ዕላል ምስ ብሪጋዴር ጀነራል ኣብረሃለይ ክፍለ ራብዓይ ክፋል || PART 4
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 12 ก.ย. 2024
- ዕላል ምስ ብሪጋዴር ጀነራል ኣብረሃለይ ክፍለ ራብዓይ ክፋል || PART 4
#eritrean #Eritreancomedy #Eritreanfilm #Eritrea
#Eri #ዜና_ስፖርት_ትግርኛ #ቢንያም #ግርማይ #ቃለመሕተት #ቃለመጠየቅ #binyam #grmay #eritreansong
#binyamgrmay #ብንያም_ግርማይ #WEDI BRI
#eritrea #eritreanmovie #eritreanmusic #eritreanmusic #eritreanfilm
"Mestyat Betna | ጀርመናዊት ሚኒስተር ሎሚ ኣብ ሰማያት ኤርትራ ዘጋጠማ ጸገም"
@mestyatbetna
"Gere emun part 161 | ገሬ እሙን ክፋል 161"
#ዋልታሓርማዝ #ሓዳሽተኸታታሊት #ፊልም_5ይ_ክፋል
5A | Eritrean Drama - Walta Harmaz (Part 5) - jan. 20, 2024 - ERI-TV"
"EriZara - እጃም - Part 19 || New Eritrean Series Film 2024 By Salih Seid Rzkey (Raja)"
"New Eritrean Comedy Top 10 Joke Tefu ተስፉ
ብርሃነ ''ርሑስ በዓል ጥምቀት''
"NEW ERITREAN FILM 2024 SELMI HASAB S2 EP 10 ሓዳሽ ናይ ትግርኛ ፊልም ሰልሚ ሓሳብ 2ይ ምዕራፍ 10 ክፋል#eritreancomedy"
@HabtomEntertainment
"Mihretaeb Michael New Eritrea Music 2024 (REBAE) ምሕረትኣብ ምካኤል ረባዕ"
"New Eritrean Series Movie 2023 Lbi Yu Zrie "ልቢ ዩ ዝርኢ" by M.Teame & Jemal Salh መበል part 10 መወዳእታ Season 1"
"ምቁር ውድድር ኣብ ህድሞና - ሰሚር Vs ኣምበስ New Eritrean Show 2024"
''ህወሓት እንዳተገዓረት ድኣ ስቃይና ተናውሖ'ላ እንበር ሞታስ ግድን'ዩ!'' ሙዑዝ ግደይ /PHD/_Interview With Muuz Gidey /PHD/"
#ዶክተርሻሮን
#eritrea #tigray #tigrigna #ጥዕና #ዜናትግርኛ
#eritrea #ethiopia #tigray"
#@gDrar
"እንዳ ዝማም - ክፋል 228 - Enda Zmam (Part 228), jan 07, 2024 - ERI-TV Comedy"
"ህድሞና - Part 30 - ክንፈትሖም'ዶ ብ ሉና ኣማኑኤል
Series Comedy Drama - New Eritrean Series Drama 2024"
#HidmonaTV291
"Akrem Jemal - Ayhasebkwon -ኣይሓሳብክዎን"
#hdmonanebarit #hdmonaKnfetHomDo
#hdmonaFilm
@HDMONANEBARIT @moreinfo22
@hdmonapromotion1119 @dankurshow1050
#aanmedia #eritrea #ethiopia #sudan
#tigrignamusic #eritreantiktok #tikokmusic
"Issak Okbay - Tsinley - ጽንዕለይ - New
Eritrean Music 2023 - Tigrigna Music (Official Video)"
#eritrean #eritreanmusic #erey #erna #yemanebarya #patroit #habeshamusic
"New Eritrean Tigrigna Music 2023 - Issak Okbay - Tsinley ኢሳቕ ዕቅባይ - ቕጭነይ - Eritrean Music 2023 Wedi Zemach Rezene Alem Nahom Prima Salem Goitom - Hot Music 2023"
#amenmusic #eritreanmusic #ethiopianmusic
#tigrignamusic
#amenentertainment #amenity #amenity
#amenmusic
#Eritreanmovie #Fnoteabewmedia
#Part/156#eritreanmusic #Eri-TV
#Gere_Emun_Part_161
#እንዳ_ዝማም_ክፋል_228
#ገሬ_እሙን_ክፋል_160
#ዋልታ
#tigrignamusic
#መደብ ዋልታ
"እንዳ ዝማም - ክፋል 229
"መልሲ ኣብ መስመር | melsi ab mesmer - Eri-TV Game Show, jan 6, 2024"
#መልሲ #ኣብ #መስመር
#Saeyet
#kieleyo
#ኤርምያስ_ክፍለዝጊ
#Lbi_yu_Zrie #ልቢ_ዩ_ዝርኢ
#ERISAT
#እዋናዊ_ሓበሬታ_ኣብ_ሰዓታ
#eritreanmusic #tigrignamusic #Saeyet
#NewEritreanMusic2024 #Eritreanmusic
#ERITREA #Eritreanpolitics #Eastafrica #ERISAT
#Unity #News #news
#Eritreannews #ERITREANNEWS
#afar #afer #qafar #eritreanmovie #tigrignyamovie
#tigrignyafilm
#eritreansong
#eritreanmusic #erisat
#Eritreanmusic #Eritreansong #Eritreannewso
#NewEritreansong #MusicofEritrean
#MusicTgirigna#EritreanBest #NewEritreanSongs
#NewEritreanMusic #BestEritrean #Eritreannewmusic #Tigirignamusic #Eritreanbestmusic #Eritriantigirgna
#tigirigna#besttigrignamusic #Eritrean Drama
#Eritreanbestfilms #Eritreanbestfilm
#Eritreandrama2024 #Eritreandrama2021 #ERISAT #eritreanprisoners
#eritreanesurat #ري ساتEritrean_music
#tigrgna_music #hyesa_music
#Eritreansong #Eritreannewsong #NewEritreansong
#MusicofEritrean #MusicofTgirigna
#EritreanWeddingMusic #Eritrean WeddingSong #EritreanBestGuayla #Eritreanawdametmusic
#EritreanAwdametguayla #EritreanAwdametsong
#NewEritrean Songs #NewEritreanMusic
#BestEritreanguayla #Eritreannewmusic
#Tigirignamusic #Eritreanguayla #Eritreanbestmusic
#Tigringiamusic
#Ethiopian_CatholicSong #HawassaCatholicSong #EthiopianCatholicMezmur#EthiopianCatholicChurch #Catholic
#Eritreansong #Eritreannewsong #NewEritreansong
#MusicofEritrean #MusicofTgirigna
#EritreanWeddingMusic #Eritrean WeddingSong
#EritreanBestGuayla #Eritreanawdametmusic
#EritreanAwdametguayla #EritreanAwdametsong
#NewEritrean Songs #NewEritreanMusic
#BestEritreanguayla #Eritreannewmusic
#Tigirignamusic
#Eritreanguayla #Eritreanbestmusic
#Eritriantigirgnaguayla #tigirignaguayla
#Besttigirignaguayla
#besttigrignamusic #besttigrignaguayla
#EritreanWeddingMusic #OldEritrean Music
#OldTghirignaMusic #Eritreanderfi #OldEritrean Songs
#Eritreanfilm #Eritreannewmovies #Eritrean Dramas
#Eritrean2020bestdrama #Eritreanbestfilms
#Eritreanbestfilm #Eritreandrama2020
#BestEritreandrama #EritreanBestdrama2020
#TigrignaDerfi
#TigrignaDrama #Derfi Tigrigna Eritrea
#DerfiTigrigna Ethiopian #NewTigirignaDerfi
#Hadish TigrignaDerfi #TigrignaBahlawiDerfi
#TigrignaMeraDerfi #HadishDerfi Tigrigna
#eritreanmusic
#mezmurcatholic #eritreancatholicmezmur #addisababa #catholic #catholicchurch #catholicism #eritrea #eritrean #eritreanmusic #mezmur #mezmure #mezmurcollection #new #2023 #2023video #2023new #catholic #ethiopia #ethiopian #catholicsonline #ብኣባላት_ካቶሊካውያን_ኤርትራውያን_ማኅበር_መድኃኔ_ዓለም_ኣዲስ_ኣበባ
#EritreanCatholicMezmur #SaintAntonioAsmara #Tigrigamezmur
#Ruthmezmur#TigrignaMezmur_ArayaYoseph #TigrignaMezmur#gospelsong#TigriniaMusic #gospelsong#Ruth Tigrinya#ArayaHabte
ትድንጉየና ኣላ አዛ መደብ ቤላ ቤላ ኬፍ ዘለኦ ታሪክ❤❤❤❤
Aygermkan Kedimkani beunt
You are amazing thanks my haro 🇪🇷 god bless to erterawe people and to you my lovely erterawe 🇪🇷 ❤️
Firstly, thank you for the people who organised the interview . Secondly, thank our patriotic general for telling us your story. What I mean is our story our fathers story our grandfather story our beloved nation story and I hope patriotic people like you come out document their story us well. long live 🙏 our hero I can't wait part five .
Very precise memory. Your narration flow is like yesterday .
መቸም አርካናትተጋደልትና ቅድሚ ምስ ደርጊምውጋክኩም አብ ውሽጥኹምዘሕለፍኩሞ ቃሎሲ ቆጺርካ አይውድአን እዩ ከም ወርቂ ብሐዊ መሪር ፈተና የሕሊፍኩም ኢኹም። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አርካናት ገድልና ነዚ ኩሉ ሐሳረ መከራ የሕሊፍኩ አብዚ ❤❤❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣርካናት ገድሊ 🇪🇷❤️🙏🏾🩸! Our story is unique please continue to tell us 🙏🏾
Thank you for this very helpful information about Eritrea 🇪🇷
ጅግና ብጣዕሚ ዘድንቕ ሓይልን ብርተዐ ብልሓት እድመን ጥዕና ን ይሃብኩም ፈጣሪ❤
ወዲ ክፍለ ጅግና❤❤❤
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ እንዳደንጎየ ብሃንቀውታ ንጽበያ አለና
አንቋዕ ብሰላም መጻአካ ብ/ር ጀነራል ኣብርሃነ ክፍለ ታሪኽ 2ይን ሓድነታዊ ጉባኤ ህዝባዊ ግንባር ኣብ 1987 ዝተገብረ ስምረት ክትገልጸልና ይጽበ ኣለኹ ። ❤❤❤❤❤❤❤❤
Good job, thank you for your service General 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
Thank you for your service our hero B/G Abrahaley🇪🇷🙏
I was waiting to hear more history from our heroe
ኣይትደንጉይና እባ በጃኹም
Good job on the interview process as well as topics.
ዝገርም ናይ ትማሊ ፍጻመ ዝዛረብ ዘሎ ይመስል ከምዚ ናይ 60 ሰብዓ ዓመታት ዘዐልል ዘሎ ኣይመስልን ። ካልእ ልክዕ ናይቲ እዋን ዝመስል ስሚዕቱ እምበር በዚ ዘለዎ ደረጃን ርዲእትን ንሓሳቡ ዘየዘንብዕ ምዃኑ ኣብዘን ተዛሪብወን ዘሎ ተዓዚበ እሞ ዝቅጽል ብኸምኡ ክውድኦ እትስፎ መምስ መድረኹ ዝኸይድ ዓይነት ሰንትሜንት ክጥቀም።
ጀራል ኣብርሃለይ ማራ ኢዩ ኬፍ ዝህበኒ.... ቅድሚ ሕጂ ውን ብዛዕብኡ ዝተዛረብዎን እሱ ዝገብሮምን ሓጸርቲ ቃለመጠየቕ ሰሚዐ ኣለኹ... He is my favorite ጀረናል
አብርሃይ ጨጓር ዳንጋ አሪካ ጅግና
ናይ ባሓቂ መሃረ ታሪኽ
ታሪክ ሰውራ ኤርትራ መቸም መዘና አልቦ እዩ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
I so proud being Eritrean 🇪🇷❤🇪🇷❤
Agedasi Zantan Meharin mesatin eu emo behareta nixeboyo eu jigna General Ayana❤ ❤
ክብረት ይሃበልና ዋርሳይ ፋርስ ብሉጽ መደብ ጀጋኑ፣ ዘይትድገሙ ኣርካናት ገድልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም፣ ቀጻልነት ክህልዎ ሓደራ ውዕሎ ጀጋኑ ብከምዚ ክቐርብ ናብ ህዝቢ ነማሕጽነኩም።❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ክቡር ብጻይ ብርጋደር ጀነራል ኣብርሃለ ክፍለ። ምስ'ቲ ዘለካ ነዊሕ ተመክሮ ህዝቢ ካባካ ብዙሕ ሓቀኛ ዛንታ'ዩ ዝጽበ። እንተኮነ ግን ተራ ናይ ቆልዑ ዕላል ከይመስል መታን ክትጥንቀቅ ኣለካ። ንታሪክ ስለዝኮነ ህዝቢ እስንዶ'ዩ ዘሎ ብተገዳስነት ክትሕዞ ክላበወካ እደሊ እየ።❤።
Medenageri dlayu yzareb mena kola zereba nzareb nfalet ena defar
ዝተጻሕፈ ይጻሓፍ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራን ሻዕብያን መስፍን ሓጎስ ጺሒፍዎ ኢዩ ሓደ ሓደ ዝተረፈ ይህሉ ኢዩ እሰን ከኣ ፕረዘንቲ ኢሰያስ እንተ ኣስዒብወን ንጽበ ናይ በዓል ኣብርሃለይ ታሪኽ ሂወቶም ይጽሓፉ ሻዕብያ ማለት መስፍን ሓጎስን ኢሰያስን ኢያ
እንቋዕ ብዳሓን መጻኣካ ብርጋደር ኣብራሃለይ ከፍለ።።ንመስገን ንኩላትኩም።
Eritrawyan kuber mennet ❤
Super Lovely Program keep going 🥰🔥🔥🥰 !!
Eritreans telling the true story🇪🇷❤
We love you so much ❤️
ናይ ብሓቂ መሳጥን ሳሓብን ኣተራርኻ የቀንየለና ኩቡር ብርጌደር ጀነራል ኣብርሃለይ ክፍለ ከምኡ ድማ ኩቡር ጋዘጠኛ መንግስትኣብ ዕድመን ጥዕናን ድማ ይሃብኩም ፈጣሪ ♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👌👌
Wawww amazing story ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣይትድንጉዩና በጃኹም ንመጀመርያ ግዜ ክቡር ገዲም ተጋዳላይ ብሪጋደር ጀነራል ኣብርሃለይ ክፍለ እሞ ንክልቲኡ ውድባት ጽቡቕ ጌሩ ዝፈልጦ ምስ ሙዃኑ ብዙሕ ንመሃር ኣለና የቐኔልና ካልኦት ክስዕብዎ ከኣ ተስፋ ኣለኒ፡ ስቕታ ገዳይምን ሰብ ቅያን ተጋደልትና ክስበር ታሪኽ ንደቆም ከመሓላልፉልና ንትስፎ
Bhaqi bruk haw
Brgadel jenral'l abrhale kef'e yesab tenan edmen🙏 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
ሆርዳታ ሚድያ ምስ ጀነራል አብርሀለይ ነመስግነኩም ።
❤ 🇪🇷 🎉 !!!
ዕድመን ጥዕናን ኩቡር አቦና ክብረት ይሃበልና ስለ እቲ ኩሉ አገልግሎትኩም አጋላልጻኩም ብአካል ከምዝርአነዮ ጌርኩም አብሪህኩምልና የቀንየልና🙏❤️🇪🇷❤️🙏
ኣታ እዝስ ንበይኑዩ ኮሪዔልካ ጂግና!
ድኻምካ ከይጸብጸብካ ተንትን በጃኻ 🇪🇷❤
Kxbeya zxenahku❤🇪🇷🇪🇷🙏
5ይ ኽፋል ኣይትደንጉዩ
ይበል ኣገላልጻ ሓቅታት ኣብራሃለ፡ ኣብ 2ይ ጉባኤ ግን ብሓይሊ ሰበይቲ ዝዓመጸ ወይ ግብረሰዶም ዝፈጸመ እዩ ብሞት ክቕጻዕ ዝተወሰነ።
Welcome deki Eria
Aytdenguyuna eba entay da abe semeite mese atena kemza himake sebeyti wow gele aynet tarik yu eska ke ayana zameselu tenebibome zeywedo metshaftei alewo be behade amtsewome tariki suke elka aykeberen yu ne dekena entay ena kineblome hagere yala ezi 2 metshafe yewetso yu 65000 metshafe kitshafe alewo tack yekenalna deki eri ajokume ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤ Btami tiaum ilal des.zebl.
ኣኮይ ጅግና 🇪🇷🐪💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽
ብዝኣባ ስጋዊ ርክብ ዝተዛረቦ ርዕሱ ዝካአለ አርእስቲ እዩ ማእረ ክንደይ ንተፈጥሮ ይቃለሱ ኔሮም ንስለ እዛ መሬት መደብ ስርሓሉ
ጀ ፡ አብረሃለይ ፡ ክፍለ ፡ ጅግና ፡ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጅግና 🇪🇷🥂
እንቋዕ ብሰላም መጻእኩም
ንበሩልና ኣርካናት ጀጋኑና ብክልተ እግራ ክትረግጽ ኤርትራና ኣናብስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣሜን ❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣነ ኣብዞም ናይ ቀደም ተጋደልቲ ዝለዓለ ኣኽብሮት ኣሎኒ ምንም እካ እዚ ሕጂ ዘሎ ኣሰራርሓ ፍጹም ዘይድግፎ እንተኾንኩ እዞም ክቡራት ተጋደልቲ ግና ኣኽብሮት ኣሎኒ ጀጋኑ እዮም ጀጋኑ
Goo job gin tedunuguyina aleku pls🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Welcome deqi eri jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷👍🇪🇷
Make it one houre please
ክክክክክክክ
Kondaf agame
Mesati Tarik, b gubu tizikro mehlawka ka Azu sahabi atarark. Kibret yehabelna B/G Abrahaley. Bhanqowta kintsebeya Ena 5y kifal.
አነስ 9 ዓመት መድፍዓጂ ኮይነ ኩቡር ጅንራል አይሓንቀኩን ከምዚ ትብሎ ዘለካስ ብካ ባ አብ ግዜ ጀብሃ ተወሊድና ክክክክ።
ሓው ኣብርሃለይ ምስ ምሉእ ኣኽብሮት
ኣማውታ ዶክተር ፍጹም ከመይዩ ኔሩ ካብ ኣፍካ ክንሰምዖ ንደሊ
ክፍለ ሓውና good to see you, it is long time. after 1998, እቲ ፡ ኹሉ ምሉእ፡ ዕድሜኻ፡ ዝተጎዓዝካዮ፡ ጉዕዞ፡ ብዙሕ ግድላት ፡ ኣሕሊፍኩም። ነገር ግን ኣዛ መጽሓፍ ናይ መርክሲዝም ፡ ሌኒኒዝም፡ ዝበልካያ ግን ንዓና ንኤርትራውያንስ ፡ ኣብረሰና ድኣ፡ እምበር ኣይጠቐመናን ፡ ምኽንያቱ ካብቲ ዝበልካዮስ ሓዳርካ ፍታሕ ዝብልን ፡ ከምዚ ዝኣመሰለ፡ ኣጋንንታዊ መምርሒ፡ ንድሕሪት ተመሊስኩም፡ ክንደይ ኤርትራዊ በሊዓ ከምዘላ እንተዝስነድ ክንደይ ምሓሸሞ፡ ካብኡ፡ ተበጊስኩም ከኣ ካበይ ናበይ ኣሎና፡ እግዚኣብሄር ምስትውዓል ይሃብኩም። ልብኹም ይዓቢ እሞ፡ ንዓኻትኩም እገድፎ። እንተዘኮነ ግን ድሕሪ ሞት ፍርዲ ኣምላኽ እዩሞ፡ ከይሓለፍኩም ከሎኹም ንስሓ እተዉ፡ ክብለኩም እደፍር። ብዙሕ ናይ ንጹህ ደም ከምዝፈሰሰ፡ ካብ ኣፍካ ይርድኦ፡ ኣሎኹሞ፡ እዚ ናይ ኮሚኒስት ናይ ቻይና፡ ናይ ራሺያ መምርሒ ፡ ጨካን መንፈስ ብጣዕሚ የሕዝን እዩ። በትሪ ሓቅስ ትሓቅቕ እምበር ኣይትስበርን ከምዝብሃል፡ ዘይተነግረ እምበር ዘይተነግረ የሎን። መቆየት ደጉ ብዙ ኣሳየን። ምቕናይ ጽቡቕ ፡ ብዙሕ ንሰምዕን ነርእን ኣሎና። ኣነ ዝብለኩም ግን ብፍላጥ ብዘይፍላጥ ፡ ብድፍረት ፡ ናይ እግዚኣብሄር ቃል ተሓላሊፍኩም ኣብ ዕድሜኹም ምሉእ ዝገበርኩሞ፡ ካብ ቃል ኣምላኽ ፡ ወጻኢ ዝኾነ ፡ በጃኺም ንስሓ እተዉ እብለኩም ኣሎኹ። ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ዘዳግም ካብ ምዕራፍ 28 - ስጋብ ምዕራፍ 34 ዘሎ ኣንብብዎ ኢኹም። እየሱስ ዘሎዎ ህይወት ኣሎዎ፡ እየሱስ ዘይብሉ ህይወት የብሉን። ድሕሪ ሞት ከኣ ካብቲ ቅኑዕ ፈራዲ ዝኾነ እግዚኣብሄር ኣሎሞ ኩሉኹም ንዑ ናብ ንስሓ ንዑ። እዝኒ ዘሎዎ ይስማዕ።
ሕቶ ነብራሃለይ ክፍለ፡ ብዛዕባ ተኽላብ ገብረመስቀል ዝምልከት፡ ከምኡ ድማ ብዛዕባ 6ሚልዮን ምስ ኣለም ለማ ዮውሃንስ ጸጋይ፡ ዘምህረት ዮውሃንስ፡ ምውጻእ ስርሒትን፡ መህረምቲ እቲ ገንዘብ ዘውጸአን፡ ህተተለይ፡ እቲ ሰራሕተና ናይቲ ባንኪ ዘነበረድማ ዳዊት ኣስጎዶም ይባሃል በሎ።
ብጣዕሚ መሳጢ ታሪኻዊ ገድሊ ኣይትደንጉዩና
Uyyyyyyyy 45 deqiq gberluna pls
🇪🇷👍👌
Is thus interview about Baduri important?
ጀ ፡ አብረሃለይ ፡ ናይ ፡ ጀግና ፡ ጀግና🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እዛ ሰብኣይ ኣብ ክንዲ ኣብቲ ቀንዲ ቀንዲ ዘተኩር ኩሉ ዝዝርዝሮ እቲ ታሪኩ ክጽብቀሉ እምበር ። ንምካኑ ከ ከምዚ ገበርና ከምዚ ተተገብረ ክትብል ካብ መሬት ዝዓርበካ እቲ ዝተቃለስካሉ ዕላም ኣበይ ኣሎ ሰብ ኣይ ክምስል ከኣ ይደሊ ሰብኣይ ሓደ እሰያስ እዩ ዘሎ ካልኦት ጊላታት ናቱ ኢክን ንሱ ከኣ ከምዝደለዬ እንዳ ገበረ ሃገር ካብ ኣብ ትሕቲ መግዛእቲ ዝነበረቶ ዝከፍእ ኣጽኒትዋ ሕጂ እንታይ ኢካ ትብል ዘለካ ። ኣብ ሳግም ነርካ 1987 ምስ ሓድነታዊ ጉባኤ ናብ ህግ ተሓዊስካ ትክ ኣቢሎም ከኣ ካላኣይ ናይ ዉጩ ኣዛዚ ክሰ ኮንካ። ግን ዓቅምካ ምስቶም መራሕቲ መሳርዕ ከማን ኣይትዋዳደርን ። ሕጂ ዝባሃል ስለ ዘይብልካ ገዓት ተበላዕና ጎቦ ተጎየና ትብል ኣለካ ተራዝኮነ ዘረባ እዩ እዚ ።
❤❤❤❤
ጂግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏💐💐💐
Kkkkkkkķ😂😂😂😂😂
Welcome deneral
Hopefuly bi melkie netshaf kitsehaf
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤💯💯💯💯
General ata amilak tueme!
Hager
Selam
Kirstan
Wedibat
Kunat
Weyane
Jebeha
Werarat
Naxinet
Egeda
Tehaluff abuz bexihika,
Shaeba ab belihe sefe eda debel zeneber eu! Kuku diheriy hager.
Medati tarikn elaatun
መርሓባ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Abotat hager yekenelna deki hzbawi gnbar
ኣብርሃለ ክፍለ ኣብ ሰውራ ብመቃልስቱ ከም ተበላጺ ፖለቲከኛ ኢዩ ዝፍለጥ ! ዘዕልሎ ዘሎ ዛንታ ድማ ምንም ፖለቲካዊ ትሕዝቶ ዘይብሉ ሕንቅልሕንቅሊተይ ኢዩ ።
ኣርባዕተአን ክፋላት ናይ ኣቦና ብርጋዴር ጀነራል ኣብርሃለይ ክፍለ ተኸታቲለየን እንዳዛነየ ታሪኽ ዘስንቕ ድንቂ ኮይኑ ረኺበዮ። የቐንየልና መደብ ሆርዳታ። ከም ለበዋ ከምዚ ዝኣመሰለ ህያው ታሪኽ፡ ሕዋስ ኣንነት ዘይተጠምዖ ታሪኽ ጀጋኑና ከተቕርቡልና ምኽኣልኩም ኣብ መደብኩም ክሳብ ክንደይ ተገዳስነት ከምዘለኩም ዝእምት መርኣያ'ዩ። ከምዚ ዓይነት መደብ ካብቶም ሰብ ታሪኽ፡ ምስ ህዝቦም ዝነብሩ ዘለዉ ጀጋኑና፡ ዋላ ንኽቡር መራሒና ከይተረፈ ካብቲ እንዳዛነየ ዝምህር ዛንትኡ ሰኒድኩም ኣብ መደብኩም እንተተምጽኡልና ክንደይ ምተሓጎስና።
ተኸታታሊኹም ካብ ዓባይ ብርጣንያ።
Desss zibil comment anbibe Tigrigna haftam quanqa mukanu dima Kab xuhufka teazibe 😍kubur Seb kubur qalat y’tiqem thank you 🙏
🇪🇷🏆🇪🇷🏆🏆🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪
abrhaley meflas hasawi tarika bedhrit konka belxat sebat teketel nerka neabenet doctor fexufm gebra selase
I don't like the attitude and unprofessional approach of the interviewer...
🐪🇪🇷❤✊🐪🇪🇷❤✊
Edme nmnyelka general gzie gn please
ጀነራል ወዲ ሃይለ ጽቡቕ ገይሩ ዘርዚርዎ ኣሎ ጀንራል ኣብርሃለይ ድማ ዘይተጸበኽዎ ኣዝዩ መሳጢ ዕላል
ኣከለጉዛይ በል ብስላዕ ከይትሕመል 💪💪💪
ዃዂቶ ኩኹይ ኣብ መሬት
ድርቁስ ሕስይ ሕስይ
😂😂😂😂😂😂😂
Kixibeya keniye aytdonguyna deki rimey shabiya malet kemziu awet nihafash
bejaka mexhaf tihafo belo nikubur g abrhaley
Butsotey abey alewu aytibilin ezi kulu halifka??
B/General abrahale Be the evil with dictator isaias (agame). your generation and your people and your land will continue to pay the cost tomorrow after tomorrow and after tomorrow
Kkkkkk mehasi dka neska Geba teri
ኣብርሃለ ፥ ቀንዲ ቀንጻሊ ናይቶም ተጋደልቲ ዘቀትሉ ዝነበረ ወይጦ ኢሰያስ ኢዩ።
እንታይ ኢዩ ዝብል ዘሎ እዚ ሰብኣይ ወላ ኣይ ሓዝናዮን ኣለና ካብ ፍርሒ ዲዩ ካብ ምጥንቃቅ ዕላል ቆልዑ ዘውግዕ ዘሎ። ኣፍ ምስ ተኸፍተ ርእሲ ይምዘን ክባሃልሲ ከምዚ ኢዩ ወይ ጉድ ኣረጊት ቆልዓ
በጃካ ትም በል ናይ ዘበን tiktok ኣይኮነን ዝሕኪ ዘሎ ። ክትርድኦ ፈትን ።
ካብዞም ስድታት ቆለኡ ኣብ ጵርግያ ዝዒበዩ ኢካ ትመስል ቅድም ስነምግባር ተማሃር ድሕሪኡ ተዛረብ።
@@ahferomgebremedhin3289
ተጋጊካ ዝ ሓወይ ።
Ayteredeanin bel bizereba Wufuy zixememe eznika nayzi Jigna elal Kemey geru kirdeaka melmexi🤫🤫
ታሪኽካ ይነግረካ ኣሎ በቲ ዝርዳኣካ
Bejakum mara tednguyuna alekum ezi agdasi Tarik eyu
እንድዒ'ምበር ኣብቲ ግዜ ክፍልታት ከመይ ከም ዝነበረ ንምግላጹ ቀሊል ኣይኮነን። ግና ኣብቲ ሕጊ ጀብሃ ዝነበረ መጀመሪታ እታ ላሓ ተንዚም እትብሃል እዮም ዘንብቡልካ። ግደፍዶ ምንዝርና ኣልኮላዊ መስተ ምስታይ እውን ናይ ሞት መቕጻዕቲ እዩ ዘፍርድ ዝነበረ። ኮይኑ ግን ንጌጋ ዝፈጸመ ባዕልኻ ግደፍዶ ንመራሒኻ ንተራ ተጋዳላይ ብኢደ ወነንካ ምህራብ ኣይፍቀድን ዝነበረ። እቶም መራሕቲ ፋሲላ ይኹኑ ወይ ሓይሊ ተኣኪቦም እዮም ዝኾነ መቕጻዕቲ ዝውሱኑልካ። እንተ እቲ ናይ ሞት መቕጻዕቲ ዘቕጽዕ ንላዕላዋይ መሪሕነት እዮም ቀጥታ ኣሲሮም ዝሰዱኻ ወይ ዘመሓላልፉልካ።
እዋይ ፍቅሪ ሕሱም
ኣያታት ገድሊ!