዋይ ሰማኢ ስኢኑ አብ መከራ እዩ ዘሎ በጃኩም አብዚ ህጅ እዋን ትግራይ ሰማኢ የብላን ተቆርሚማ ትውዳእ አላ

  • @hafteab6188
    @hafteab6188 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😢

  • @timzig9343
    @timzig9343 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Thank you so much Stalin

  • @asenaashenafi7665
    @asenaashenafi7665 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Thans stalin

  • @yohannesiv4300
    @yohannesiv4300 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እዞም ጀኖሳይድ ዝፈፀሙ ከዳዓት ንምንታይ እዮም ስጉምቲ ዘይውሰደሎም ዘሎ TDF እንታይ ይሰርሑ ኣለዉ?!

  • @assefatsadik7288
    @assefatsadik7288 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ንትግራይ ዘድልያ ፓርቲ ቁፅረን ምውሳክ አይኮነን ዘድልየና ሓደ ወይም ክልተ ውድባት እንበይ ውድባት ምፍልፋል ንኢዋሉ መአከቢ እንበይ ዝጠቅምዎ ነገር የብሉን

  • @SibhatLemlem
    @SibhatLemlem 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እንደርታ ደርጊ ዘዳቐሎም መንነት ዘይብሎም ጒሓፋት እዮም መቀለ ተሰግሲጎም ህዝቢ ትግራይ ይሕምስዎ አለዎም ፃድቃን ብታራክ ተሓ ታቲ እዩ

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መሓውር ጌታቸው ኣሰፋ ብሓቂ ዘየትስእ ናይ ድቃስ መድሓኒት ተወጊኡሎ ፣ጌታቸው ኣሰፋ እንታይ እዩ ዝገብር ዘሎ ?

  • @IsraMohammed-e1q
    @IsraMohammed-e1q 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ዋእ ዞምባንዳታት ትግራይ ፖሊስ አሲሩ ናብሕጊ ክቀርቡ አለዎም

  • @asgedomasgedom408
    @asgedomasgedom408 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    በዓል ፃድቃንን ኣበበች ተ.ሃማኖትን ካብ ዘዘለዎ ተኣኻኺቦም ሕዝቢ ከባልዑን ትግራይ ንኽበታትኑ ዝገብርዎ ዉዲት ሕዝቢ ትግራይ እዙይ ተረዲኡ ነዞም ሸየጥቲ ዓዶም ባንዳታት ጠቕሊሉ ናብታ ቡትቶ ዝተኣማመኑላ ዓዲ ከባርሮም ከምዝኽእል ተስፋ ይገብር። ሊያቡ ናይ ዩኤን ዶላራት ኽከፋፈሉ እዮም መፂኦም።

  • @selam5239
    @selam5239 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    የቐንየልና ስታሊን ፈኛቱራ ዝኾነ ጂኦለስቲክ ከምዙይ ምግላፅ አለና ናይ ፁርያት ህዝቢ ትግራ ይ ዝፈሰሰ ደም ይፍረድካ ጆነሳይደር

  • @GdeyGher-y2x
    @GdeyGher-y2x 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Nay behaki tegaru yess

  • @dejengerezgiher1947
    @dejengerezgiher1947 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Haki

  • @awelseid1580
    @awelseid1580 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሕዝብና አሰተውእል አዞም ካሐድቲ ክኸኻፍልኻ ዝደልዩ ዘለው ካሐድቲ አስተውእሎም ተጠንቀቆም አንድርታ ዘይብላ ትግራይ ማሐት እንታይ ማለት እዩ ።

  • @assefatsadik7288
    @assefatsadik7288 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እስታሊን ጅግና ሃውና ትግራዋይ አብ አዳማን አብ አዲስ አበባን ይልምን እዩ ዘሎ ዝተፈናቀለ ትግራወይ ፈቀድኡ ተበቲኑ አብ ልመና እዩ ዘሎ ንምንታይ ናብ መረበቱ ዘይምልስዎ እስካብ መአዝ እዩ ሱቅ ዝተባሃለሉ

  • @sarahkuhen2180
    @sarahkuhen2180 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ንምኒታይ ዘይኢሰሩ ትዲኤፊ እንታይ ይሰርሑ እለው

  • @gizealemaraya4505
    @gizealemaraya4505 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ካብ ማይ ሃፍቲ ሰሪቁ እዩ ተባሪሩ

  • @Natan-u3x
    @Natan-u3x 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መን ካሐትት

  • @GebregergsGebreslasie
    @GebregergsGebreslasie 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ወደበ ዘይብላ ትግራይ ዝብል ፍጹም ቑቡል ኣይኮነን እቲ ዋናን ኣወራን ጸገም ባዕላዊ እዩ እቶም ጸላእቲ ይደልይዎዶ እንተኮይኑ ሕቶ ዘድልዮ ኣይኮነን ንድሕነትና ፈውሲ ናብ ውሽጢ ምጥማት እዩ እንታይ ገበረ ዝህዝቢ ኮሎል ኣይተብልዎ ትሓቒ ይፍለጥ ኣብ ንቕሓት ተመስሪቱ ዘዋጾ ይፍረድ

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሓደ ሓቂ ክነግረኩም እዚ ብስም 70 እንደርታ ተደራጅዮ ዘሎ ንትግራይ ክብትን ዝተዳለወ ፀረ ትግራይ ህዝቢ እንደርታ ብግልፂ ክቃወሞ ተዘይክኢሉ ሓደጋ እዮ።ዋ !!!!

  • @AbboWennbber
    @AbboWennbber 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ትዕምት ናይ ተጋሩ ኮይኑ ኣይፈልጥን ንነዊሕ ግዘ ኣብ ኣደመ(ቤት ፅሕፈት ህወሃት)ዘለው ዘረፍቲ ስግዑ ጊሕፆም ምስወድዑዎ ዓፅሙ ክቁርጥሙ ሐዚ ዝበክይሉ ትካል ዕዩ! ሐዚ ዝደናገር ትግራዋይ የለን ንሓይለ ደደቢት በልዎ!

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጌታቸው ሎምውን ፣መንእሰይ ናዕቢ ክውልዕ ክቕስቕስ ውዒሉ ፣እስታሊን ነዚስብኣይ እዚ ትግራይ ክሳብ ትፈርስ ዲና ንፅበዮ ዘለና????

  • @LetayKmariyam
    @LetayKmariyam 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሕጂ እዉን አይኮነልኩምን አኒትም ባዳታት ደርጊታት

  • @Nunu-i1r
    @Nunu-i1r 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Ato Getachew please leave alone Tigray. Go to your boss. You are more and more sounding like your boss every day. It does not work in Tigray. If you love Tigray, hope you will resign soon.

  • @WeldieDimtsuTedla
    @WeldieDimtsuTedla 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Bring a picture of Debretsion with this guy, isak, etc.

  • @Woldu-s8u
    @Woldu-s8u 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    TDF ሓደ እባ በሉዎም?TDF ብመስዋእትኻ ዘድሓንካያ ትግራይ ባንዳታት ከየጥፍኡዋ። ገበነኛታት ናብ ትግራይ ከይኣትዉ ምክልኻል ናይ መን ሓላፍነት 'ዩ? ህዝቢ ኩለ ከስተባህል ኣለዎ። መንእሰይ ትግራይ እወ ቃልሱ ኣንፃር ባንዳታት ይጀምር። ፃህያይ ብገንኡ!

  • @tesfuhilu5401
    @tesfuhilu5401 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Adewa 1 2 3

  • @Natan-u3x
    @Natan-u3x 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ነዶ ነስካ አንሐና ኮ ለለ ኢና ንብል

  • @Wahismai
    @Wahismai 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዚአን ደቅ ዐድኻ ለያቡ አየን ሐሰዉቲ ይአኽለኩም

  • @Nunu-i1r
    @Nunu-i1r 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    What is his language?

  • @Wahismai
    @Wahismai 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ማንም አረግቶት እንተምፃእኻ ዝሰሞዐካ የለን ሓሳዊ ሓሳዊ አ!!!

    • @AftomAftom-yi8oo
      @AftomAftom-yi8oo 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኣደኻ ንባዕላ ኣራጊት እያ ወዲ ቆንቋን

  • @SteveGb-l5b
    @SteveGb-l5b 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Banda yezi demo yigermal

  • @berhanberaki5045
    @berhanberaki5045 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Why is TDF is quite when Bands causing rifts amongst the people of Tigray? I just don’t understand are you waiting after the people of Tigray shooting each other? ስታሊን: ነ ዓባ ጸጥታ ሰራዊት ሓደ ነገር ይግበር? ሓዊ ኣጉዶ ሃልሃል ምስበለ ንምጥፍኡ ቀሊል ኣይከኣልን። ግዜ ከሎካ ካልእ ግዜ ኣይጸበ

  • @wediofla3230
    @wediofla3230 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Stalin,
    I do not hear you critizing Mongorino and Alem Gebrewolde. You always give them free ride for whatever nonsense they say.
    Dr. Debertsion has to cast them aside if he wishes to be accepted by all Tigrayans.

  • @Welqaithumera
    @Welqaithumera 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣቤት ሓሶት ዶኩመር በፈፍ-በፈፍ ሽረዋ kkkkkk

  • @ማማG-o3i
    @ማማG-o3i 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ጀጋኑ አሕዋትና ማራ እና ንኮረዐልኩም ❤❤❤🎉🎉 አስታልን ቀፅለሉ እዚ ሰካራም ምስ ፀላእቲና ኮኑ ዝሰረሖ ዘሎ ሽርሒ ንትግራይ ዝበታትን እዩሞ ተቃለስዎ አጀኩም