ፃንሒት ምስ ንሮማን ዘምፀኣ ኣባል መከላከያ - ፃዕሪ ወዲ ወረደ ልዑል ኔሩ ፡ ዓደይ ጎንደር እያ ትብል ፡ ኣብ መንገዲ ቡዙሕ ፈተናታት ኣጋጢሙና መቀለ ኣቲና

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 192

  • @ሉላጓልማርያምኵሓ
    @ሉላጓልማርያምኵሓ วันที่ผ่านมา +18

    ንህዝቢ ወልድያ የቀንየልና ብጣዕሚ ኢና እነመስግን ብጣዕሚ ጅግና ኢኻ ነጋሽ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ እግዚአብሔር ክብሩ ያሃብካ ብጣዕሚ ኢና እነኽብረካን እነፈትውካን የቀንየልና ❤❤❤❤❤

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ክብረተይ💚💚💚💚💚💚

  • @haftomGidey-i3y
    @haftomGidey-i3y วันที่ผ่านมา +6

    መጀመሪያ ንህዝቢ ወልድያ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ነጋሽ ሓዉይ ካዓ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ

  • @peace-x9s
    @peace-x9s วันที่ผ่านมา +10

    ጽቡቕ ስራሕ እታ ሐፍትና ናይ አእምሮ ምህዋክ ጌራ ሰሚዓ እሞ ናብቶም ተጋደልቲ ሐውስዎ ናይ ምዝካር ዓቅማ ክምለስ ተክእሎ አሎ ምክንያቱ ናይ መጨረሻ ምስኦም ስለዝነበረት

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ክብረተይ💚💚💚💚

  • @Weyni-lm1hv
    @Weyni-lm1hv วันที่ผ่านมา +10

    ❤ዋዕሮና ጀግና ተጋዳልቲ እንካዕ ብሰላም ናብ ሀገርኪ ትግራይን ቤተሰብክን አብፅሔኪ ሽኮረይ❤

    • @TesfayGeremedhin
      @TesfayGeremedhin วันที่ผ่านมา

      ናይ ምንታይ ሀገረ ትግራይ

  • @FitawGirmay
    @FitawGirmay วันที่ผ่านมา +11

    ቅድምያ ምስጋና ናብዝይ ክትበቅዕ ዝገበርዋ ንማ/ሰብ ህዝቢ ወልድያ ❤❤🙏

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ክብረተይ💚💚💚💚

  • @GrtachewKiros
    @GrtachewKiros 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ጅግና ብጣእሚ ነመሰግናካ ንፎቱ እዛይ ኹሉ ውፃእ ውረድ እንካን ብሰላም ሸገርካዮ

  • @GebremikaelGebrekidan
    @GebremikaelGebrekidan วันที่ผ่านมา +10

    ብሱል ሰብ ብሓቂ❤❤👍👍👍👍👍❤❤

  • @AwetashTajebe
    @AwetashTajebe วันที่ผ่านมา +5

    ዕድምን ጥዕናን ይሃብክ እዝጋብሄር ይሃብካ ዝሓውና።

  • @tessemamizer9907
    @tessemamizer9907 วันที่ผ่านมา +8

    ተባረክ ዝሀወይ ❤❤❤

  • @اشواق-س6ج
    @اشواق-س6ج 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    መከላከያ ድየ ዝሰማዕኩ😢ክልተ ግዜ ሞት😢

  • @stpual1
    @stpual1 วันที่ผ่านมา +9

    Thank you all for your kindness returning our hero to Tigray.

  • @BRHANUAweta
    @BRHANUAweta 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እዝጋብሄር ይሃብኻ የቅንየልና ❤❤❤❤❤ ብስም ህዝቢ ትግራይ ።

  • @alulahailesilassie5203
    @alulahailesilassie5203 วันที่ผ่านมา +3

    ብጣዕሚ ዝገርም ጥበብን ጥንካረን መስተውዓላይነት ዝተመልኦ ስራሕ ተባረኽ።

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ማዓረይ💚💚💚💚

  • @BrhaneHailemariam-sp2px
    @BrhaneHailemariam-sp2px วันที่ผ่านมา +4

    ተኾነ ካልኦት ውን ይህልው/ዋ ታይ ይፍለጥ ናይ እግዚኣብሄር ስራሕ፡፡

  • @tslalegebretsadk2956
    @tslalegebretsadk2956 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዲግና ሓፍትና እንኳዕ ብሰላም ኣተኪ ናብ መሬት ዓድኪ
    ሓውና እውን ብጣዕሚ ኢና ነመስግን
    ክብሪ ይግበአካ❤❤❤🎉🎉

  • @terhasgualtomfadeytihenaTDF
    @terhasgualtomfadeytihenaTDF วันที่ผ่านมา +3

    ተባረክ ጅግና ሓውና🙏

  • @stpual1
    @stpual1 วันที่ผ่านมา +22

    አይተ ነጋሽ አማረ ዓብይ ምስጋና ።

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 วันที่ผ่านมา +1

      ደምርኒ ማዓረይ💚💚💚💚💚

  • @tsgabugebremaria3829
    @tsgabugebremaria3829 วันที่ผ่านมา +4

    ተባረኽ ጀግናና

  • @Weyni-lm1hv
    @Weyni-lm1hv วันที่ผ่านมา +1

    ❤ጀግና ብጣዕሚ ፁቡቅ ስራሕ ሰሪሒካ❤ዘርእካ ይብዛሕ ።ግን ንሕክምና ዘድልያ ኩሉ ሓገዝ ይግበኤና እዩ ንምእንተ ህዝቢ ትግራይ ክትብል እያ እዛ ዋዕሮና አብዚ ደረጃ በፂሓ አብ ስቃይ❤

  • @selamawitakelom6305
    @selamawitakelom6305 วันที่ผ่านมา +7

    ጀግና ኢካ

  • @ሰናይት-ኈ2ጸ
    @ሰናይት-ኈ2ጸ 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏ተመስገን

  • @MehariZekariyas
    @MehariZekariyas 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ዘርመንዘርካ ይባረኽ

  • @jemulamohamed9109
    @jemulamohamed9109 วันที่ผ่านมา +6

    ሱቅ ጥዑም ሎሚ ለ ትግራዋይ ኣብ መከላከልያ ሎ

    • @hadastekle2644
      @hadastekle2644 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Ewe Engera koynuwom kem srah ember kem elama zriewo aymeslenin

    • @sabafekadu911
      @sabafekadu911 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      አነ እውን ከምኡ እኮእየ ክብል ፀኒሐ ናይ ቀደም ዝነበረ ድዩ ናይ ሕጂ

  • @MhretTades
    @MhretTades วันที่ผ่านมา +1

    ተባለክ ጅግና 🙏

  • @WelduShifare
    @WelduShifare 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    God Bless You Gashe Negash Amare

  • @salamsalam1464
    @salamsalam1464 วันที่ผ่านมา +1

    እግዚአብሔር ይባርካ አምላክ ምሕረት የዉርደላ❤❤❤❤

  • @mebitigraweyti
    @mebitigraweyti วันที่ผ่านมา +1

    እንካዕ ብሰላም መሬት ዓድኪ ኣርገጸኪ ዛ እምበይተዋይ ዋዕሮ😢❤❤❤

  • @kirosalemHadgu-z2i
    @kirosalemHadgu-z2i วันที่ผ่านมา +2

    የቀንየልና

  • @TeddyNegash-o1t
    @TeddyNegash-o1t วันที่ผ่านมา

    ተባረኽ

  • @MengstabHailu
    @MengstabHailu วันที่ผ่านมา +1

    ክብሪ ምስጋና ይግበኣካ

  • @girmaygebru-cg9sr
    @girmaygebru-cg9sr วันที่ผ่านมา +1

    thank you brother🙏🙏🙏

  • @SurprisedJellyFish-bp5cf
    @SurprisedJellyFish-bp5cf วันที่ผ่านมา

    መጀመርያ ል ህዝብ ወልዲያ ሞስጋና ይግበአኩም ብመቅፃል ደማ ጅግና ሓውና ዕድሞን ጥዕናን ያሃብኻ ፈጣሪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ዋዑሮናለ እንኳዕ መሬት ዓዲኺ ኣሪገፀኪ እዛበተይ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @amelworkdesta4601
    @amelworkdesta4601 วันที่ผ่านมา +1

    Tank you 👍

  • @muezgezahgn1000
    @muezgezahgn1000 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Thank you all really much ❤

  • @TsigeHailu-v6s
    @TsigeHailu-v6s วันที่ผ่านมา +2

    ጅግና ሐውና ዕድመ ጥዕና ይሐብካ 🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @DgvDhv-q4l
    @DgvDhv-q4l วันที่ผ่านมา +1

    የኔ ጀግና♥️

  • @hailemariamteka7353
    @hailemariamteka7353 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ንህዝቢ ወልዲያን ኪ/ምህረት አገልገልቲን ክብሪ ይግበኦም

  • @FanusHalefom
    @FanusHalefom วันที่ผ่านมา +2

    ክቡር ሓው ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ የቅነየልና

  • @sendelsendelatklit
    @sendelsendelatklit วันที่ผ่านมา +4

    ክብረት ይሃብካ ክቡር ስብ❤❤

  • @ፃፀ
    @ፃፀ วันที่ผ่านมา +1

    መኮነን ገ/ማርያም ፀረ ህዝቢ እንበር ጉዱስ አይኮነን ኩነታቱ ሪኡ እዩ እንበር ኸዳዕ እዩ አይተመጉሱ ወስለቲ

  • @GOATFC2002
    @GOATFC2002 วันที่ผ่านมา +1

    ብመጀመሪያ ናይ መከላከያ አካላት ብጣዕሚ ክምስገኑ ይግባእ።
    ቀፂሉ ነቲ የዋህ ሚስክን ህዝቢ አማሓራ ልዕል ምስገና አለኒ። ምኽንያቱ እዞም አካላት እዚኦም ቅኑዓት እንተዘይኾኑ ነይሮም ምንም አይሳኻዕን ነይሩ። አበዚ ዝተማሃርናሉ ነገር እንተሃለወ ግን ካብ ፖለቲካ፣ዘርኢ፣ ሃይሟነት ንላዕሊ ሰብአዊነት ልዕሊኹሉ ምዃኑ ፍቅሪ ዝዘርእ ምዃኑ እዩ።

  • @aduylulatube
    @aduylulatube 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤ክብሪ ይግበአካ

  • @Haregte
    @Haregte วันที่ผ่านมา +7

    ንዛ ዋዕሮና ዘምፀእኻያ ክብረት ይሃበልና እንተ በዙ ሀዚ መከላከያ እየ ክትብል ግን የሕፍር እዩ😢

  • @ገሬሓበሻዊ
    @ገሬሓበሻዊ วันที่ผ่านมา +3

    ኩቡር ሰብ❤❤❤❤❤❤

  • @سليمه-ص3ذ
    @سليمه-ص3ذ วันที่ผ่านมา +6

    ተባረኽ ዝሓወይ ❤❤❤ህዝቢ ወልድያ ክብሪ ይግበኦ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @munaara4780
    @munaara4780 วันที่ผ่านมา +1

    ጀግና ሓውና የቀንየልና።

  • @TesfayGebru-v9q
    @TesfayGebru-v9q วันที่ผ่านมา +5

    ጎበዝ ዝምስገን ስራሕ'ዩ ብሓቂ

  • @RfdffHhfdd-iz5hi
    @RfdffHhfdd-iz5hi วันที่ผ่านมา +1

    ተባረክ ብጣዕሚ ለባም ስብ❤❤❤❤❤💝💝💝💝💞💖💖💖💖💖💖🥰🥰🥰🥰🥰

  • @medhinfrdu1842
    @medhinfrdu1842 วันที่ผ่านมา +1

    Thanks 🙏 bro god bless u ❤❤❤❤

  • @ሰላምሰላም-ዐ8ኸ
    @ሰላምሰላም-ዐ8ኸ วันที่ผ่านมา +1

    ዕድመን ጥዕናንይሃብካ ተባረክ ጀግናና❤❤❤

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ማዓረይ💚💚💚💚

  • @abeyhaileselassie3040
    @abeyhaileselassie3040 วันที่ผ่านมา +1

    GOOD JOB

  • @albirhane1763
    @albirhane1763 วันที่ผ่านมา +1

    ንጆነሳይደር #መኮነን ክተመስግኒ ሰሚዐኪ። ምልዮናት ተጋሩ ከምዘመዛበለ እንዳፈለጥኪ!

    • @AMAZE-ib4dk
      @AMAZE-ib4dk วันที่ผ่านมา

      በሽቃጥ ክንዲ ናቱ ስራሕ

    • @ArtistKMW16
      @ArtistKMW16 วันที่ผ่านมา +1

      ነቲ ብቢልዮናት ዝግመት ሃፍቲ ከኻዕብት ኣብ ልዕሊ ሚልዮናት ንፁሃት ተጋሩ ንዝፈፀሞ #ፀሊም ታሪኽ ሐዚ መሸፈኒ መጋረጃ ዝኸውን መሊሱ 30ሽሕ-50ሽሕ ዕኽቲ/ጦርዮ ስለዝተኾበ ኮ እዩ ክብሪ ይግበኦ ዝበሃለለይ ዘሎ...!!

    • @aregawiBeyene
      @aregawiBeyene วันที่ผ่านมา

      ብንቅር ይበሉ ሓሲዳት ንበይንኹም ትረፉ

  • @tomasfeshaye6319
    @tomasfeshaye6319 วันที่ผ่านมา +2

    Hmak tegrawey yelen nay bhaki thank you everyone tegaruweni betami des bhali eyu 😢🥲🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @GebregergsGeb-oi4ml
    @GebregergsGeb-oi4ml วันที่ผ่านมา +1

    ዕውትእኻብሓቂ/እንኻዕብሰላምኣተካናብዓድካ/ንሳውንብሰላምናብወለዳኣራከባልኡልፈጣሪ።

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ማዓረይ💚💚💚

  • @zenaanena1832
    @zenaanena1832 วันที่ผ่านมา +1

    ክብረት ይሃበልና ጅግናና❤❤❤ብሓቅ ብሱል ሰብ

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ማዓረይ💚💚💚💚

  • @WediGurum
    @WediGurum วันที่ผ่านมา

    ተባረክ ጅግና ሓውና

  • @NorehaAli
    @NorehaAli วันที่ผ่านมา +2

    የቅንየልና ዝሓወይ ግን ትግራዋይ ኮይኑ መክላክያከ አሎ ድዩ 😳😳😳

  • @macksyou3743
    @macksyou3743 วันที่ผ่านมา +1

    ህፃውንቲ ቖልዑ አብ በረኻ ደብርዬም መፂኦም::ኸዚ ካብ ስልጣን አይንወርድን ይብሉ አለው ዓገብ ግበሩ መራሕቲ ትግራይ::💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔

  • @muluwelday4144
    @muluwelday4144 วันที่ผ่านมา +3

    እድመ ይሐበልናፅቡቅዞሓዎይ

  • @Fujk-f4c
    @Fujk-f4c วันที่ผ่านมา +2

    ክብረት ይሃብካ ክቡር ሰብ❤❤❤❤❤❤❤

  • @እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ
    @እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ วันที่ผ่านมา +2

    _ሰናይ ንርእሱ ክፉእ ንርእሱ እዩ ስለቲ ጽቡቅ ግብርካ ኣምላክ ዓስብካ ይክፈልካ_

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ማዓረይ💚💚💚#

    • @እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ
      @እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ วันที่ผ่านมา

      @@tsegatsega238 _ቀደም ደሚረኪ እየዋ ኣነለ ከም ሃገረይ ዩቲብ ክካፍትሥ ኣከፋፍትኡ እስቲ ኣሪኢኒ💙_

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 วันที่ผ่านมา

      @@እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ 86ሳብስክራይብ በፅሕኪ ዶ ንአክይ ዝያዳይ💚💚💚

    • @እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ
      @እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ วันที่ผ่านมา

      @@tsegatsega238 _ኣረ አነ ኣይካፈትኹይ ደቂ ዓሞይ ዝኸፈትዎ እዩ_

  • @RahelGmariamRahel
    @RahelGmariamRahel วันที่ผ่านมา +5

    ጀጋኑ ደቃ ዐደይ

  • @ዮዳሄ_12
    @ዮዳሄ_12 วันที่ผ่านมา +4

    ክብረት ይሃብካ ክቡር ሰብ❤😍

  • @ንግሰቲግርማይ
    @ንግሰቲግርማይ วันที่ผ่านมา +2

    ሰብ ሓቂ🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @trustingod2549
    @trustingod2549 วันที่ผ่านมา +5

    Thank you so much the ppl of Woldiya for saving our sister.

  • @DhDh-o1d
    @DhDh-o1d วันที่ผ่านมา +1

    በጣም ነው የምናመሰግንህ 44:26 44:29

  • @UseNot-lr3wx
    @UseNot-lr3wx วันที่ผ่านมา +2

    ጀግና ወዲ ክብር ይግቦኦ

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ማዓረይ💚💚💚💚

  • @Mebrahtom-b9t
    @Mebrahtom-b9t วันที่ผ่านมา +1

    ናይ ብጣዕሚ ግዱስ ትግራዋይ ጂግና ትግራዋይ

  • @Mhalt-m7h
    @Mhalt-m7h วันที่ผ่านมา +1

    ተባረክ ዝሓወይ 😍😍🥰🥰🥰🥰🥰💗

  • @kidanutadele921
    @kidanutadele921 วันที่ผ่านมา +3

    Yeqenyelna zhawey

  • @TekluG.tensay
    @TekluG.tensay วันที่ผ่านมา +3

    jegna Tigraway anbesa

  • @Vip-j8f
    @Vip-j8f วันที่ผ่านมา

    ጅግና ሓውና ክብረት ይሃበልና🙏🙏❤💛

  • @KidaneSoda
    @KidaneSoda วันที่ผ่านมา +2

    ዓብይ። ሰብ ለባም❤❤❤❤❤❤

  • @BrhaneDanew
    @BrhaneDanew วันที่ผ่านมา +1

    ፈጣሪ ይሃብኻ

  • @DawitElyas-g6b
    @DawitElyas-g6b วันที่ผ่านมา +5

    ዝገርም ንሂወቱ ኣብ ሓደጋ ኣእትዩ ሂወት ሓፍቱ ዘድሐነ ጅግና ክሕገዝ ኣለዎ

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 วันที่ผ่านมา +1

      ደምርኒ ማዓረይ💚💚💚💚

  • @AkliluHagos-j9p
    @AkliluHagos-j9p วันที่ผ่านมา +5

    እድመ ይሐበልና ፅቡቅ ፍፃመ

  • @letenseagebremariam7738
    @letenseagebremariam7738 วันที่ผ่านมา +1

    Thank you oll for your kindness ❤❤❤❤❤

  • @TrhasTiti-dk5nq
    @TrhasTiti-dk5nq วันที่ผ่านมา +4

    ተባረክ ዝሓወይ

  • @salamahanalnasa3494
    @salamahanalnasa3494 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @JooklHookl
    @JooklHookl วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤እችሸ

  • @Taemetube-bo5xo
    @Taemetube-bo5xo 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @tsegatsega6520
    @tsegatsega6520 วันที่ผ่านมา

    ክብሪ ይሃብኩም ኣብዚ ናይዛ ሓፍትና ጉዳይ ላዕሊ ታሕቲ ኢልኩም ናብ መሬት ዓዳ ዘእተኩም ኣሕዋትና 🙏

  • @GebrehiwetTeame
    @GebrehiwetTeame วันที่ผ่านมา

    ክብሪ ይግብእካ ወዲ ዓበይቲ

  • @girmaydegefa4911
    @girmaydegefa4911 วันที่ผ่านมา

    👍👍👍👍

  • @fwrrdwef436
    @fwrrdwef436 วันที่ผ่านมา +1

    ክብሪ ይግበአካ እዩ

  • @KidaneKidane-z3h
    @KidaneKidane-z3h 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @asefawasmeromtekli8017
    @asefawasmeromtekli8017 วันที่ผ่านมา +2

    ትግረዋይ ኮይኑ ኣባል መከላኸያ። ትማሊ ምስ እዛ ሓውቱ ኣብ ሕድሕድ ተንሽን ኔሩ ማለት ኢዩ። ሕጂ ከኣ ዓቢ ካሕሳ ኪሒሱ፡ ብሓቂ ንፉዕ ብርዲኢቱ ወተሃደር ከምዝኮነ ከኣ የርእየካ።

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ማዓረይ💚💚💚💚

  • @gebreyesuselsa6998
    @gebreyesuselsa6998 วันที่ผ่านมา +1

    😢😢😢❤

  • @mebratgebreyesus7200
    @mebratgebreyesus7200 วันที่ผ่านมา

    ጀግና ሐውና ዕድመን ጥዕናን ይሀብኻ

  • @ኣፅበታይሁራሰለስተ
    @ኣፅበታይሁራሰለስተ วันที่ผ่านมา

    እዚ ወዲ ረግዕ ዝበለ ❤❤

  • @تقرييوسفتقريا
    @تقرييوسفتقريا วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @EeeeEe-v8w
    @EeeeEe-v8w วันที่ผ่านมา +1

    🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤😢😢

  • @teweldegirmay5649
    @teweldegirmay5649 วันที่ผ่านมา

    ንፉዕ ነጋሽ

  • @fthi3585
    @fthi3585 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤🎉

  • @bfhghfthfhfg5798
    @bfhghfthfhfg5798 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @MariamSorry-m6q
    @MariamSorry-m6q วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @naix3768
    @naix3768 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏🙏🙏💚💜💛

  • @TesfaMariyam-t9n
    @TesfaMariyam-t9n วันที่ผ่านมา

    ነጋሽሀውናብትግራይጦርነትተአሰርካተነርካንምንታይመከላከያንምንታይአትካምስTDFዘይትፅምበር😮

  • @Alemgodolo123
    @Alemgodolo123 วันที่ผ่านมา

    ብታ ናይ ቆልዓ ዝገበርካዬ የቐንየልና ምሕታትካ ግን ኣይተርፍን

    • @Albaadallbadr
      @Albaadallbadr วันที่ผ่านมา

      ማለት

    • @marrymarry825
      @marrymarry825 วันที่ผ่านมา

      😂🤣

    • @Fujk-f4c
      @Fujk-f4c วันที่ผ่านมา +1

      እንታይ ዘሐትት ኣለዎ ፅቡቅ ስለ ዝገበረ ድዩ ዋላ መከላክያ ስላ ዝበላ እንተኮይንካ ኣብይ እና ደብረፅዮን እንካን ተዓሪቆም😅 እኒእዉ ስቅ ኢልኩም ንሰላም ዘምሩ❤❤❤❤

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ማዓረይ💚💚💚💚

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 วันที่ผ่านมา

      ​@@Fujk-f4cደምርኒ ማዓረይ💚💚💚💚

  • @tsegatsega6520
    @tsegatsega6520 วันที่ผ่านมา

    ንደማመር እስቲ ተጋሩዋይ